ТёЌМый

እምነትን ፅንዓትን ዝትንፈሰላ ምዉቕቲ ገዛ!! 

Wushatena Media
ППЎпОсаться 117 тыс.
ПрПсЌПтрПв 173 тыс.
50% 1

👉 ንስድራ ዲያቆን ዓፈራ ክተተባብዑ እትደልዩ ወገናት በዚ ዝስዕብ ቮሌፎን ርኞብዎ።
቎ሌፎን፡ +251900733577 (ዲያቆን ዓፈራ ታደሰ ወሚዳ ሰሓርቲ ሳምሚ ጣብያ ማይ ተኜሊ)

ОпублОкПваМП:

 

28 Ќай 2019

ППЎелОться:

Ссылка:

Скачать:

ГПтПвОЌ ссылку...

ДПбавОть в:

МПй плейлОст
ППсЌПтреть пПзже
КПЌЌеМтарОО : 568   
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 5 лет МазаЎ
እቲ ኣምላክ ዝፈትዎ እዩ ዝፍትኖ እቲ ብሩክ ዝተፈተነ ኹዓ ዚመስግን እምበር ኣዚማርርን እግዚአብሔር ምሕሚቱ ይልኣኚልካ እመብርሃን ብምልጃኣ ትዳብስካ ፅንዕቲ በዓልቲ ስጡም ቃል ኪዳን ዝኮነት ሰበይቲ ዓዲሉካ ፈጣሪ!
@smartmuuz3950
@smartmuuz3950 5 лет МазаЎ
Amen
@mehariyemane7185
@mehariyemane7185 5 лет МазаЎ
ዘመና ኣብ ሓዳር ሜግር ዘይብሎም ክፈላለዩ ዝበዝሓሎ ዘሎ ካብዚኊም ተመሃሩ ትርጉም ቃል ኪዳን ብጉቡእ ዝተሚድኡ ስባት
@lakchwozalen1887
@lakchwozalen1887 4 гПЎа МазаЎ
@@mehariyemane7185 mhrt yawrdalk
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ እግዚአብሔር ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትኖ እግዚአብሔር ኣምላክ እቲ ዘይውዳእ ምሕሚቱ ይልኣኚልካ ንእግዚአብሔር ልስኣኖ ነገር ዹለን እሞ ናብ መንጚለት እንተትኚይድ ፅቡቅ ነይሩ
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 2 гПЎа МазаЎ
Maryam Ayrefeda ms weda msaka tkun zhewey.
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 5 лет МазаЎ
*ኣቱም ሰባት እዛ ዓለም ሲ እቲ ዝተጾገመ ንፈጣሪ ኚመስግን እቲ ርኹብ ኚንጞርጜር ይዕዘብ ሙሉእ ዓይነ ብርኪ ሒዝና ንኟኖ ባዕልና ንፈልጩ እግዚአብሔር መሕሚት ዚውርደልካ ሓወይ መዓሹይ ኡፍፍፍ 😢በዓልቲ ቀትካ ውን ጜንዓታን እምነታን ሪኡ ኡፈይታ ትሚኜበሉ መዓቲ ዚምጞኣላ 🙏*
@semerekahsay189
@semerekahsay189 5 лет МазаЎ
Bruk hawey bhaki xbuk aleka gin gta nmesgno
@samsungj7155
@samsungj7155 5 лет МазаЎ
Asey egzsbher nezab yebxahlu
@ramsita5309
@ramsita5309 ГПЎ МазаЎ
pp((((((k((k((
@melimelitube6221
@melimelitube6221 5 лет МазаЎ
እዋይ ኣነ ዝገርመኒ እቲ ዝሓመመ እቲ ዝተሾገሹ ፈጣሪኡ ኚመስግን ኹሎ ዝገርም ፈጣሪ ምሕሚቱ ዚውርደልካ ውይ መ/ር ሙሉ እግዚአብሔር ይሓልካ
@user-tb6tq8bs6e
@user-tb6tq8bs6e 5 лет МазаЎ
ምሳሌ 19 (Proverbs) 14ፀ ቀትን ሃብትን ካብ ወላዲ ይውሚስ፡ ለባም ሰበይቲ ግና ካብ እግዚኣብሄር እያ።
@hiritihaile4068
@hiritihaile4068 5 лет МазаЎ
ሓቂ
@user-un2du4xg9t
@user-un2du4xg9t 5 лет МазаЎ
behaki
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 3 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ
@shohabkhan5773
@shohabkhan5773 5 лет МазаЎ
ብጣዕመይ ይሕዝን ንታ ሓፍታና ድሞ ኣብ ቃል እግዛብሄር ብመፅንዓ ብእውነት ድስ ይብል ኣይዘክይ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 5 лет МазаЎ
ታዓድላ በስማኣም ኣምላኬ ሆይ ሓደራካ ኣብ እምነተይ ኣፅነዐኒ
@hiwotteka9461
@hiwotteka9461 5 лет МазаЎ
ቃል ኪዳን ማለት እዚ እዩ. እግዚአብሔር ይምሓርካ!
