Тёмный

ቑ1 - ስድራ ኣያ ኣብርሃ - (ዓይኒ መርፍኡ ዝጠፍኦ ከቢድ ፀገም - ወረዳ ኣሕፈሮም!!!) 

Wushatena Media
Подписаться 118 тыс.
Просмотров 102 тыс.
50% 1

• ቑ2 - ስድራ ኣያ ኣብርሃ - (3....
መ/ር ሙሉ “ንስድራ ኣያ ኣብርሃ ገዛ ኪራይን ቐለብን ዝኽእል ኣካል እንተሃልዩስ ባዕለይ ክሕብሕቦም እየ!!” ኢሉ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል እንሆ ሓዱሽ ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ ብምኽፋት ንኽትሕግዙ ዘርጊሑ ኣሎ። ስለዚ ኣካውንት ሃበና ዝበልኩምን ካልኦትውን ሙሉእ እምነት ሃልይኩም ክትሕግዙ እትደልዩ ወገናትና ነዚ ዕላማ ጥራሕ ዘገልግል ቀፂሉ ዘሎ ሓዱሽ ኣካውንት ክትጥቀሙ ከምትኽእሉ ንሕብር።
ሙሉ ሃይለስላሴ
ቴሌፎን 251914722907
ባንኪ ቑ. 1000286356412
ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ- Commercial Bank of Ethiopia

Опубликовано:

 

13 июн 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም እዚኣስ ንገለ ብርሃን ንገለ ፀልማት ከም ለማዓንቲ ነብዓ እይፍልጥን እሕዋተይ ማዓረይ ማሓርን ፍጣርን እግዚአብሔር አምላክ እዩ እሞ ምሕረት የውርደልኩም
@hagostekle617
@hagostekle617 5 лет назад
rshan rshan 😢
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет назад
@@hagostekle617 ናይ ሎምስ ዝገደደ እካ እዩ ስውነትይ ምቁፅፃር አብኒ ሓጎስ ሓወይ
@yednglmaryamlijnegnvcbf3548
@yednglmaryamlijnegnvcbf3548 5 лет назад
Ayiyyyy eski medhanialem ydreslkum akkkkkk
@mohammedhakami1584
@mohammedhakami1584 5 лет назад
rshan rshan silk
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет назад
@@mohammedhakami1584 እንታይ እልካ ማዓረይ እተረደእንን
@meharikfle4087
@meharikfle4087 5 лет назад
ኦ።።።።።ጎይታ ሰራዊት ካብዞም ስድራና ብስም ወድኻ እየሱስ ክርስቶስ ነቲ ክፉእ መንፈስ ስበሮ!!
@Kw-ek3no
@Kw-ek3no 5 лет назад
የሕዋተይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@selamselam6193
@selamselam6193 5 лет назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍ እዛ ዓለም እዚአሰ ንገለ ብርሃን ንገለ ፀልማት እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም
@vnvv3454
@vnvv3454 5 лет назад
ወይ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
@samge1884
@samge1884 5 лет назад
መድሃኒኣለም ግጹ ይምለሰላ ነዛቤት ምሕረት ካብ ኣምላኽዩሞ ምሕረት የውርድ
@meirygalhalush9839
@meirygalhalush9839 5 лет назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም መዳህኒኣለም ኣቦይ ምሕረትካ ላኣከለም ተካፈልቲ በረኸት ይግበረና አሕዋተይ😭😭😭😭😭
@user-zs2de4dr7o
@user-zs2de4dr7o 5 лет назад
ኣሕ ካቡዝይ ማሓረኒ ኣደዋይ ኣይዝክን መዲሂንኣለም ሙሕረት ይውርድልክን እፍፍፍፍፍፍፍፍ
@user-fu3do6jy3g
@user-fu3do6jy3g 5 лет назад
እውይ ኣደ ጸዋር ኣደ ሓላል ኣደይ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም
