Тёмный

ባባዋይ ተጋዳላይ ፀጋይ ታዳል ድሕሪ ዝኹሉ ሻቕሎት ኣብ ሕክምና መለስ ካምባስ ብሂወት ተራኺብና ልገርም suppress 

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 73 тыс.
Просмотров 75 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 317   
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Год назад
ተመስገን ኩለኹም ኣብ ስደት ዘለኹም ንምርኻብ የብቅዕኹም🙏🙏🙏
@Mrachey461
@Mrachey461 Год назад
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
@Hafiferncher
@Hafiferncher Год назад
🙏🙏🙏🙏🙏❤
@tewahdoiyuimneteykalkidan
@tewahdoiyuimneteykalkidan Год назад
Amen seluye inkan bselam arakebki
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Год назад
amen amen amen 🙏
@フリーダム-o2n
@フリーダム-o2n Год назад
Please Tegaru dont take videos of military places & cities for security of Tigray . thank
@TtTt-wn4jf
@TtTt-wn4jf Год назад
ተመስገን 🤲🤲🤲 ኣነለ ኣቦይ ክረክቦ ኣብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ😭
@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
እመብርሀን ትሓግዝኺ ዛሓፍተይ❤
@hananwasie2565
@hananwasie2565 Год назад
ኣጆኺ ረቢ የሓግዝኪ እንሻኣላህ በሰላም ክትረክበዮ
@ffss-xc4et
@ffss-xc4et Год назад
❤❤❤
@milli12354
@milli12354 Год назад
ዋይ ትግራይ ዓደይ 😢😢ዝኹላ መናእሰይና ኣህሊቆምልና ፅርግያታት ባዶ ቐርዮ ኣንጎሎታት መናእሰያት ተኣኪቦም ክፃወቱ ክላኸፉ 😢😢ቐደም ግዘ ምንም ኣይምለስን😢😢ኣሕ ህዝበይ
@Sነኝእናቴንእናአባቴንናፋ
ወላሂ እኔ አማረ ነኚ ግን በጣም ነው የምወድሽ ቋቋው አይገባኚም
@ሠላምንእፋቂ
@ሠላምንእፋቂ Год назад
እኔ እራሣ አማራነኝ ግን እወዳታለሁ ለምን አደ ለነ አላውቅም
@titiberihu
@titiberihu Год назад
መዋደድ ትግሬ አማራ አይልም የእግዚአብሔር ስጦታ ነዉ፡፡ እኔ ራሴ ትግሬ ነኝ ግን ብዙ የአማራ ተዋላጆች መልካም አተሳሰብ ያላቹ እወዳችዋለሁ"የሚጠላ ቢኖር አማራ ይሁን ትግሬ ኩፉ የሚሰራ፡ዘረኝነት የሚሰብክ ሰዉ ያስጠላኝ።
@እኔነኝከዛሰፈር
ግን አማራ አትመስሊም አፃፃፍሽ 😂
@ሱሱቢትባባ
@ሱሱቢትባባ Год назад
እኔም አይገባኝም ግን እከታተላታለሁ
@Azebchanal
@Azebchanal Год назад
ተዓዲልኪ ሰሉዋይ ምስ ኩሎም ብሰላም ተራኺብኪ ንዓኺ የምስለና❤❤❤❤
@rahelestif2112
@rahelestif2112 Год назад
ዕድለኛ ኢኺ ሰላመይ ሰብአይኪ ብሰላም ረኺብኪ ንአቦኺ ድማ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም።
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
ጎቦዝ ናይቲ ዓድና ኩነታት ብሓዘን ምግላፅኺ
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ Год назад
