Тёмный

ብዓል ኣሸንዳ ዳ ኣያ ዘርአብሩኽ : Ashenda with aya zerabruk | Ashenda with Gere Emun 

Mashona Media
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 94 тыс.
50% 1

#ኣሸንዳ #ብዓልኣሸንዳ #ኣያዘርአብሩኽ #ashenda #ayazerabruk#ለምለምዓይነይ #gereemun #ገሬእሙን#MashonaEntertainment
ብዓል ኣሸንዳ ዳ ኣያ ዘርአብሩኽ : Ashenda with aya zerabruk | Ashenda with Gere Emun
Tariku Gankisi Mekelle Consert : ታሪኩ ጋንኪሲ (ድሽታግና) ኣብ መቐለ ብፍቕሪ ደቂ ኣሸንዳ ዝበሎ Ashenda

Развлечения

Опубликовано:

 

21 авг 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 825   
@sltanmehari1720
@sltanmehari1720 10 месяцев назад
ካብ ብርሃን ዓይኒ ብርሃን ልቢ እዩ ዝበልፅ ዝበሃል ከምዚአን ዝበላ አሕዋትና ንምግላፅ እዩ። ተባረኻ ዘነሓተይ ሰናይ በዓል ይግበረልክን❤ እታ ብድራማ እንፈልጣ ለዋህን ለባምን ለምለም ዓይነይ ብተግባር እውን ንሳ ኮይና ስለዝረአኹዋ ከዓ ዝተሰመዐኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን። እቲ ገፅኪ ለውሃት ንፁህ ልብኺ የንፀባርቅ ብሩሑቕ🙏❤ ክብርቲ ኢኺ እሞ አምላኽ ይባርኽኪ ዝሓፍተይ❤ ብሓቂ ለባማትን ንፁሃት ልቢ ኢኽን ኩልኽን ብስም አምላኽ ተባረኻ❤ ብሓፈሻ ንኹልኽን ነዚ ሰናይ ስራሕ ዝገበርክን አሓተይ ዓብዪ ክብሪ አለኒ ተባረኻ። እቲ መልእኽትኽን እውን ብሓቂ ዘመስግን እዩ አምላኽ ሓሳብ ልብኽን የስምረልክን። ብዝተረፈ እንቋዕ አብፀሐክን ሰናይ በዓል አሸንዳ/ማርያ
@user-pc3if8nz4o
@user-pc3if8nz4o 10 месяцев назад
ድንግል ማርያም ዓይንኽን ትኽፈተልኽን ኣሕዋተይ ለምለም ዓይነይ ከምቲ ዘኽበርኽየን ክብረት ይሃብኺ❤❤❤😢😢😢
@trhastsige2295
@trhastsige2295 10 месяцев назад
እግዚኣብሔር ብርሃን ይዓድልክን ጽቡቓት ፍጥረት ❤ለምለም ዓይነይ መርዓኺ የርእየና 🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷
@axsmawyan
@axsmawyan 10 месяцев назад
ቀደም ዝተመረዐወትስ😁
@RazanRa-dd9xu
@RazanRa-dd9xu 10 месяцев назад
❤️💛❤️💛❤️💛🙏
@askanaskan6824
@askanaskan6824 10 месяцев назад
😘😘😘😘😘🙏🙏
@fretesfa6121
@fretesfa6121 10 месяцев назад
Amen!🙏
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 10 месяцев назад