@tegestteggy5046
@tegestteggy5046 5 лет назад
ብጣዕሚ ዛሓዘንኩሉ ነገር ናይ ዞም ገዛ ኑሮ
@zufanhadush3615
@zufanhadush3615 5 лет назад
ኣቤቱ ጌታ ሆይ ካብዚ ምሓረና ምሕረት ይኣዝዝ መምህር ሙሉ እስመ ይሃብካ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 5 лет назад
ኣባ ፍሬሚናጦስ ክሪእዎም ኣለዎ ምክንያቱ ብሩክ ኣቦና ምስ ህዝቢ ነዞም ኣሕዋትና ክከናከንዎምን ከድሕንዎምን እዮም ።😓😓😢😢😢😢ኣነስ ዘየመስግን ድክምቲ ፍጥረት እየ ኔረ እዚ መደብ ካብ ዝከታተል ግን ከመስግን ጀሚረ ። ።መምህረይ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@halefomberhe214
@halefomberhe214 5 лет назад
ክሳብ ዝኽነ ዝኸዉን አዓቅምና ንሓግዞም የሕዋት
@abebachanal1036
@abebachanal1036 5 лет назад
ትክክል ዝያዳይ ንሕና ሙሉእ ጥዕና ሕዝና ተመስገን ዘይንበል
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ሓቂኺ!!! እዚ መደብ ዝከታተል ሰብ እንተነኣሰ ሕልናዊ ርግዓት ክህልዎን ተመስገን ክብልን ሓጊዝዎ እዩ።
@abetumaregn3443
@abetumaregn3443 5 лет назад
@@WushatenaMedia እሺ መምህር ሙሉ ሐውና እወ በእውነት ናብ መቀለ ፍሬምናጦስ አቦታት ክመፅኡ ክትገብር አለካ ትራንስፖርት ክንሕግዝ ኢና አብ ጎንካ አለና ሐውና በርትዕ
@thebest1164
@thebest1164 5 лет назад
@@WushatenaMedia aderash xafely eba betami yehzen
@user-ii3dk5ko5i
@user-ii3dk5ko5i 5 лет назад
ምሕረት ይውርደሎም ፍጣሪ አየ ናይ ዓለም ነገር ንገሊኡ ብርሃን ንገሊኡ ፀልማት
@hhgffgghjj6240
@hhgffgghjj6240 5 лет назад
ፈጣሪ ምሕረት ይላአክሎም መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዒናን ያሃብካ
@user-vn5ez5wf9o
@user-vn5ez5wf9o 5 лет назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ በስማኣም ወልደ መንፈስ ቅዱስ ኢ/ር ምሕረቱ ይላኣከልኹ ካብዚ ንላዕሊ ቃላት የብለይ ኣሕዋተይ ዋይ ወላድ ዘይትኸእሎ ጉድ ለይለ
@meklatmeklat228
@meklatmeklat228 5 лет назад
እዋይ ዓለም እዝአ ብጣዕማ ሓዝነ ንብዓተይ ምቅፅፃር አብይኒ አምላክ ይቅር በለለይ ሐንቲ ማዓልቲ አመስግነ ዘይፈልጥ ምሕረት የውረድልኩም ሙሉ ሓወይ ዝብለካ ስእነ ናትካ ገድድኒ አዝየ ነብዓ ሙሉ ሽሕ ዓመት የንብርካ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 5 лет назад
እወይ ጋብር ሐይል ከምዚ ተሰሚዑን ተራኡዩን አይፈልጥን ሙሉ ሐወይ ሎማዓንቲ ነብሰይ ምቁፅፃር አብዩኒ
@shewitgalshireshvi5481
@shewitgalshireshvi5481 5 лет назад
😢😢😢😢😢😢😢😢
@tedroshagos6297
@tedroshagos6297 5 лет назад
አንታ አምላክ ምሕረት አውርድልና ዓህ ብክያት ሙቁፅፃር ኣብን አምላክ በጃክ የአክልኩም በለና ነዞም ስድራ ድማ አምላክ ብዓሉ ፀግሞም የርኣይሎም አሜን3 በብዝ ዝለልና ንሓግዞም በጃኩም
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ሓዱሽ ቪድዮ እዞም ስድራ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-D3YoeqMLXNY.html
@user-jy1zv7xe8n
@user-jy1zv7xe8n 5 лет назад
ኤየ ዓለም እዚኣ ዕድመን ጥዒናን የሃብካ ሓወይ ንዛ ቤት ከዓ ፈጣሪ ምሕረት የውሮደላ ዘዓቅምና ንተሓባበር ሸር ንበሎ ናብ ኩሉ
@rodasyeenatwa2288
