Тёмный

ብዛዕባ ምዕናውን ምዕራይን! 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 128 тыс.
50% 1

ብዛዕባ ምዕናውን ምዕራይን!
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.co...
Paypal: www.paypal.me/...
ህየሳ ደርፊ ‘ከመይ'ለ’ | kemey'le song review
• ህየሳ ደርፊ ‘ከመይ'ለ’ | kem...
ERISAT:ምስሊ ጥበባት ~ህየሳና ንዕብየት‘ዶ ንዕንወት፧
• ERISAT:ምስሊ ጥበባት ~ህየሳና ...
Mahder-production social media links;
Facebook- / mahderproduction
RU-vid- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com...
ዳኒ ወዲመምህር
www.facebook.c...
/ wedi__memhr
#mahderproduction #Daniwedimemhr

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,2 тыс.   
@MahderPro
@MahderPro 3 года назад
ሰላም ተኸታተልትን ኣፍቀርትን ማህደር ፕሮዳክሽን፣ ንዕቤትን ስፍሓትን መደባት ማህደር ፕሮዳክሽን ክተበርክቱ ምስ እትደልዩ ኣብዚ መላግቦ ብምጽቃጥ ክትሓብሩና ትኽእሉ ኢኹም። ንእትገብሩዎ ኩለንትናዊ ድጋፍ ኣቐዲምና ነመስግን🤗! www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true
@natnaelman3817
@natnaelman3817 3 года назад
👏👏💪
@Mebrye-i8e
@Mebrye-i8e 3 года назад
Wedi memhr Good job
@kibromhabte
@kibromhabte 3 года назад
ፖው እቲ ኲናት ብወግዒ ተጀሚሩ'ሎ I stand with Dani 🤣🤣
@user-asmera
@user-asmera 3 года назад
He is a loser dont care about him we proud of you
@bahriberhane281
@bahriberhane281 3 года назад
ናይ ብሓቂ ነብስኻ ዘፈትሽ መደብ ዳኒ ሓወይ ኣነ ግን ሓንቲ ንኩሉ ሰብ ክሪኣ ብዛዕባ ግጥምን ሕግታቱን መበገስን መዕጸውን እተማልእ መደብ ክትዝርግሓልና ምደለኹ
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 3 года назад
Like ናይ ዳኒ ኣድነቅቲ
@GoodLuck-br3ot
@GoodLuck-br3ot 3 года назад
ሪእቶ መጽሓፍን እምበር ላይክ መአከቢ ኣይኮነን ሪኢቶኻ ጸሓፍ ሳሙ ሓወይ
@beriomg1783
@beriomg1783 3 года назад
እስከ ከምዚ ንግበር ወዲ መምህር ልዕሊ እዞም ኩሎም ስነ ጥበባውያን ይፈልጥ እየ ይብለና ኣሎ ብሓቂ ድዩ ንሱ ዘዳልዎ ወይስ ሸምዲዱ እዩ ዝመጸና ዘሎ ከሙ ውን ኣቶም ካሎት ክንፈልጥ ከምዚ ክከውን ኣለዎ ትብሉ ደንደን ወዲ መምህር ዳንኤል ኢንፊኒቲ ላይፍ ክመጹና ኣለዎም ትብሉ ድምጽና ነስምዕ
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 3 года назад
Kkkk wedi memhir mihret mihret yiaziz sibko steyela keythiysa gin
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 3 года назад
@@GoodLuck-br3ot ok 😘❤
@x-Sami
@x-Sami 3 года назад
@@beriomg1783 hawey qdamet leile kulom yfelt ye ybl yelen kaleay 15 dqiq kzreb inte atyu kulu kmy geru yu kshmdedo kshmded zkile welhade ylen anen nska win nski win komu salsay xbuq alo drfi zstmaqer nay qdem drfi kmy aynat hasabin mqret alewo nay heji ke? Ezi manem astmqri zmlso haqi heto yu
@meleymeley8215
@meleymeley8215 3 года назад
ዳኒ ሓወይ አታይ ዓይነት ትምህርቲ አኻ ተማሂርካ ክንድዚ ብልሒ ብዝዓባ ነብስኻ ኣላልየና ሓደ ምዓልቲ ኩሉ ኤርትራዊ ከምዚ ናትካ ብልሒ ክውንን መታን የቀንየልና ስለ አዚ ኩሉ ምሃሪ መደብካ.
@habtugebreab9806
@habtugebreab9806 3 года назад
That’s my question for him.
@destaapp9433
@destaapp9433 3 года назад
"ሓሶት ዝለመደ ሰብ ሓቂ ክትነግሮ ከለካ ትፀርፎ ዘለካ ይመስሎ" ✅ብልፅቲን ሐቂ ዘለዋ ዘረባን ካብ ቡሉፅ ሰብ 👍🙏
@muluebirhansimon2500
@muluebirhansimon2500 3 года назад
Nay bhaki whllti abehahla
@hagosgerthiher5511
@hagosgerthiher5511 3 года назад
Btaemi gelaxit seraki keyserke entewales zixedeke yimeslo u negwru kkkkkk
@kebrontv2790
@kebrontv2790 3 года назад
20:47 😂 😂 this guy killed me I can’t stop laughing 😂
@mhesun
@mhesun 3 года назад
Thanks Dani, and Denden for ur brevity and so critical agreement, that's what we need too in the political arena,
@nazretkebedom8873
@nazretkebedom8873 3 года назад
ዳኒ ጅግና እቲ እንኮ ብ ርትዒን ሓቂን ዝምጉት ሓቁ እዩ ስነ ጥበባውያንና እንዳኣቃባጠርና ኣይኮንናን ክንነቅፎም ዘለና እቲ ሓቂ ንንገሮም።
@eriboy62833
@eriboy62833 3 года назад
ከምዚ ናይዚ ዳኒ ድዩ ገለ ዝብሃል እና ዘለፍናን እናጸረፍናን ክንነቅፎም ኣለና ምሽ 😂
@x-Sami
@x-Sami 3 года назад
@@eriboy62833 zykone heysa sele zeibyo n tibeb inber
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 3 года назад
Donakur hizbi ni eritrewian zeneaaes seb ajoka tiblu .ezi luuk for sure ni gize nigdefo tray kulu seb kisab ziberhalu seb
@onegod6726
@onegod6726 3 года назад
@@freweiniteklemariam8055 N aboka isseya Afewerki N mnta sidetena dirba gerkani Elka htet
@MdMd-hw5oc
@MdMd-hw5oc 3 года назад
ከምዝ ከማይ ክምለሰሉ ዝተፀበይኩም❤❤❤😂
@helwannaomi9489
@helwannaomi9489 3 года назад
Ane😘
@ክብሪ-ኣብእንድርያስጉብሳ
Me wiz curiosity😊
@mylifeis2810
@mylifeis2810 3 года назад
ane
@habtomokubai4992
@habtomokubai4992 3 года назад
Me 😄
@arulove5378
@arulove5378 3 года назад
Me
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 3 года назад