እግዚኣብሄር ኣቦይ ይኣክለኩም ይበለና ኪዳነምህረት ኣደይ ንብዓት ኣዴትና ናብ ሰሓቅ ትቀይረልና ኩናት ወዲ ወረ ኩናት ተጥፋልና ይኣክለና ትግሪኛ ተዛረብቲ ይኣክለና ብኽያት የኣኽለና ምድርማም ርእስና የኣክለና ደቀይ ደቀይ ምባል ይሕዋተየ ብርሃን የዒንትኩም ትግለጸልኩም እመ ብርሃን ኣደይ 🙏🏾😭😭😭☝🏾💠🤲🏾🤲🏾🤲🏾🕊️🌍🇪🇷💐 ለምለመየ ከም፡ልበይ ኣቲ ለዋህ ናይ ንእሸተይ ኣደ ለዋህየ መዓረይ ኪዳበምህረተይ ኣደይ መዓልቲ ትሃበኒ ዝላለየኪ ብኣካል ክብርቲ ሓፍተይ ጓል ማርያም 😢😢😢😢😢❤ "ቆልዓ ኣሸንዳ ሪኢኻ ኣይትተሓጸ ይብሃል እወ ዶ " መዓረይ ደኣ ነዓኽንውን ይምልከተኪ እዩ ዝያዳየ ጽብቅተይ ኣብ መዓልቲ እሸንዳ ክትሕጸይ ኢኺ ንባልኺ ጽብቅተየ ድልደገኽን ውሽትኽን ጽብቅቲ ዝያዳየ ❤❤❤❤
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m 10 месяцев назад
ቃደማክን ናይ ብርሃን አምላክ እግዚአብሔር ብርሃኑ የብርሀልክን 😢 አጆክን እህ ለምለም ዓይነይ 😊 እመብርሀን ምሳኪ ትኩን
@user-xw9wf8yh6q
@user-xw9wf8yh6q 10 месяцев назад
እመ ብርሃን ኣዒንቲክን ትክፈተልክን ምቁራተይ ከይሓዝናን ተስፉ ከይቆርፃን ኣብ ንእስነት ዕድሜን እውን ናይ እግዘአብሔር ቃል ዝምህሩ ኣቦታት ትኩረት ተትግበረለን መንግስቲ እውን ብዓቅሙ ሓገዝ ተዝገብረለን ፅቡቅ እዩ እና እመ ብርሃን ትሓሊክን ቡርካተይ ሰናይ ዝገበርክን ኣሕዋትና እወን እግዘአብሔር ዓስብክን ይክፈልክን አሜን ።
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 10 месяцев назад
ዊይዊይ ዕሸላተይ ደቂ ሄዋነይ እመቤታችን ብርሃን ትዓድልክን ደቅኖ😥😥😥😥😥😥 ተባረኪ ፅጌዋይ😢👏💛❤
@vvvvzryg1991
@vvvvzryg1991 10 месяцев назад
እንካዕ ኣብፀሐክን ዘንሓተይ ብርሃን ይዓድልክን 🙏🙏🙏😢ለምለም ዓይነይ የኔ ቆንጆ ቃላት የብለይን ❤❤
@user-wc6sy3sl2c
@user-wc6sy3sl2c 10 месяцев назад
እንካዕ አብፀሐክን ዋይ ብርሃን ይዓድልክ ለምለም ዓይነይ❤❤❤❤❤
@nawanawa6775
@nawanawa6775 10 месяцев назад
ለምለም ዓይነይ ዝከድክዮ ለምለም ይፅናሕኪ ምስ ብፆትኪ ኣሕዋተይ😢 ብርሃን ዓይኑኩም የብራሃልኩም❤🙏
@brijap5171
@brijap5171 10 месяцев назад
ድንግል ማርያም ብራሃን ዓይንክን ትክፈተልክን ኣሕዋተይ ለምለመይ ክብረት ይሃብኪ😍😊
@Awetberhe-rt2zl
@Awetberhe-rt2zl 10 месяцев назад
እንካዕ ኣብፀሓክን ደቂ ዓደይ መዓረይ ❤እቲ ምንም ዘይሰኣኖ ልዑል እ/ር ዓይንክን የብረሃልክን ለምለም ዓይነይ ዕድመ ይሃብኪ❤❤❤❤❤
@zerisenayghirmay7179
@zerisenayghirmay7179 10 месяцев назад
Kbret yhabkn Egziabhier amlak kab hamed tnfas zfetr amlak eyu zelenamo brhan yaedlen xegie ykunen zeywudae hagos yfterelen Amen3!!!!!
