Тёмный

በዓል ቤትኪ ስለምንታይ’ዩ ዘይሰምዓኺ 

Aklilu H.michael
Подписаться 79 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

#aklilu #eritreamovie #eritreamovie2023 #akliluhabtemichael #tigrignamusic

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 206   
@genetsebhatu755
@genetsebhatu755 8 месяцев назад
ኩቡር ሐወይ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ እንተኾነ ግዳ ኩሉ ዝፈልጡ ስለ ዝመስሎምአይሰምዕዎን ድማ ተፈጥሮ ጥራሕ ዘይኮነስ ትዕቢት አለዎም
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 8 месяцев назад
Waww
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 8 месяцев назад
ነው በሎም ዳ አዚኦም ሲ ኻብ ኣንስቲ ዘይሕሹ ጥራይ ገታር ዘረባ ዳ ተዛረቡ በሎም , respect የብሎም ኣዘራርቦም ኣይማሃይሹ ጠዋሉ 😢
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 8 месяцев назад
@Kalnugus
@Kalnugus 8 месяцев назад
😂😂😂😂 tewalu ya😂
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 8 месяцев назад
😂😂🤣🤣🤣🤣🤣😭😭 I am dead
@fanusmeasho986
@fanusmeasho986 8 месяцев назад
Kkk aygermekn 😂
@ablelFtiwi
@ablelFtiwi 8 месяцев назад
Tawula eba neski gud rekibena
@UabBdj
@UabBdj 8 месяцев назад
ግን በቃ እታ ሓቂ ኢካ እትናገር እና የቅንየልና ናይ ልብና ስለ እትርደአልና ❤❤❤
@fruit5920
@fruit5920 8 месяцев назад
የቐንየልና ብሩኽ ሓው ኣምላኽ ይባርኽካ❤ ሳላ ሙሁራት የሕዋትና ብዙሕ ነመሃር ኣለና እሞ ቀጽሎ ዝሓወይ❤ተወሳኺ በጃኹም ብኸምዚ ጀሚርኩም ብኸምዚ ወድእዎ ማለት ብዙሓት ሙሁራት የሕዋትና የጀሙሩኻ እሞ ጽቡቕ ምስ ፈተኻዮ ናብ ካልእ ዘይተደለየ ፖሎትክ የእትዉኻ, ፖሎትክ ግን ኣየድልን ማለት ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ ንሱ ውን ሓደ ኣገዳሲ ባእታ ናይ ምንባር ኢዩ ግን ገሌኻ ናይ ስነ ኣእምሮ ገሌኻ ናይ ፖሎትክ.... እንተ ኾነ ኢዩ ጽቡቕ, ከክእለትኩም ከምዚ ጌርኩም እንተ ኣበርኪትኩም ንቑሕ ሕብረተሰብ ብምፍጣር ብሓባር ክንዓቢ ንኽእል ኢና ዝብልሓሳብ ኣለኒ❤ እዚ ናተይ ሓሳብ ኢዩ, ደፊረ ተኾይነ ድማ ይቕረታ!
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 8 месяцев назад
ጽቡቕ ኣለኻ፡ ኣይተጋጌኻን
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 8 месяцев назад
ዓባይ ዘረባ ያ ናይ ኩልና ለበዋ እያ ❤
@nigistibahata1696
@nigistibahata1696 8 месяцев назад
Thank you ኣክለ ሐወይ ኩሉ ግዜ ካባኻ ሓዱሽ ይምሃር ኣምላኽ ይብርካ ❤️❤️❤️❤️