ኣቤት ንዓካ ዝሃበ ብልሒ ዳኒ ኣንበሳ ደንደን ሓዉና ትሑት እዪ ከምኡ ውን በሊሕ። ዳኒ ውን ትሑት ኤዩ ግና ቅሩብ ዋዒ ስለ ዘለዎ ሰባት ዳኒ ትሑት ኣይኮነን ኢሎም ክዛረቡ ከለዉ ኣመና እዩ ዝገርመኒ። በተሓሳስባ ኽንምዕብል እንተኾና ካብ ወገንነት ወጺና ነቲ ዝመጽእ ክትዕ ንርኣዮ። ዝኽሪ ላምፓዱዛ እዩ ሎሚ ኣምላኽ ብሂወት ንዝተፈለዩና ኣሕዋትና መንግስተ ሰማያት የዋርሶም። 3/10/2013 ኣብ ሂወትና ዘይጽብቕቲ መዓልቲ
@sff3460
@sff3460 3 года назад
ናይ ክልተኩም ጽቡቅ ሃሳብ እዩ ቅሩብ ምክብባር ከይ ጎድል ንቀጻሊ ምጉትኩም ፍረ ክህልዎ መታን ነዚ መንእሰይ ከኣ ከም ኣብነት ክትኮንዎ ምስ ኩሉ ፍልልይኩም ትሕትና ዝተመልአ ክከውን ደስ ምበለ ቀጽሉ።
@mossmen.7870
@mossmen.7870 3 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣርእስቲ ኢዩ፡ እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ን ስነጥበብ ሃገርና ዘማሓይሽ ኢዩ። ሕልፍ ሕልፍ ኢልካ ግን ደስዘየብል ዘረባታት ትሰምዕ ኢኻ፡ ከም ጸርፊ፡ ምንእኣስ ዝኣመሰልለ ማለት ኢዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ተዝተርፍ ግን መዋዳድርቲ ኣልቦ ምኾነ
@samuelghirmay425
@samuelghirmay425 2 года назад
Good job dani
@efii2324
@efii2324 3 года назад
ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ፡ካብ ኣምሶሉነት ክንወጽእ ይግባእ
@almazmennetey
@almazmennetey 3 года назад
ኦኦኦ ደንደን ዓቕምካ ፍለጥ ወይ ዝያዳ ፍልጠትካ ከተዐቢ ጸዓር እምበር ወዲ መምህር ኣይሓድገካን"ዩ ። ኣብዛ ጉዳይ ብናይ ውልቀይ ውሳኔ ተሳዒርካ እካ
@afroafro2765
@afroafro2765 3 года назад
ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ብሪካተይ
@abrahamtikue1614
@abrahamtikue1614 3 года назад
ዳኒ ጅግና ንብልሕኻ መግለጺ ክረኽበሉ ኣይከኣልኩን ።
@mussiegebrengus1319
@mussiegebrengus1319 3 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሙጉት፡ ቀጽልዎ ሰብ ቡሩህ መጻኢ ❤💯
@sesenggtube6473
@sesenggtube6473 3 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ እቲ ኣብ ሽግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ #ሰብስክራይብ ቦልኒ ሓላላተይ የቀንየለይ
@biniamdainom2350
@biniamdainom2350 3 года назад
Subscribe
@jimihabibti615
@jimihabibti615 3 года назад
Kkkkkkk
@garmshgg6101
@garmshgg6101 3 года назад
Eshi mearey
@sesenggtube6473
@sesenggtube6473 3 года назад
@@garmshgg6101 የቀንየለይ ማዓረይ
@habtomhabtemicaelaraya9628
@habtomhabtemicaelaraya9628 3 года назад
እዋእ ወድ-መምህር ዝካኣል ኣይኮነን።
@rodaeritreanmedia2141
@rodaeritreanmedia2141 3 года назад
ዳነይ በዞም ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ኣይትሕረቅ ኣይሰማዓካ ፡ ብበዓል ናሆም መስተን ከምኦም ዝኣመሰሉን ስነጥበባውያን ኢና በሃልቲ ኢዮም ተላኢኾም መጽዮም ፡ ንስኻ ካልኣይ የብልካን ሕጂ ከማን ንጉሓፍ ጉሓፍ ንጽቡቅ ጽቡቅ ምባል ከይተቋርጾ we proud of you
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 3 года назад
ኣኹራዕካኒ ወዲ መምህር ሓወይ ! ጽቡቕ ገበርካዮ ነዚ መሻረዊ ! ነጊርናዮ ነርና ኢና ምስ ዘየዋጽኦ ከም ዝገጠመ ! ንጥበብ ብጥበብን ብፍልጠትን ከም ወዲ መምህር !
@tamratevents
@tamratevents 3 года назад
ዳኒ ወዲ መምህር ጅግና...ሓሳባትካ ንዝርድኦ ዘጽግብ መግብን ዘዕንግል መስተን ዩ...ከማኻ እንተዝበዝሓልና ዓድና ኣበይ ምሃለወት። ደንደን ህየስኡን ነቐፌትኡን ብመርትዖ ዘየደገፈ ስለዝኾነ ንዕኡ ዝብሎ የብለይን። ንዓኻ ግን ኣገናዕ ሕጂ ውን ልቦናዊ ህየሳኻ ቀጽሎ።
@meleymeley8215
@meleymeley8215 3 года назад
ብዕጣሚ ፈትየዮ ምጉትኩም ቀጽልዎ ባህልና ክምዕብል 👊👍
@ተስፋስንቁ
@ተስፋስንቁ 3 года назад
ዳኒ ደብዲብዎ ንደንደን
@positivemind5906
@positivemind5906 3 года назад
ብሱል ርኢቶ!
@ተስፋስንቁ
@ተስፋስንቁ 3 года назад
@@positivemind5906 ናይ ብሓቂ ብጭብጢ ዳኒ ሲዒሩ ደንደን ሕጂ አንታይ ክብል ኢዩ ሓፋስ ጽፍዒት ወሲዱ ሱቅ ምባል ትሕሾ
@dawithadgu9051
@dawithadgu9051 3 года назад
ብስነ ሓሳብ ብምዃኖም ኣድንቀዮ ኣነ ውን
@m.y.g369
@m.y.g369 3 года назад
@neley meldet ብፍላይ' ዛ ምዝንጣል ቁሩብ እንተቀኒሶማ፡ማለት ብምክብባር ክከውን ኣለዎ።
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 3 года назад
ዳኒ ወዲ መምህር ኣእዛና ካብ ጨርባሕባሕ ደረፍቲ ኣዕሪፍካና ኢካሞ ክብሪ ናኣካ ይኩን
@Efidelu7
@Efidelu7 3 года назад
ናይዞም የሕዋትና ተጋሩ ውን ዘይምርስዕ ኩሉ ትግርኛ ስለ ዝኮነ።
@sami4534
@sami4534 3 года назад
ያ ይህይሶ ዩ ወዲ መምህር ንኣብነት ን ኤፍረም ኣማረ።
@habtommehari8138
@habtommehari8138 3 года назад
በጃኹም የሕዋት ብፍላይ እዚ ተዛራቢ ትግረኛ ካብ ጸርፍን ምዝንጣልን ወጺና ናይ ምምጓትን ሓሳብ ምልውዋጥን ባህሪ ከነዕቢ ኣለና።
@kesitweldeselassie5422
@kesitweldeselassie5422 3 года назад
ኣጆካ ኣብዚ እዋን ይሓይሽ ጸርፊ ካብ ቅድም ዝነበረ፡ ናተይ ገምጋም ኢዩ፡ ተሰክፍ ወገንነት ኢያ
@alenadema8334
@alenadema8334 3 года назад
@@kesitweldeselassie5422 nay bahaki
@ሃገረይዝበለተዘኪሩይ-አ2ቀ
ተዛራቢ ትግርኛ እዩ ኣብዚ ኩሉ ሽግር ኣውድቁና ዘሎ ክፋቐር ዓቅሚ ይውሕዶ ዩ ክትሃላለክን ንፍቕሪ ክሰጉግን ግን 100%
@eritreasweet6864
@eritreasweet6864 3 года назад
እንታይ ተዛራቢ ትግርኛ ትብል ኤርትራዊ ዘይትብል፡ ፈላላይ ሕማቕ ሰብ ኢኻ
@habtommehari8138
@habtommehari8138 3 года назад
@@eritreasweet6864ክፈላሊ ኢለ ኣይኮንኩን ወዲ ዓበይቲ ብሓፈሻ እቲ ነንሕድሕዱ ዝጻረፍን ዝዘናጠልን ብትግርኛ ስለ ዝዛረብ እየ ናብ ካልእ ኣይትውሰዶ ብኸምዚ ትብሎ ዘለኻ ዝመጽእ ምፍልላይ የለን
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 3 года назад
Respectful arguments should always be motivated..good job
@dawit9496
@dawit9496 3 года назад
It’s inspiring fr, and I love Daniel for taking the initiative, I’m starting to find some hope for our generation!