@asterweldegibrial1625
@asterweldegibrial1625 10 месяцев назад
አውነትም ለምለም አይነይ ዘለዓለም ለምልም ዘር ማንዘርሽ ይባረክ
@user-kp5nl8uj1j
@user-kp5nl8uj1j 10 месяцев назад
ድንግል ማርያም ብርሃን ይዓድልክን ኣሕዋተይ😢❤
@hailushtg7643
@hailushtg7643 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እዩ። ናይ እንዳ ለምለም ዓይነይ አብ ዝከድክንኦ ለምለም ርገፃ።
@tfggshfff5332
@tfggshfff5332 10 месяцев назад
ድንግል ማርያም ብርሃን ይዓድልክን❤❤😢
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 10 месяцев назад
እት ኹሉ ዝኽእል ልዕሉ ፈጣር ኣምላክ በርሃን ዓይንኽን ይኽፈተልኽን ኣሕዋተይ ለምለም ዓይነይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽ ፈጣር ❤❤
@farahangle8032
@farahangle8032 10 месяцев назад
አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 አሜን 👏 👏 👏 ❤️ 🙏🏾 🙏🏾
@Helentadese1912
@Helentadese1912 10 месяцев назад
ኣቫይክን ፀላእይክን ይፀልምት ኣሕዋተይ ማዓረይ😢😢እግዚኣቢሄር ኣምላክ ብርሃን ያዓድልክን ለምለም ዓይነይ ዋላ ሓንቲ ቃላት መግለፂ የብለይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ የክብርኪ ክብረተይ❤💛🙏
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 10 месяцев назад
ለምለም ዓይነይ ብጣዓሚ ጉቡዝ አዘን አሕዋትና ዓይነክን የብራሃልክን ፈጣሪ 🙏🙏🙏🥺🥺
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 10 месяцев назад
ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጀክን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓይንኺን የብረሀልክን ለምለም ለባመይ❤😢
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 10 месяцев назад
እንካዕ ኣብፀሐክን ልበዓል ኣሸንዳ ለምለም ዓይነይ በዓልቲይ ብርህ ሕልና ብዝዎፀ ይከኣልኪይ❤
@user-vj6ks2sn6b
@user-vj6ks2sn6b 10 месяцев назад
ሓጎሰን ሓዘንን ይተሓዋወሰካ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ቅዱስ ስራሕ ቃሕ ልብል ኣምላኽ ልፈትዎ ግብሪ ገይርኪ ለምለም ዓይነይ ምስ ሓፍትኺ ምስ ከምእዚአን ዝበላ ብሩሃት ኣእምሮ ምውዓል ብጣዕሚ ዓብዪ ዕድል እዩ እሞ ስራሕኽንን ሂወትክንን ኣምላኽ ይባርኸልን ኣሕዋተይ።
@destanegash5044
@destanegash5044 10 месяцев назад
ለምለም አይነይ ብጣእሚ ብጣእሚ ቀንኤ ክገልፀኪ ቃላት የብለይን ብጣእሚ ዝህዝነኒ ዘብሩአብሩክ ሰባእኪ ብምኳኑ ሰማይ መሬት ዶ ይራኸብ ጨካን ደኻ ዘይፈቱ ደቁ ዘጥፍእ ብዝኾነ አምላክ እቤተይ እንዳበለ ዝደለኽዮ ተመነኽዮ ካላይ ክፈጥረልኪ ናኩሉ ናይ ጌሬ እሙን ተከታተሊ ትምኒት እዩ
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 10 месяцев назад
መድሃኒኣለም ምሳኪን ይኩን ለምለም ዓይነይ ውን ንፈትወኪ ኢና❤🎉
@tdflove3582
@tdflove3582 10 месяцев назад
ሓጉስይ ወስነይ የብሉን እንዳ ግሬ እሙን ንክለኩ ገበርቲ ስናይ. እግዚአብሔር ኣብዝሑ ይሃብኩም ዘንኣሕዋተይ ማዓርይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉኡ ብርሃን ይላኣክልክን እግዚአብሔር እም ብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልክን ፅብቃት ቆሉዑ ኣሽንዳ🙏💞💞💞💞💞💞♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e 10 месяцев назад
ናይ ጣቢይት ዓይኒ ዘብራህካ ኣምላከ እስራኤል ለዘን ንኡሳት እውን ዓይነን ኣብረሀለን
@eyesabtesfamariam-pu9rc
@eyesabtesfamariam-pu9rc 10 месяцев назад
ለምለም ኣይነይ ኒ ካባክካ ንታምሕቲ ዘሎ ሰብ ከምዚ ገርኪ ምትብባዕኪ በቲ ህያው ዝኮነ አዝግኣቢሄር ፈታሪ ኩሉ ዓለም ክብርን ምስጋናን ይብጽሓኪ ነዘን ጽጉማት የሕዋትና ድማ ዓይነ ልበንአን ይክፈተለን ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-st1rp1qz8n
@user-st1rp1qz8n 10 месяцев назад
እግዛቢሄር አምላኽ ዓይኒ ብርሃን ይፍጠረልኽን አሕዋተይ🙏👏💓
@salamsalam1464
@salamsalam1464 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ብራሃን ይዓድልክን❤❤❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 10 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@dcfggb5537
@dcfggb5537 10 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤
@filimondawit2590
@filimondawit2590 10 месяцев назад
ተጋሩ እግዚአብሔር ብራሃን ይዓድልክን🥰🥰🥰
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 10 месяцев назад
አሜን❤
@azyeb3119
@azyeb3119 10 месяцев назад
@HdJs-mg9qb
@HdJs-mg9qb 10 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ይዓድልክን ለምለም ዓይነይ ከምቲ ዘክበርክየን እግዚአብሔር ክብረት ይዓድልኪ ዛምበይተይ❤️❤️
@binyam1578
@binyam1578 10 месяцев назад
ብርሃን ይሃብኪ ዛጋለይ 🎉ንኩሉኩም ሩሑስ በዓል ይግበረልና ሰናይ ዘመን🕊👏💒🕊🎉🌿🌿🥰
@fsedxaer3421
@fsedxaer3421 10 месяцев назад
😢😢እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብርሃኑ ይፍጠረልኽን ለምለም ዓይነይ ዓባይ ሰብ ኣጆኺ❤❤❤
@temsgne7752
@temsgne7752 10 месяцев назад
ጽብቁ ምግባር ንባዕልኻ እዩ ለምለም ዓይነይ እግዝብሔር ኣምላኽ ብርሃን ይዓድልኽን ❤❤❤❤❤❤🥀🥀🥀✅
@haitbeing1214
@haitbeing1214 10 месяцев назад
ክብር ሰብ ማዕረ ነብሱ እዩ ዘክብር እሞ ከብረት ይሃብኪ ፅጌየይ ማዓርይ እመብርሃን ዓይንኪን ትክፈትልክን እሕዋትይ ❤❤
@galzomweyenti129
@galzomweyenti129 10 месяцев назад
ቅድመኽን ኑኡሳተይ እግዛአቢሄር ብርሃን ይኽፈተልኽን❤🎉😢 ለምለም ዓይነይ ተባረኺ ክብርተይ ንፈትወኪ ኢና🎉❤
@user-li1yy7vn4o
@user-li1yy7vn4o 10 месяцев назад
ለምለም ዓይነይ ብጣዓሚ ኢኪ ጂጋን ❤❤❤❤ፈጣሪ ብራሃን ይዓደልክን ዘን ሓተይ🎉🎉❤❤
@user-gm5qr4jk9f
@user-gm5qr4jk9f 10 месяцев назад
እንኳዕ አብጽሐክን ደቅኖዋ❤ እቲ ኹሉ ዝክአሎ ሉዑል እግዚአብሔር አምላክ ዓይንኺን ያብርሄልኺን ዘን ሓተይ🤲
@romanamohammed1685
@romanamohammed1685 10 месяцев назад
Amen amen amen
@meareythegay1548
@meareythegay1548 10 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏❤
@samueltesfay1042
@samueltesfay1042 10 месяцев назад
ለምለም ዓይነይ ቁጽሪ ቴሎፎን ኣበይ ኣሎ ተጋሩ የሕዋትና ፍጫሓ መስንገልና አንኻዓ ነዚ ኣራየኩም ንሙሉ ህዝቢ ትግራይ ሙሉአ ሰላምን ብራህንን ይግበረልክን
@MashonaMedia
@MashonaMedia 9 месяцев назад
0902032181 ፅጌ
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ብርሃኑ ይሃብክን ፅቡቅ ስራሕ ለምለም ዓይነይ እንኳዕ አብፅሓና ❤️💛👍🙏💋
@barakbintigray1379
@barakbintigray1379 10 месяцев назад
ለምለም:ዓይነይ*!! እ/ሄር:ይሃብኪ:እዙይ:ዘርአኽና*!! Lemlem you are so great. Thankyou so much*!!