@berhegebreeyesus7080
@berhegebreeyesus7080 5 лет МазаЎ
ብጣዕሚ ዝገርም እምነት ቃል ኪዳን ሓልዮት ምትሕልላይ ዓብይ መርአያ ዝኹነ ሰብ ሓዳር እግዚአብሔር መሊኡ ይምሓሮ ፍሹ ዉላዶም ዚርእዮም ዓብይ ትምህርቲ እዩ መምህር ሙሉ ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኻ
@user-xt6wb3vz8p
@user-xt6wb3vz8p 4 гПЎа МазаЎ
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ እወ ዝሓወይ ተመስገን ፈጣሪ ተመስገን ኣዮኻ ድማ ትድሕን ድማ ኢኻ ወንቅሞት ቅዱስ ገብሪአል ኜድኢኻ ገብሪኀል ክምሕሚካ እዩ ምሕሚት ይሃብካ ፈጣሪ ሓውና ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይምነዚልካበርትዕ 🀲🀲🀲🀲💐💐🌻🌹🌹🌹🌷🌷😭😭😭🌻🌹🌻😭🀲🌷🌻🌹
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 5 лет МазаЎ
እዋይ ሓወይ ኣጆኻ እዙይ ናይ መንፈስ ሕማም እትም ጾበል ምሕጻብ እዩ መድሓኒቱ ክቡር ሓወይ
@tsirhadesta1634
@tsirhadesta1634 5 лет МазаЎ
ብእ ጀግና እኻ ባሓቂ አምላክ ምሕሚት ዚውርደልኻ ድያቆን ዓፈራ ንመላእ ባዕልትኻ ገዛኻን ደቅኻን ካዓ ነውሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ያሃቡኩም ክቡራተይ
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 3 гПЎа МазаЎ
እግዝኣብሔር ምሉእ ጥዕና ይፍጠሚልካ ዳቄነይ ብርኜቲን ለዋህን ጜንዕቲ ተኣማኒት ኣብ ቃል ኪዳና ሰበይቲ ኣለትካ እሞ ፍሹ ጻማኣ ድማ ሓውኻ ኹም ቀደምካ ክትርኀካ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ እግዝኣብሔር ኣምላክ ሰናይ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን መምህር ሙሉ ድማ ፈጣሪ ነቲ ሰናይ ተግባር ትገብሮ ዘለኻ እግዝኣብሔር ኣብዝሑ ሰናይ ይሃብካ ።
@powerlink6511
@powerlink6511 4 гПЎа МазаЎ
በስማም ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ አሃዱ አምላክ ጀግና ሰበይት ህብካ ፈጣር አነስ ሙሉእ ጥዕና ሕዘ አምላኜ ዹማርር ተመስገን ዘይፈልጥ ኩ ጎይታይ ማዓሹይ ክብርና ምስጋና ናዓኻ ዩኹን ሙሉእ ጥዕና ዛሃብካን ተመስገንካ መምህር ሙሉ አምላኜ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እዙይ ሞንጮሎት እዩ መዳሓንቱ በይዛኻ መምህር ሙሉ አፉት ትሶርሓ ዘለኻ ታርኜ ወስኜኻ ታርኜ ስራሕ አታ ጀግና ኹሙዙይ ዐዓይነት ሕማም ዘለዎም ሰባት ቀጥታ ናብ ባህር ዳር ሕልፉ እሎም ወንቅ እሞት ቁዱስ ገብርኀል ዝባሃል ገዳም አሎ አዉኡ ኞይዶም ሞንጮሎት ክገቡሩ ምእንተ ምስ ሰብ ገይርካ ላአኮም ካብ ወፃእ እወን አፉት ቊታ ኞይዶም ቡዙሓት ሰባት ድሕኖም እዮም እና ሞኩር መምህር ሙሉ ብዝተሚፈ አምላኜ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 2 гПЎа МазаЎ
ዝሓወይ አጋላልፃካ ክንደይ ደስ ይብል ተመስገን ኹዓ ትብል ዝሓወአ አምላክ ናይ ብሓቂ ንዝፈትዎ ዩ ዝፍትን ሙሉእ ምሕሚት ዚውርደልካ አጆካ ተመስገን ዝበለን ሰም እግዛብሔር አምላክ ዘልዐለን ሓፊሩ አይፈልጥን አጆካ ምሰ ደቅኣን ሰብይትካን ዕደመ ይሃብካ ዝሓወይ ❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀
@hagosmeles4645
@hagosmeles4645 5 лет МазаЎ