@promiseddream9969
@promiseddream9969 3 года назад
Do you think what dani is doing is really argument ? Arguments must be with due to respect not with the way dani is doing.
@dawit9496
@dawit9496 3 года назад
@@promiseddream9969 I like his courage, I don’t agree with his style of delivery, he makes strong points he also invalidates them in the next sentence. Name calling is the most childish thing U could while criticizing a pro! It really kills ur arguments
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 3 года назад
@@promiseddream9969 - To be honest, he is a bit harsh at times.
@Kiku-ec3xt
@Kiku-ec3xt 3 года назад
But DANI is not respectful at all....
@helenokubai5430
@helenokubai5430 3 года назад
ዳነይ ኣነ ከምዝተረዳኣኒ ዕንኪሊል ከብለካ ዪ ስለዚ ስቕ ኢልካ ስራሕካ ቀጽል❤️❤️❤️
@lamekkidane5216
@lamekkidane5216 3 года назад
እንጀራ ዓለም ብልዒ ጋል ኣደይ
@ygttv1576
@ygttv1576 3 года назад
i agree with you ❤❤❤❤❤
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 3 года назад
ግደፍዮም ሓመድ ይማሰሉ - ንመሃረሉ ውን 👍🏾🤣
@henoksegeneyti6647
@henoksegeneyti6647 3 года назад
@@ኣባይነሽአብርሃገአብረአብ ኣነ ዶ 2014 ካብ ዝሓልፍ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣበይ ኣለካ ግን ሳኣን ኣሜን ምርቃ ይሓልፍ amen(3)
@nebugaltewhado8835
@nebugaltewhado8835 3 года назад
@@henoksegeneyti6647 ብግዕዝ እዩ ዝቆጽር ዘሎ
@auntieyoutube5375
@auntieyoutube5375 3 года назад
Dani u are absolutely brilliant as always & u are jigin and ful of wisdom wake up youngsters generations Eritrean. We must understand & knowledge!! GOD BLESSING FOR EVER Daniel amazing speech continues my dear !!
@Amanuel2000
@Amanuel2000 3 года назад
Your are genius keep its up I like your confidence and your knowledge 💯
@NOnonon89325
@NOnonon89325 3 года назад
Welcome ወዲ መምህር🤏💙 ክትምልሰሉ ማራ ተጸብየ ነረ 😅 thanks man
@ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ
እንካዕ ብሰላም መጻእካ ዳኒ💚
@መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ወዲ መምህር ቡሱል መንእሰይ መስተውዓሊ ብርዲኢት እንበር ብስሚዒት ዘይሰርሕ ኑፉዕ ኣድናቆተይ ወሰን የቡሉን ምሳይ ትሰማማዕ ላይክ ኣግጩው
@ghirmaykaleab8278
@ghirmaykaleab8278 3 года назад
እቲ እንኮ ኣብ ሓቂ ዘሎ ዳኒ ዩ። ከምዝመስለኒ ኮነይ ኢልካ ንዳኒ ንምድካም ዝተገብረ ዕላማ ዩ!!!!!
@ዮዳሄ-ቸ1ዠ
@ዮዳሄ-ቸ1ዠ 3 года назад
ዳኒ ፁቡቁ ዋሃቢ ሪኢቶ ኢካ ከማካ ዝበለ መንእስይ ይብዛሕ ናህትካ ተቃወምቲ ኩሎም ናይ ደርፉ መቀርት ዘይፍልጡ እዮም 🤗 ኩሉ ደራፋይ ኮይኑ እዝንና እዮም ክሕሙና ዴሎም ዘሎው ቀፅለሉ ዳኒ ኣቦ ጥበብ ❤🙏
@selamhayle6136
@selamhayle6136 3 года назад
Zeytfelti aytfredi denden nbe-al bsrat aregay nahom yewhans chinez baze guitar z-ameselu zeseltene abi snetbebawi eyu
@agudonaentertaiment7561
@agudonaentertaiment7561 3 года назад
ብክልተኩም ዝድነቅ ሓሳብት ብዘየገድስ"መን ሓቀና ኣሉ" መክንያቱ ዘይምስምማዕኩም ጽባቅን ምብሃሃልን ክፈጥር ክእሉ ኣሉ። ንካባበር እምበር"ሓደ" ኣይንኩን ።
@asliwedi3787
@asliwedi3787 3 года назад
ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይ እንጀራ ዓለም ብላዕ ዳኒ ሓወይ
@merontesfaalem6889
@merontesfaalem6889 3 года назад