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 10 месяцев назад
Enqwa Abtsehekume Abtsena deki Adey fetwate Jeganu 💐🌹🎉❤️💐🌹🎉❤️💛💐🌹🎉❤️💛💐🌹🎉❤️💛Lemlemyeeee 😘 Tsebuke Naye Tsedke serhe eu zegebrekeu AMLAKE KIDUSAN Mesakatkum yekune🙏🙏🙏😘😘😘😘😘
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 10 месяцев назад
ብሓቂ ቅዱስ እግዚኣብሔር ብርሃን ይዓድልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ከምዚ እዩ ዝፈቱ ክብርቲ ፍትና ለምለም ዓይነይ//ፅጌ //ብጣሚ ለባም ዝሓፍተይ
@user-un8lg8ms6o
@user-un8lg8ms6o 10 месяцев назад
ለምለመይ ዓባይ ለባም መርኣያ መንእሰያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አሕዋትና ምርኣይ ዝተስኣነን እግዚአብሔር ከምቲ በርጤምዎስ ዓይኑ ዘብርሀሉ የብርሃልክን🙏😍❤❤❤
@trhashadish4054
@trhashadish4054 10 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ብረሃን ዓይኒ ለምለም ዓይነይ❤❤❤❤
@salitahabtemariam2914
@salitahabtemariam2914 10 месяцев назад
congra yehwat edmen tienan yhabkin tegaru ahwatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 10 месяцев назад
😢እግዛኣቤሄር ኣምላኽ ብርሃን የርእኺን የሕዋተይ ማዓረይ ለምለም ዓይነይ ካኣ የቐኔልና❤
@asterweldegibrial1625
@asterweldegibrial1625 10 месяцев назад
Waww ደስስ ሲሉ በራሳቸው ጊዜ እራሳቸውን ማስደሰት 😍😍😍ልበ ብርሃኖች ፈጣሪ ከእናንተ ጋር ይሁን
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 10 месяцев назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብርሃን ይዓድልክን ኣሕዋተይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shikorrmango9965
@shikorrmango9965 10 месяцев назад
Love from Eritrea❤ bless them 🫶🏾
@user-hx9jo2ot7g
@user-hx9jo2ot7g 10 месяцев назад
እንካዕ ኣብፀሐክን ብሩካተይ እመብርሃን ዓይንክን ተብረሀልክን ሙቁራተይ❤😘
@yytftggt4840
@yytftggt4840 10 месяцев назад
እመብርሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብርሃን ዓይንኽን ትኽፈተልኽን ደቅነይ❤❤❤❤❤
@elhamalisafy8032
@elhamalisafy8032 10 месяцев назад
አንኻዕ አብፃሓክን ዘን ሓተይ ክብረተ የሃበለና አግዚአብሔር አምላክ ለምለምይ❤❤ አምላክ ብርሃን ዓይነክን ይክፍተለክን መቁራተይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@amanialmtku
@amanialmtku 10 месяцев назад
እፍ ከምዚ ከማይ ደጋጊሙ ዝረአየን እነሆዶ እግዝያብሔር ኣምላክ ዓይንክን የብረሀልክን🙏❤
@abebagebrehiwet6594
@abebagebrehiwet6594 10 месяцев назад