@fretacute2013
@fretacute2013 8 месяцев назад
ከመይ ኣምላክ ይባርክካ ኣክሊሉ ሓውና ሰበይትካስ ዕድለኛ እያ🎉❤❤ኣምላክ መመሊሱ ኣእሙረካ ይባርክ ብዙሕ ንመሃር ኣለና የቀንየልና፡፡
@selamnkulu9908
@selamnkulu9908 8 месяцев назад
Ab hadar gn kemti tsemieyo keymeslelki. Hade hakim shgara wey Alkohol mstay ntiena hmaq mkanu ynegr eyu. Ab tegbar gn kalie eyu. . Neti timhrti dea adnki ember, nsu ab hadaru kemey ynebr gn nsom tray eyom zfeltwa
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 8 месяцев назад
​@@selamnkulu9908 esu xbuk aleka wey aleki kabeu nabeu gn esu yhaysh eti xegem felitwo alo💙💙
@qdstdngelmaryam6272
@qdstdngelmaryam6272 8 месяцев назад
ከም ዘወትር ብጣዕሚ ንፉዕ ጽቡቕ ገሊጽካዮ እቲ ጸገምናን ሽግርናን. . .! እግዚአብሔር ይሓግዝካ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ። ብዙሕ ጊዜ ይከታተሎ እየ መደባትካ~ሓደ ጊዜ ምስ ባህልን ሃይማኖትን ዝጋጮ ሓሳብ ኣሎ ግና ብሜላ ብጥበብ ስለእተቕርቦ የደንቐካ። ሓደ ሓደ ትምህርትታትካ በቲ ንዓካ ዝተረድኣካ ዓቕሚ ስለ ትገልጾ፣ ናይ ሕብረተሰብና ደረጃ ብስለትን ርድኢትን ኣብ ግምት ምእታው ኣሎካ~ብፍላይ እንተ ኺእልካ ግና ንሃይማኖት ወይ እምነት ከይትትንክፍ ኣመና ጥንቅቕ በል~ምኽንያቱ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ስለ ዝበዝሕ። ኣብ ባህሊ ግና ከምቲ ዘወትር ትገብሮ ኪእረም ዘሎዎ ኣሎ~ከም ዘሎዎ ኪጠቕመና ዘሎዎ ውን ኣሎ እሞ አምላኽ ይሓግዝካ። ናይ ሕዝብና ጸገም 90% እዚ ትብሎ ትዝርዝሮ ዘሎኻ ኣርእስታት እዩ። ነቶም ዝሓለፉ ወለድና ኸኣ ምድናቕ ኣይትዘንግዕ ብዙሕ ጊዜ ናትካ ፎካስ ኣብ ጌጋታት ምእራም'ዩ ጽቡቕ~ ግና ናይ ቀደም ወለድና ዘኺዶም ዝነበረ ሜላን ጥበብን ውን ብገለ ሸነኹ ኪትትንክፎ ይምነ እየ። ምኽንያቱ ብዙኅ ጊዜ ኣብ ሕብረተሰብና ብፍላይ ኣብ ኣተዓባብያና ኣዚና ከም ዝተበድልናን ከም ዝተጨኮናን ጌርና ኢና ንቐርጾ። ግና ማዕረ ክንድኡ ዝጋነን ኣይኰነን ብፍላይ ምስ ምዕባለን ናይ ዓለም ኪደትን ኣገናዚብካ። ከም ነጥቢ ወይ ሓሳብ ኣብ ዝመጽእ ከትቕርቦ ዝምነ ኣርእስታት ግን ኣብዚ ኪጽሕፍ ፍቐደለይ፣ 1) ኣዘራርባ፣ ብኸመይ ኣብ ሓዳርና ይኹን ምስ መቕርብና መሳርሕትና ንዛራረብን ንረዳዳእን። (እዚ ዳርጋ ሓድሽ'ዩ ንሕብረተስብና ተበልና ብፍላይ ምስ ኣተዓባብያናን ባህልናን ዝጋነን ኣይኰነን) 2)ኣተራጉማ ቃላት ወይ ዘረባ፣ (ቕድም ናይ ሥልጣን ምብልላጽ ወይ ደረጃ ነይሩ እዩ ንሕና ብፍላይ ኤርትራውያን~ ሕጂ ግና ምስዚ ኣብ ስደት ዘሎናዮ ሕይወት እቲ ናብራ ዳርጋ ኵሉ ተቐይሩ እዩ~ብፍላይ ኣዋልድና ነዛ ነጻነትን ማዕርነትን ኣመና እየን ዘኾምስዓኣ። ሕጂ ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም እቲ ዝጉዳእ ወዲ ተባዕታይ እዩ~ምስባህርያቱን ተፈጥርኡን ዝጸንሖ ድሕረ ባይታን ኣነጻጺርካ) እዞም ኣብዚ ደገ ዝውለዱ ቘልዑ ግን ንዅሉ ይርድእዎን ይኽእልዎን እዮም ምኽንያቱ ኣብ 1ይ ዓለም ይዓብዪ ስለ ዘሎዉ። ንሕና ግና እዞም ወለዲ ወይ መንእሰያት ዘሎና ምስቲ ኣተዓባብያናን ባህልናን ቝሩብ ይጸልወና እዩ። 