ሰላመይ እንካዕ ደስ በለኪ❤ዉሉድን ወላድን ዘተሓቃቁፍ ግዜ የምፀአልና ምእተ ትግራይ ዋጋ ዝኸፈልኹም ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢
@brhangaltigray7221
@brhangaltigray7221 Год назад
ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም ንህዝብና እግዛብሄር የፅነዐዬ❤
@ffbh9535
@ffbh9535 Год назад
እንካዕ ደስስስስ በለኪ ሰሉየ ካብዚ ኩሉ መከራ ኣውፅኡ ንምትሕቁቋፍ እንካዕ ኣብቀዐኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
አየ ትግራይ ዓደይ ጥርሓ ቀርያ 😢 ሰሉዋይ እንኳዕ ብሰላም አራከበኪ ዝያዳይ ንወላድና ለ ምሉእ ምሕረት የውርደለም
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_ተመስገን ኣምላክ ሰሉዋ እንኳዕ ብሰላም ትራኸብኹም ጀግና ኣያና ሓይልኹም ይባረኪ እንኳዕ ብህይወት ተረፍኩም ካብዝ መንከራ_
@ትግራይዓደይዓይነይ
ሰሉ እንኳዕ ኣሓጎሰኪ ዉቅሮ በቃ ጨረዉ ኢሉ መሕዘኒ እስቲ ፈጣሪ ባዓልካ ደብሶ ዙህዝቢ እዙይ ልዳሃይ ለይረከብናለ ፈጣሪ ዋላ ተወቂዖም ይምለሶም ልሓለፍ ኣሕዋትናለ ኣብ ሑቁፎ ቁድሳን የንብሮም😭😭😭😭
@meri-kr3ur9456
@meri-kr3ur9456 Год назад
እንኻዕ ደስስ በለኪ ማአረይ 👏👏🥰🥰🙏🙏 ትግራይ ዓደይ 😢😢 ተናፋቂት 🙏🙏🙏🙏
@sarasenda2161
@sarasenda2161 Год назад
ገብዝ የኺ እንዃዕ ደይቃርፂኺዮም ንጀጋኑና ክብር ንዓኹም DTf❤
@shoshosho5438
@shoshosho5438 Год назад
እንካዕ ብሰላም ብዓይኒ ስጋ ልምርኣይ ኣብቀዐኪ ምስ ክቡር ወላዲኪ ሰላመይ ባባ ፀጋይ እውን ጅግና ወላዲና እንካዕ ብሂወት ተረፍኩም ቁስሊ ሓዋያይ እዩሞ እቱ ኩሉ ዝካኣሎ እግዚኣብሄር ኣምላክና ንቁስልኩምን ቃንዛክሙን ይፈውስኩም ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ♥️♥️♥️ንኩሉና ኣብ ስደት ዘለና እውን ምስ ወለድና ከም ማይይ ፀባይ ይሓዋውሰና ከም ላሕምይ ምራክይ የጣውየና 😢🙏ዓደይ ማዓረይ ኩሉ ነገሩ እምበር ናፊቅናዮ ዋላ ትመንገድ መለስ ካንፓሲ ብዙሕ ኣሕሊፍና ሳሓቅ ጫወታ ምስ ኩሉ ፍቅሪ ስኒት 2003 ተሰሪቱ 2008ተወዲኡ ተምሃሮ ጀሚረምሉ ሓዲገዮ ናብ ስደት ኣምሪሐ ከይደ 😢ሰሉየ ብኡ ገይርክባ ቡን ሰቲኪ ክዲ ገዛና ኣቡኡ እዩዋ ሰሊተይ 😆
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Год назад
ዓኽኽኽ የሕዝን ጽርግያታትና ምንም መናእሰይ ዘይረአዩ ተወዲኦም ዋይ ኣነ በላዒትና ኲናት እባ መጸት። እንቋዕብሰላም ኣተኺ ዛሓፍተይ ብስኣቦኺ ድማ ብሰላም ኣራኸበኩም
@dswffeef9659
@dswffeef9659 Год назад
እንኳዕ ብሰላም ተራኸብኩም መዓረይ
@NewLife-n2b
@NewLife-n2b Год назад
ትግራይ ጎዲላ እያ😢😢 ሰሉየ እንኳዕ ብሰላም ተራከብኩም 😊❤❤
@tiglove3041
@tiglove3041 Год назад
ሰሉየይ እንቋዕ ብሰላም ኣረክብኹም ኩሉኹም ዳሃይ ናይ ኣሕዋተኹም ናይ ወለዱኹም ቤተሰብኹም ይስምዓኹም ኣጆኹም🙏♥
@ሓበንደናይት
@ሓበንደናይት Год назад
እንኳዕ ብሰላም ተራኽብኪይ መዓረይ❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-ደ7መ
@ጋልትግራይ-ደ7መ Год назад
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ካብዚ መከራ ኣውፅኡ ንምትቅሕቁቋፍ ኣብቀዓኪ እንኳዕ ብሰላም ተራኸብኩም ዛሓፍተይ❤❤❤አፍፍ ዓደይ ናፊቀ😢😢