ዝኸበርካ ዳኒኤል ካብቲ ብዝተፈላለዩ ሰባት ዝተዋህበካ ርእይቶ ብዉሑዱ ኣብታ ብዙሓት ዝሰማምዑላ ነጥቢ ማለት ጸርፊ ምውጋድ ትሕትና ምርኣይ ርኡይ ምምሕያሽ ክትገብር ተጸብየ ነይረ። ጸርፊ ዝህሉ ትሕዞን መጠንን መርተዖ ምስ ዝስሑ ኢዩ። ኣብተን ቀዳሞት ደቓይቕ ‘ፋራነት’ ወዘተ ክትብል ምስሰማዕኩኻ ናዓኻ ምምላስ ፍሉይ ትብዓት ከዘድሊ ዝእምት ዘረባ ክቕጽል እውን ኣይከኣልኩን። ኣይሰማዕክዎን እቲ ትሕዝቶ። እቲ ካልኣይ ዝዓበየ ጸገም ኮይኑ ዝረኣየኒ ሓደ ነገር ካብ መሰረቱ ትስሕቶ እሞ ደሓር ካብታ ጌጋ መበገሲት ዝነቐለ ዘረባ ትቕጽል፡ እቲ ዝቕጽል ዘሎ ሓሳባት ሽሕ'ኳ ቅኑዕ ይኹን ካብ ሱሩ ካብቲ ሓዲድ ስለዘንደልሃጽካ ትርጉም ኣይህልዎን። ንኣብነት ሓደ ሰብ ንመንደፈራ ኪኸይድ ዝተበገሰ ብብሎኮ ምጽዋዕ እንተወጺኡ እሞ ብኡ እንተቐጺሉ ወላ ውርጹጽ ዘዋሪ ክንሱ ብሙሉኡ ጉዕዙኡ ጌጋ ይኸውን። ናትካ ሽግር ንሱ ኢዩ። ንስኻ ስለዝበልካዮ ጥራይ ሓቂ መሲሉካ መበገሲ ዝገበርካዮ ግጉይ ነጥበ - ምጅማር ሙሉእ ጉዕዞኻ ጌጋ ይገብሮ ኣሎ። ንኣብነት: ‘ኣንታ ናበይ ኢኻ ናበይ፡ ትቐርብ ዘለኻ ናበይ’። ነዛ መስመር ትርጉም ዘይብላ ኢልካ ኢኻ ጀሚርካ። እዚኣ ብኸመይ መንገዲ ኢያ ትርጉም ዘይብላ ዝኾነ መግለጺ፡ ዝኾነ ዝርዝር ወይ ውን ዝኾነ ስነጥበባዊ መርተዖ ኣየቕረብካን። እዛ ሓረግ ምስቲ ኣብ ማዕጾ ዕንባባ ሒዙ ዝኩኽኩሕ ዘሎ ገጸ ባህሪ ርኢኻ (ወላ እውን ከይረኣኻ) ናበይ ኢኻ ትቐርብ ዘለኻ ናባይ Why are you approaching me? What could be your reason?) ትብሎ ኣላ። ካልኣይ ዝዓበየ ሽግር ናይ ምጉትካ (ምጉት እኮ ኣይኮነን ምኽንያቱ ናይ ምጉት ባእታታት ማለት መርተዖ፡ ፍልጠታዊ ትንታነ፡ ጥበባዊ ትርጓሜ ስለዘይብሉ) እታ ቀዳመይቲ መስመር ምስቲ ትሕቲኣ ዘሎ መስመራት ከየተኣሳሰርካ ቆንጪልካ በይነኣዊ ደውታ (a stand alone) ትርጉም ዘለዋ ውድእቲ ሓሳብ ክትከውን ተጸቢኻ። ዋሕዚ ሕደማ ግን ከምኡ ኣይኮነን።ንኣብነት ናይ የማነ ባርያ መሬተይ እትብል ጥዕምቲ ደርፊ ቀዳመይቲ መስመራ ከምዚ ኢላ ኢያ ትጅምር። ‘ኣብ መሬት ዝቦቅል ጽቡቕ ዕምባባታት። ነዛ መስመር እሞኸ እንታይ ኣብ መሬት ዝቦቅል ዕምባታት: ኣብ ኣየር ዝቦቅል ከ ኣሎ ዲዩ ወዘተ ኢልካ ክትንትን ማለት ዲዩ። በዚ ዓውዲ ክትቅጽል ሓሳብ እንተሃሊዩካ እዘን ዝስዕባ ዋሕዘ ስጉምታት እንተትኽተል ምበልኩ። 1. ስወጣ፡ ነቲ ሓሳባት ብግቡእ ተገንዘቦ፡ ምግንዛብ ብሌጥኡ ማለት ብዘይ ናይ ባዕልኻ ዝወጋን: ናይ ምፍራድ ዝምባለን (pure description of the object without value judgments) ጽን ኢልካ ከም ዘለዎ ኣስተማቕሮ። ከምኡ ንምግባር ጽቡቕ መበገሲ ዝኾነካ እዚ ዝስዕብ ሕቶ ንነብስኻ ምሕታት ኢዩ። ‘እንታይ ይሰምዕ ኣለኹ፡ ቅርጹ፡ ትሕዝተኡ፡ ቅድመ ትሕዝተኡ፡ ጉንዱ (genre)’? 2. ትንተና፡ ነቲ ጥበብ ተንትኖ፡ብኸመይ ተገሊጹ፡ ስነጥበባዊ እንታይ ሓሳብ ኣልዒሉ፡ ከመይ ጌርዎ፡ ብመንጽር መትከላት ደርፊ ከመይ ይረአ። ኣብዚ መድረክ ንነብስኻ እትሓቶ ሕቶ፡ ወዮ ስነጥበበኛ ከመይ ፈጸሞ ዝብል ኢዩ። Determining why the artist used the features and types he/she used to convey specific ideas. 3. ትርጓሜ፤ ስለምንታይ ከምኡ ጌሩ/ጌራ ሰሪሕዎ ወይ ሰሪሓቶ። ኣብዚ መድረኽ ስለምንታይ ከምቲ ዝገበሮ መንገዲ ወሲዱ፡ እዚ ምስ ልሙድ ከይድታት ደርፊ እንክረአ ብኸመይ ይምኽነ (ኣስተውዕል ሙዚቃ ሓሳብ እምበር ሕጊ የብሉን)። ልእሊ ኩሉ ድማ ኣብዚ መድረኽ እዚ ንትርጓሜኻ መርተዖ፡ እተቕርበሉ ኢዩ። 4. ህየሳ። ካብዞም ውህሉላት መድረኻት ብምብጋስ ህየሳ ትገብር። ቅድሚ ህየሳ ግን ንነብስኻ ናይ ህየሳ መቓናትን መለክዒታትን ኣንብረላ፡ እዚ ድማ ከምዚ ኣብ ዝሓለፈ መደባትካ ዝተራእየ ብዘይ ዝኾነ ቀይዲን መወከስን ባህ ዝበለካ ንከይትህውትት ይሕግዝ። እዚ መድረኽ ብክተሓዙ፡ ክድህሰሱ፡ ክረኣዩ ዝኽእሉ ሓያል መርተዖታት ዝተደገፈ ኪኸውን ይግባእ። መርተዖ (evidence) ማለት ሓይሊ ሓሳባትን ትንታነን እምበር ጭብጢ (proof) ማለት ዘይሙኻኑ ብሩህ ኪኸውን ይግባእ። ልዕሊ ኩሉ ድማ ህየሳ ክትቅጽል እንተኾንካ ኣብ ስነጥበባትን ፍልስፍናን the statement of aboutness ዝብልዎ ማለት ተዛምዶ ቃልን ንሱ ዝውክሎ ምስለ ተግባርን ክትግንዘብ ይግባእ። እዚ መሰረታዊ ኣምር እንተዘይተገንዚብካ ይትረፍ ናይ ሕደማ ትሕዝቶ ተራ ዘረባ እውን ንምግንዛብ ክትሽገር ኢኻ። ንዝኾነ እትብሎ ብመርተዖ ወይ ፍልጠት ከተጽነዖ ዘይትኽእል እንተኾንካ ኣይትበሎ ምኽንያቱ ህየሳ ብተሓታትነት ዝቖመ ኢዩ። ትርጉም የብሉን ኢልካ ዝኾነ መርተዖ ኣየቕረብካን፡ ግጥሚ ልሙድ ዘረባ ኪኸውን ፍጹም ኣይክእልን ኢዩ ኢልካ ይኹን ግን ኣይ ብፍልጠት ኣይ ብመርተዖ ዝኾነ ዘቕረብካዮ የለን። ህየሳ ኪንዮ ጫውጫው ኢዩ። ኩሉ ገዲፍካ ግን ቅድሚ ኩሉ Profanity ልምደ - ጸርፊ ኣወግድ።
@bhataa78
@bhataa78 3 года назад
ርግጸኛ እየ፥ ዳንኤል ንኸምዚ ናትካ ዓይነት ርእይቶ ክነብብ ኣይደልን እዩ! (ምናልባት ብየማን ተንሲኡ ስኽራኑ ተቖጻጺሩ እንተነቢብዎ ድማ ደንደን እስማዒል ብኻልእ ኣካውንት ክትመስሎ ኢኻ፧) እንታይ ንምባል እየ፣ በቶም ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናሰሰኑ ዝዓስልሉ ዘለው ዕሸላት ካብ ዝሰክር ነዊሕ ኣቑጺሩ እዩ። እዚ መንእሰይ ጸፋር ጥበብ (ጸርፍን ዘለፋን እናሰነኻ ከተዘናግዖን ክትምህሮ) ዝብህግ ምዃኑ ሕልፊ ጥበብ ኣሰንዩ ዝዋዘ ሳንድያጎ፣ ዓብላልነት .. ሱዚኒኖ፡ መብሬ፡ ማይናስ ረአ። ካልእ ኣብ ፌይስቡክ ላይፍ ወጺኦም ካብ ዝዛረቡ ብመንእሰያት ተቐባልነት ወይ 'ውን ተኸታተልቲ ዘለውዎም እቶም ንኡሽተይ ጥበብ ትመስል ነገር ብኹምራ ዘለፋ ኣብዒጦም ክተፍኡ ዝህቅኑ እያቶም። ብሱል ርእይቶኻ ኣድኒቐዮ'ለኹ!
