Тёмный

ግፍዓዊ ኣቀታትላ ወለደን ኣብ ቅድሚ ዓይነን - ካብ ቤንች ማጂ ናብ ጨለቖት 

Wushatena Media
Подписаться 117 тыс.
Просмотров 127 тыс.
50% 1

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
ሓጎስ መሓሪ መነባብርኡ ደቡብ ቤንች ማጂ ገይሩ ሃፍተ ንብረትን ብምንም ዘይትክኡ 5 ዕሸላትን ኣፍርዩ ይነብር ነይሩ።
ንኽትሰምዖ ዘደንፅው ፍፃመ ግና ቅድሚ ሓደ ወርሒ (ነሓሰ 2012) ተፈጢሩ።
እዘን ንርእየን ዘለና ዕሸላት ብዓይነን እናረኣያ መንነቶም ብዘይፍለጡ ዕጡቓት ኣቦን እኖን ብጠያይቲ ወንፊት ኮይኖም ካብዚ ዓለም ተፈልዮም። እቶም ህፃናት እውን ብሓይሊ ፈጣሪ ካብ ሞት ተሪፎም። ብጣዕሚ የሕዝን።
ከምቲ ልሙድ ሓገዝ ክትገብሩ ንእትደልዩ ኣሕዋትና፡
ኣብርሀት ሓጎስ መሓሪ
ቴሌፎን፡ 0952424853
ባንኪ ኣካውንት፡ 00311510678-25 ባንኪ ኣንበሳ

Опубликовано:

 

8 окт 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 696   
@zttgy7054
@zttgy7054 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ኣሕዋተይ ደበስ ኢዩብ ይግበረልኩም ፅናዓት ይሃብኩም ንወለዲ ድማ ማንግስተ ሰማይ የዋርሳም ዘይርሳዕ ታሪክ እዩ መችም ምስ እንስሳ ምንባር እዚ እዩ ትርፉ ኣጀኩም ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ ሽሕ ዓመት ንበረልና
@genettukue9558
@genettukue9558 3 года назад
Effffffff 😪😪😪😪😪😪😰😰😰😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤
@abadigebru1833
@abadigebru1833 3 года назад
ካብ ሰብ ምፍጣርካ ዘፅልእ ግዜ በፂሕና ኣምላክ ይቅረ በለልና፣ብጣዕሚ መሕዘኒን መስካሕክሒን እዩ ዋይ ግዜ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 3 года назад
እውይይይይ ኣሕዋተይ መሳኪን ኣቤት ጭካነ ወለዶም ኣብ ቅድሚ ዓይኖም ዘይርሳዕ ታሪክ ገይረምሎም እግዚአብሔር ኣብ ዝርያኩም ይኩን ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም ካብ ኮነ እንታይ ይበሃል ኣምላክ ኣቦይ ይቅረ በለልና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Aman-dk1ko
@Aman-dk1ko 3 года назад
@ዓረት ብረት መድያ Aret Bret media እንታይ ማሌትካ ኢካ ጓይላ ትሰደሎም
@saytsayt164
@saytsayt164 3 года назад
😢😢😢😢😢😢😢ኦግዞኦ አረ አምላኬ ብምሕረት ዓይንካ ረአየና ልመላእ ቤት ሰብ ፅንዓት ያሃብኩም
@user-pe9ts9ox1t
@user-pe9ts9ox1t 3 года назад
በሰመአብ ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ አጀኪ ንወለድኩም እግዚአብሔር ኣምላክ አብ ሕቅፊ ኣቦና ኣብርሃም ይሰሃቅ ያእቆብ ኣብ መንግስተ ሰማይ ይንበረኩም ንመምህር ሙሉ ሃይለሰላሴ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@dearmom2633
@dearmom2633 3 года назад