@rodasyeenatwa2288 5 лет назад
ከምዚ ዓይነት ፀገም ሪኤን ሰሚዐን ኣይፍልጥን ብጣዕሚ ዘሕዝን መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-no5tm8gy1i
@user-no5tm8gy1i 5 лет назад
ኣደይ መዓረይ ንዓኺ ምሉእ ጥዕና ይሃብኪ ኣምላኽ፡ንድቅኺ ከኣ መድሃነ ኣለም ምሕረት ይሃቦም ፡ ሓዉና ከኣ ደኺመ ሓዳረይ ከይበልካ ሰናይ ነገር ምስራሓካ ወዲ እዝጊሔር ኢካ ሞ ፡ምስ ምሰራሕትካ ጥዕና ይምነየልካ ፡ካብ ሓውኩም ኢርትራዊ
@DestarDestar
@DestarDestar 2 года назад
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@iloveuiloveu8374
@iloveuiloveu8374 5 лет назад
ከም ነማዓንቲ ነቢዐ ኣይፈልጥን አዉይ ዛዓለም ንገለ ብርሃን ንገለ አዉን ፀልማት😭😭😭😢😭😭
@yordagoitom1667
@yordagoitom1667 5 лет назад
አታ አምላኽ ነዘን ሰበይቲ ንብዓተን ርአየለን።
@user-em1ik7zg6k
@user-em1ik7zg6k 5 лет назад
ዋየ ዋየ ኣደይ መዓረይ ባዕለይ ክሳቀየልክን ወይ ኣታ ፈጣሪ ጨኪንካሎም ኖዞም ስድራ ኣንታ ኣምላከይ ምሕረትካ ለኣከሎም ኣንታ ኣምላከይ ገጽካ መልሰሎም 😭 😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@letebrhanwelday3234
@letebrhanwelday3234 4 года назад
ኦ ኣምላክ ምሕረትካ ኣውርደሎም ነሕዋትና ንዓካ ድማ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ
@merigalftsum5855
@merigalftsum5855 5 лет назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ከም ሎሚ ኣይነባዕኩን ኣመና ልቢ ዝስብር 😭😭😭😭😭 ኣሕዋተየ ኣምላክ ባዓሉ ምሕረት የውርደልኩም ኣነስ ሓንቲ መዓልቲ ተመስገን ኢለ ዘይፍልጥ ድክምቲ ፍጥረት እየ ነይረ ካብ ኣዴና ለታይ ዛሓዝኩወ ግን ኣነ ኣበይ ከም ዘለኩ ነብሰይ ክፍትሽ ገይርናኒ ኦ ኣምላክ ከምቲ ንእዮብ ዝደበሰ ንዓክን ድማ ብሙሉእ ምሕረቱ ይደብስክን ምስ ኩሎም ደቅክን ሙሉ ሓወይ ኣምላክ ባዓሉ ነቲ ሰናይ ስራሕካ ኣምላክ ፀጉእ የብዘሕልካ 😭😭😭😭😭
@tg-yh7mp
@tg-yh7mp 5 лет назад
ዊይ ዓለም ረግምቲ እፍ ኣደይ ማዓረይ ኣብኪየናኒ ኢዋይ ኣታ ክንደይ ኢየን ፀይረን ኣይ ወላዲ ቢብርሃኑ ፀልሚቱዎም መምህር ሙሉ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ሓይሊካ የፅኒዓዮ ደኺመ ከይበልካ ፀገም ወገንካ ክትፈትሕ ትፅዕር ዘለካ ፃዕሪካ ይረአየልካ ዚሓወይ
@amennamenn7648
@amennamenn7648 5 лет назад
ኣምላክ ኩሉ ይከኣሎ እዩ እሞ መዋፅእቲ ይፍጠረልኩም እቲ ፀልማት ብብርሃን ይቀይረልኩም ሙሉ ሓውና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@cmeracmera5175
@cmeracmera5175 5 лет назад
አታ ፍጣሪ አቦይ በዓይነ በምሕረትካ ጠምቶም መዳሀኒአለም ምሕረት ይውርደሉኩም
@mam2261
@mam2261 5 лет назад
እዋይ ባዕሉ ኣሎ በዓል ዓይኒ ገፊሕ በዓል ገፊሕ ልቦና እዉይ ኣደይ እፍፍፍ ተመስገን እዚድራረን ኣንታ ፈጣሪ ኣቦይ ምስ ዉነና ከለና ከኣ ተመስገን ዘይንፈልጥ፣
@filimontemesgen2870
@filimontemesgen2870 5 лет назад
ብሓቂ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 5 лет назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም ኡፍፍፍፍፍፍ የሕዝኑ አደይ በክየን የብክያካ ክቡር ሓውና ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ምስክናት ዝኮንካ እዚአቶም ናብ ፍሬምናጦስ ክወስዱ ግብር እካ ናብ መሕብሐቢ ክውሰዱ እዩ ዝግበአኦም