@blessedboy9664
@blessedboy9664 3 года назад
Well said 👌👌👏🤝
@miktes4503
@miktes4503 2 года назад
"ልምደ ጸርፊ ኣወግድ" 👍
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 3 года назад
👍👍👍👍👍👍nay behaki eza video dongiatni nera kexelo kexelo nay behaki xebuk meglexi!
@mengstabgebreamlak9967
@mengstabgebreamlak9967 3 года назад
We are so glad to have such speacial person Thks dani boy!!
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 3 года назад
ፖው ብጫ ጄረኻን ክክክክክክክ ዳኒተይይይ የኣክ ኣደ ወሊዳ ትምኸን ጽቡቅ መግለጺ ከም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ቓላት ካብ ብሉጽ ሰብ
@formafireck3833
@formafireck3833 3 года назад
😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁Mota eya ab kedemi amlek
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 3 года назад
@@formafireck3833 ክክክክክክክ ብጫ ጄረካን ናይ ሃካያት ባአ ክክክክክክክ ከኒፈ አኮ ወላ ኣነ
@abrehegirmay8028
@abrehegirmay8028 3 года назад
ከቕስለኒ ኢዩ እዚ ወዲ ብዛዕባ ብጫ ጅርካን ክስሕቕ ውዒለ
@banaproduction7967
@banaproduction7967 3 года назад
Its not a matter of who is right its a matter of what is right.Great job.
@amangirmay7027
@amangirmay7027 3 года назад
Exactly
@tesawieri6246
@tesawieri6246 3 года назад
ዳኒ ንስካ ትገድድ ከምዚ ዓይነት ሰባት ቱት ትብል ክክክክክክ ሓንቲ ቃልካ ንክትርጉማ ብውሑድ ወርሒ ይወስደሉ
@SiemAmanuel
@SiemAmanuel 3 года назад
ብጣሚ እየ ደድንቀካ ምክንያቱ ኣንነት ደይምህላውካ ድሓር ከኣ ምድናቅካ መሊስካ ውን ክማጎተካ ንዝቀረበ ሒዝዎም ክቀርብ ደለዎ ምህባርካ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ንዝርድኦ ስለዚ ካብ ደለካ ክትብርትዕ ናይ ወትሩ ጸሎተይ ኢዩ።
@yiki7979
@yiki7979 3 года назад
I am very proud of you keep it up we love you ❤️🇪🇷✊🏽❤️
@tedrosberhe464
@tedrosberhe464 3 года назад
"ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ዝተኸታተልክዎ ተባዕ ሃያሲ ገለ "ዘይጥዑያት" ነዚ ጉዳይ ህየሳ ሕደማ! ምስ ኣውራጃን፣ ፖሎቲካን ከተኣሳስርዎ ክትርእይ ዘሕፍር እዩ፣ ብዛዕቦኦም ንጸጋም ገዲፍና ብዛዕባ እቲ "ህየሳ"ን ሃየስትን ገለ ክንብል። "ህየሳ ሕደማ" ማለት ነቲ ኣብታ ግጥሚ ብዘይ ስርዓት ፈሪሶም ዘለዉ ኣኻል ክጽገኑ ምንጋር ማለት እዩ፣" "ህየሳ ማለት ደኺሙ ዘሎ ጎንታት ብትብዓት ምንጋር ማለት እዩ፣ ብካልእ ወገን "ሃያሲ" ማለት ከኣ ህዝቢ ከይህሰ ክብርታቱ ከይትንከፍ ባህሉ ከይጽየቕ ብምስትውዓል ሰለም ከየበለ ዝሕሉ እዩ፣እዚ ክብል ኮሎኹ ግን!እቲ ብቕዓት ዘለዉ ብፍሉይ ዘስተማቕር ብፍልጠት ክህይስ እዩ፣ ግርማ ዘለዎ፣" "ንገለ ሰባት "ህሰያ" ሕጂ ኣብ ማስ-ሜድያ ዝተጀመረ ኮይኑ ድዮ ተሰሚዕዎም ወይስ እንታይ፧ እንድዒ፣" "በሉ" ኣብ ጋዜጣ "ሓዳስ ኤርትራ" ካብቶም ብዘይዕረፍቲ ብትብዓት ዝህይስ ዝነበረ ኣማኒኤል በርሀ እዩ፣ ዝበዛሕኩም 'ካ ትፈልጥዎ ትኾኑ፣" "ነቶም ዓበይቲ ደረፍቲ ከይተረፉ ንበረከት መንግስተኣብ፣ ፣ሳሚ ብርሃኒ፣የማነ፣ባርያ ካሕሳይ በርሀ...ወዘተ ብዘየናሕሲ እዩ፣ ቑሪምሪም ክሳብ ዝብሉ ንስርሓቶም ዝህይሶ ዝነበረ፣ምናልባት ገለ-ገለ እታ ጋዜጣ ሕጽረት ዝርግሐ ስለ ዘለዋ፣ናብ ኩሉ ገጠራት ዘይትበጽሕ ስለ ዝነበረት ዘይትከታተልዎ ኔርኩም ክትኮኑ ትኩእሉ ኢኹም፣ "እምበር ከ፧"ህየሳ" ኣማኒኤል በርሀ ሪኤኻ ነዚ ሕጂ ዘለፋ ትብልዎ ዘለኹም ናይ ወዲ መምህር ከም ምዓር ምተቐበልክሞ እዞም ንግሆ-ንግሆ ዝደርፉ ዘለዉ ብሱልካ ንኣማኒኤል ኣሽኺዖም እዮም፣ "ገለ ሰባት ንህየሳ ኣማኒኤል በርሀ ድርቕና ክብልዎ ይስምዑ እዮም ግን! ከሙኡ ኣይኮነን ንዝርደኦ ስነ-ጥበባዊ "ህየሳ" ኣማኒኤል በርሀ "ቕንዕና" እዩ፣" "ኩሎም ዝነቐፎም ከኣ ኣብ ልቦም የእትዮሞስ ክንደይ ብሉጽ ስርሓት 'ካ ክሰርሑ ሪኢናዮም። "እንተኾነ ሕጂ ወዲ መምህር ኣጋኒኑ ዘሊፉ ይህይስ ኣሎ ኢኩም ትብሉ ተጋጊኹም ገና ትርጉም ህየሳ ኣይተረደኣኩምን ኣሎ ማለት እዩ፧"ኣነ ግን! ህየሳ ወዲ መምህር ፎኺሱ ካብዚ ዘለዎ ንላዕሊ ክኸውን እየ፣ዝጽበዮ። "እቲ ምንታይሲ፣" ስነ-ጥበባዊ ካብ ሓደ ክቡር ሕብረተ-ሰብ እዩ፣ ዝፈልቕ በቲ ክብርን ሕብሓበን ሕብረተ-ሰብ ከኣ ይዓቢ፣ ድሓር ኣንነት ኣጥቒዕዎ ተመሊሱ ንሕብረተሰቡ ከታልል ኣብ ዝጅምረሉ ከኣ ራዕ ኢሉ ይወድቕ። "ስለዚ ኣእዛን ህዝቢ ክፍወስ ከም ካልኣይ ኣማኒኤል ንወዲ መምህር ኮፒ ጌርና ከነባዝሖ ኢና። እዚ ጽሑፍ ጉዳይ ህየሳ እዩ፣ ብጉዳይ ህየሳ ይኹን ኣብ ኮመንት ምይይጥኩም ክዓዉ አ"ረሲዐልኩም ከኣ ኣማኒኤል በርሀ ኣብ ደገ ይነብር ኔሩ ተዝኸውን፣ እመኑኒ ሓንቲ ሕማቕ ትሕዝቶኣ ደርፊ ኣይምሰማዕናን ኣብ "ውሽጢ ሃገር" ብምህላዉ ምስቲ ሕጽረታት ኢንተርነትን ሕጽረታት ካልእን ህየሳታቱ ብናጽነት ናብ መላእ ዓለም ንከይበጽሕ ትሃስዩ እዩ። ***** "ስለዚ ዝኾነ ስነ-ጥበባዊ ስርሓቱ ንህዝቢ ከዕንግል ይሓስብ ክሳብ ዝሃለወ፣" ቅድሚ-ዘኣገረ ልምምድ ተጻዋርነት ነብሰ-ነቐፌታ ከዘውትር ኣለዎ፣
@johnkidane5066
@johnkidane5066 3 года назад
ወገንነት ገደፉ እቱም ሰባት ደንደን ውን ብሉጽ መንእሰይ ዩ ኺዱ ቅድም ተመሊስኩም ተዓዘቡዎ ከም ባህጊ ኣለኒ ባቢሎን ወዘተ ብዘይ መጠንን ጽቡቅ ጌሩ ገሊጹዎም ኣሎ ስለ'ዚ ወገን ከይሓዝና ንክልቴኦም ካብ ዘለዎ ሓፍ ክብሉ ቀጻሊ ክመሓየሹ ክንገብሮም ኣለና ባዓብዩ ነንባዕሎም ካብ'ቲ ሓደ ናብ'ቲ ሓደ ክማሃሃሩን ክካባበሩ ከም ዘለዎም ንግበር ሆ ኣይንበል!