ኣምላኜ ምሕሚት ዚውሚድልካ ኣጀኻ ኣምላኜ ጞድፊ ይፈጥር ሞ መደያይቊ ይገብሚሉ እዩ ኣጀኻ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@biranukebede4289
@biranukebede4289 4 гПЎа МазаЎ
ኣቱም ዲሰ ላይክ ዝትገብሩ ዘለኩሙ ኢድኩሙ ቁርፅ ትበል
@yosefmobae3267
@yosefmobae3267 5 лет МазаЎ
ንድያቆን ምህሚት ዚውርደልካ ንብዓልት ቀትካ ድማ እድመን ጥዕናን ይሃባ በዝሎሚ ኹምዝ ገራ ሞራልን እምነትን ጜንዓትን ዘለዋ ጋል ህይዋን ኹም ግርህነታ ይግበሹላ
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 лет МазаЎ
ኣሕ፡ ዓለም መኚራ ናይ ብሓቂ ኚብድካ ዝበልዕ፡በቲ ሓደ ኚኣ ዚኩሚዓካ ሰሪሑ ስድራቀቱ ክጥውር ክትርኢ።ተስፋ ይገብር ኣምላክ እተሓጊዝኒ፡ ኹም ፍቃድ ኣምላክ እተ ውልሞር፡ እተ ጥሚ ገንዘብ ነዛ ፡ሓውና ሓደ መዓልቲ በተባብዒ ክሕግዞ ፡ሓውኩም ካብ ኀርትራ።
@mariama6088
@mariama6088 5 лет МазаЎ
Ajekum egziabher ymharka manchelet tehatseb ktdhneka dngl maryam thalkum
@mariama6088
@mariama6088 5 лет МазаЎ
Ztebareki eki brkti zhaftey ketsli keyshlchweki kab egziabher abyi shilmat ktshlemi eki ajoki
@user-sp5xi1jo1l
@user-sp5xi1jo1l 5 лет МазаЎ
እዋይ ጀግና ወዲ ጀጋኑ ብጣዕሚ ትድነቅ ቆልዓ እያ እማ ብለሚ ዘመን እንካን ሕማም ዘሎዎ ዝሰክር ባዓል ቀት ሕዝና አይንነብርን
@tesfamariam250
@tesfamariam250 5 лет МазаЎ
ኣምላክ ምሕሚት ዚውርደልካ ዛሓወይ ኹም ትዕግስቲ ዝሓመመ ኣቊና ኢዮብ ንበሚኚት ይግበሚልካ ።መም/ር መሉ ውን ዕድመን ጥዕናን ንምነዚልካ ብርካት
@haymihawzenhaymi7891
@haymihawzenhaymi7891 5 лет МазаЎ
ኣምላኞ ቅዱሳን ምሕሚቱ ይልኣኚልኻ ሓውና ብሓቂ ናይ ኣቊና እዮብ ፅንዓት ይሓብኩም በዓልቲ ገዛካ ኹዓ ኣምላኜ ዝዓደላ። ኩ ! ኣምላኜ ነዓይ እውን ፅኑዕ እምነት ሃበኒ አቢላትኒ እሰይ ይበል ኣሜን። ሓውና ሙሉ እግዚአብሔር ይሃብካ ኣገልግሎትካ ይባርኚልካ እና ሓውና ዲ/ን ዓፋራ እቲ ሕማም ግን ናይ መናፍስቲ ኚይኮውንሲ ናብ መንጚሎት ተትኚይድ ብዙሓን ምካድ ዘይኚኣሉ ይኚዱ እለው ምርኣይ ዝሰኣኑ ይሪኡ እለው ምስማዕ ዝሰኣኑ ይሰምዑ ኣለው እሚ ክንደይ ኢልካ ክዝርዘር እቲ ጎይታና መድሓኒትና እነዳገበሮ ዝነበሹ ንደቂ መዛሙርቱ ኹዓ ኪዱ እሞ ወንጌል ምሃሩ መናፍስቲ ኹዓ ኣውፅኡ ኹምዝበሎም ይሀው ኣብ ወንቅ እሞት ቅዱስ ገብርኀል ዝበሃል ፀበል ደቡብ ጎንደር ወሚዳ ደራ ዝበሃል ኣሎ ኪዱ ንዓይ ምርካብ ስለ ኣድራሻ ምሕታት እንተ ደሊኩም ብዋትሳፕ 00971582641386 ብimo 00971569420139 ክትሚክቡኒ ትክእሉ ክሕብሚኩም እዚ
@merhawikahase1560
@merhawikahase1560 4 гПЎа МазаЎ
ብጥዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ። ንፍዕቲ ሰበይቲ ኣብ ኪዳንኩም ዚጜንዕኩም ኣሕዋት፡ ንድያቆን ክኣ ምሕሚት ዚውርደልካ ፈጣሪ።
@netsanettadele2383
@netsanettadele2383 5 лет МазаЎ
ኣምላክ ምሕሚት ዚውርደልካ መብሪህት ኹም ስምኪ እግዛቢሄር ዚብሚሀልኪ ሓፍተይ መኩርዒት ኣሕዋታ ኣብ ኪዳንኪ ዚፅንዕኪ ኣምላክ ዚሐጉስኪ
@seniseni5158
@seniseni5158 5 лет МазаЎ
ata ኣሞላክ ኣቊይ ኣነሥ ምሥ ዓይነ ብርኚይ ተመሥገን ኢለ ደይፈልጥ ኣቀቱ ጌታ ሆይ ይቅር በለኝ 🙏😢
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 5 лет МазаЎ