3ድ) ኽመታት ምርዳእን ምድጋፍን፣ (ብፍላይ ኣብ ሓዳር ኣብ ምሕዝነት ኣብ ስራሕ፣ ብዙሕ ግርጭት ኣሎ፣ ሰኣን ድኻም ሰብ ምርዳእ) 4) ሕፃናት ኣብ ምዕባይ እንታይን ብኸመይን (ሕብረተሰብና ተቕርቒሩ ኣሎ ብፍላይ ወለዲ፣ 1ይ ምስዚ ናይ ምዕራባውያን ልምድታትን ሕይወትን ዘሎዎ ጸቕጥታት፣ 2ይ ናትና ናይ ውልቅና ናይ ኣተዓባብያ ቘልዑ ትምህርቲ ብዝግባእ ስለዘይተመሃርና) 5)ዘሎና ፍልልያት ሒዝና ብኸመይ ሓቢርና ንነብር፣ ብፍላይ ምስ ከማና ሕብረተሰብ ኤርትራውያን ነንሕድሕድና። (ከም ጓና ሰይጣን ጌርና ንርኦ ምሳና ንዘይሰማማዕ ሰብ ወይ ከኣ ንጸልኦ ነኽኣኦ) 6)ናይ ደቂ ተባዕትዮ ልቢ ብኸመይ ይልስልስ፣ ብፍላይ ኣብ ሓዳር። 7)ምሥጢርካን ምሥጢር ገዛኻን ንደገ ንጓና ዘይምውጻእ ወላ ንመቕርብ (ምኽሪ ኣይትሕተት ኣይትንገር ዘይኰነ~ንመን ምስ መን ትመክር ኣፍልጦ ግን የብልናን) 8) ናይ ደቂ ተባዕትዮ ስብእና ክብርን ተመንዚዑ ኣሎ፣ እዚ በጀካ ደጋጊምካ ተዛረበሉ፣ (ካብ ስራሕ ወይ ምሕጋዝ ንምህዳም ወይ ልዕልና ስለ ንደሊ ኣይኮነን እቲ ንባህርያትና ዝትንክፍ ጉዳይ ግና ባዕለን እተን ደቂ ኣንስትዮ መንጢለናና ኣሎዋ። (ብፍላይ ኣብ ጊዜ ግጭት፣ ሰብኣይ ኩን፣ ኣይ ስቕ ኢልካ እንዶ ስምዓኒ፣ ኣይትርዳእን ኢካ፣ ኣይትኽእል ኢካ፣ . . . ወዘተርፈ. . . . ኣብ መወዳእታ ብዙሕ ጊዜ ደቂ ተባዕትዮ ከምቲ ዝበልካዮ (ከምዚ ዓይነት ኣርእስቲ ብዙሕ ኣይንፈቱን ኢና~ ምኽንያቱ ከምኡ ኣይለመድናን ያ ሽግርካ ናይ ምዝራብ ከምኡ'ውን ምፍታሕ እሂን ምሂን ምባል ጋሻ እዩ ንዓና። ቕድም ምስይዕሩኽትና ንዛረብ ኔርና ሎሚ ሎሚ ግና ዓርክኻ ወይ ምሥጢርካ ይዝወርወልካ ወይ ከኣ ብመትከላዊ ዕላማ ስለ ትፈላለ ምሥጢርካ ኪትዛረብ ኣይትደፍርን ኢኻ (ብፍላይ ጉዳይ ሃገር ዘሎና መርገጺታት ካልእን) ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ከኣ ኵላትና ንመሃር ንላመድ ኢና ዘሎና። ወላ ነዚ ቪድዮ ውን ብሜላ እተን ደቀ ኣንስትዮ ንበዓል ቤተን ብጥበብ ጌረን ከም ዝርእይዎ እንተ ዝገብራ ጽቡቕ ይመስለኒ። ደቂ ኣንስትዮ ናይ ምዝራብ ባህሪ ስለዘሎወን በቃ ምሕታት ሽግርካ ምዝራብ ኖርማል እዩ ንዕአን። ደቂ ተባዕትዮ ግን ስቕ ስለንብል ስለዘይንዛረብ ምስቲ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ተፈጥሮና ይከብደና እዩ~ስቲል ሕጂ ውን ብዛዕባ እዚ ኣርእስታት ንሓስብ ኢና ዘሎና😊~ ከም ተመኵሮይ ግና ወላ ኣብ ቤተክርስቲያና 99% ሕቶታት ይኹን ሽግራት ንምፍታሕ ሓገዝ ዝሓታ ደቂ ኣንስትዮ እየን!!!! ግና ኪትፈልጦ ዝድለየካ ብፍላይ ናይ ኤውሮጳን ኣሜርካን ኣሰብኡት እንታይ ይገብሩ ኣሎዉ፣ ብጀካ ምስ መጻምድቶም ዘሎዎም ድኻም ዘይምርዳእ ገዲፍካ. . . . ደቅና መዋዕለ ሕፃናት ነመላልስ፣ ኣስቤዛ ንገብር ጸብሒ ንሠርሕ እንጀራ ንስንክት ክዳን ንሓጽብ ኮታስ ኣብ ኵሉ ንሳተፍ ወላ ውን ኣብ ጊዜ ጥንሲ፣ ሕርሲ፣ ድሕሪ ሕርሲ ባዕልና ኢና ንኣንስትና ንኣልየን~ሕጂስ እዚ ምስቲ ኣብ ዓዲ ዝነበርናዮ ኣመና ብድሆ እዩ ንዓና~ኣይምልከተናን ኮይኑ ወይ ከቢድና ማለት ኣይኰነን ከምኡ'ውን ኣይበልናን ግና ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ዓይነት ንጥፈት ኣይለመድናን ባህልና ሕብረተሰብና ውን ከምኡ ኣየልመደናን። ሕጂስ ናይቲ ወዲ ተባዕታይ ጾር ይከብድ ካብታ ናይ ጓል ኣንስተይቲ ብሓፈሻዊ ሚዛን ክትርእዮ እንከሎኻ። እዚ ስለ ዝኾነ ብዙኅ ጊዜ፣ ናይ ጥልመት፣ ፍትሕ፣ ናይ ባእሲ፣ አረ ኣብዚ ሓጺር ጊዜ ኸኣ ክሳዕ ናይ ምቕታል ውሳነ ንበጽሕ ዘሎና ብፍላይ እቲ ወዲ ተባዕታይ። ሕጂስ ኪትእረም ዝደልያ ሓነቲ ነገር ኣላ፣ ጓል ኣነስተይቲ በቲ ዘሎዋ ጸጋ፣ ንዅሉ ትምክቶ እያ፣ ካልእ ይትረፍ ምስ ሰባት ስለ ትዛረብ እቲ ዘሎዋ ጭንቀት ይነፍሰላ እዩ። ወዲ ተባዕታይ ግና ስታክ እዩ ዝገብር፣ ዘሎዎ ጸቕጢ ልዕሊ ዓቐን እዩ~ምስ ባህርያቱ ኣወዳዲርካ ብፍላይ ብዘይ ጓል ኣንስተይቲ ወልሓንቲ ኪነብር ኣይክእልን እዩ። ሕጂስ ናይ ጓል ኣንስተይቲ ሽግር ጸገም፣ ምስ በዓል ቤታ እዩ ኪርድኣ ስለዘይከኣለ ሓቂ እዩ። ናይ ወዲ ተባዕታይ ጸገም ግና ምስቲ ሕይወት ናብራ እዩ፣ ኵሉ በቃ ምስቲ ምንባርን ሓደሽቲ ባህርያት ምኽኣልን ምልምማድን። ስለዚ እዩ ሓደ ጊዜ~ ዘይሰምዕ ወይ ዘይርድኦ~ ርሑስ በዓል ቅንያት ልደትን ሓድሽ ዓመትን።🌹🌹🌹🌹🌻🌺🌹
@ማኣዛ
@ማኣዛ 8 месяцев назад
❤🎉
@21youzer
@21youzer 8 месяцев назад
ንሓበሻ ኣወዳት ጥራሕ እያ ትምልከት ኣሜሪካዊ'ሞ ኣይምልከቶምን ንምንታይ ፖስቲቭ ኣትቱድ ስልጡናት ንሰበይቱ ዘሎዎ ኣክብሮት ኣቴሽን ሪስፔክት ብኮንፊደንስ ይገልፀላ ይሰምዓ ግዜ ይህባ ❤። ሓበሻ ትዕቢተኛ ፍቕሪ ዘየሸንፎ ደንቆሮ እዩ።
@BrhaneGere-zg4dd
@BrhaneGere-zg4dd 8 месяцев назад
Hi abay seb kab nhabesha awedat tbli zey tmhari gday nay klitina xegemat ayu znegr zelo
@21youzer
@21youzer 8 месяцев назад
ሰላም ኩቡር ሓዉ ሓቂ ምዝራብ ከሐመና ኣይግብኣን የግዳስ ኣነዝብሎ ናይ ቡዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ሓሳብ ምዃኑ ተረዳእ። ቡዙሕ ምበልኹ ግን እቲ ባህልና ድማሎ በቲ ሓደገፅ። ዘይትማሃሪ ግዳ ንዝበልኻያ ግን እዚ ኩቡር ሓዉና ዘቕርቦም ሓሳባት ብጣዕሚ እየ ዘመስግኖን ዘኽብሮን ዘይድፈሩ ሓሳባት እናምፅአ ስለ ዘካፍለና .ከየመስገንኩዎ ኣይሓልፍን።
@BrhaneGere-zg4dd
@BrhaneGere-zg4dd 8 месяцев назад
Yeah selam zhaftey kemzi zblo zelo akile eu nskatkn tebay wedi ayfeletknhon nhna kea tebaykn ayfeletnayon that’s why eu zey msimimaa zmexia zelo bztekalena gin qes elna nradadaa thank you happy new year for everyone::
@user-mv7pe9vn4t
@user-mv7pe9vn4t 8 месяцев назад
Nbalki ke telewitki dki? Lowtyo balki, kab nab xadu kab tnetri😂. Kalay ayteredakn zelo entey melkti yezareb alo?
