@@Henok.M ሰላም ምሕረ። ክትዕ ከይከውን እምበር፥ ጸቅጥ ሕማም ኣይኮነን፥ ኣብ መዓልታዊ ሕይወትና ጸቕጢ ዘይብሉ እንተኾይኑ ዝኾነ ነፍርዮውን ኣይክህልዎን ኢዩ።It is better to check the difference between stress and depression. At the same time also its impact in our life. ጭንቀት ግን ናይ ኣእምሮ ሕማም ኢዩ። ናብ ሞት ጸብጽሕ ሕማም ከኣ ኢዩ።ምስ ናይ ይቅረታኡ ግን።