ትክክል ምስ ዓይኔ ብርኪ ነማርር
@maregmareg6094
@maregmareg6094 4 гПЎа МазаЎ
Nay bhaki o goyta medhanyeyn yeker belna
@SelamSelam-kq8zg
@SelamSelam-kq8zg 5 лет МазаЎ
አይይ ምሕሚት ይላኣኚልካ ዛሓወይ ብርክቲ ስብ ደማ ዓዲሉካ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 5 лет МазаЎ
ማዓር አፉ አጆካ ተመስገን እወ ፈጠሹ ሙሉእ ጥዕናን ይሀብካ
@mhjjgg3800
@mhjjgg3800 5 лет МазаЎ
ሰለ ንስካቱም ፀዋራት ኢሉ ይቅሹ ይበለና እምበይ አዹ ንሕና እግዚአቢሄር ቲዕግስቲ እዮ ይአድልካ እንተ ባአልቲ ቀትካ እግዚአቢሄር ይባርካ ቅድስቲ አቲን አሕዋተይ ንሕ አብዘይተአደልና ግዛዊ መልክዕ ንካሓል ንውዕል ግን ኚንቱ እዪ ግዳስ ካብ ዛሓፍት ንመሃር አብ ፀልማት እትበርህ ልእምቲ
@user-tn8fu2ic8j
@user-tn8fu2ic8j 5 лет МазаЎ
ናይብሓቂ ጜንዕቲ በዓልቲ ቃልኪዳን እምነት ማለት ካብ ሓዉኩም ኀርትራዊ ኣጀኩም በርትዑ
@meklatmeklat228
@meklatmeklat228 5 лет МазаЎ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉ ሓወይ
@asmerethagos611
@asmerethagos611 5 лет МазаЎ
ኡፍፍፍ ዋይ ሓወይ ኣምላክ ምሕሚት ዚዉርድ ኣምላክ ነታ ለዋህ ሰበይትካን ደቅካን ሪኡ ፈዉሲ ምሕሚት ዚዉርደልካ አቲ ለዋህ ፍጥሚት ኣምላክ ጞማኪ ዝኹፍለሉ ነዊሕ ኣይክኚዉንን አዩ ኣበጂ ጞሎት ጥራይ አመ ብርሃን ብጜላላ ተጜልለልኪ
@samyrahrahem1220
@samyrahrahem1220 5 лет МазаЎ
ዲያቆን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕሚት ዚውርደልካ አቱም ሳብት እዛ ዓለም ሲ ዝተፀገመ ንእግዚአብሔር ኚመስግኖ እቲ ርኩብ ኹንፀርፅር እዩ ይውዕል ሙሉእ ዓይኒ ብርኪ ሕዝና ንኮኖ እኮ ባዕልና ንፈልጩ ብዝኮነ እግዚአብሔር ይሓልውካ ንባዓልቲ ቀትካ ፍጣሪ ይሓግዛ
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 5 лет МазаЎ
ምሕሚት ዚውርደልካ ሓወይ ማዓሹይ ባዓልቲ በቱ ውን ዕድመ ይሃብኪ ዝያዳይ
@user-fg5od9wy4f
@user-fg5od9wy4f 5 лет МазаЎ
ጥንካሚኡ ዝድነቅ ጀግና ፈጣሪ ምሕሚት ይሃበካ ዝሓወይ
@teamehaile7097
@teamehaile7097 3 гПЎа МазаЎ
ናብሓቂ እግዝኣብሄር ዘይርኣክሞ ይህብኩም ናብሓኪ ክኣ ገልጜካዮ ኢካ ነቲ ዝመጟን ፈተና ዝግጥሞ ሰብን ብትዕግስቲ፡ዝጜበ ሰብ ኣብ ቅድሚ እግዝኣብሄር ዓቢ ዓስቢ ኹምዘልዎ ክንዝንግዕ ይብልናን ኩሉ ፍቓድ እግዝኣብሄር ኢዩ ካብ ቁዱስ ቋቩና ኢዮብ እኮ ብዙሕ ፍተናን መክራን ዘሕለፈ ሰብ ይብልናን እሞ ኚምቲ ነቩና ኢዮም ዕጜፍን ዓጌፌታን ግይሩ ኣክልል ዓወት ኚውርሰኩም፡ኢዩ እሞ ኣጀኩም ክብለኩም ይፈቱ ንሕና ክኣ ንቁሩብ ግዜ ኢና ኣብዛ ዓለም እንነበር ዘልና እታ ዘልኣለማዊትን ኣጜናፋዊትን መንግስተ ሰማይ ግን ብሕጂ ኢዩ ትጜበዚና ዘላ እሞ ነቲ ዝጜበዚና ዝሎ ኣክሊል ዘልኣለም ክንወርስ ነዚ ጎንፍናን ወሪድናን ዘሎ ምስ ሓለፍና ኢዩ እሞ ካብ እግዝኣብሄር ኣክሊል ተዳልኩም ኣሎ እሞ በርትዑ እግዝኣብሄር ንኩሉ ኚክእለኩም ብሕሚቱ ይደግፍኩም ማይ ጚሎት ምካድ ኣይተቓርጹ እግዝኣብሄር ኩሉ ኣብ ኢዱ ኢዩ እሞ ኣትተሓለሉ እግዝኣብሄር እታ ምውክቲ ብተመስገን እትሓድር ዘላ ቀትኩም ይባርኚልኩም
@ambesajirlegese5680
@ambesajirlegese5680 5 лет МазаЎ
እዝጋብሄር ኣምላኜ ምሕሚት ዚውርደልካ !