ኣሕሕሕሕሕ እዋይ ሰብ ሎሚ ኣቱም ሰባት ታይ ኢና ንኸውን ዘለና ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትካ ኣዝዘልና
@binyam1578
@binyam1578 3 года назад
ዘይ ዉዳእ ሽግር 😭😭💔ኣንታ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ? እዋይ ደቀይ🙏🏼🧸🧸🧸🧸🧸💕ሙልየ ኣብ ግዜ ናጽነት ቀተልቲ በዝሖም😭😭😭
@user-yp1md7cz2c
@user-yp1md7cz2c 3 года назад
ኣክክክክ ወይ ኣነ የሕዋተይ ጽንዓት ይሃብኩም፡ እንበር ናይ ኣምሓሩስ ንጊዜ ጥራይ ኣብ ጎድንኹም ኣለና ተጋሩ የሕዋትና
@user-pt7ng2ui7f
@user-pt7ng2ui7f 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ፡ኣታ ኣምላከይ ምሕረትካ ላኣከልና እዋይ ኣነ ኣሕዋተይ ብሓንሳብ ኣቦካን ኣደካን ምስኣን ቀሊል ኣይኮነን ብጣዕሚ ኢዩ ከቢድ ኣብ ማእከል ከዛኦም ከምዚ ክወርዶም ኡፍፍፍድድድድ እንዲዒ እንታይ ዓይነት ጭካኔ ኢዩ በጃኩም በሉ እስከ ዕሸላት ኣሕዋተይ ደበስ ኣቦና ኢዮብ ይደብስኩም፡ንኩቡራት ስድራ ድማ ኣብታ ዘይትሓልፍ ሰሜያዊ ቤቱ ይንብሮም መምህር ሙሉእ ሓውና ድማ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜካ ይባርከልካ ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ እግዚኣቢሄር ዝፈትዎ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ እሞ እምበታቺን ካብ ጎንካ ኣይትፈለ ዝሓወይ🙏🙏🙏ካብ ሓብትኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merrygebremichael8702
@merrygebremichael8702 3 года назад
ኣቱም ዝተረፍኩም ተጋሩ ብቅልጡፍ ናብ ዓድኩም እተው ኣሕዋተይ ብርግፅ ብዙ ንብረት ኣፍሪኩም ትኮኑ ግን ካብ ሂወት ኣይዓብን ካሊእ እንታይ ክባሃል እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካትኩም ይኩን
@user-hl9rc1uy2w
@user-hl9rc1uy2w 3 года назад
ኦ ጎይታ ሰለ ወላዲትካ ስለ ቅዱሳነካ ክትብል ማሓረና ይቅረ በለልና ከም ግብርና ዘይኮነስ ከም በዝሒ ምሕረትካ😭😭😭😭 ወላዲተ ኣምላክ ለምንልና ናብ ፍቁር ወድኪ 😭😭😭
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 3 года назад
ኣይ እንየካ ስቃይ ንብዓተይ ምቑፅፃር ኣብዩኒ 😭😭😭 ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኢና ኣሕዋተይ ንዓኩም ዘይንከውን የኮንናይ😭😭😭
@amaniaa9575
@amaniaa9575 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭 ንመላእ ቤተ ሰብ ፅንዓት ይሃብኩም ንመዋቲ ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ብምቅፃል ኣትም ዲስ ላይክ ትጥውቁ ዘለኩም ሰብ መሰል ኣህባይ ለይዘበንኩም ይኩን ዲቂ ኣድጊ
@mdporan1300
@mdporan1300 3 года назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ አሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 3 года назад
ብብኽያት ርእሰይ አሕሙኒ ዓኽኽኽ......