@sebawnetselam9905
@sebawnetselam9905 5 лет назад
ኣይካኣልኩን እግዛብሄር ምሕረት የውርደልኩም
@amittsegay9015
@amittsegay9015 5 лет назад
ዋይ እሕዋተይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም
@sebleyohans6707
@sebleyohans6707 5 лет назад
ንእግዚአብሔር ዝስኣኖ የለን እሞ ንመጻጉ ዝማሓረ ኣምላክ ይርዳኣየን ናትና ናይ እግዚአብሔር ተወሲኩ ለውጢ የርእየና ኣጆኩም እቲ ገዛ ቅድሚ ምስርሑ ካህናት ኣቦታት ኣምጺእኩም ጸሎት ተጌሩ ክጅመር ኣለዎ ኣጆኩም በጃኩም ብማጨለ ጻዓሩሎም በጃኩም ንኣዴና ክኣ ንሕናውን ደቀን ኢና ንክሓሰን በማርያም ኣሕዋተይ ጽቡቅ ስራሕ ንባዕልና እያ ንማንም ኣይኮነን ንባዕልና ስንቅ ንስራሕ ንዘይከውን ነጥፍኦ እዩ ከም ኣደይ ሻሹ ጽቡቀን የርእየና ፈጣሪ ምስ ፍረሚናጦ ዘለው ቅዱሳ ኣቦታትና እው ተትዛራረብሉ
@abeysbhatu3159
@abeysbhatu3159 5 лет назад
Memher Mulu abo kulu eika emo E/r yrdaka btami yehzen gen kem hasab ab( fereminatis) metehagezu nakam Ewen tesfa Ken kulu Seb meten weldit nehagezen tegeza ,akuhut bememulae Ewen aemiroeom kestekakel yekewen fetari kulu aysanoy memher Mulu ftari yktelka ab dekka rkebo newih edeme🙏🙏🙏🙏🙏
@zufanzufan4943
@zufanzufan4943 5 лет назад
ወንቅሸት ቅዱስ ገብርኤል ዝወስዶም ተዝረኽቡ ከም ዝድሕኑ ርግፀኛ እየ። እግዚኣብሄር ዝሳኣኖ የለን ። ሴጣን ኣጋንንት ዲያብሎስ ዓቕሚ የብሉን እሞ ባዕሉ ብቸርነቱ ይዘክርኩም
@hiwetgebreanenya3220
@hiwetgebreanenya3220 5 лет назад
ብሓቂ ንግዝአብሄር ዝሳአኖ የለን ምሕረት ከብ አምላክ የውርድሎም ።
@user-lz4jx5sm7v
@user-lz4jx5sm7v 5 лет назад
መምህረይ ብሓቂ ዕደለኛ ኢካ ብሓቂ ፈጣሪ ዕደመን ጢዒናን ምስ ቅሳነት ይሃብካ ወገነይ ። ንስድራ ደማ መዲሂናኣለም ፈውሰምህረት ይስደደለም።
@hailemariamtesfayonas1439
@hailemariamtesfayonas1439 5 лет назад
ድንግል ማርያም ኩሉ ሽግረን ቃና ዘገሊላ ሃሊፋ ዘረጋግአት ናብርኦም ታሪኩ ትቀይረሎም
@filmonshow
@filmonshow 5 лет назад
ዎ እግዚኣብሔር ኣምላክና ዝፈጠርካያ ነብሲ ካብዚ ወሪዱ ዘሎ መግለጺ ዘይብሉ የማናይ ኢድካ ሰዲድካ ምሕረት ክትልእከለን ሰናይ ፍቃድካ ይኩነልና
@abetumaregn3443
@abetumaregn3443 5 лет назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ መምህር ሙሉ ሐውና ንዓከ ዝወለደት ማህፀን ዝተባረከት ቅዱስ ሐውና ቃል የብልናን ንዓካ ዝገልፅ ተመስገን
@user-bv9qm3no5c
@user-bv9qm3no5c 5 лет назад
በእዉነቱ ቃላት የብለይን ሙሉ ሓወይ ሕሩይ ሃዋርያ በዓል ሙሉእ ህሊና ከምቲ ንኣቦ ኣብርሃም ዘርእካ ክባርኮ እየ፡ዝበሎ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርካ፡ኣጆካ ፡
@melatg6907
@melatg6907 5 лет назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ኣታ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ብፉጡርካ ኣይትጨክን ከም ምሕረትካ ድኣ እምበር ከም በደልናስ ኣይትፍረደና ምእንቲ ታ ወላዲት ምሕረት ኣውርደሎም ኣምላኸ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭. O GOD 😭😭😭😭 please.