ዓይነስውራን ዘይኾነ ....ምርኣይ ዝተስኣነን ፥ዓይኒ ብርሃነን ዝሰኣና ክበሃል ኣለዎ .......ንዝገበርክንኦ ፅቡቅ ስራሕ እናመስገንኹ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 10 месяцев назад
ደስ ዝብል ሰናይ ስራሕ ሰሪሕክን ተጋሩዋይ❤❤ እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐና ❤❤
@user-kv3sd6yl6k
@user-kv3sd6yl6k 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኣድኡ ዓይንክን ይዳህስስልክን ምቁራተይ ለምለመይ ለ ዕድመ ይሃብኪ ዓባይ ሰብ❤❤❤
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k 10 месяцев назад
እንኳዕ ኣብጸሐክን ተጋሩዋይ ክብሪ ይሃብክን ለምለም ዓይነይ ልእግዚአብሔር ዝሰኣኖ የለን እሞ ዓይኒ ብርሃንክን የብርሀልክን ክቡራተይ🙏❤️
@user-qz1df1ln2o
@user-qz1df1ln2o 10 месяцев назад
አግዚብሄር ኣምላክ ብርሃን ይዓድልክን❤❤❤❤❤❤❤❤ተሓውሰና ሓጎሰን ሓዘን😢😢❤❤❤
@user-cc3gy3um8g
@user-cc3gy3um8g 10 месяцев назад
ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ብርሃን ዓይንክን ትመልሰልክን 🙏ዕሸላተይ😢😢
@greattigray5290
@greattigray5290 10 месяцев назад
ኣሰይ ሙቁራተይ ሑጉስ ሂወት ንዓክን ብርሃን ይዓድልክን ኣጆክን ሙቁራተይ ለምለም ዓይነይ ክብረት ይሃበልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@destanegash5044
@destanegash5044 10 месяцев назад
ለምለም አይነይ ከመይ ገሩ እዩ አምላክ ፈጥርኩ ናአኺ ዝረኸበ ብፀሎት ስባእዪ አትዩ ለባም ሰበቲ ፍጠረለይ አሉ ተማፀነ እዩ ዝረኽበኪ ካሎእትም ናለምለም አይነይ ተኸተላ
@lileyguql.tigray6425
@lileyguql.tigray6425 10 месяцев назад
እንኳዕ ኣብፀሐክን ኣሓተይ መዓረይ ፈጣሪ ኣምላክ ዘይሰኣኖ ብርሃን ይዓድልክን 😘😘😘♥♥🌹🌹🌹
@slmti5827
@slmti5827 10 месяцев назад
ለምለም ዓይነይ ኩሉ ግዜ ብዘለኪ ምስተሓጎስኪ so natural, so humble and very entertainer.
@shoshosho5438
@shoshosho5438 10 месяцев назад
ለምለም ዓይነይ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃብኪ ኣሰይይይ ታዓዲልኪ ክብሪ ታዓደሊ ለምለመይ ፅኑዕ የርግፅኪ ዛምበይተይ 💕💕💕ብርሃን ዓይንክን የብረሀልክን እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘን ኣሕዋተይ ወላዲተ ኣምላክ ምስ ፍቊር ወዳ ፅላላ ትኩንክን 💕❤️😥እንካዕ ኣብፀሐክን 🙏🙏🙏
@mikiweditesfaliyagalhafto-326
@mikiweditesfaliyagalhafto-326 10 месяцев назад
ብርሃን ዓንኽን ይኽፈተልክን ኣሕዋተይ❤❤❤❤ እህ ኣየ ንሕና ተመስገን ዘይንፈልጥ ኩሉ ኣካላትና ናሃለየና ነማርር
@trhashadish4054
@trhashadish4054 10 месяцев назад
ለምለም ዓይነይ ብጣዒም ለባም እግዚአብሔር ዓስብኪ ይሃብኪ ንፈዒቲ ንዘን ዓይነ ስዊራን ከኣ ብርሃን ዓይኒ ይፈጠረለን
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 10 месяцев назад
አሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰይይይይ ተባረካ ደቂ እመብርሃን እንኳዕ አብፀሐክን/ኩም ኸምኡውን ክብርቲ አዴና፣ሓፍትና ለምለም ዓይነይ ከመቲ ንአሕዋተይ ካብ ፅምዋ ከጋላግለን እየ ኢልኪ ዝሓሰብክዮ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ሓጎስን ደስታን ይግበረልክን/ኩም አምላክ ሙሉእ ብርሃን ይዓድልክን አሕዋተይ እውን ብርሃን እመብርሃን ትላአከልክን ፍቁራት ደቂ እመብርሃነይ❤❤❤❤ 🌻🌻🇻🇳🌻🌻🇻🇳🌻 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 🌻🌺 መልካም 🌺🌻 🌻🌻 በዓል! 🌻🌻 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 🌻🌻🇻🇳💝💝🇻🇳🌻 🌻🌻💐💐💐🌻🌻 🌻🌺 እንኳን 🌺🌻 🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻 🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
@ffgcfchtd6997
@ffgcfchtd6997 10 месяцев назад
እቲ ኩሉ ዘይሳኣኖ እግዚአብሔር ብርሃን ዓይንክን ይክፈተልክን ኣሕዋተይ 🙏🥰🥰🥰
@user-vj9uh1ji2i
@user-vj9uh1ji2i 10 месяцев назад
ፈጣሪ ከሉ ኣለም ብርሃን ያዓድልኪን😢😢🌿
@swswits3249
@swswits3249 10 месяцев назад
ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ብርሃን ታዓድልኩም❤
@kidanzeweldemaryam6186
@kidanzeweldemaryam6186 10 месяцев назад
እንዳ ገረየ አሙን ብጣዕሚ ደስ ውዕሎ አብዒልክኖኦ እንኳዕ አብፀሕክን ለበአል አሸንዳ ለምለም ዓይነይ ምስ ፃድቃን ክብሪብሪ ይግበእክን ዘንአሕዋተይ
@user-hd1fs9je1k
@user-hd1fs9je1k 10 месяцев назад
ደቅነይ እመብርሃን ብርሃን ትዓድልክን😢😢😢
@medhin8187
@medhin8187 10 месяцев назад
እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ዓመት ይድገመና ክብረት ይሃበልና ።❤
@AaAa-ep3dy
@AaAa-ep3dy 10 месяцев назад
ዕደመን ጥዕናን የሃብክን ፈጣሪ ንኩላትኩም አብዚ ዘለኩም ዓይነብርሃንክን የክፍተልኩን ሙቁራት😢❤❤❤❤❤❤❤
@user-xd2ks1bm3w
@user-xd2ks1bm3w 10 месяцев назад
ኩሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ብሪሃን የብሪሃልኽን ወለድት ኣምላኽ ትሓልውኽን ወገናተይ🙏🙏🙏
@awetteame1562
@awetteame1562 10 месяцев назад
Aseyyyy xbukatey enkua nab ashnda abxhakin egzabher berhan yehbkin zenhwatey ❤❤❤❤❤❤❤
@user-xy1vk5iv9m
@user-xy1vk5iv9m 10 месяцев назад
ድንግል ማርያም ዓይንክን ተብረሃልኽን ደቂነይ ማዓረይ😢😢❤❤
@user-sf1pd5nm8p
@user-sf1pd5nm8p 10 месяцев назад
እንካዕ አብፀሐካትን አሕዋተይ ማዓረይ እግዚብሄር ብራሃን ይዓድልኻትን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@edon7537
@edon7537 10 месяцев назад
እመብራሃን ዓይን ብራሃንክ ተክፈተልክን አሐዉተይ ማዓረይ ለምለም ዓይነይ ❤እግዚብሄር ይክበረልና 😢❤❤
@meirmm4388
@meirmm4388 10 месяцев назад
እንካዕ ኣብፀሐክን ተጋሩዋይ ኦ ኣምላኬ ኩሉ ይካኣለካ አዩሞ ባዕልካ ኣብረሀለን 🙏
@user-ke6hq2fg8y
@user-ke6hq2fg8y 10 месяцев назад