@zufanamera8795
@zufanamera8795 3 года назад
ውሸጠይ ተቓፂሉ ምኽኣሉ ኣቢኒ ታይ ስለ ዝገበርና እዩ ግን ኣብ ርእሲ ተጋሩስ ክንድዚ ግፍዒ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 መምህረይ ኣብ ጎንኻ ኢና እዞም ቆልዑ እዚኦም ኣብ ጎኖም ክንኾን ኣለና
@selam6473
@selam6473 3 года назад
አብርእሲ ተጋሩ ጥራሕ ዘይኮነስ አብ ተዋህዶ ሃይማኖት አመንቲ እዩ እቲ ግፍዒ እግዚአብሄር አምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና ንሃገርና ኢትዮጵያ ብብሄር አምሲሎም ይጅምርዎ ግን ናይ ሃይማኖት ጉዳይ እዩ ።
@user-oy2em3lq2j
@user-oy2em3lq2j 3 года назад
@@selam6473 ናይ ብሓቂ ክብርተይ ብሄር ንበይኑ ናፈለና
@user-jj4cg3ez6e
@user-jj4cg3ez6e 3 года назад
እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ክቡር ሐውና መምህር ሙሉ አቦ ድካታት
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና ፅንዓት ይሃብኩም አሕዋተይ ንወለድኩም አምላክ አብ ሕቅፊ አቦና አብራሃም ይስሃቅ ያእቆብ አብ መንግስተ ስማያት የዋርሶም አይይይይ እነይ ወድይ ተለመኑናን ዶ
@alialhamrani920
@alialhamrani920 3 года назад
ዋይ ወራር አብ ሓንቲ ፀሓይ አቦን አዶን ምስኣን ከቢድ እዩ እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ghirmayweldeyesus3699
@ghirmayweldeyesus3699 3 года назад
ኣብ ማእከል ገዝኦም እሞ ድማ ኣብ ቅድሚ ህጻውንቲ ደቆም ብጣዕሚ የሕዝን፡ የሕዝን ጥራይ'ውን ኣይኮነን መግለጺ'ውን የብሉን እዚ ነገር'ዚ፡ከምቲ መጽሓፍቅዱስ """ኩሉስ ፍቃድካ ይኹን ኢልና ዝም(ስቅ) በልና """ ከምዝብሎ ንሕና ደቂ-ሰባት ደካማታት ኢና ልክዕ'ዩ ንብሎ የብልናን ፡እንታይ ደኣ ጸሎት ምግባር ጥራይ እያ ዓቅምና፡ስለዚ ኣዳም ሓመድ ኢኻ'ሞ ናብ ሓመድ ክትምለስ ኢኻ ከም ዝበሎ ፈጣሪ ፡ኩልና ናይ ሞት ሰዓታት ተቀሚጡልና ኣሎ።ኣይመሰሎምን እምበር ንሳቶም'ውን መወቲ እዮም፡እቲ ዝገርም ግን ነብስ ሰብ ቀቲሎም ኣበይ ሰለም ኣቢሎም ክሓድሩን ክውዕሉን ኢሎም እተን ዝወሰድወን ገንዘብ'ውን ተራጋጊኦም ኣይክበልዕወንን እዮም ኣንኳን'ዶ ነብሲ ቀቲልካ ዘምጻእካዮ ንግዚኡ ሰሪቅካ ዘምጻእካዮ'ኳ ሰላም የብሉን።ብዝኾነ ንሰብኣይ ምስ ሰበይቱ ነብሶም ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ኣብ ሕቅፎ ኣብርሃም፡ ይስሓቅ፡ያዕቆብ የንብረልና ነቶም ደቆም ከኣ ምጽንናዕ ይሃቦም ንዕኦም ዝበሎ እግዚኣብሔር ሒዙሎም ኣሎ ምንም ኣይኮኑን እዮም፡ኣንኳንዶ ኩቡር ስጋዝለበሰ ሰብ ጭሩ'ኳ ተደሪራ ትሓድር ኣላ ብምሕረቱ።ኣዝዩ ኣጸያፊ ስራሕዩ ተፈጺሙ፡ሰብ ኣራዊት ዝተቀየረሉ ዘመን እንተሎ ዘለናዮ ዘመንዩ!!!ኣን ክብሎ ዝደሊ ነቶም ቆልዑ ኣጆኹም ኣጆኹም በዚ ኣይትደናገጹን ኣይትሕዘኑን፡ጥራይ ነቲ ተሪፍ ዘሎ ዘመን ዕድሜኹም መኪትኩም ኣብዝብጻሕ ክትበጽሑ'ዩ ምክረይን ማዕዳይን
@fiyorigebray6365
@fiyorigebray6365 3 года назад
Eway ane yehwatey marrey eh ati ab kedme aynekum c way kehasmu wdey zdeleywo wesedom zeykedu ajokum belu amlak mesakum yekon belu
@hansab1
@hansab1 3 года назад
ንዝሞቱ ጽንዓትን ኣካእሎን ይሃብኩም ። ንመምህር እካ ኩሉ ግዜ ኣምላክ ይሓግዝካ ።