@azmeraazmera9907
@azmeraazmera9907 Год назад
እንኳዕ ብሰላም አተኺ ንመሬት ዓድኪ ታዓድልኪ ምስ አቦኪ ተራኽብኪ አቦይ ናፍቅካኒ ብህይወት ተትህልወለይ ክንደይ ፅቡቕ ነይሩ 😢 አቦ ዘይብሉ ህይወት አይጥዑሙን 😢
@hananwasie2565
@hananwasie2565 Год назад
ኣጆኺ ዛሓፍተይ ኩሉ ፈቃድ ጎይታ እዩ ፅንዓት ይሓብኪ
@martabelete2121
@martabelete2121 Год назад
ኣሰይ ኲሓ ዓደይ እፍፍፍ ንዓኪ የምሰለና 😭😭😭ኣደይ ምስረኣኩ ኣይከኣልኩን
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti Год назад
እንኻዕ ደስ በለኪ ማዓረይ ኣየ ትግራይ💛❤ ዓደይ😢
@መንከምደቂእነይ
ተመሰገን እንካዕ ብሰላም ተሪከብኩም ዛናተይ ዕደለኛ እኪ ❤❤ምሰ ባቢትኪ ዘሪከበኺ ልእል ፈጣሪ❤
@ተመስገንአምላኬ-በ4ረ
ትግራይ ዓደይ 😭😭😭😭
@Abeba1985
@Abeba1985 Год назад
እንካዕ፡ዓይኒ ዓይኒ አራአያኩም ሰላመይ
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Год назад
እፍፍፍፍ ውቅሮ ዋላ ስብ ኣይ ዓደይ😢😭 ሶ እንኮዕ ዓይኒ ልዓይኒ ኣሪእይኩም ስሉየ ምስ ክብር ኣቦኪ❤
@saramm8772
@saramm8772 Год назад
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ንዓኪ የሚስለና😢❤❤❤
@KhanKhan-vn5md
@KhanKhan-vn5md Год назад
እንካዕ ብስላም ኣራኸቦ ኩም ምዓረይ እስስስስስስይይይይይይይይ❤😘
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ Год назад
❤❤❤❤❤እንኳዕ ደስ በለኪ ፅሪተይ ♥♥♥♥ብጣዕሚ መዓረይ ህዝብና ማዓት ወሪዱዎ 😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@mlatmlat5031
@mlatmlat5031 Год назад
እንካዕ ብሰላም አሪከበኩም ሰሉየይ ፊጣሪ ኩሉ ዓለም❤
@musse_shakur
@musse_shakur Год назад
ኣብ ስደት ዘለኩም ደቂ ዓደይ ብሰላም መሬት ዓድኩም የርግፅኩም
@laylaal7008
@laylaal7008 Год назад
አሜን አሜን አሜን
@BbbGh-ln1qy
@BbbGh-ln1qy Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@alemdesta454
@alemdesta454 6 месяцев назад
አሜን ማዓሪተይ🥰
@rfghjhhgc3429
@rfghjhhgc3429 Год назад
እንካዕ ደስስስ በለኪ ሰሉይ ካብዚ ኩሉ መከራ ኣውፅኡ ንምትሕቁቋፍ ኣብዐኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
@mahiqueen3684
@mahiqueen3684 Год назад
ሰላመይ እንኳዕ ደስበለኪ❤❤ ብዛሓት ዶ አለው አብኡ 😢አነስ ዘይቃበፅክዎ ሓወይ አሎ 😭😭😭
@Abeba1985
@Abeba1985 Год назад
ከምኡ አይባሃል ሰላም ሐፊተይ አደዳ ጸላእትና ሰብ የለን አይትበሊ ብውሺጢ ግብረዮ
@hgh8912
@hgh8912 Год назад
ተመሰገን እንዃዕ ብሰላም አራከበኩም ማዓረይ❤❤❤
@sratasrata5383
@sratasrata5383 Год назад
እንኳዕ ደስ በለኪ እንኳዕ ብሰላም ኣተውኺ ምቅርተይ ❤💛❤
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 Год назад
እንኳዕ ደስ በለኪ❤🎉
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Год назад