ድንግል ማርያም ብርሃን ዓይንኽን ይኽፈተለኽን❤❤
@amelastweldagregs3571
@amelastweldagregs3571 10 месяцев назад
እቲ ኩሉ ልካአሎ እግዛቤሄር አምላኽ ብርሃንኑ ይኽፈተልክን አሕዋተይ ማዓረይ ለምለም.ዓይነይ እግዛቤሄር አምላኽ ክብረት የሃብኪ ዝያዳይ አብዚሑ የሃበኪ❤❤❤
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty 10 месяцев назад
ኣሰይ ጥዑማት ❤😊እግዚአብሔር ብርሃን ይዓድልክን
@user-sb9rx2df3w
@user-sb9rx2df3w 10 месяцев назад
አሜን/3/ እንኳዕ ሓብሩ አብፅሐና እግዚአብሔር ብርሃን ያርእኽን❤❤
@user-hd7jm3zt9p
@user-hd7jm3zt9p 10 месяцев назад
እንኳዕ አብፀሐክን አዋሕዋተይ ማዓረይ ደማ ደንግም ማርያም ዓይንክን ትክፍተልክን🌿🌿🌾🌿🌾🌿😘😘😘💘💘
@genigeni452
@genigeni452 10 месяцев назад
ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብርሃን ዓይንክን ትክፈተልክን ኣሕዋተይ ክብርቲ ሓፍትና ለምለም ዓይነይ እግዚአብሔር ክብሪ ይሃብኪ ለባመይይ🥰
@user-ek4rl4co7p
@user-ek4rl4co7p 10 месяцев назад
ቃል ኣምላኽ ተዝመሃራ ክንደይ ደስ ምበለ ምኽንያቱ ቃል ኣምላኽ ተስፋ ሓቦ ፅንዓት የስንቅ እዩ፡፡
@mknaytsbuk4048
@mknaytsbuk4048 10 месяцев назад
*****ብርሃን ዓይንኽን ካብ ሰአንክን አእምሮኽን ብፍልጠት ዝበርሀ ልቦናኽን ሙሉእ ሰባዊነት ዝተላበሰ ሓይልኽን ድማ ሀም ተጋድሎ ትግራይ ዝደልደለ ሃም አያታት ተጋድሎ ትግራይ ዘይምብርከክ ይግበሮ።
@user-xj3hs5ic1d
@user-xj3hs5ic1d 10 месяцев назад
ድንግል ማርያም ዓይንክን ትክፈተልክን ኣሕዋተይ ደሞ እንካዕ ኣብፀሐክን 🙏ለምለም ዓይነይ ክብርቲ ሰብ🎉❤❤❤
@Herma.love1931
@Herma.love1931 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ብርሃን ይዓድልኽን🙏❤❤❤
@SaraSara-du4nl
@SaraSara-du4nl 10 месяцев назад
አሜን እንዃን አብሩ አደረስን ኣደረሳቹ እወነት በጣም ቃሓ ትብላ ተጋሩ ማዓርይ ዓመት ድዓመቱ ይደገሚክን ኣሓውታይ እመ ብዛሃን ወላድት አምላክ ዓይንኽን ታብሮሆ የነ ማርች
@okokok1916
@okokok1916 10 месяцев назад
ሙሉእምሕረታ ኡፍ ትበለልክን ወላዲተ ኣምላክ ዘንሕዋተይ 🤲🤲🙏😭😭 😢😢😢
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ይሃብክን ዘንኣሕዋተይ ለምለም ዓይነይ ለባመይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዝያዳይ ❤❤❤
@kahsayaregay9856
@kahsayaregay9856 10 месяцев назад
ለምለይ ዓይነይ ኣዝዩ ዝነኣድ ስራሕ ሰሪሕኺ
@merimeri28
@merimeri28 10 месяцев назад
እ/ር ኣምላክ ብርሃን ይዓድልክን
@lixmony1698
@lixmony1698 10 месяцев назад
ለምለም ዓነይ ነዉሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ቃላት የብለይ ንዓኪ ኪገልፅ ❤👸
@GoAss-uu6nf
@GoAss-uu6nf 10 месяцев назад
እገዚአብሔር ብሪሃን ዓይንኸኒ ይብረሃ እዘኑ ኣሒዋተይ
Далее
ውድድር ፅባቐ ቖልዑ ኣሸንዳ
28:58
Просмотров 31 тыс.
Gere emun Part 17
32:12
Просмотров 1,2 млн