@amaniamani8183
@amaniamani8183 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር አምላክ ምሕሚት ዚኣዝዘልካ 🙏🙏🙏መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዹሕዝን
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 5 лет МазаЎ
አይይይ እግዚአብሔር ምሕሚት ዚውርደልካ ዛሓወይ ንኜብርቲ በዓልቲ ገዛኻ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ
@tekiangidey5810
@tekiangidey5810 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር ይምሓርካ ዝሓወይ ንበዓልቲ ገዛካ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ጠንካራ ንእስቲ ቆልዓ እያ ብጣዕሚ ትድነቕ ኣብ እምነታ እትነብር
@user-hb6bc2pm7u
@user-hb6bc2pm7u 5 лет МазаЎ
እግዚአብሄር ምሕሚቱ ዚውርደልኻ እፍፍፍፍ ብጣዕሚ መሕዘኒ ሓፍትና ኚማኺ ዝብለ ዚብዝሐልና መምህር ሙሉዹ በፈጣሪኻ ሪኚቊ 🙏🙏🙏
@user-yn1yn9zh1u
@user-yn1yn9zh1u 3 гПЎа МазаЎ
አሜን አሜን አምን
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 5 лет МазаЎ
ኣምላክ ምሕሚት ዚውርደልካ ሓወይ ሙለይ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርኹቩ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ኹም እዮብ ትዕግስቲ ይሃብኪ ፀገም ሓላፋይ እዩ ዓስብኪ ካብ ፈጣሪ ክትሚክብዮ ኢኪ
@hadu5935
@hadu5935 3 гПЎа МазаЎ
ብጣዕሚ ዹሐዘን ምሕሚት ዚዉርደልካ ሓወይ መዓሹይ
@elsaberhe5884
@elsaberhe5884 5 лет МазаЎ
እወ ፍቃድ ኣምላኜ ዩ ኹሉ ሥንክልና ናይ ክፋእን ናይ ተንኮልን ዩ እቲ ኣበር እንበር ዝይ ጀግና ሓወይ ጀግና ዩ እግሩ ተሠንኹለ ወሊዱ ዩ ምርኩሱ ወሊዱ ዩ ታ ደጀን ብዓልቲ እንድኡ ግን ትድነቕ እምንቲ ኪዳና ትባሚኜ ኣደ ደቃን ብዓል ገዝኣን ይግበራ❀❀❀❀❀❀
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет МазаЎ
ኣሜን!!!
@hannalinatube6955
@hannalinatube6955 5 лет МазаЎ
Hanti habtena kemzi natu zegatemaneru mayxelot tesfa kaqorexe yethaxeb egzabihar kerdeo eyu ezi nayxelaetisenay eyu malet medhanit regixu eye zebel tehaxiba haweya merfe entetwegieka gezye yewese eyu gen tehawi ika egzabihar mehret yewredelka nebealti betka dema amelak yebareka emeamlak mesakum tekun
@user-ys6pj9om9u
@user-ys6pj9om9u 5 лет МазаЎ
ብጣዕሚ ዝገርም እግዚአብሔር ፈፂሙ ይምሐሮ
@user-ml9px7uj4n
@user-ml9px7uj4n 5 лет МазаЎ
ኣላህ ይሓግዝካ ለባም ስበይቲ ሂባትካ ኣብሜር ብደቅካ ክትርክቊ ኢካ
@Naxnetshow
@Naxnetshow 5 лет МазаЎ
ዕድመ ይሃብኪ አብ ቃል እግዛብሀር ዝጞናዕኪ
@haylabyemane1502
@haylabyemane1502 3 гПЎа МазаЎ
Abzi telame zeben kemzi gal teamiru
@user-ty7nf7hl7q
@user-ty7nf7hl7q 5 лет МазаЎ
አብ ግዜ ንእስነትካ ኹምዚ ኢልካ ምዕፃፍ ኚቢድ እዩ አሜባይዶ አብ ገዛ ዊዒልካስ ጎይና እዉን ራብራ አመለአልናን ነገርግ እ/ር መ/ር ዝለአኞልካ ብምኜንያት እዩ አጆኻ ማዓሹይ ንባዓልቲ ቀትካ ኚዚድነቅኜዋ አሓልፍተ አብ ሃይማነታ ቃልኪዳና እምነታ አኜባቢራ ናብርአ ፅቡቃት ቆሉዑ ወሊዳ ምንባራ ፀጋ እዩ ምሕሚት ዚዉርደልካ መ/ር ሙሉ ሉስሉስ ሳዕርካ አዚዐቅፍካ ትባሚክ ሙሉ ሓወይ አለና አብ ጎድንኻ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет МазаЎ
ብጣዕሚ ዹቐንዹለይ!!
@user-xk6dj8lr5b
@user-xk6dj8lr5b 5 лет МазаЎ
ናይ በሓቂ በዓልቲ ቃልኪዳን ፈጣሪ መሳኲም ይኩን
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 3 гПЎа МазаЎ
ሓወይ መዓሹይ ኣምላክ ምሕሚት ዚውርደልካ ንኣምላክ ዝሰኣኖ ነገር ዹለን እሞ ምሕሚቱ ይልኣኚልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደስ ዘብል ሓዳር ኹምዚ ናትኩም ንኩላትና ይፍጠሹልና
@silassilas5354