@kiflemeharitey5087
@kiflemeharitey5087 3 года назад
Xubuq hasab eyu gin denden ni wedi memhr kharm zmexe koynu ysmiani
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 3 года назад
ኣደ ነዓኻ ወሊደ ትምከን ዩ ዘብል! ዳኒ ወዲ መምህር ኣምበሳ።
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 3 года назад
Kela like hbeka nere bata zxehafkaya gn degafi liverpoil ms raku melisey Etmntay ane United eye
@furtunaweidetnsae2856
@furtunaweidetnsae2856 3 года назад
ኣምበስ ዳኒ
@dhakebdhruke8056
@dhakebdhruke8056 3 года назад
ታይ ገበረካ ሓው ዘየብሉ ክከውን ክክ
@nevergiveupjagalskardigmam1643
@nevergiveupjagalskardigmam1643 3 года назад
@@danielmekonen6031 kkkk wey ganta zeytgebro yeblan wala nhagoska eya tkolfeka
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 3 года назад
@@danielmekonen6031 ክክክክ ኣብኣ ኣላትካ!ማዕረክንድኡ ኢና ነባህርረኩም Viva.
@samuelafewerki7882
@samuelafewerki7882 3 года назад
ጹቡቅ ስራሕ ኢዩ ናይ በሓቂ። ኣነ ዝሑጉሰኒ ኣንተሃሊዩ ዳኒ ነቲ ዘምጽኦ ስራሕ ዑምቆቱ ይፈልጦ ኢዩ። ንሕና ከም ህዝቢ ከኣ ከም ዳኒ ኢዩ ዘድለና፣ ከምዚ ክብል እንከለኩ ከኣ ዳኒ ተጋጊዩ ክንቅበሎ ዘይ ኮነስ ከምይ ገርና ሪኢቶ ንህቦ ከመይ ክም ዝዓቢ ክንጽዕር ኣለና። ዳኒ ከኣ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት ስራሕ።
@mehariatoshim1207
@mehariatoshim1207 3 года назад
Xibuk aleka kubur haw, denden xehafi gitmin zeman sile zikone gidin eu mis sinetibebechatat kiwigin, gin nekefeta malet torta mikulas aykonen.
@samuelafewerki7882
@samuelafewerki7882 3 года назад
@@mehariatoshim1207 ሰላም ሓወይ፣ ኣብዚኣ ክንርደኣ ዘለና፧ ዳኒ ነቲ ሒዙዎ ዝመጽ ኣብሲሉ ኢዩ ዝሕዙ። ካብዚኣ ንላዕሊ ከኣ ወላሕንቲ የላን። ሓደ ክንርዶ ዝደልዮ ሓደ ሰብ ንምንታይ ይጋገ ክንብል የብልናን፣ ምክንያቱ ንሱ ውን ከማና ሰብ ስለ ዝኾነ። ብዙሓት ኑፍዓት እኮ ኣለዉ ግን ንሕና ኣብታ ተጋገዩላ ክንጸርፎም ንውዕል። ኣዚ ክዕበና ዘይ ክእል ኮይኑ ይስማዓኒ። ኣንተኾነ ኣናጺ ሪኢቶ ኣይጽላእን።
@meskotgezana69
@meskotgezana69 3 года назад
ናይ በሓቂ ዝድነቕ ስራሕ ነጥቢ ብነጥቢ ኣልዒልካ መብርሂ ብምሃብካ
@hagostesfamichael4732
@hagostesfamichael4732 3 года назад
I am proud of you, Dani, go head!
@awetbrhane3174
@awetbrhane3174 3 года назад
ዳኒ እንካዕ ብሰላም መጻካ ፡ደስ ዘብል ኣረዳድኣ
@habteokbe5744
@habteokbe5744 3 года назад
ጽቡቅ ምጉት እዩ ብፍላይ እታ አብ መወዳእታ ዝበልካያ ነጥቢ ሰማዕቲ ከም ንፋስ ነናብ ዝነፈሰ ካብ ምንፋስ ባዕልና አብ ምስማዕን ምስትምቓርን አድሂብና ናትና ዝኾነ ርድኢት ከነማዕብል ዝሐሸ ይመስለኒ
@dawitsom3162
@dawitsom3162 3 года назад
ወዲ መምህር እቲ ትህቦ ህየሳ ክዕረዩ ዝጀመሩ ኣርቲስት ስለ ዘለዉ ክትቅጽሎን ከተስፍሖን ይላቦ ።
@wintabrhane2556
@wintabrhane2556 3 года назад
ክክክክክክክክክክክ ዳኒ ሺኮር ቀጽል ጥራሕ ምሳካ ኣለና
@destabahtabarihannes140
@destabahtabarihannes140 3 года назад
እዚ ደንደን ዝባሃል ሰብ ክህይስ ዘይኮነ መጺኡ ብህልኽ'ዩ ኣጆኻ ወዲ መምህር በርትዕ ጥራይ ነዞም ሓናኾልቲ ሰባት ኣይትጠምት !
@habtekidane477
@habtekidane477 3 года назад
ናዓኻ ዝኸውን መግለጲ ቃላት ይሓጽረኒ❤❤❤
@samrayeri4213
@samrayeri4213 3 года назад
ዳኒ great ህየሳካ ንዕብየት ክሳብ ዝኮነ ቀጽሎ ።
@ጆሲ-በ4ከ
@ጆሲ-በ4ከ 3 года назад
ጸሚቕካ ስጥሕ😁ብሓፈሻ ደንደን በቲ ኣረዳድእኡ ጥበብ ንጥበብ ኴንና ኣለና ማለትዩ😅😅😅 ወዲ መምህር ካብ ተጸበኩኻ ንላዕሊ👍🏻👍🏻👍🏻
@selammehary5943
@selammehary5943 3 года назад
Point.
@emteemte3985
@emteemte3985 3 года назад
Ya he is smart but he totaly do not respect the others
@tmnitselam2359
@tmnitselam2359 3 года назад
Kkkkkk Josy geyaxey
@abelgere601
@abelgere601 3 года назад
Bon travail comme d'habitude!!!!!