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍ አየ እንታይ ግዜ እባ በፂሕና አምላኬ ሆይ ካብዙይ ነገር ማሓረና እዞም ጨከንቲ ዓዲ አጀኩም አሕዋትይ እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ! መምህር ሙሉ ሓውና ክብረት ይሃበልና
@user-uv9fn5tv9y
@user-uv9fn5tv9y 3 года назад
ፅንዓት ይሃብኩም አሕዋተይ መንግስተ ሰማይ የዋሪሶም
@cookandeat2471
@cookandeat2471 3 года назад
ብጣዕሚ ብጣዕሚ መሕመሚ እዩ 😭😭😭😭😭 እግዚአብሔር ሆይ ናይና ስራሕና ሓዲግካ ብምሕረትካ ብቸርነትካ ይቅር በለልና ።ንወለድኩም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ነአካትኩም ፅንዓት የሃብኩም🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሕደግሉኩም።
@user-bo2fb4zs1q
@user-bo2fb4zs1q 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ😥😥😥😥😥😥
@abuusuy7424
@abuusuy7424 3 года назад
በጣም ያሳዝናል ፈጣሪ ያፅናችሁ
@nazrawitedros5028
@nazrawitedros5028 3 года назад
ሰብ ምስ ቀታሊኡ ከመይ ገይሩ ይነብር ። ትግራዋይ ኣብ ኢትዮጵያ ትነብር ኣስተውዕል ዓድኻ ኢዩ ዓድኻ ተመለስ ጽባሕ ውን ውሕስነት የብልካን።
@mekdimekdi1396
@mekdimekdi1396 3 года назад
Wey gud tigiray etiopia aykonetin diya
@menberebeyene4138
@menberebeyene4138 3 года назад
ኣፉፉፉ ኣሓተይ መዓረይ ፅንዓት ይሃብኩም
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 года назад
መነንግስቲ ሰማይ የዋርሳም ንሙሉእ ቤተስብ ፅንዓት ይሃብኩም ኣምላክ ኩሉ ዝክእል ኣምላክ ምሕረት የውርደልና ኣምላክ አዛኩም አሕዋተይ ማዓረይ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 3 года назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ። 😥😥😥 ንመወትቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንስድራ ድማ ፅንዓት ይሃብኩም እህህህህህህህ። 😥
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 3 года назад
ኡፍፍፍ ብእውነት ያማል ፅናቱ ይሰጣቹ እግዚአብሔር ይድረሰላችሁ😭😭😭😭
@user-pr9ni7ie8z
@user-pr9ni7ie8z 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭ኣሕዋተይ ማዓርይ ጽንዓት ይሃብኩም ብጣዕሚ ክብድኪ ይበልዕን የሕዝንን
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ኣሕዋተይ ዋይ ከብዲካ ይበለዑ 😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@dhxhfunggfhgu3289
@dhxhfunggfhgu3289 3 года назад
ኣምላክ ይሓግዞም
@user-cp8lt2fc6z
@user-cp8lt2fc6z 3 года назад
እፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኩም ንመወቲለ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ኣብ ሕቅፊ ቅድሳን የንብሮም 😭😭😭😭😭😭😭መምህረይ ብኣምላክ ርኮቦ
@salam3709
@salam3709 3 года назад
ኡፍፍፍፍ አይ ሰብ ጨካን ወይ አሕዋተይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብከም ንመውተ መንግሰተ ሰሚየት ይውርሰም አሕሕሕሕሕሕሕ ጫከን
@kiwanenatnael305
