Тёмный

"ብፌደራል ዝተዋህበ እንበር ብሓይሊ ዝተወስደ መሬት የለን" ሓ/ፕሮፌሰር ኣብርሃ ተኽሉ//Interview With Abrha Teklu 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 103 тыс.
Просмотров 83 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Hagazi_Professor_Abrha_Teklu

Опубликовано:

 

8 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@tesfayissac3642
@tesfayissac3642 3 месяца назад
ኩቡር ሓው ብሓቂ ከምዚ ዝመስል ሓሳብን ፖሎቲካ ትንታነ ኢዩ ዘድሊ ዘሎ እሞ ቀዳምነት ዉዑል ኣልጀርስ ብዘይ ምምሕያሽ ክትግበርን ኣለዎ ምባልካ ሓቂ ፈሪድካ ተባረኽ ዘመንካ ይባረኽ
@da8387
@da8387 3 месяца назад
እንጀራ እዝጊ ብላዕ መምህር ተሓ/ፕሮፈሰር ኣብርሃ ተኽሉ። ተበዲለ ጥራይ ዘይኮነ ኣነኸ እንታይ በዲለ ብምባል'ዩ ዕርቂ ይኹን ሰላም ዝመጽእ'ሞ ሃየ ድኣ ነንነብስና ንሕተት❗️
@sherersmart5562
@sherersmart5562 3 месяца назад
ሻዕብያን ወያነን ብ 2 የዕሩኽ ሞ እቲ ሓደ ሓንካስ እቲ ሓዳ ኻኣ ዕዉር እየ ዝምስሎም ኣነ። ሻዕብያ ከም ሓንካስ፡ ወያነ ከም ዕዉር። ሽዕ ኣብ መንገዲ ይባኣሱ፡ እቲ ዕዉር ነቲ ሓንካስ ሓኒቁ ሓመድ ይገብሮ፡ ዳሓር ካኣ እቲ ሓንካስ ብግዲኡ ሰልፈፍ እንዳበለ ነቲ ዕዉር ኣብ ከባቢኡ መሰናኽል እንዳገበር የውድቆ። ኣብ መወዳእታ ግን ተመን ይመጾም ሞ ክተሓጋገዙ ግዲ ይኾኖም። ሕጂ ኻኣ ሻዕብያን ወያነን ክተዓረቁ ግዲ ኮይንዎም ኣሎ። ዘይምስናዮም ኣብ ሜዳ ኮ ተጀምረ፡ ድሕሪ ናጽነት ግን ረብሓ ዕብለላ ዝመበገሲኡ ዘይምስምማዕ ምስ ተፈጥረ፡ ኢሰያስ ኩናት ጀሚሩ፡ ወያነ ኻኣ ብጊዳኣ ክሳብ ምምጻኣ ዶክተር ኣቢ ኣብ ዘሎ ግዜ ብ ፖለቲካዉን ዲፕሎማስያዉን ኢኮኖምያዉን መዳይ ዓቢሳ ከምዘይስተንፍስ ጌራቶ እያ ንሻዕብያ። ሽዑ ግን ከም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮይና ነቲ ሻዕብያ ዝኽተልዎ ዝነበሩ ፖለቲካዉን ቁጠባዉን ንኢትዮጵያ ኣየርብሓን ዪ ኢላ ምስ ሻዕብያ ኣብ ግጭት ኣትያ፡ ሕጂ ግን ከም መንግስቲ ትግራይ ኮይና ምስ ሻዕብያ ክትዕረቅ ጥራይ ዩ ዘለዋ ። ሻዕብያ ኻኣ ኣብ ስላም ክትነብር ትኽእል ስለዘይኮነት፡ ምውዳቃ ምተቃላጠፈ ኔሩ። እዚ ዘልዎ ኣይሰላም ኣይኹናት ሃዋሁ ግን ንሻዕብያ መፎታት ዩ። ንኤርታራ ዓጺያታ ጥራይ እያ ክትነር ትኽእል። ሰለም ተኾይኑ፡ ኤርታራ ዶባታን ወደባታን ቁጠባኣን ኢንተርነትን ተተኸፊቱ ግን ሻዕብያ ክትወድቅ ግዜ ኣይተስድን እያ።
@dina4473
@dina4473 3 месяца назад
​@@sherersmart5562 ንመን ኢኻ ኝ ከተኣሻሽዎ ትፍትን ደለኻ, ኣይሰማዕ ካዮን ዲኻ ንወድሓወቦኻ ትጽቡቅ ምኽሪ ክህበካ ትጸንሑ ስለዚ እቲ ሓሶት ገዲፍካ ሓቂ ሞ ተዛረብ ድሓር ክሓልፈልካ ምስ ህዝብኻ. ኢሳያስ ውግእ ጀሚሩ ትብልሲ ንመን ኢኻ t ሽክዖ ዘለኻ? ኩሉ ዝፈልጦ ኩኣ ዩ ራክኤ ሰድድኩም በዓልኩም ንውግእ ኣድምኩሞ... ሕጅውን ገና ኣይፀገብኩንም.