@tesfomhagos9192
@tesfomhagos9192 3 года назад
Thanks bro
@weldutesfay1060
@weldutesfay1060 3 года назад
ጽቡቅ ኣለኻ ወድመምህር ጉድለታት ረኺብካ ምንቃፍ ነቶምስነጥበባውያን ውን ኣብ ካልእ ስረሖም ክጠቅሞም ይኽእልዩ ጌጋታቶም ክትከላኸለሎም ምፍታን ግን ንዕኦምውን ዝጠቅም ኣይኮነንን ንሰማዕቲውን ክሳራዩ።
@hiyableomessi2020
@hiyableomessi2020 3 года назад
ዳኒ ጅግና እንቃዕ ብሰላም መጻኻ
@tesfismertaeb6295
@tesfismertaeb6295 3 года назад
ጽብቅ መደብ ዳኒ
@AaBb-dt9yk
@AaBb-dt9yk 3 года назад
ዳኒ ኣጋላልፃ ቃልትኻ ኽፈትወልኻ ትግርኛ ሃፍትና እዩ ዓለም ብትግርኛ ኽናዛርባ እና ኸማኻ ዝበለ መንእሰይ ኽብዝሕሉና ይምነአ
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 3 года назад
Vielen danke Bruder.
@MD-fj8db
@MD-fj8db 3 года назад
ኣጆኻ ዳኒ ምንቓፍ ቐጽል ጥራይ ብቅኑዕ ንቅፌታ ዝመሃር ደኣ እምበር ዝኹርስ ኣይብሱልን ኢዩ ብልሕኻን ኣዝዩ ዓቢ ትምህርትኻን ከይተቋርጽ ካብ ተኸታታሊኻ MD
@tedrosasafa4077
@tedrosasafa4077 3 года назад
ወዲ መምህር ኣንበሳ ንፉዕ ኢካ ቀጺሎ 👍🏽👍🏽
@fanatv18
@fanatv18 3 года назад
አቃዕ ብሰላም መጻእኻ ዳኒ ❤፡አዚ ወዲ ኣንጻርነት አዩ ተላዒሉ አንበር ብቕዓት የብሉን ።
@russomgerie1261
@russomgerie1261 3 года назад
Nay behaki hlwasa eu kkkkkkkkk
@mulue301
@mulue301 3 года назад
Bkeats alewo
@ሓዳግኩንልበይኣዲባ
ኣይፈልጦን ኢየ ብቅዓት ናይ ደንደን ዘይትብል
@ተስፋስንቁ
@ተስፋስንቁ 3 года назад
ከም ዳኒ ዝመጽአ መንአሰይ የለን ሓበሻ ግን ኣንጻር ኢና ነቲ ንፉዕ ኢና ንጸልአ መታን ንሕና ንፉዓት ክንብሃል
@ተስፋስንቁ
@ተስፋስንቁ 3 года назад
@@ሓዳግኩንልበይኣዲባ አሞ ንፉዕ አንተ ኾይኑ ኣብ ቅድሚ ዳኒ ግን ሃመማ ኢዩ ክክክክክ
@yibrah1873
@yibrah1873 3 года назад
Bro you are absolutely brilliant ……!!!!
@robelsulu4251
@robelsulu4251 3 года назад
Yes of course bro
@6996-u7b
@6996-u7b 3 года назад
# ብጣዕሚ ዝንኣድ ስራሕ ኣዚካ በርትዕ ዳኒ ወገነይ .....።
@ኣብሓቂርገጽንሰብከኣናቱሃ
ሰላም ዳኒ ኣብ ዘለካዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ፡ ብምቅጻል በዚ ትገብሮ ዘላክ ከይድነቁካ ክሓልፍ ኣይድለን፡ እዛ ሰላም ትብል ናይ እዮብ(ኣዛን) እባ ሃይሰልና
@habenabraham9787
@habenabraham9787 3 года назад
ኩሉ ግዜ ጅግና ምስ መርትዖታትካ ን ምስ ጭብጥታትካን ስለ ትመጽእ ሰሓብነትን ትምህርትን ኣለዎ መደብካ ሞ ኣይትደንጉየና ካብ ተኸታተልትኻ ሓበን ኣብራሃም ዘካሪያስ
@ደላይሰላም-ወ9ፐ
@ደላይሰላም-ወ9ፐ 3 года назад
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ቀፅለሉ
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 3 года назад
Good job dani God bless you
@michealwelderufael6165
@michealwelderufael6165 3 года назад
No one can challenge you. DANI the great go head. We are lucky to have you Brilliant.
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 3 года назад
ንወዲ መምህር ዝፈቱ ሳብስክራይብ ይግበረለይ ኣነ ካብህብኡ ቡዙሕ ይመሃር ኣለኩ ንጽባህ ከመ ናቱ ሒዘ ምምጻእ ዘይተርፍ ዩ
@sint6220
@sint6220 3 года назад
ክላእ ደንደን ዝብልዎ ሳክት ኢዩ ንህልኽ ዝገብሮ ዘሎ ዩ ዝመስል፡ እዛ ደርፊ ደርፊ ኣይኮነትን።
@emteemte3985
@emteemte3985 3 года назад
Bado eya derfi dea
@biniasli4331
@biniasli4331 3 года назад
Ata galkum eko nabeskum zaytefaltu ab nay sabe serah ketnaesu tewlu Kab feltate zerhakum 📚📚📚📚
@sint6220
@sint6220 3 года назад
@@biniasli4331 kkkk zinbeb xehaf
@okubaabebe250
@okubaabebe250 3 года назад
ዳኒ ወዲ መምህር ፡ ኣነ ብወገነይ ሓንቲ ካብቶም ተነቀፍቲ ስነ-ጥበብ ትግርኛ ኢየ ፡እቲ ትብሎ ዘለካ 100% ኢየ ዝሰማምዕሉ። እቲ ምሉእ ምቅያር ክሳብ ዝከውን ብዕምቆት ነቐፌታ ኣይትግደፎ ኢየ ዝብለካ ዝደሊ።
@asmaraeritrea6386
@asmaraeritrea6386 3 года назад
Nice commentary brother👌👌
@nkulubfqri2234
@nkulubfqri2234 3 года назад
ብጢኣሚ ጽቡቕ እዩ ናይ ክልቴኹም ብሉጻት። ግን ክልቴኹም ርግኣት ዘለዎ መንፈስ ጌርኩም ተዛረቡ። ከይትታህላለኹ።
@hagosfilipos3124
@hagosfilipos3124 3 года назад
Lko msaka aleku kema enda hasebku eye
@bahri1415
@bahri1415 3 года назад
ዳኒ ከም ሰብ ሓቀኛን ብፍልጠት ዝትንትን ዝቅኒኢ መንእሰይ ኢንበር ታሃላላካይ ዓይነት ስሚዒትን ዘረባን ስሚዒሉ ኣይፍልጥንን ን ሓቂ ደው ዝበላ ተባዕ ሰብ ኢዩ
@nkulubfqri2234
@nkulubfqri2234 3 года назад
ስምዓኒ ኣብዚ ዳኒ ክዛረበሉ ዝጸንሐ፡ ንባዕሉ ደንደን ኣይሕጎሰሉን ክምልስ ክፍትን ይኽእል እዩ. እቲ ክምልሰሉ እቲ ድማ ግብረመልሲ ክህቡ እንተ ፈቲኖም በብፍልጠቶም ምትህልላኽ እዩ እዚ ንባዕሉ። ስለዚ ብስሚዒት ዘይኮነስ ብርድኢት ክምሉሱ ኢና ንጽበ።
@linjomay-mayo3612
@linjomay-mayo3612 3 года назад
Argument is always hot 🔥.... But doesn't consist fighting. Try to see separately
@abraham1678
@abraham1678 3 года назад
እዞም ናይ ምጉት ባህርያት ዘይትፈልጡ ፡ወይ ስቅልኩም ተማሃሩ፡ወይ ፈልጥኩም ተዛረቡ። ምጉት ማለት ወርቂ ንምርካብ ምስ መርየት/ምድሪ ምትህልላኽ ምኻኑ ፍለጡ፡ Dese Hbttzgi
@erimanreefs8191