@kiwanenatnael305 3 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ውሻጠና ምድያ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለኩም እሞ ከም ሎሚ ነብዐን አፍልጥን ብጣዕሚ ውሽጥካ ዝትንኪፍ እዩ ተፈፅሞ ንዞም አሕዋቲና ግን አብ ጎኑኩም አለና በርትዓ በለልና
@user-sz5fz3qq3y
@user-sz5fz3qq3y 3 года назад
እ/ር ይፍረድ አይዟችሁ መፅናናትን ይሰጣቸሁ እኔም ቤንች ማጂ ነዉ ተወልጄ ያደኩት ሁሉም ቤተሰብ እዛው ነዉ የሚኖሩት እ/ር ይጠብቃቸዉ እንጂ ደም ጠጪ መንግሰት ነዉ የመጣብን 😭😭
@davebabur9047
@davebabur9047 3 года назад
ኣንታ ፈጣሪ ኣቦይ ኣረሜናት ናይ ኢድኩም ርኸቡ ፡ ዓገብ ረኺቦም እዞም ስድራ ፡ ንመወቲ መንግስተ ሰማይ ነዞም ንጹሃት ስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃቦም ። ተጋሩ ሕበሩ ትግራይኩም ሃገር ግበሩ ።
@shwitshwit8843
@shwitshwit8843 3 года назад
እግዚኦ ምሓረኒ ክርስቶስ
@keroskeros5466
@keroskeros5466 3 года назад
ብጣዕሚ የሐዝን እግዛቢሄር ፍትሕን ፍቅርን የዉርደልና ኣሜን
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 года назад
አይ ኤትዮጵያ እዛ ድአ ንተጋሩ ፍድካ 😭😭😭😭
@user-jg2sf9tx6e
@user-jg2sf9tx6e 10 месяцев назад
እግዘኦ ማሓረነ ክርስቶስ ብጣዕሚ የሕዝን😢😢😢😢😢😢😢
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 3 года назад
መምህር ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲 ክቡራት ኣሕዋተይ ድማ መንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም ኣብ ሕቁፊ ኣብራሂም ይሳቅ ያቆብ የንብሮም ክቡራት ኣሕዋተይ ድማ ፅንዓት ይሃብኩም 🙏🙏🙏
@habtommisgna
@habtommisgna 3 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻሜ ንገባሪ እከይ ኣምላኽ እፍደዮ
@komahmeresa9915
@komahmeresa9915 3 года назад
በስማም በጣም ነው ያለቀስኩት እግዝይምብሄር ፅናቱን ይስጣቹሁ ለሞትቱም ነብሳቸው በገነት ያኑረው
@helenberhane9356
@helenberhane9356 3 года назад
እዝግዮ ምሕረትካ አውርደልና 🙏🙏🙏 ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ጽንዓት ሃብኩም
@user-xg3ug2im4i
@user-xg3ug2im4i 3 года назад
አሕዋተይ መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምፅንናዑ ጥንካረን ይሃብክን ንመወቲ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም
@user-ty6bx8ge9p
@user-ty6bx8ge9p 3 года назад
ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣታ ፈጣሪ ምሕረትካ ኣዝዘልና
@cherqosmsgna5409
@cherqosmsgna5409 3 года назад
እዋይ ኣምላክ ነቶም ዝመቱ ኣቦናን ኣዴናን መንግስተ ሰማይ የሃቦም ነቶም ዘለዉ የሕዋትና ከኣ ኣምላክ ዕድመ የሃቦም ብጣዕሚ ዘሕዝን መምህር ከኣ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሕልካ
@djdjidjrdjdjjd5879
@djdjidjrdjdjjd5879 3 года назад
ናይ ብሃሓቂ የሕዝን ኣምላክ ኣብ ገነት የንብሮም
@user-bt5jp7ow2q