@user-ov1em5qn9d
@user-ov1em5qn9d 3 месяца назад
❤❤
@mebrahtomhabtemichael4303
@mebrahtomhabtemichael4303 3 месяца назад
ኣብ'ዚ ግዜ'ዚ ሓቂ ምዝራብካ ብሓቂ'የ ዘድንቐካ። ምኽንያቱ ናይ ብሓቂ ኣደራዕን ሕሰምን ህዝብኻ ስለ ዝተረደኤካ። መድሂን ልቦና ተማሃሪ!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mahari5851
@mahari5851 3 месяца назад
Well said the smartest ever seen in tigray this si what Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 stands for .very true and thanks for making historical speech
@samijohannes1748
@samijohannes1748 3 месяца назад
ናይ ብሃቂ 1 ሓቀኛ ትግራዋይ ተረኪቡ
@mkabrha4968
@mkabrha4968 3 месяца назад
Ygerm eu
@sherersmart5562
@sherersmart5562 3 месяца назад
ሻዕብያን ወያነን ብ 2 የዕሩኽ ሞ እቲ ሓደ ሓንካስ እቲ ሓዳ ኻኣ ዕዉር እየ ዝምስሎም ኣነ። ሻዕብያ ከም ሓንካስ፡ ወያነ ከም ዕዉር። ሽዕ ኣብ መንገዲ ይባኣሱ፡ እቲ ዕዉር ነቲ ሓንካስ ሓኒቁ ሓመድ ይገብሮ፡ ዳሓር ካኣ እቲ ሓንካስ ብግዲኡ ሰልፈፍ እንዳበለ ነቲ ዕዉር ኣብ ከባቢኡ መሰናኽል እንዳገበር የውድቆ። ኣብ መወዳእታ ግን ተመን ይመጾም ሞ ክተሓጋገዙ ግዲ ይኾኖም። ሕጂ ኻኣ ሻዕብያን ወያነን ክተዓረቁ ግዲ ኮይንዎም ኣሎ። ዘይምስናዮም ኣብ ሜዳ ኮ ተጀምረ፡ ድሕሪ ናጽነት ግን ረብሓ ዕብለላ ዝመበገሲኡ ዘይምስምማዕ ምስ ተፈጥረ፡ ኢሰያስ ኩናት ጀሚሩ፡ ወያነ ኻኣ ብጊዳኣ ክሳብ ምምጻኣ ዶክተር ኣቢ ኣብ ዘሎ ግዜ ብ ፖለቲካዉን ዲፕሎማስያዉን ኢኮኖምያዉን መዳይ ዓቢሳ ከምዘይስተንፍስ ጌራቶ እያ ንሻዕብያ። ሽዑ ግን ከም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮይና ነቲ ሻዕብያ ዝኽተልዎ ዝነበሩ ፖለቲካዉን ቁጠባዉን ንኢትዮጵያ ኣየርብሓን ዪ ኢላ ምስ ሻዕብያ ኣብ ግጭት ኣትያ፡ ሕጂ ግን ከም መንግስቲ ትግራይ ኮይና ምስ ሻዕብያ ክትዕረቅ ጥራይ ዩ ዘለዋ ። ሻዕብያ ኻኣ ኣብ ስላም ክትነብር ትኽእል ስለዘይኮነት፡ ምውዳቃ ምተቃላጠፈ ኔሩ። እዚ ዘልዎ ኣይሰላም ኣይኹናት ሃዋሁ ግን ንሻዕብያ መፎታት ዩ። ንኤርታራ ዓጺያታ ጥራይ እያ ክትነር ትኽእል። ሰለም ተኾይኑ፡ ኤርታራ ዶባታን ወደባታን ቁጠባኣን ኢንተርነትን ተተኸፊቱ ግን ሻዕብያ ክትወድቅ ግዜ ኣይተስድን እያ።
@tittms2199
@tittms2199 3 месяца назад
Wel said this the truth about Eritrea weyane they did.....