@user-vj7fp1hy9u
@user-vj7fp1hy9u 8 месяцев назад
እዋዋዋይ በዓል ቤተይ ሞ በፍጽም አይረዳድአንን ዩ ንሱ ጥራዩ ክዛረብ ዝደሊ ናይ ምስማዕ ተኽእሎ የብሉን🤔🤔🤔
@luwam4099
@luwam4099 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽብቅ ትምህርቲ ግን ሓንቲ ዘይትርድኣኒ ነገር ኣሎ ገሊኦም ሰብኡት ኣለው ንዓይ ስምዕኒ ኣነ እየ ዝውስን ዝብሉ ብዛዕባ እዚ ገለ በለና
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 8 месяцев назад
@yosiefberhe2014
@yosiefberhe2014 8 месяцев назад
ኣዚኻ ገላጺ ሰብ ኢኻ። ይከታተለካ የ። ቀጽሎ ኣምላኽ ይሓግዝካ
@kalelove6730
@kalelove6730 8 месяцев назад
ሰላም ኣኽሊሉ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣለካ ብዙሕ ነገራት ደስ ዘብል ዝተፍልየ ነገራት ሰሚዐልካ ኣለኹ ቀጽሎ ደስ ደብልዩ ፡ኣዋልድና ናይ ኣበሃህላ ጸገም ኣለውን ኣብዚኣ ገለ በል ❤
@user-gb3hq5sh5m
@user-gb3hq5sh5m 8 месяцев назад
ሰላም ኣኪለ ከመይ ብታሚየ ዘመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ በሓቂ ኣብ ልዕሊ በዓል ቤተይ ዝነበረኒ ኣረኣእያ ቀይረ ሕጂ ተረዲኒኡ ብታሚ የ ዘመስግን ቀጽሎ
@helentsehaye5824
@helentsehaye5824 8 месяцев назад
Xbuk tmhrti btaami zeyngmto zneberna aiu Sean amuk zbele aflto seb ybedadelu selezi admen tanan yhabka naybhaki gelaxi thanku akile
@almazg4749
@almazg4749 8 месяцев назад
Marry Christmas and Happy New Year to u all Eritrean all u said true thanks I hope everyone watches this video wonderful 🙏❤️🙏
@senaytgebrezgher9737
@senaytgebrezgher9737 8 месяцев назад
ብሕልፊ ኤርትራውያን ኣሰብኡት ሓንቲ እያ ኣዴኹም ክብረት ሰበይትኹም ኩዒትኩም ቀቢርኩማ ኢኹም😢😢
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 8 месяцев назад
❤❤
@user-ny2tp3qj3s
@user-ny2tp3qj3s 8 месяцев назад
ትክክክልልል❤❤❤
@ועח
@ועח 8 месяцев назад
😂😂😂😂🙏🙏❤❤
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 8 месяцев назад
😂😂😂❤
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 8 месяцев назад
❤👍
@azimulu1801
@azimulu1801 8 месяцев назад
Ketrdana temriena and keyfltnayo ka tefatihna 😢 God bless you more Thank you so much
@BergedNhameduFthawi
@BergedNhameduFthawi 8 месяцев назад
ሰላም ሰላም ኩቡር ሓውና ኣኪለ፡ ናይ ብሓቂ እታ ናይ ውሽጥና ከይ ሓባእካ ምምሃርካ ከመስግነካ፡ ግን ከኣ በኣይ ወገን ከኣ ተጠራጢረ ምስ ሰኸርኩ ደኣ ረጊረዮ ኢለ ከም ዝጠራጠር ጌርካኒ እታ ኣብ ውሽጠይ ዘለ ከይሓባእካ ኢካ ገሊጽካያ፡ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ከምዚ ከማካ የብዝሓዮም።
@azmerateweldebrhan1091
@azmerateweldebrhan1091 8 месяцев назад
ከመይ ኣኢ ያኡሙረካ ይባርክ ኣምላክ ብጣዕሚይ ንጥቀም ኣለና
@kisanetamine7137
@kisanetamine7137 8 месяцев назад
Nay bhaki Akile hawey wedey kmzi zgelexkayo eyu home work alekum do entay temahirkum teleyo kes eilu enda zekere eyu znegreni gen ane ayrdeon eye Kab hiji gen temahire aleku bzaeba wedey bzkone btemi xubuken maharen medeb eyu thanks Akile hawey❤❤❤❤❤
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 8 месяцев назад
አነሲ እዚ ትብሎ ዘለኻስ ዋላዉን ሐቅነት ይሀልዎ ናዓይ ብጣዕሚ የነድረኒ የሕርቐኒ ቅጭ ይመፀኒ እዚ ነቶም ካብ ሚእቲ ሐደ ወይድማ እስከ ዳሐን ካብ ሚእቲ ዓሰርተ ሙሁራት ለዋሀት ብሩኻት ፈቃራት እግዚአብሔር ዝፈልጡ እዩ እቶም ዝተረፉ እቶም ዝተረፉ ግደፈና በጃኻ ዘየለ ብሐፈሻ ጌርካ አይትዛረብ ምናልባት ዕድለኛ ኮይና ረኺባትካ ናዓኻ
@Kabbsfamily
@Kabbsfamily 8 месяцев назад
Nhna dea felitkum tsktu eu zmeslena neyru nESHTEY hangol keme zelekum ayfeletnan. Belu hjis kinrdalkum xegemkum 😂😂❤❤
@rahelalula551
@rahelalula551 8 месяцев назад
😂😂😂😂 behaki
@michaelyohannes1194
@michaelyohannes1194 8 месяцев назад
Neboki ba dewilki kemzia beliyo please 😮
@semharzerai5479
@semharzerai5479 8 месяцев назад
😂😂😂 yigerm
@rusomghirmay8933
@rusomghirmay8933 8 месяцев назад
ኣኪለ ብቁዕ መምህር I appreciate you
@mibrakgebremichael796
@mibrakgebremichael796 7 месяцев назад
Thank you so much brother
@user-sw5to5wy1r
@user-sw5to5wy1r 8 месяцев назад
Amlak msaka Yukon nbuzuhat ab hadarom kemthegzom yaamen aye amlak hayli yabka❤❤🙏🙏
@rahella2045
@rahella2045 8 месяцев назад
Wow God bless you brother good teaching
@samrawittsegay6466
@samrawittsegay6466 8 месяцев назад
It was so helpful brother, ezi nay love language zbehal kea video ente tserhalna xbuk neru
@ElsaMezgebe
@ElsaMezgebe 2 месяца назад
የቀንየልና ሓወይ❤
@rezantewelde5279
@rezantewelde5279 8 месяцев назад
ሱቅ ኢሎም ዝሰምዑ ኣለው እድዮም ግን ብጣዕሚ ውሑዳት እዮም እቶም ዘይሰምዑ ከአ ብነብሶም ዘይትአማመኑ እዮም 🌹🌹🌹
@freweinitesfay8556
@freweinitesfay8556 7 месяцев назад
Egzabiher edmen tienan yihabka Akile hawey nay bhaki ab lbi kulatna yihder!!!!