@silassilas5354 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር ይምሓርካ ዘሓወይ ፅባሕኚም ትማሊ ክትጎይ እካ ንእግዚአብሔር ኩሉ ይካለአሎ እዩ አጆካ ጜንዕቲ ቃልኪዳን ሓፍትና በሓቂ እግዚአብሔር ዕድምን ጢዕናም ይሃብኩም ምስ ኩሉ ስዳራኩም
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 5 лет МазаЎ
ማጚሎት ውሰድዎ ግዜ ኚይወሰድኩም ፈጣሪ ምሕሚሀት ዚውርደልካ
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 4 гПЎа МазаЎ
ፅቡቅ ኣለኪ መንጚለት እንተኮዱ ካሓዊ እዩ
@salma34moh38
@salma34moh38 5 лет МазаЎ
ፀበል ወይ ካዓ መጮሎት ወጀግ ኣምናሞቆሮስ ውሰድዎ ርግፀኛ ኣምድሖሟ
@user-hb6bc2pm7u
@user-hb6bc2pm7u 5 лет МазаЎ
ዋው ግጥሚ ደሞ ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ እድኻ ይኣ መምህር ሙሉ 😍😍😍😍
@hiwihabeshawit7369
@hiwihabeshawit7369 5 лет МазаЎ
ውይ መዓሹይ በዓል በሊሕ ኣእምሮ ኢካ ኣምላክ ምሕሚቱ ዚውርደልካ ሓወይ ናተይ
@user-ue8vp7wu2b
@user-ue8vp7wu2b 5 лет МазаЎ
ፈጣሪ ናይ ልብካ ሪኡ ንደቅካ ና ንባዓልቲ ቀትካን ክብል ምሕሚት ዚውሚድልካ
@sebeyumekdeb4075
@sebeyumekdeb4075 5 лет МазаЎ
አምላክ ምሕሚት ዚውርደልካ ዝሓወይ አብ ሂወትና ፈተና ዘሎ ዩ ጊን ተስፋ ዘይምቁራጜ ኣጆካ ጜባሕ ደው ኢልካ ብእግርካ ክትኚይድ እካ ብዓልቲ ቀትካ ድማ ጜንዕቲ መርኣያ ዝኮነት ጋል ሂዋን ዓዲሉካ ፈጣሪ
@tesfaybrihane4678
@tesfaybrihane4678 5 лет МазаЎ
እውይ ሓወይ ኣምላክ ምሕሚት ዚውርደልካ ንባዓልቲ ቀትካ እውን ዕድመን ጀዕናን ይሃባ
@abcertabcert4170
@abcertabcert4170 5 лет МазаЎ
ዹአላህ አይዛሀ ወንድም ፈተነው አላህ ዹመወደወነው ዹመፈተነ ወንድም አሀንም አይዛሀ
@hayatnagashi9583
@hayatnagashi9583 4 гПЎа МазаЎ
ኣምላክ ይማሓርካ ደስ ዝብል ሞራን ነው ዕድመን ጥዕናና ያሃብኩሙ ደቅኩሙ ፈጣሪ ይዕብዚልኩሙ መምህር ሙሉ ሰላም ኩሙ ይብዝሐልኩመ
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 2 гПЎа МазаЎ
እዋይ ናይ ባሓቂ ክንደይ ተምሂሹ ገድል ትፈጥር ኣምላኜ ካኣ መደያዚቊ ይፈጥር ባዓልቲ ቀት ኣምላኜ ይባርኪ ይቐድስኪ ዹኔ ባዓልቲ እምነት ድያቆን ዓፈራ ሓውና ብርትዕ ኣጆካ ኣምላኜ ክምሕሚካ ዩ🀲✝ መ/ር ሙሉዋይ ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ❀❀❀❀💛💛💛
@bariatventertainment657
@bariatventertainment657 5 лет МазаЎ
እዋይ እዚ ኣነስ ክሰነፍ ምስ ዓይነ ብርኚይ ክንሰይ ሲ ኚይተጚንኩላ ዝሓለፍኩላ ምዓልቲ ዘዚላ።ኣጂካ ዝሓውይ እስካ ድማ ንደቅኻ ሹአ ደቅኻ ግቡእ ምክትታል ገበሹሊም ንባዓልቲ ቀትካ ድማ ክብሚት ይግበኣ ዮ ሞ ልዕሊ ማንም ክብሚት ሃባ።
@gebremaryammasho4081
@gebremaryammasho4081 5 лет МазаЎ
ሚሕሚት ዚዉርደልካ ኣምካክ ባዓሉ ኩሉ ፍቃድ ኣምላል ኢዩ
@mangestu4336
@mangestu4336 5 лет МазаЎ
ዉይ እግዚአብሔር ይምሓርካ ዝሓወይ ናይ ሰበይቱ ነገር ግን ብጣዕሚ ትዕግስተኛ እያ
@user-mz3eo1dn3c
@user-mz3eo1dn3c 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔርን አምላክ ምሕሚት ይላአኚልካ ዝሓወይ
@user-dt8mg3ny9l
@user-dt8mg3ny9l 3 гПЎа МазаЎ
መምህር ሙሉ ዉንእግዛአቢሄር አምላኜ ምሳኻ ይኹን ዕድመን ጥዕናን ዚሃብኻ ፈጣሪ💔💔💔💕💕💖👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😘💊💊💊❀❀❀💘💔💔🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖💖
@tesfaxbah6130
@tesfaxbah6130 5 лет МазаЎ
ኣምላኜ ምሕሚቱ ይኣዝዘልካ ድያቆን ሓወይ በዓልቲ ቀትካ ድማ ብርኜቲ ተባሚኺ ኣብነት ጋል ኣዎና ሳራ ብርግጜ ሓደ መዓልቲ ኣምላኜ ክበጜሓኩም እዩ
@tinsuyemane8201
@tinsuyemane8201 5 лет МазаЎ
እውይ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላኜ ይሟሕርካ
@trhasteame7353
@trhasteame7353 4 гПЎа МазаЎ