@AaAa-tr5ku
@AaAa-tr5ku 5 лет назад
እፍፍፍፍፍፍፍ ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ እ/፣ር ምሕረት የውርደልኩም ኣጀኩን ኣደየ እውይይይይይ ሓዚነ ብጣዕሚ
@user-sr7iu6cj3w
@user-sr7iu6cj3w 5 лет назад
ኡፍ ኣዶ ፀዋር እስኪ ተሓባቢርና ፀበል ንዉሰደም ምሕናት ናይ እግዛቢሔር ስለዝኾነ ርግፀኛ እየ ክፍወሱ እዮም 😢😢😢😢😢😢😢😢
@rahwag5982
@rahwag5982 5 лет назад
Tekekel hafetey
@user-tc8cl3cz4t
@user-tc8cl3cz4t 5 лет назад
እወ ዘሓፍተይ ፀበለ ተዚከድ ክፍወሱ እዮም እና ኣብ እ፣ያ ዘለኩም ንሕና ገንዘብ ኩንሒግዘኩም ኣብ ስደት ዘለና ንተሓጋገዝ ምእንተ ወላዲት ኣምላክ
@rahwag5982
@rahwag5982 5 лет назад
@@user-tc8cl3cz4t butaeme abaye Sibu eki gen walaAneAbuSedetEyeZenebur
@ghh5039
@ghh5039 5 лет назад
እፍፍፍፍፍ እመቤቴ ምሕረት አውርድሎም ኣምላኬ ምሕረትካ ስደደሎም 😭😭😭😭😭 ብጣዕሚ እዩ ልቢ ዝሰብር ማማዬ ንአቦና እዮብ ዝደበሰ ኣምላክና ቅዱስ እግዚአብሔር ይደብስክን
@dahabschwab5560
@dahabschwab5560 5 лет назад
Amlak mhret yewrdelkum!! Btami zehzn 😭😭
@user-ro2is6gs9s
@user-ro2is6gs9s 5 лет назад
መምህር ሙሉ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ
@user-ti2gb4rf6r
@user-ti2gb4rf6r 5 лет назад
ኩሉ እትኽእል ሰማያዊ ኣቦ ነዞም ስድራ ያኣክለኩም በሎም ምሕረትካ ለኣኸሎም ፡ ከምዚስ ተሪኡ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ኦፍፍፍ
@user-tl8ng8ep2j
@user-tl8ng8ep2j 5 лет назад
ውይ ኣደይ ምዓረይ ውይፅንዓተን እዝኹሉ ኺኢለን ህዝበን መንግስተን ምምስጋነንን መወደእታኡ ከምቲይ ዘመስገንክንኦ ሙሉእምስግና ይግበረልክን ምሕረት የውርደልከም ኣሜንን
@user-du9jy7ok2g
@user-du9jy7ok2g 5 лет назад
እዋይይይ ኣደይይ ማዓረይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም የሕዋተይይይ ምዓረይይት
@user-un8lg8ms6o
@user-un8lg8ms6o 5 лет назад
ኡዉይይይይይ ኣየ ናይ ዓለም ነገር ኣብ ገሊኡ ብርሃን ኣብ ገሊኡ ፀልማት ኣደይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ እቱ ርሁሩህ ፈጣሪና መድሃኒአለም ድማ ምሕረት የዉርደሎም ። ሙሉ ሓወና ድማ ደክሙኒ ሰልቹይኒ ከይ በልካ ትገብሮ ዘለካ ስራሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@grmawit1902
@grmawit1902 5 лет назад
አምላኽ ምሕረት የውርደልኩም እፍፍፍ መሕዘኒ መምህር ሙሉ እግዝአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ።
@samer8063
@samer8063 5 лет назад
ብኡነት ዝብሎ ጠፊኢኒ።ጥራሕ መድሃኒ አለም ምሕረት ይልአከሎም ይቅር በለን አባታችን
@tesfayberhe2183
@tesfayberhe2183 5 лет назад
ምድሪ ሓሳድ ፈተኒት ነስብ አጆኽን ማማየ አብታ ግዚያዊት ምድሪ ተወፂዕኽን እንዲኽን ግን አፍታ ናይ ዘልአለም መንበሪትና ገነት ክትከሓሰኦ ኢኽን አምላኽ ፈጣሪ ዓለምን ድንግል ማሪያም ምሳኽን ዮም ምሕረት ድማ የዉርደሎም
@tsegahadush2772
@tsegahadush2772 5 лет назад
ኣቤት ማሓረኒ ከመዚ እኳ ተሰሚዑ ተርእዩ ኣይፈለጥን እግዚአብሔር ኣበሳናይ መከራናይ ሓዲካ ከም ምሕረትካ ማሓረና እሜቤታችን ምሕረትኪ ስደድሎም
@bige24
@bige24 5 лет назад
😢😢😢painful .😭it hurts...በብዓቅምና ንሓግዝ ኣሕዋት pls 😭😭😭
@user-ys1ys2eg6x
@user-ys1ys2eg6x 5 лет назад
ምሉ ሓወይ ብትገብሮ ነገር ብጣዕሚ እንዳ ኣመስገንኩ ብምቅጻል ሕክምና ዘይኮነ ማይ ጸሎት ኢዩ ዘድልዮም እዚ ናይ ርኩስ መንፈስ ሜላ ኢዩ ዝብል እምነት ኣለኒ ንስካ ግን ወሊድካ ክበር በሊዕካ ተዓንገል ተከዲንካ ሙቅ ሰብ ኢካ ብሓቂ ንዓካ ዝገልጽ ቃል የብለይን ኣሕዋት ንታሓጋገዝ ንራዳዳእ እዚ ኣምሓራይ ትግራዋይ ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ ዝብል ነገር ይትረፍ ሰብ ብእግዚኣብሄር ምስልን መልክዕን ዝተፈጥረ ክቡር ፍጡር ምካኑ እኩል ኢዩ ስለና ኢዩ ኣምላክ ሰብ ኮይኑ።