@user-bt5jp7ow2q 3 года назад
አብየት መድሂነ ኩሉ ሓደራካ ካብዙይ ምሓረኒ እግዚአብሔር አምላክ ሓጥያትና ድዩ በዚሑ ብዓይነ መሕረትካ እባ ጠሚትካ ምሓረና
@selam6473
@selam6473 3 года назад
ኣይ አምላከና ምሕረትካ አውርድ ንሃገርና ኢትዮጵያ ንወለድና መንግስት ሰማይ የዋርሰልና ፅንዓት ይሃብኩም ንኩላትኩም ኣይዞኩም ዞም አሕዋተይ መዓረይ እመአምላክ ምሳኩም ትኩን ።
@Girmay2023
@Girmay2023 3 года назад
ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ኣይዞኩም
@aminadabnoah3104
@aminadabnoah3104 3 года назад
Eway yehwateay belu egziabiher msakum ykun.🇪🇷
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 3 года назад
እግዚኦ እግዚአብሔር ኣምላክና ብዓይኒ ምሕረትካ ረኣየና
@lailalaila3509
@lailalaila3509 3 года назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣትም ሕማቕ ትሱርሑ ብሂወትኩም እንዳሃለኹም ፈጣሪ የሳቒኹም ኣትም ርጉማን እህህህህህህህ ኣጆኹም አሕዋተይ ኣለና ኣብጎንኹም ሓፍትኹም ካብ ማሕበር ኤርልኤል
@barchbarch1920
@barchbarch1920 3 года назад
ብጣዕሚ መሕዘኒ ከብድኻ ዝበልዕ እዩ. ፅንዓት ይሃብኩም
@alemgere5407
@alemgere5407 3 года назад
እፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልና
@user-mm5bc7qy8v
@user-mm5bc7qy8v 3 года назад
አቤቱ አምላኬ ሆይ ብምሕረትካ ጠምተና እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ!!! እፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ፅንዓቱ ይሃብኩም
@tesfamariamhabtu3030
@tesfamariamhabtu3030 3 года назад
ናይ ባሓቂ መምህር ሰላምን ምሕረትን ይዉረዶም እታይ ዝገበር ህዝቢይ ኢዩ መንግስቲ ንመግስቲ ዳ ይዋጋእ እበር ንህዝቢ ጌጋ ዩ
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 3 года назад
አሕሕሕሕ ዜጋታት ትግራይ እዚአ ኮይና ዕጫና 😭😭😭☝👈
@user-hk1wm9vl4r
@user-hk1wm9vl4r 3 года назад
ኦፍፍፍፍፍፍ ወይ ኣሕዋተይ መኣረይ ፅንኣት ይሃብኩም ንወለድኩም መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም
@muluashabr4015
@muluashabr4015 3 года назад
ብጣዕሚ፣መሕዘኒ
@selamselam6193
@selamselam6193 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ መሕዘኒ ነቶም ሞወትቲ እግዚኣብሔር አብታ ዘይትሓልፍ መንጉስታ የንብሮም ንመላእ ስድራ ቤት ፅንዓት ይሃብኩም እግዚኣብሔር ንሃገርና ሰላም የውርደልና ኣሜን
@user-br1jv9ru3u
@user-br1jv9ru3u 3 года назад
የኔናት ኡፍ ሀጎስዬ የምወድክ እግዚያብሄር ደምህን ይመልስ ከመቀለድ ውጭ ምንም አያቅም ነበር በውነት በስደት ሁኜኜ ስሰማ በጣምነው ያስለቀስኝ ስሰማ በጣም ቀልደኛና ትልቅ ትንሽ አይልም ሲቀልድ ሳያቹ በጣምነው ያሳዘናቹኝ እውነት እዛ ሰፈር ሰው ጨካኝናቸው ምነው አዱእኳን ቢወጣ በጣም ያሰጋል አሁንም
@Aman-dk1ko
@Aman-dk1ko 3 года назад
ኣሕሕ ብጣዕሚ ሓዚነ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ን ወለዲ ፡ ኣጆኩም ዘምሕዋተይ
@adunyabalash9224