ዋይይ ድያቆን ሓወይ ዝገርም ጜንዓት ኣለካ በዓል ኣነ ኚኣ ሰዓል ሓሚመ ኢልና ንጭነቕ ንፈጣሪ ነማርር ጌታዚ ይቅሹ በለልና ዝሃወይ ኣምላክ ምህሚት ዚውርደልካ ጾጋን ፍቅርን ዚብዝሃልኩም ፈጣሪ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 5 лет МазаЎ
በጣም ልቀ ይነካል አይዟቜሁ ፈጣሚ ምህሚት ዹሰጠህ በእውነት ቃል ማለት እንደቜ አይነት ነወ
@user-fj4sw9hi8c
@user-fj4sw9hi8c 5 лет МазаЎ
ፈጣሪ ኩሉ ኣይሰኣኖን ኣጆኩም ክቡራት ሰድራ
@lemlemlemlem9503
@lemlemlemlem9503 5 лет МазаЎ
ውይ ሀወይ ምህሚት ዚውርደልካ አምላክ አይሳአኖይ እሞ አብ ሂወት ፈተና ብዙህ እዩሞ ክምህሚካ እዩ መምህሹይለ እድመይ ጥዒናይ ይሀብካ
@ziongeb2474
@ziongeb2474 5 лет МазаЎ
The family so beautiful the little girl is so beautiful God bless u my brother
@genetmelese2908
@genetmelese2908 5 лет МазаЎ
Oh God!! This is very spiritual and emotional story! May God bless this beautiful family!!!! 🙏🙏🙏🙏
@ritagebrezihar6841
@ritagebrezihar6841 5 лет МазаЎ
በእግዚአብሔር ዘንድ ሁሉ ይቻላል ምሕሚቱ ዚውርደልካ ዝሓወይ
@abetumaregn3443
@abetumaregn3443 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር ይመስገን ቅዱሳት እግዚአብሔር ይምሐርካ ዲያቆን ሐውና በእውነት ፅሪቲ ክብርቲ ጠንክሪ አይዞኪ እግዚአብሔር ታሪካቜሁ ይቀይር
@lmiss-youmom
@lmiss-youmom 2 гПЎа МазаЎ
ብጣዕም ዘገሪም ነገር እዩ እ/ር አምላኜ ፅላል ዚውዲቐልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 🙏 ኹም ናይኹም ዝበለ እምነት ዘለዎ ሓዳር ይሃበና🙏🙏
@wellcom4227
@wellcom4227 5 лет МазаЎ
ኩሉኩም ተንብብዋ ዘለኩም ምስ ጀምዓኩም ሳብስክራይብ ክትብሉ ብትሕትና ይሓትት ኣምላክ ይስማዕኩም ስምዕና ዹሕዋተይ
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር አምላክ ምሕሚት ዚውሚደልካ ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ዹሐዝን አጀካ እግዚአብሔር አንታይ ይሳኣኖ ካይኑ ሐደ ማዓልቲ ክበርሀልካ እዩ ሓወይ ዘይሓልፍ ነገር ዹለን ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር ኩሉ ዘመንካ ዝተባሚኚን ዝተቀደስን ይኩን ኩፍኡ እይዝርካ ማዓሹይ
@huluf1949
@huluf1949 5 лет МазаЎ
በጣም ያስዝናል እግዚአብሔር ምህርቱ ያላክልህ ወንድም
@user-ke4ye8nk2w
@user-ke4ye8nk2w 5 лет МазаЎ
ቡኡነት ሰብ ማለትስ ሪኀ ለክስ ንእግዚአብሔር ዘመስግንስ እቲ ስኡን ወይካዓ አካሎ ጎዶሎ ዝኚነስ ተመስገን እናበለ ዚመስግን ንሕናውን ምስ ሙሉእ ጥዕናናን ምስ ሙሉእ አካላትናን ነማርር አለና አቀት ጌታ ሆይ ማሓሹና ይቅር በለልና ልቩናውን ዓድለኒ ብኡነት አነስ ክንደይ እዚ ዘማርር ዘለኩ
@endehaftekeros4647
@endehaftekeros4647 5 лет МазаЎ
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም እግዚአብሔር ምስኹም ይኹን እመበይተዋይ ጎበዝ አነ ቃላት እዩ ዝሓፅሹኒ እግዚአብሔር ምሕሚቱ ይላአኚልካ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 5 лет МазаЎ
መሉእ ሀይለ መልካም ሰው ፈጣሚ እድሜ እና ጀና ዹሰጠህ
@habsh5752
@habsh5752 3 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ቃለ ኪዳን ማለት እዚ እዩ እግዘአብሔር ኣምላኜ ይባሚክን ወልድኩም ብጥበብ ዚዕብዚልኩም ፍቅራተይ ኣሕዋተይ ምሕሚት ዚወሚደልካ ማዓሹይ አጆካ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 5 лет МазаЎ
ሙሉዋይ እንኮዕ በሰላም መፃካ
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 3 гПЎа МазаЎ
Wwweee
@user-zp7ws9vs4r
@user-zp7ws9vs4r 5 лет МазаЎ
መልካም ሰው ዕድመን ጥዕናን ንዓካ
@AsSa-ub9kb
@AsSa-ub9kb 5 лет МазаЎ
ዝሓወይ እግዚአብሔር ምሕሚት ዚዉርደልካ ነታ ሰበይትካ ሓይሊ ይሃባ ፈጣሪ
@zerugebrekidan6025
@zerugebrekidan6025 3 гПЎа МазаЎ
እሺ ብሩኜ ሓውና መምህር ሙሉ ኃይለስላሰ ሕዚ ጥቕልል ዝበለ ፀገማት ብትግራይ ደሹጃ መፂኡ ስለዘሎ ምበር ክንሕግዘካ ኢና
@user-yb1vb6sx4n