@rahiel2662
@rahiel2662 5 лет назад
ሙሉየ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን💖💖 ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ወይ ዛ ዓለም ንገለ ጸልማት ንገለ ብርሃን ኡፍፍፍ ኣለቻልኩም😭😭😭😭😭
@tesfaybrihane4678
@tesfaybrihane4678 5 лет назад
ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ እግዚኣብሄር ምሕረት ይልኣከልኩም ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም በየማናይ ኢዱ ኣብ መንግስቱ ይቀበልኩም ኣየ ናይ ዓለም ነገር
@aru2227
@aru2227 5 лет назад
Ajokum ab gonkum alena akmna zfekedo knhgz ena From Germany. Kab Eritrea
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
Thank you very much ER
@genettamrat5655
@genettamrat5655 5 лет назад
አሕሕ ከም ሎሚ በኽየ አይፈልጥን ፈጣሪ አቦይ ተመልከቶም ኡፍፍፍ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@wehazitzere9946
@wehazitzere9946 5 лет назад
😭😂😂😂😂😭
@user-jv3nv8hc7s
@user-jv3nv8hc7s 5 лет назад
ኣይይይይ ኣዶ ዘይትኽእሎ ዘይቦላ ቃደማኽን ማማየ ኣይይይይይ ምሕረት የዉርዶሎም እእእእእፍፍፍፍፍፍ የሕዝና ።
@user-ss2jf4lz9i
@user-ss2jf4lz9i 5 лет назад
ኣሕዋተይይይ ማዓረይይ እግዚአብሔርን ምሕረተ የውርደልኩም ሓውና ሙሉ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኩፉኡ ኣይዝርካ
@moses9882
@moses9882 5 лет назад
Mulu l love u from Eritrea.
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
We Love you too ER
@fkrshow3896
@fkrshow3896 5 лет назад
እዋይ ዓለም ጨናዊት ናይ ወድሰብ ስቃይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም
@LiA-nh4lb
@LiA-nh4lb 5 лет назад
መምህር ሙሉ ፕሮግራምህን ሁሌም እከታተለዋለሁ በጣም ያሳዝናል ረጁም እድሜና ጤና እመኝልሃለሁ እንዳንተ አይነት ያብዛለን አሜን እስኪ ወደ ራያ አከባቢ ጎራ በል ወንድሜ
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 5 лет назад
ፍጣር ምሕረት የውርደልኩም ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@rozaa33m9
@rozaa33m9 5 лет назад
እውይ ለካስ ዘዚገደደ ኢኻ ትርእ ኣይ ዛዓለም ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም ሙለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-um6yi9bc3u
@user-um6yi9bc3u 5 лет назад
ምመህር ሙሉ መድሃኒኣለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃላት ሲኢነ ንዓካ ዝከውን ብዝከድካዮ ድንግል ማርያም ትከተልካ (ኡፍፍፍፍ ማይፆሎት ውሰድወ በጃኩም እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልአከሎም😭😭😭😭
@user-mi3oe8ye7n
@user-mi3oe8ye7n 5 лет назад
😭😭😭😭😭እግዚእብሔር ምሕረቱ ይልኣከሎም ብጣሚ ዘሕዝን እዩ መምህር ሙሉ እውን እግዚብሔር እስብካ ይክፍልካ እጀካ እግዚእብሔ ብዝፍቀዶ እብጎንካ ኣለና
@mooloo7866
@mooloo7866 5 лет назад
እግዛብሄር እድሜ እና ጤና ይስጥህ ይህ ፕሮግራም ለምታዘጋጅ ወጣት እነዚህን ቤተሰብ ኣይቼ በሂወት ላይ ትልቅ ትምህርት ወስጄበታለሁ ያለኝን ጤና እዳመሰግን ኣርጎኛል 🙏 በርታ ከጎንህ እንቆማለን ኣቅሙ ባለኝ ጊዜ ሁሉ
@mikihabtu294
@mikihabtu294 5 лет назад
እዋይ ዓለም ጎደሎ ዓሕ ኣምላክ ሚህረት የውርደሎም ሲቅእልና ካ ነማርር ሙሉ ኣምላክ ሚሳካ ዩኩን ዚሃወይ።
@user-eq7ez9cy5v
@user-eq7ez9cy5v 5 лет назад
እፍፍፍፍ ምቅፅፃር ዛአበየኒ ንባዓተይ አቱም አሕዋት ርእና ሓዝና አይንሕለፍ በጃኹም በተለይ አብ ወፃኢ ዓዲ ዘለኹም ምንም አይጎደአናን ንሓግዝ ንነብስና እዩ ተፍጥሮም ከምዘይተፍጠሩ እግዝኦ እግዛብሔር ብራሃን ይፍጠርሉኩም መምህር ሙሉ ነዚ ዓይኒ ርእኻ ትፃወርሉ ሓይሊን ፅንዓትን ይሃብኻ ንሕግዞም እና ትብሉ ተሊኹም ማሓበር ሚካኤል አለና ምእታው ትኽኡሉ እኹም አሕዋተይ