@adunyabalash9224 3 года назад
መሕዘኒ በጣዕሚ
@doxkulenahariknangng9322
@doxkulenahariknangng9322 3 года назад
ኣሕሕሕ ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም ንመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@sooqusabya9772
@sooqusabya9772 3 года назад
ፅንዓት ይሃብኩሙ ኣሕዋተይ እፉፍፍፍ
@harnetfthi9891
@harnetfthi9891 3 года назад
ብጣሚ ዘሕዝን ፍጻመ. ጽንዓት ይሃብኩም መግስተ ሰማይ ይዋርሶም ብኽያት ሞትና
@genetmelese2908
@genetmelese2908 3 года назад
What can say I have no words. What a difficult situation May God be with you give you mercy and blessss
@trhasheshe1555
@trhasheshe1555 3 года назад
ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ንወለድና ድማ ኣምላክ ብየማናይ እዱ ይቃበሉም
@bc735
@bc735 3 года назад
Egziabher Msakum Ykun Ahwatey
@teamesium8163
@teamesium8163 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ከመይ ዝበለ ጨካን ጌዜ ኢና በጺሕና እግዝኣቢሄር ኣምላክ ምሕረትካ ኣዉርደልና ።
@user-cz3jc3un4o
@user-cz3jc3un4o 3 года назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሰብ ዘይረክቦ ዘየለ ፅንዓት ይሃብክን ኣሕዋተይ መዓረይ ዘይርሳዕ ታሪክ ሰሪሐምሎም መምህር ሙሉየ ክፍእ አይዝርካ ሓወይ😭😭😭😭😭😭😭
@user-jj4cg3ez6e
@user-jj4cg3ez6e 3 года назад
አሜን እግዚአብሔር ሰላሙ የውርደልና
@user-fe9kn3ej3n
@user-fe9kn3ej3n 3 года назад
Amen መምህር ሙለይ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍ አሕዋተይ ማዓረይ ፅንዓት ይሀብኩም ማማ ፅንዓት ይሀብክን ግርማይ ሐወይ ሂወትካ ከይገደሽካ ናዞም ቆልዑ ምምፃእካ አጆኩም አሕዋተይ መጠረሽታ የፀብቀልና
@merimeri9522
@merimeri9522 3 года назад
ኣፋፋፋፋ ኣሓተይ መዓርይ ፅንዓት ይሃብኩም
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ዋይ አታ አምላከይ ምሕረትካ ላአከልና ሕዋተይ ብሓንሰብ አበካን አደካን ምሰአን ቀሊል አይኮናን ብጣዕም ምሕዝን አዩ እሕዋትይ ፅናዓት የሃብካም ፍጣረ ቅትልታ አውን ናይ አደም አይሰአነ አግዜሔብሃር የፍደይሎም ፍጣረ
@user-pp6uj1tn8s
@user-pp6uj1tn8s 3 года назад
እዋይ ኣነስ ዝገርመኒ ነዞም መሳክን ህጻናት ኣዘኽቲሞም እንታይ ይረክቡ? ዝደለይዎ ወሲዶም ዘይከዱ፡ ኣነ ውን ሓደ ግዝየ ን ኣብ ኣዲስ ትቅመጥ ቤተሰብ ገንዘብ ሰዲደላ፡ በየን መጽዮም ዘይበለቶም 3 መንእሰያት ካራ ሒዞም ቀቲሎም ከውስድዎ ዝሓሰቡ ኣምላኽ ኣለኪ ኢልዋ ገንዘብን ቦርሳኣ ሒዞም ከይዶም፡ ይገርመካ፡ ኢትዮ ናይ ሽፍትነትን ከተርትን ትከውን ኣላ፡ ኣምላኽ ባዕሉ ብዓይኑ ምሕረት ይጠምተና፡ ካብ ኤረ ሓውኹም፡ኢየ
@dhfhfgdgrr798
@dhfhfgdgrr798 3 года назад
እፍፍፍፍ እግዛብሄር የእጃቸው ይስጣቾው ኣይዞኩም ኣሕዋተይ መዓረይ በርትዑ ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ንብረት ምቅንጫሩ እንካዕ እስኩም ተረፍኩም እምበይ
@mussieandu8296
@mussieandu8296 3 года назад
ኣምላክ ጽላሉ የንብረልኩም !!