@erimanreefs8191 3 года назад
መመሊስካ ከም ነቢት ኢኻ ትምቅር ። ዳኒ ንቑሕ መንእሰይ ።
@Cr-uy3cj
@Cr-uy3cj 3 года назад
አንታይ ኢየ ግን ናይ ደንደን ጹቡቅ ክንብል ቀንየ ሕጂ ናይ ዳኒ ጹቡቅ ይብል ኣለኩ ሰለምንታይ ግምጥል ግምጥል ዝብል ኣይተረዳኣንን
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 года назад
ክክክክ ኒነብስካ ሕተታ
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 3 года назад
ኣሽሙር ጊደፍ ኣርኩ ክክክክክክክክ
@beliveingodwedieri9440
@beliveingodwedieri9440 3 года назад
Asha sle dkonka 😁
@gazella2867
@gazella2867 3 года назад
ቂጭ ኮንካ
@yoniesr
@yoniesr 3 года назад
ብስምዒት ገዲፍካ ብርድኢት ኪድ፣ ሽዑ ናይ ሓደ ሰብ ማለት ናይቲ ቅኑዕ ዘሎ ጥራሕዩ ክርዳኣካ። ዳሓር ካኣ እዚ ናይ ደንደን ንስንፍንኡ ክከላኸለሉ ዝገበሮ ደኮረሽን ናይ ስቲድዮ ስሒቡካ ኔሩ ከይከውን ኣስተውዕል።
@milliontareke6728
@milliontareke6728 2 месяца назад
❤❤❤ nice one bro
@anbes6646
@anbes6646 3 года назад
ስነ ስርዓትኩም ደስ ይብል
@MdMd-hw5oc
@MdMd-hw5oc 3 года назад
ዳን ኣድናቅትካ እየ ብጣዕም የክብረካ❤❤❤❤
@ጋልመቐለጻዕዳ
@ጋልመቐለጻዕዳ 3 года назад
ኣታ መይተ 😂😂😂 ወዲ መምህር ቀፅሎ ጥራሕ
@desietgaming5787
@desietgaming5787 3 года назад
ወዲ መምህር ጅግና ኣጆኻ ትራሕ ቀጽሎ😍
@ynn1992
@ynn1992 3 года назад
Gobez wedi memhr
@aman-wg1bz
@aman-wg1bz 3 года назад
I love you My brother so much !!! No Mercy !!!!
@robelwerken2818
@robelwerken2818 3 года назад
እዚ ዉን ናይ ሙግት ባህሊ ኢዩ ። ክልቲእኩም ከይትሃላለኩክም ክትቅጽልዎ ተስፋ ይገብር
@brhane90
@brhane90 3 года назад
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ወዲ መምህር ኣስሊ፡
@ftl6230
@ftl6230 3 года назад
I like that you both guys initiated the "Mgut". I hope, this will be adopted in our political arena. Qexluwo, I hope to see more intellectuals contributing to this kind of "Mgut" But please guys don't take it personal, focus more on the ideas
@dawit9496
@dawit9496 3 года назад
He can’t help himself but use words such as “Stupid” he’s very emotional 😭
@semirsied5846
@semirsied5846 3 года назад
Donkoro ata awadadika kalat gerika sebat aytishefin
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 3 года назад
Haylkum aruyna eski bkemzatat u belih hbreteseb zhnex gn dani wiekayo aytdhalo gdef love you both guys ❤️
@mikearaya3833
@mikearaya3833 3 года назад
Good job Dani go ahead thank you very much.
@samisami2046
@samisami2046 3 года назад
ስረ ኣለካ መነባቱ ወዲ መምህር ጅግና
@maytemenay5913
@maytemenay5913 3 года назад
መእሰይ ንሓሳብ ብሓሳብ ክፍርሶ ምስ ዝጅምር ምዕባለ ሃገር ብናህሪ ይውስኽ! ኣድናቒ ክልቴኹም እየ ምክንያቱ ካብናይ ክልቴኹም ዝወስዶ ሓሳብ ኣሎኒ!
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 3 года назад
Same here that’s what I think
@dj.samrigoorasta
@dj.samrigoorasta 3 года назад
ካባይ ከኣ ተመሃር እስከ እታ ኣድናቒ ልክቴኹም እየ ዝበልካያ ኣድናቒ ክልቴኹም እየ በላ። ግን ከም ህየሳ ከይትሓስባ ( ህ )ጥራሕ እያ እዚኣ 🤷🏽😂😆😜😁
@maytemenay5913
@maytemenay5913 3 года назад
@@dj.samrigoorasta ሳብሪንጎ ዓርከይ ካባኻ ድኣ ብዙሕ ነገር እምበር ተማሂረ ፡ ትእርሙና ክኣ ከምዚ ጌርኩም! ዓለም ተማላሊእኻ ኢያ።( ማይተመናይ ኣብ ቲክቶክ እየ)😂😁👉✅✍♥️
@dj.samrigoorasta
@dj.samrigoorasta 3 года назад
@@maytemenay5913 ኪያሮ በል 🙆🏽🤦🏽😂😂😂
@dhakebdhruke8056
@dhakebdhruke8056 3 года назад
Wellcome dani ጹብቅ ስራሕ ናይ ሎሚ ግን ናብ ሕርቃን ዝከደት መሲላ
@antihgdef
@antihgdef 3 года назад
ጽቡቅ፡ ክጽበየካ እንድየ ቀንየ።ዝንኣድ ስራሕ ዳኒ ፡ተስፋ ንገብር ደንደን ተማሂሩ ክኸውን፡ሃያሲ ወገን ክሕዝ የብሉን ንዕቤት ስነ ጥበብ። ነቶም ሰምዕቲ ከኣ ኣእዛና ቁሩብ ተሓሾ።
@ካብሓዘንናብሓዘን
@ካብሓዘንናብሓዘን 3 года назад
እዃዕ ብሰላም መጻኻ ዳኒ ኩፉእ ክንሪኢ ኢና ክንብል ቀኒናስ ካብታ ዝፈራሕናያ ከይወጻና ስለዚ ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@tedrosamanuel5428
@tedrosamanuel5428 3 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ምጉት ወዲ መምህር ቀጽሎ ክንቀፍን ክእረምን ዘይደሊ ኢዱን እግሩን ኣኪቡ ኮፍ ይበል ከማና። ኣብ ማስመድያ ካብ ቀረብካ ግን በትሪ ናይ ወዲ መምህር ከምዘላ ፈሊጥኩም በእዛና ምጽዋት ኣቋርጹ። ዋይ የእዛና ቲም ትሪምሪም ናይ ከበሮ ጌሮም እባ ኣደንቁሮምና ትሕዝቶ ዜሮ።
@batsebaber8932
@batsebaber8932 3 года назад
ክክክክክክ
Далее
ዘይተመለአ ሕቶ ብሄራውነት!
27:00
Просмотров 111 тыс.
Китайка стучится Домой😂😆
00:18
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01
እቲ ቀቢጸዮ ነበርኩ ፍቅሪ
22:31
Просмотров 25 тыс.
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40