@fanaazbaha4077
@fanaazbaha4077 8 месяцев назад
😱 🤔👌🏾👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽✅good point I love it your solution absolutely good answer !!
@hermonfisihaye2731
@hermonfisihaye2731 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤ ake hawey bless you
@fanaazbaha4077
@fanaazbaha4077 8 месяцев назад
👌🏾your the best መምህር thanks so much !!
@Medhaniealem92
@Medhaniealem92 8 месяцев назад
Mkniat zeymsmae dea ab lieli deki anstyo hluf nieketn abti Geza ablali ane tray eye, bnatey riesi ktkeyd alewa kemzi ayney nay donkoro atehasasba sle zelewom eyom eziom si b singlom dea ynberu, smi deki anstyo.
@samrawitgirmay8314
@samrawitgirmay8314 8 месяцев назад
Your wife is so lucky! I am jealous. My husband never listen an communicat we married for 16 years but i accepted and living together for our children. So sad!
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 8 месяцев назад
So sorry 😞
@astertesfe5701
@astertesfe5701 8 месяцев назад
Ezi ni deqey ele eye zinebir tibil abehahila bithami eya tigermeni mikniyatu deqina bifiqrin bi sinitin behade kona kinebiyom enkelena eyom belahatin higusatin zikhonu enber biqoyqan baesin fiqri zaybilu huket biziteagodi hadar kinebiyon semayin midrin eu zigedede keman himaq hiwet ena temaharu eyom zeabu malet himaq sieli hizom eyom zeabu so ni deqikha tifetwom entekonki beynikhi bifiqrin bihalotin kitebiyiyom tikieli ekhi keman nisikhi qesinki zecheneqeki zaybilki malet eye kalie sebay keyamtseaki gidin aykonkkn mis bal betki keyqesenki bihuket kitebiyiyom. Ab nebsikhi teamameni ab sebayki aytiwekeli. Bizuhat qolut yisemie eye ab dege mis kaliot qolut koynom nay adiom qanza zielilu aboy rugum eu aboy misana aymsiyin eu aboy ni adey afetwan eu ziblu so kemzi aynet hiwet tihlifa deqnstiyo bizuhat ekhun gin ni dequkhum titheqmiwom zaykonkin bi abtsaru nay aemiron himaq beselan ekhum ab lieli deqikhin tigedfa zelekhin silezi hadar nay 2 gin ka hade koynom zimrhiwo tikal eu eti hade kem dilau zikhedelu eti hade ka mulu halafinet nayti geza wesidu zikhedelu abinet yelen kemzi hadar zaykone barinet eu kabzi barinet nikhetwetsa ka ab edkin eu silezi ni deqikhi tifetwuyomin tefqiriyomon entekonki beynikhi seb keyetekhi mulu gizye hibki kitebiyiyom mulu aqmi aleki entetebegiskin ab nebsikhi titeamameni ade entekonki ❤
@marti3165
@marti3165 8 месяцев назад
Thanku Akile and I want ask what about if our husbands ask us to tell the government that we are seperated so we can get money. Please if you can would you mind doing a video about it Thank you
@FeruzMakele-cg3ix
@FeruzMakele-cg3ix 8 месяцев назад
Akile hawuna nska azika bulux seb eka ....nezi srha ezi enqa waga kefelkalu bejaka ❤❤❤❤😊
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 8 месяцев назад
ኣዋልድ ግን ክንድዚ ድዩ ጠባይና ክፉእ እቲ ዝገርም ግን ዘይርደና ክክክ ሃንደበት ንኩሪ ነገርስ😂😂😂
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ፅቡቅን መምሀርን ቪድዮ ኢካ ተዉርድ የቀንየልና ❤❤
@bereketberihu3041
@bereketberihu3041 8 месяцев назад
ሰላም መጀመርታ ኣኪለ ሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ ኣለዋ ከኣ ገለ ጸገም ከለዋ ሓንቲ ሓፍተይ ጸገማ ንገርኒ ይብላ አሞ ኖ ከሸግረካ ኣይደልን አየ ትብለኒ አንታይ አዩ ጸገማ መብርሂ አስኪ ሃበኒ ተገዲስካ መልሲ ክጽበ አየ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@user-wd1sz8go7t