እንቃዕ ላብዚ ኣብቀዓኪ ሶሊተይ መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዝሓለፈ ይኣኽለኹ ይበለና ተጋሩዋይ ስደትና የሕፅረልና 🥺🙏
@abebahileslase5851
@abebahileslase5851 Год назад
ተመስገን 💞💞🙏
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Год назад
አስይይይይይይይይይ አንኳዓ ደስ በለኪ ዛሓፋተይ ንኩልና ንሕጉሰሉ ማዓልቲ ይፈጠረልና 🙏🙏🙏😥
@Selamwet2272
@Selamwet2272 Год назад
እንካዕ ደሰ በለኪ ሰለምይይይ 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏 anes haftey Seniya 2013 zekidet berka hji gen abey kemzla dhay Sena bejaki 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@jfsf7890
@jfsf7890 Год назад
ዓደይ💔❤🙏❤
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ💋😘😘
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Год назад
ዓሕሕሕሕ ዓደይ ታይ ሒዝኪ ኢኪ ቀሪኺ መንእሰይ አሕዋትና ከም ቆጽሊ ረጊፎም ወይ ኣነ ነዚሰ ትግራይ ትዕውት እናበልና አሕዋትና ወዲኣቶም ሕረርርር ኢልኻሰ ዘይመልሰ 💔😭😭 ሰሉየይ ለ እኳዕ ብሰላም ኣራክብኹም እኳዕ ብቀሊል ገበረልኹም ጀግናና👏💘
@juii2732
@juii2732 Год назад
ኪሓ ዝዓደይ 😢ሰላመይ ናዓኺ የምስለና
@ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ
እንኳዕ ደስ በለኪ ኪሓ ዓደይ❤❤❤ ኣነለ ሓወይ ኣብኡ ኣለኒ ፈጣሪ ይሓልኩም😥😥😥🙏🙏🙏
@sarahs7029
@sarahs7029 Год назад
ዓሕ ኣሕዋት 😥
@obhwd3134
@obhwd3134 Год назад
እንዃዕ ብሰላም ተራከብኩም ሰሉዋይ ማዓረይ
@መቅዲ-ቐ2ኰ
@መቅዲ-ቐ2ኰ Год назад
እንካዕ ደስ በለኺ ሰላም ሓፍተይ ንዓና ለ ከማኺ ቸማስለና ❤ ብጣዕሚ መሕዘኒ ውቅሮ ዓድና ጭርውርው ኢላ😢
@NajaNaja-qt5ps
@NajaNaja-qt5ps Месяц назад
እንካዕ ብሰላም ኣራኮበኩም ሰልየይ❤❤❤❤❤❤
@MamunKsa-d7o
@MamunKsa-d7o Год назад
ሕርርርርርር ኢልካስ ዘይወፀልካ💔😭ዓደይ ጥርሓ ቀርያ እዋይ ተቃፂልናዋ💔😭💔😭
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h Год назад
😭😭😭
@ahmedgaja7546
@ahmedgaja7546 Год назад
😭😭😭😭😭😭
@kebramsalman953
@kebramsalman953 Год назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 Год назад
እንካዕዓይኒለዓይኒአራአየኩም
@UggguVguug-ob1ig
@UggguVguug-ob1ig Год назад
እንካዕ ደስ በለክ ሰልየ ብሓቂ ኣምላክ ንህዝብና እግዚአብሔር ኣምላክ መፀናነዕ ያሃቦም
@dengleyrufutalbey958
@dengleyrufutalbey958 Год назад
እንካዕ ደስ በለኪ ሰላም ሓፍተይ እንካዕ ዓይኒ ልዓይኒ ኣረኣየኪ
@masho9055
@masho9055 Год назад
እንኳዕ ደስ በለኪ ምቅረተይ❤❤♥️♥️
@lilikblulikb3390
@lilikblulikb3390 Год назад
እሰይ እንኳዕ ብሰላም ተራከብኩም ኣነውን ባቢተይ ክፈትዎ ማዓት እየ ዙ ዓለመይ😢❤❤❤❤