@user-el4jd1fr5l
@user-el4jd1fr5l 3 года назад
ዋይይይይ ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ኡፍፍፍፍ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ባዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና እዙ ኩሉ ኣበስስ ናይ ምንታይ መርገም እዩ
@user-kf2ps2uu2j
@user-kf2ps2uu2j 3 года назад
ጽንዐት ይሀብኩም አሕወትና ፀሎት ግበሩ አምላኽ እግዚአብሔር ምስ ዝተበደለ ሰብ እዩሞ ኩሉሻብ
@user-lj7tz3ox8i
@user-lj7tz3ox8i 3 года назад
የነዚህ እፃኖች እንባ ይፋረዳቹ በምድር ዋጋቹ ባታገኙ በሰማይ ዋጋቹ ታገኛላቹ 😢😢😢😢😢 ፈጣሪ ፅናቱ ይስጣቹ ለማቶች ነብሲ ይማር🙏🙏🙏
@user-hh1ye1zo1v
@user-hh1ye1zo1v 3 года назад
እፍፍፍፍፍ፣ይሕዝን፣ብጣዓሚ፣ንመላእ፣በትስብ፣ፂናዓት፣ያሃብኩም
@user-gi6zi7rj2p
@user-gi6zi7rj2p 3 года назад
ጽንዓት ይሃብኩም እዞም የሕዋተይ
@rozaibrahem2428
@rozaibrahem2428 3 года назад
አሜን ስላሙ የውርደልና እግዚአብሄር
@hiwigaltewhado7573
@hiwigaltewhado7573 3 года назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ብጣዕሚ የሕዝን😢 ኦጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ይኣክለኩም በለና
@brktihaile6953
@brktihaile6953 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭 ንመላእ ቤተ ሰብ ፅንዓት ይሃብኩም ንመዋቲ ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@yohannesabraha
@yohannesabraha 3 года назад
ኡፍፍፍ ኣምላክ ጽንዓት ይሃብኩም ፡
@user-wc1br1qe5q
@user-wc1br1qe5q 3 года назад
አምላኬ ሆይ ንስካ ፍረድ ሰላምካ ሃበና 🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ለመላእ ቤተ ሰብ
@user-ev8gs7tj1b
@user-ev8gs7tj1b 3 года назад
እህህህህ እህህ እሕዋተይ ማዓረይ
@lave9644
@lave9644 3 года назад
እፍፍፍፍ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ይቅረ በለልና ኣይይይ ኣሕዋተይ ኣጆኩም ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም
@user-rs9hu2gu8v
@user-rs9hu2gu8v 3 года назад
እዋይ ቁርፀት በሰማኣም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 እሰቲ ኣምላከ ፀንዓት ይሃብኩም
@frehiwetgebretsadkan9262
@frehiwetgebretsadkan9262 3 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንሓዘኑ ልቦም ንዝተሰበሩ ኣሕዋትና ፅንዓት ይሃቦም.. ንመወቲ ነብሶም ይምሓሮም ።.ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና ኣሕዋተይ መዓረይ
@dejenweldemichael9158
@dejenweldemichael9158 3 года назад
እግዝዮ ጎይታይ ማዓረይ ካብዚ ሰውረና ታይ ግዜ በፂሕና ይቅረ በለልና ንመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 😭😭😭😭😭😭
@awetashgebrye4036
@awetashgebrye4036 3 года назад
እዋይ ኣቲ ድንግል ማርያም የኣክለኩም በልና ምሕረት ኣወርድልና
@jerusgeb4791
@jerusgeb4791 3 года назад
May God strengthen them🙏🙏🙏
@almazgiday9935
@almazgiday9935 3 года назад
መምህር ሙሉ ንዖዖም አይከነን ንሰማዒ እኳ የባህርር ብጣዕሚ ይትክፈካ የሕዝነካ የብክየካ እታይ እዩከ መጨረሻ በክየ አይፀገብኩን እታይ እያ እዛናትና አዚ መግስቲ ዘሎ ኢዱ አይስእናን እዩ ገምዚገይሩ ሸፋቱ ዝዘረገሐልና ኢዱ ይሀቦ ፈጣሪ ።
@user-vl2yz2om3y
@user-vl2yz2om3y 3 года назад
እውይ ጭካነ ስራሕ ደርጊ ኣብ ግዜ ሰላም ይድገም ኣሎ። እግዚኣብሄር ጽንዓት ይሃብኩም የሕዋተይ።
Далее
▼ЧЁРНАЯ МАГИЯ 🔮
31:15
Просмотров 265 тыс.
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
▼ЧЁРНАЯ МАГИЯ 🔮
31:15
Просмотров 265 тыс.