@user-wd1sz8go7t 8 месяцев назад
You are right just continue because I learned from you thank you breather
@shewhut822
@shewhut822 8 месяцев назад
Amaizing very well presented thank you
@merhawwit
@merhawwit 8 месяцев назад
Waaaaaaa azye Eye zemesgeneka Edmen Tienan yebzahalka Egzaebiher ❤❤❤❤❤❤
@user-py5sx7dc7i
@user-py5sx7dc7i 8 месяцев назад
Amen Amen Amen Amen
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ቀጽሎ 👌👌👍👍
@aziebnaizghi8797
@aziebnaizghi8797 8 месяцев назад
Woww so amazing and inspiring video Keep it up the good work dear brother I always follow your videos ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesib3910
@tesib3910 8 месяцев назад
Thank you so much . I wish you are my brother
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 8 месяцев назад
Ruhus awdamet yegberlna 🙏🙏🙏
@azmeraabraham3564
@azmeraabraham3564 8 месяцев назад
Thank you Brother 🙏🙏🙏🥰
@eri97
@eri97 8 месяцев назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ✌️. መምህረይ ✅️.
@redseasaba8516
@redseasaba8516 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ.ባህሪ ናይ ደቂ ተባዓትዮ ስለ ትፈልጥ.ባዓል በይተይ ዘዘውትሮም ዘረባ እንድሕሪ ገለ ምምሕያሽ ደልየ ካብ ሃገርሰብ መጺእኪ. ኣዲኡ ምእላይ ስለ ዘድልያ ብመኽንያት እርጋን ድያፐር ኢያ ትጥበቀም ክቅይረላ ወይ ክግሕፎ ከለዅ ግላብ ስለ ዝገብር ካብ ዒባን ቁማልን መጺእኪስ ነደይ ክትቅይርላ ግላብ ትገብሪ, ስርሐይ ብዙሕ ምስ ኣመሪካውያ ኮንትራክቶር ስለ ዝራኸብ, ኢቶም ኣመሪካውያን ገለ ክገብርኺ ይውዕሉ ይኾኑ ይብል.ሽም ኣወዳት ኬትጽውዒ ትሓድሪ, እዚ ኩሉ ክንበኣስ ከለና ኢዩ ዝብል, ኣብ ዘይንቡኣሰሉ ካኣ ሽኮረይ..ወዘተ ይብል. ብጣዕሚ ኮንፋዝ ኮይነ እንታይ ከም ዝደሊ ዘሎ ጠፊኢኒ።ኣነ ከኣ ሰላም ስኢነ ኣብ ስራሕ ሕማቅ ይውዕል።ንሱ ዉን ሰላም ስኢኑ። በጃካ ምኽርኻ ሃበኒ,
@helenkidane5423
@helenkidane5423 8 месяцев назад
Thank you ኣኪለ ሓዉና 🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🌹
@wintasamuel3845
@wintasamuel3845 8 месяцев назад
Please come every day and you so amazing good job keeping going. 👏
@user-te5lw6hx8i
@user-te5lw6hx8i 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤Thanks you
@hedaatmehary5347
@hedaatmehary5347 8 месяцев назад
Thanks God It’s not only me that talking to much ,going out to walk ,shopping to friends house when I am in stress.
@semharzerai5479
@semharzerai5479 8 месяцев назад
Btaomiii tsubuk megletsi.perfect.
@finoweldeslasie6616
@finoweldeslasie6616 8 месяцев назад
ዋውውው ብጣሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ
@zebibmichael7289
@zebibmichael7289 8 месяцев назад
Waww yekenyelna kbur hawey ❤ kexilo
@user-qn7hb6sv4i
@user-qn7hb6sv4i 8 месяцев назад
Good job wedi qesh.so bless you
@saraberaki3439
@saraberaki3439 8 месяцев назад
Meglexi yebleyen neaka Amlak ybarka ❤Memhir eka bhaqi
@haregumihreteab8078
@haregumihreteab8078 7 месяцев назад
Ab habescha tirah kikewin alewo imber izias sik ilka eyu 😢😢
@DesuAbiFani
@DesuAbiFani 8 месяцев назад
Ewayyy Abey emo yrdom 😢thank you
@adhanethabteyes6686
@adhanethabteyes6686 8 месяцев назад
❤❤❤berte xbqe temhrt eyu
@Hadas2109
@Hadas2109 8 месяцев назад
100%right
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 8 месяцев назад
Belux memher eka Amlak edemen teanan yehbka zehwey
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 8 месяцев назад
Eway akile hawey eta nay lbey rekibkaya. Eti nay deki anstyo knsmae ena ndeli.