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv Год назад
ሰባኣይኪለ ኣፍልጥና😢
@edon7537
@edon7537 Год назад
ታይ አለክዮ😮😮😮😮
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl Год назад
ብቃደማይ ዶ የተቃበላይ
@brhaneye
@brhaneye Год назад
​@@edon7537😅😅
@titi-vz3vq
@titi-vz3vq Год назад
ተመስገን ኣምላኬይ እንካዕ ደስ በለኪ ሰላመይ እንካዕ ዓይኒ ንዓይኒ ተራከብኩም
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley Год назад
እንካዕ ብሰላም ኣራከበኩም ቀሉዋይ ❤😢
@ሂወትታደሰ0531
@ሂወትታደሰ0531 Год назад
ኢንኳዕ ደሲ በለና ኢንኳዕ ብሰላም ተመለሰ ተመሲገነ ፍጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@Sameera-q7k
@Sameera-q7k Год назад
ስላም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@miligattigray3295
@miligattigray3295 Год назад
ኲሓዋኒ🥰 እንኳዕ ብሰላም ኣራኸበኪ ሰሉ ሓፍተይ ለ😘
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣይይይይ ትግራይ ዓደይ ዝረከብክዮ😢😢😢
@RygOyty
@RygOyty 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉 ተመሰገን ፋጣሪ ኣምላክ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉
@Zeuf-k3v
@Zeuf-k3v Год назад
እንዃዕ ደስ በለኺ ዝያዳይ ንዓኺ የሚስለና❤❤❤❤
@galgerrydammam4088
@galgerrydammam4088 Год назад
እንካዕ ደስ በለኪ ሰልይይይ❤❤❤
@Monliaz
@Monliaz Год назад
ቅሊጥፍ ዶ ሰደድሊናይ ጋልይ ተሰፍ እካ ተኩነና❤❤😢😢😢😢
@selam801
@selam801 Год назад
ተመሰገን እንኳእ ብሰላም ተራኸብኹም ሶሊተይ❤😊ዝተረፉ የሕዋትና ውን ደሃዮም የሰመዐና ፈጣሪ😢
@meazaabreha2897
@meazaabreha2897 Год назад
ኣሜን🙏🙏🙏🙏🔥
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ Год назад
እሞ መርድእለ ዘይተነገረና ድሃዮምለ ዘይረኸብናስ ይህልውዶ ይኾኑ እፍፍፍ😢😢😢😢
@hananwasie2565
@hananwasie2565 Год назад
ኣጆኺ ክህልዉ እዮም
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ Год назад
እንኳዕ ደስበለኪ ሰላመይ❤❤❤❤
@WediShireTube
@WediShireTube Год назад
እንካዕ ደስ በለኪ ማዓረይ ❤❤❤❤
@dasddawe3256
@dasddawe3256 11 месяцев назад
ኣስይ ደስ ክትቡሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@gualkiru
@gualkiru Год назад
ዋውው እንኳዓ ብሰላም ኣራኸበኩሙ ሰሉየ🙏❤❤❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኪ ሰልዋይ ኣትደንጉይና
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Год назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ኣቦዋይ እንኳዕ ደስ በለኪ ሰላመይ 🙏❤❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Год назад