@user-yb1vb6sx4n 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር ምሕሚት ዚዉሚደልካ ዝሓወይ ማዓሹይ
@user-ks4ix5ee3j
@user-ks4ix5ee3j 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር ምህሚት ዚውርደልካ ዝሓወይ እመብርሃን ብምልጃኣ ትዳብስካ
@konjosultan4086
@konjosultan4086 ГПЎ МазаЎ
ኣምላካ ምሕሚት ዚውሚደልካ ወድነይ ባዕልት ገዛካ እዋን ኣምላካ ፈጣሚ ይሓልወልካ
@siumsolomon1639
@siumsolomon1639 5 лет МазаЎ
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ቃል ኪዳን ሲ ኹምዚ እዩ ኣጆኪ ዝሓብተይይ።
@hntsagirmay181
@hntsagirmay181 5 лет МазаЎ
አምላክ ምሕሚት ዚውርደልካ ድያቆን ሓውና እዚ ሚኪብካዮ ዘለካ ማንም ሰብ ዘይ ክእሎ እዩ ግን በቲ ጞገምካ ተስፋካ ካይ ቆሚጜካ ኹምዚ ገርካ ተመስገን ምባልካ አምላክ ዘይርኢ ኣይኮነን እሞ ጜንዓት ባዓልቲ ቀትካ ደቅካ ሪኡ ምሕሚቱ ዚውርደልኣ አምላክ ሰኒት ፍቅርን ኣብ ቀትኩም ዚዕስለልኩም ኹም ቀደምኩም ።
@elizarai7735
@elizarai7735 5 лет МазаЎ
እግዚኣቢሄር ይምሓርካሓወይ ብጣዕሚ ፅንዕቲ ቃልኪዳና ኣፅኒዓ ንስብኣያን ንደቃን ትንካባኚብ ንፍዕቲ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፍተይ ኣጀኺ ክሓልፍ እዩ ንዝሓውና ደሞ ፀበል ተዝሕፀብ ክድሕን ይክእል እዩ እና መምህር ሙሉዋይ ናይ ብሓቂ ናይ እግዚኣቢሄር መልእክተኛ ኢኻ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@sebleyohans6707
@sebleyohans6707 5 лет МазаЎ
ውይ ዝሓወይ ኣጆካ ኣምላክ ምሕሚቱ ይላኚልካ በጃኩም ማጮለት ጾዓርሉ ኩሉ ንበጎ እዩ ውይ ሓላለይ ኣይዞኪ ትእግስት ጜቡቅ እዩ ኣይዞኪ ለባም ጋል ሄዋን በርዩዑ ጜባሕ ካልእ ማዓልቲ እዩ ዹሕዋተይ ኣብ ጜቡቅ ደሹጃ በጺሕኩም ዚርእዚና
@segenasfaha3660
@segenasfaha3660 5 лет МазаЎ
Egziabihr mhretu ylakelka zhawey❀💒 G.B.U
@banashishay2141
@banashishay2141 3 гПЎа МазаЎ
Egzabher Amlak bealu mhiretu yesdidilka hawey marey kulu ab yedu iu imo bieani mhiretu yelakilka ninisntkan nidekikan elu 🙏🏌❀🙏🏌🙏🏌
@habsh5752
@habsh5752 3 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኜ ብጞጋ ብዕድመን ብጥዕና ይሓልወኩም
@70mmxm27
@70mmxm27 5 лет МазаЎ
አይይይይይይይ በዓልቲ ቀቱ ደሞ አይዘኺ ዝሓፍተይ መምሀሪ ታሪክ ሰሪሕኪ እግዛብሄር ምሳኹም ይኹን አንቢዖምኒ አነስ
@abebaa3801
@abebaa3801 5 лет МазаЎ
ኣዶ ኣምላኜ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምሉእ ምሕሚት ዚውርደልካ ዝሓወይ
@simonabrehale604
@simonabrehale604 5 лет МазаЎ
መሉ ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣጅካ ቆጜሎ ንሓውና ድቆን ኚኣ ኣምላኜ ምሕሚት ዹውሹደሉ እወይ ኣብዚ ዓለም ክንደይ ትሪኢ ንሕና ኚኣ ንመዓልቲ ክነማሹር ንውዕል መሉ ሓውይ ኣጅካ ንስካ ብሚኜ ስለ ዝኮንካ ነዚ ክትግብር ኣምላኜ ምርቅ ኢካ ብሓቂ እሞ ምስ ስድሪ ቀትክቅ ዘይ ነጜፍ ፍቅሪ ይሃብካ ኣምላኜ
@slasftwe7632
@slasftwe7632 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር ድማ ምሕሚቱ ይላአኚልካ ድንግል ወላዲት አምላክ ብዝተቀደሱ አኢዳዋ ካብ ሕማምካ ትፈውስካ አሜን ፫
@user-ky3vg2zz8r
@user-ky3vg2zz8r 5 лет МазаЎ
እግዚአብሔር ምሕሚት ዚወርደልካ ክቡር ሓወይ
@user-zk1bv3wj5q
@user-zk1bv3wj5q 5 лет МазаЎ
መ/ር ሙሉ ሃ/ስላሎ ትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ ተግባር እዩ ንሕና ኣህዋትካ ዉን ክንዲ ዝተካኣለ ንሓግዞ ይብል ን መደብ ፉሉይ ድሌት ብጣዕሚ ነመስግን
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет МазаЎ
ንሓልዮትኩም ካብ ልቢ ዚመስግን።
@user-bv9cl4lp9f
@user-bv9cl4lp9f 5 лет МазаЎ
ዓፈራ ሓወይ እግዚብሄር ኣምላክ ምሕሚቱ ዚዉርደልኻ
Далее
Ayollar orzusidagi er😂😂
01:01
ПрПсЌПтрПв 781 тыс.
ብጭካነ ዝተጹወዹ ህፃን Terkibu
25:57
ПрПсЌПтрПв 9 тыс.