@kiflaymerhawi3236
@kiflaymerhawi3236 8 месяцев назад
❤❤❤❤ጽብቅ
@rutamengstu5299
@rutamengstu5299 8 месяцев назад
Enkae dehan mexaeka Memhrey GBU 🙏🙏❤
@user-ku9xo5nt6f
@user-ku9xo5nt6f 8 месяцев назад
Btami xbuq Tmhrti eyu Akile hawey kexlo ❤❤❤
@mihretmihreteab955
@mihretmihreteab955 8 месяцев назад
Thank you .some times they said u u are negative. They didn't listen to you. I try to solve the problems by may self. What is the point to tell him.
@እግዝኣብኄርይመስገን
@እግዝኣብኄርይመስገን 8 месяцев назад
Thank you bro
@selamdawit8323
@selamdawit8323 8 месяцев назад
Thanks aki hawey❤❤❤
@tsegafesehaye7045
@tsegafesehaye7045 8 месяцев назад
Ruhus awdamet ygbrelna❤❤
@3445English
@3445English 8 месяцев назад
thanks brother
@rahwakiedn531
@rahwakiedn531 8 месяцев назад
Thank you 🙏 ❤
@user-ny2tp3qj3s
@user-ny2tp3qj3s 8 месяцев назад
አይሪኢዎን እዬም
@eritreaaynialemhabteslase9618
@eritreaaynialemhabteslase9618 7 месяцев назад
❤❤❤
@mushutezuznaizghi6150
@mushutezuznaizghi6150 8 месяцев назад
የቀንየሊና አኪለ ❤❤❤❤
@azieb8812
@azieb8812 8 месяцев назад
Thank you keep going
@felixweigel7730
@felixweigel7730 8 месяцев назад
👍👍👍👍👍👍👍
@nobeltesfalem
@nobeltesfalem 8 месяцев назад
Nay bihaki xbuk medeb memhrey❤❤❤
@amanuelberhe5677
@amanuelberhe5677 8 месяцев назад
Btaemy tsebuk medeb Akile. Ketselo Edmen Tienan Yihabka.
@kebronkaleab7430
@kebronkaleab7430 8 месяцев назад
Ezi tblo zeloka gina an hbesha wedi eu
@akberetghebremedhin1750
@akberetghebremedhin1750 8 месяцев назад
You are Absolutely Amazing
@LidyaSium-cr5bz
@LidyaSium-cr5bz 8 месяцев назад
ወትሩ ብሉጽ ኣኪለ ሓወይ❤❤❤❤❤❤
@serettube-mc7dz
@serettube-mc7dz 8 месяцев назад
ቀፅለሉ
@HfyDre-kw3kh
@HfyDre-kw3kh 8 месяцев назад
ኣክልለይ ሰላምካ ይብዛሕዮ ኣምላክ❤🙏❤
@edenm0berhane347
@edenm0berhane347 8 месяцев назад
Good job dear 👏 ❤
@user-lz9wl2ti4q
@user-lz9wl2ti4q 8 месяцев назад
Betam gobez neh wendmy
@user-yx5xo6ov8m
@user-yx5xo6ov8m 8 месяцев назад
Wwwww ❤❤❤❤❤❤
@meron520
@meron520 8 месяцев назад
Btaemi xibuk tmhrti eu akile hawena❤❤❤🤙
@asmeromamanuel5972
@asmeromamanuel5972 8 месяцев назад
💪💯💯💯
@Gezana.21k
@Gezana.21k 8 месяцев назад
Tnx you more ❤️🫶🏾
@haileabisaq4975
@haileabisaq4975 8 месяцев назад
Haw aklilu eti bahri nayzen yehwatna anstna deqna adetatna nsaten krideo zkiela degimka asfih abilka hagzen.
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 8 месяцев назад
አነ አለኪ ከምዝአ ዘይ ርደአኒ ከሉ ግዜ ይጫቀጨቀኒ ግን ፀገም ምርደእ አብይኒ ሰለ ዘይፈቅረኒ ድዩ ማለት
@selamtesfai5645
@selamtesfai5645 8 месяцев назад
Thank you
@mnasiehabtemaryam9050
@mnasiehabtemaryam9050 8 месяцев назад
Goos job
@rahelalula551
@rahelalula551 8 месяцев назад
Tenx ❤❤ 🎉❤
@user-qg4yu5kx9v
@user-qg4yu5kx9v 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Furti-x8p
@Furti-x8p 8 месяцев назад
Tekal hiwet bejkum 💔
Далее
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Просмотров 28 млн
#ጵጒሜን#ዘለዎ#ዕምቆትን#
28:49
ምስጢራት እዚ ተኣምራታዊ መስተ!
15:16
ጭንቀትን መፍትሒኡን
6:51
Просмотров 18 тыс.
ናይ ጓል ሓጎስ ፣ ናይ ወዲ ጓሂ
13:13