እካዕ ደስ በለኪ ሰሉየ❤🎉
@ጓልትግራይዓደይ
እንኳዕ ሰላም አተክ ማዓረይ
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh Год назад
እንኻዕ ብሰላም ተራከብኩም ሰሉየ😢😊😊
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
እንኳዕ ደስ በለኪ❤❤❤
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen Год назад
ሕደግና እንዶ ዓድና የተናፍቅና😢
@tlgray4660
@tlgray4660 Год назад
Enkae bselam ateki seluway🥰🥰🙏
@ዮዳነስ
@ዮዳነስ Год назад
እንኳዓ ደስ በለኪ ሰሊየ ማራያም ኪሓ ዓደይ ናፉቀያ😢
@ShH-u4w
@ShH-u4w 11 месяцев назад
❤❤❤ተመሰገን
@መቅደስ-ኀ1ፐ
@መቅደስ-ኀ1ፐ Год назад
እንካዕ ብስላም ተመለስ ❤❤❤
@ዕባይዓጋመ
@ዕባይዓጋመ Год назад
ዋይ ዓደይ💔😭
@mahder-m6k
@mahder-m6k Год назад
እንኳዓ ደሰ በለኪ ሰሉየ❤
@BrhaneGuesh1
@BrhaneGuesh1 Год назад
እንኳዕ ንምርኻብ ኣብቅዓኩም
@RobilRobil-t9w
@RobilRobil-t9w Год назад
እንካዕ ደስ በለኪ ማዓረይ ❤️🥰
@tebebehareya
@tebebehareya Год назад
ሰብ ዘለየ የሕዝን ገዛዙ ዳኣ ፅቡቅ አንዶ ኣሎ ኡፍፍ ሰብና ተወደአ ክድብር😢💔🥺
@HeruMilu
@HeruMilu 9 месяцев назад
ባባየ ከምዚኣ ጌረ ዶ ሕቁፍ ኣቢለ ይስዕመካ ይኸውን ሎሚ ኣይክኣልኩን ኣይኮነን ዓመታት ክገብር ካባኻ ተፈልየ ኳ ክሓድር ዘይክእል ዝነበርኩ😢😢ድኹማት መንግስታት ዝወልዕዎ ኩናት ክልተ ይሕዋት ደም ተፋሲስና ኣቦይ ከማን ተወጊኡ ኣሎ😢ሽኮሪና ሓፍተይ ብጣዕሚ ኢኺ ዕድለኛ🎉❤❤
@ስራNegas
@ስራNegas Год назад
እንኳዕ ደስ በለካ ማዓርይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️😘😘😘
@JJhhhhjyuuj99
@JJhhhhjyuuj99 7 месяцев назад
😭😭ኣነው ደቅነዮ ክረክብ ጸሎት ግበርለይ ዋላ ድኣ ይርዱኡና እበር ተስፋይስ ኣተቃረጸን
@tibletsabraham1078
@tibletsabraham1078 Год назад
Congratulations selam
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Год назад
Enkae bselam arakebkum solye 🙏💖💖👈የቀንየልና ኽቡር ወላዲ ቀሰልኩም ቆሰሊ ከልኪ ይግበረልኩም 🙏ቶም ዳሃይ ዘይብሎም ኣሕዋትና ኣብኡ ክህልው ተሰፋ ንገብር 😢ዓድና ቀይና ተሪፋ ምሸ ኣሕሕሕሕ😢
@hgf6568
@hgf6568 Год назад
እንኳዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ
@selamselam3599
@selamselam3599 Год назад
ሰሉዋይ እንኳዕ ደስ በለኪ ግን ሓንቲ ነገር ከሸግረኪ አብቲ ሕክምና ዘለው አሕወትናስ ናብ ቤተ ሰቦም ዘይደወሉ ተሃልዮምስ ወላድ ክትምርቀኪ እያ ጠይቅዮም ዝተሳአኑ ይርድኡ ስለ ዘለው እየ ይቅርታ ስለ ድፍረተይ😌😥
@AdyoMan
@AdyoMan Год назад
እንኳዕ ደስበለኪ ለሉዋይ🥰
Далее
А вы знали что металл тонет?
00:32
Wait for it 😂
00:19
Просмотров 1,8 млн
Ванька пошел!!!! 🥰
00:18
Просмотров 285 тыс.
А вы знали что металл тонет?
00:32