@user-jf7nk9rv7e
@user-jf7nk9rv7e 2 года назад
እግዛብሔር ምሕረት ያውርዶሉኹም ንምግላፅ ደይሙቹው ነገር
@johnjohney2308
@johnjohney2308 5 лет назад
ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ጌሩ ይውርደሎም ኣደ ኣምላክ ድንግል ማርያም ነዛ ስድራ ጽላላ ተንብረላ የሕዋት ንሒና ከኣ ኣምላክ ብዝፈቀዶ ኢደይ ኢድካ ኢላና ካብታ ዘላትና ነካፍሎም ኢና ናይ ብሓቂ ዘስንብድ ኢዩ ከምዚ ኣይነት ሪኤን ስሚዔን ኣይፍለጠንን ኣምላክ ነዛ ስድራቤት ምሕረት የውርደላ😭
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ቑ2 - ስድራ ኣያ ኣብርሃ - (3.2 ሚልዮን ብር!!!!!!!!!! - ወረዳ ኣሕፈሮም!!!) ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-D3YoeqMLXNY.html
@user-mp2sj4rc6f
@user-mp2sj4rc6f 5 лет назад
ኣየ ሙሉተይ ኣነሰ በኡነት ብዝገልፅካ ሲኢነ ከም ሽምካ ሙሉኡ ኢካ ኣምላክ ምስል ዩኩን ፈጣራ
@filifili4614
@filifili4614 5 лет назад
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም መ/ም ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ኣቦ ኩሉ
@user-gr3nd7xr5z
@user-gr3nd7xr5z 5 лет назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርድልኩም ንመምህር💖 ሙሉ ከዓ ንዓካ ዝክውን ቃላት እዩ ዝሓፂርኒ እዚኩላይ ትደኪሞ ዝላካ ከብ ኣምላክ ርክቦ 👏ዓቢይ ስብ❤❤❤
@medinawittgraweyti4485
@medinawittgraweyti4485 5 лет назад
ሓመድ ትብለዐኒ እፍፍፍ ኣነስ ኣከኣልኩይ ኣምላክ ምሕረት የዉርደሎም
@TMRRA1
@TMRRA1 5 лет назад
ኣዳይ ኣዳይ ኣዳይ ማዓረይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሓብኹም።
@tirhasyebio3625
@tirhasyebio3625 5 лет назад
ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም ሙሉብርሃን ሓው ክአ አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
@kidanalamayokidan784
@kidanalamayokidan784 5 лет назад
መምህር ሙሉ ሃወይ ዝረገፅካዮ ለምለም ዕደመካ ነዊሕ እንጀረካ ሰፊሕ በደቅካ ታሓጎስ ምድሪ ንበራ እግዛብሄር ኣይፈለይካ እመብርሃን ፅላልን ከለላን ትኩንካ ከምቲ ናይ ቡዛሃት ፀልማት ተብረሆ ዘለካ እገዛብሄ የብረሀልካ ዕደመን ጥእናን ይሃብካ
@helenasmerom6613
@helenasmerom6613 5 лет назад
ዓይነ ብርኪ ሒዝና ተመስገን ዘይንፈልጥ ሰብከዓ ዓብይ መምሃሪ እዩ
@yfgfffgg2892
@yfgfffgg2892 5 лет назад
እዋይይይይይይ አሕዋተይ ማዓረይ ንሰነትኩም ከይአሰተማቀርኩም ብጣዕሚ ዝሕን ዉህብቶ እዩ 😭😭😭😭😭 አሕሕሕሕ አዶ ዘይትፀሮ ነገር እሞ እንታይ አሎ እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይርዳእኹም 😭😭😭😭 መ/ር ሙሉ ሓዉና በእውነት መግለፁ ቃላት የብለይን አይዞኻ አብ ጎንኻ አለና እግዚአብሔር አምላክ ይታሓወሶ
@fitwighebrehiwet1195
@fitwighebrehiwet1195 5 лет назад
ኦ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩሉ ምሕረት ካባኻ ዩ እሞ ነዛ ቤት ምስ ስድራኣ መንፈስ ቁድስካን ምህረትካን ኣይፈለያ ።
@user-sd6nh3ri2n
@user-sd6nh3ri2n 5 лет назад
አሕዋተይ ምሕረት የዉርደልኩም እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ መሕዘንይ
@yoditghirmay5821
@yoditghirmay5821 5 лет назад
ዎ አምላኸይ ምሕረትካ ልአኸሎም
@ollikillen6257
@ollikillen6257 5 лет назад
ኣይይይይይይይ ኣሕዋተይ
@selamselam6193
@selamselam6193 5 лет назад
መደብ ፍሉይ ድልየት ክተባባዕን ክድገፍን ዘለው መደብ እዩ መምህር ሙሉ እውን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-hz2hf8qs2d
@user-hz2hf8qs2d 5 лет назад
እዉይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልኩም
@yoditghebremeskel8006
@yoditghebremeskel8006 5 лет назад
Ao Egziabher amlkay mhret awrdwlom amen weladit amlk dgley maryam xlalki abrlom mhret lemnlom mulue hawey nay bahaki buruk Egziabher amlk edmen yhabka amen amen amen gal eritrean
@Kw-ek3no
@Kw-ek3no 5 лет назад
ሙሉ ስም ክወፅእ ከሎ እግዝኣብሄር ይመርሕ ከም ዝበሃል ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ እግዝኣብሄር ይመስገን እዚ ምስረአኹ ጎይታይ አመስጊነ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ሓቂኺ/ኻ!!! ኣብ መብዛሕቲና ዘሎ ፀገም ኣብ ጥራሕ ባይታ ሱቕ ኢልና ነማርር። እዚ መደብ ብምህላዉ ሕድሕድ ሰብ እንተነኣሰ ሕልናዊ ርግዓት ክህልዎን ተመስገን ክብልን ሓጊዝዎ እዩ።
@sultsultani2812
@sultsultani2812 5 лет назад
mhret yewrdrkm
@titi-wi6fe
@titi-wi6fe 5 лет назад
እዚኣ ሰሚዑ ዘይበከየ ኣሎ ኢለ ኣይግምትን ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ንሕናውን ነማርር ተጸጊምና ኢልና በጃኩም እባ ኣሓተይ ሓንቲ ጉሩብ ከፊትና ንሓግዞም ብፍላይ ሱዑድያ ዘለና ple በጃኩም እፍፍፍፍፍፍፍ ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኣነ ኣዶ ትረክቦ እፍፍፍ
@gualtigrayfetawitselomunha2504
ፅቡቕ ሓሳብ ክብረተይ ብጃኪ/ካ ባ ዝካኣል ተኮንሱ ኣነ ውን ድልዊት ኣለኩ
@user-em1ik7zg6k
@user-em1ik7zg6k 5 лет назад
@@gualtigrayfetawitselomunha2504 ኣነ እውን
@weditekuluweditekulu4217
@weditekuluweditekulu4217 5 лет назад
Awe bjakum nhagzom azom sdra bflay saudi zelen mahber gerna!!!!
@user-xu2pc6qx1k
@user-xu2pc6qx1k 5 лет назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ምህረት ኣምላክ ቅዱስ ስምካ ይመስገን ነዛ ስድራ ብ ምህረትካ ብጽሓያ እመብርሃን ሳኣሊተ ምህረት እቅራሪት መዓት ደሃዮም ግበሪ ሓደራኪ ኣሜን
@zafutadesse2139
@zafutadesse2139 5 лет назад
እግዚኣብሄር ምሕረት ይኣዝዘልኩም ሓተይ
@user-en7xk5tw7w
@user-en7xk5tw7w 5 лет назад
ኣቱም ጥዕና ኣይብልኩምን ድኩም ድስ ላይክ ትብሉ ፍራታት ካብዙይ ዝከፍእ ሕማቅ እንታይ ክትሪኡ ኢኩም ፍራታት
@user-uc2rb5il4y
@user-uc2rb5il4y 5 лет назад
በጃኩም ኣብ ሱዑድ ዘለና ኩሉና ተሓባብርና ዋላ ሞተር ትኩን ገዝእና ካብ ድካሙ ንካፈሎ
@teklittesfay7294
@teklittesfay7294 5 лет назад
Amlak baynu mhretu ytemtkum yehwatey .
@zufantesfay864
@zufantesfay864 5 лет назад
ኣምላኽ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ
@user-se3ou6zn2t
@user-se3ou6zn2t 5 лет назад
እፍፍፍፍ ብጣዕሚ የሕዝን በጃ ኩም ማጮሎት ውስድዌን ኣምላክ ምሕርት ይልኣከልኩም
@natsnetsamuel5168
@natsnetsamuel5168 5 лет назад
Amlak mhret yewrdelkum yhwatey.fetari kulu ykalo u mo Mama ajokn.
@user-ub6tn8md1c
@user-ub6tn8md1c 5 лет назад
Malak.mhartyewrdelkm.thwatey.maryam.hagzeyam
@danielhagos8436
@danielhagos8436 5 лет назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ እግዚኣብሔር ባዕሉ ምሕረት የውርደሎም ።
@ezanacizana4567
@ezanacizana4567 5 лет назад
Adey marey abayken adey ufffffff🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Далее
МНЕ ИСПОРТИЛИ МАШИНУ #shorts
00:30
Просмотров 1,1 млн
Boots on point 👢
00:24
Просмотров 2,5 млн
Прятки #nyanmp3
00:25
Просмотров 187 тыс.
МНЕ ИСПОРТИЛИ МАШИНУ #shorts
00:30
Просмотров 1,1 млн