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 3 месяца назад
💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗🤩🤩
@niatnaeritreana2011
@niatnaeritreana2011 3 месяца назад
ዋው ናይ ብሓቂ በሊሕ ከም መላፀ ትግራዋይ!!! ከም በዓል ንስኻ ዕድል ስለ ዘይተዋሃበኩም ትግራይ ናብዚ ዘላቶ ደልሃመት አትያ: ግን never too late ዝብሃል ምስላ አሎ እሞ በጃኻ ንቅድሚት ውፃእ እዚ ቀርኒ አፍሪካ ሰላም ክኸውን ብዓቢኡ ድማ ህዝቢ ትግራይ:: መድህን ፅልኢ ናብ ዋላ ሓደ ከብፅሓኪ አይክእልን እዩ እንተትቅየሪ ንዓኺ ብዓቢኡ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ምጠቀሞ!! መምህር ግን 100/100 መምህር ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ!!!
@tesfayissac3642
@tesfayissac3642 3 месяца назад
ወ/ሮ መድህን በጃኺ ኸም ጋዜጠኛ መጠን ናይዚ ክቡር ሓው ተማሂርኪ ትኾኒ ብዙሕ ትዕዝብቲ ኣለና በኣኺ ናይ ህዝቢ ኤርትራን ዉዑል ኣልጀርስን ወሳኒ ተዋዋዒሊ ህዝባዊ ግንባርን መንግስቲ ኤርትራን ጥራሕ ኢዩ በጃኺ ተባራበሪ
@naduabaaba9585
@naduabaaba9585 3 месяца назад
Entai bejaki adluowo tegaro tik teblo kem maxid euom kab zebene konte kiwexo tezy deluom yekxlwo hizbi Eritrea🇪🇷❤👍💪 kab tigrai zirekbo yeblon
@dawitmichaeldebushu7505
@dawitmichaeldebushu7505 3 месяца назад
ኣታ ድንቁርናኩም ኣማሓይሹ እንዳ ኣልሒምካ ኣጥፍኣና ንስካ ጥራይ ንበር ውዕል ኣልጀርስ ጸገም ናይ ህዝብታት ኮይኑ ኣፈልጥን
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 3 месяца назад
​@@dawitmichaeldebushu7505ኣልሒምካ ኣጥፋኣና ዝበለ የለን ባኣኹም ዝብገስ ወረ እንተዘይኮይኑ ሓቅነት የብሉን
@user-xm4dd6lc3q
@user-xm4dd6lc3q 3 месяца назад
ትኽክል ሓወይ እዛ መላእ ዕንቅርዖብ ዝኾነት መድህን ኣኺልዋ ነዚ ክልተ ህዝቢ ሓዊ ከተሳውር ተውዕል ዘላ እያ ኣብ ኩሉ ቃለምሕተት ኣብ ትገብረሉ ብዛዕባ ኤርትራ ከይ ኣልዓለት ዘይትሓልፍ ከም ጋዜጠኛ መጠን ፍትሓወት ኬንኪ ሕተቲ፡ በጃኺ ስምዕዮ ዝብለኪ ዘሎ ነዚ ምሳኺ ዘሎ ንፉዕ ፖለቲከኛ ፡ ሰላም ሃብዎ ነዚ ክልተ ህዝቢ ይኣኽሎ ደም ምፍሳስ ሕጂ ኸኣ ደም ከተፋስሱ።
@ermiasmogos3102
@ermiasmogos3102 3 месяца назад
መንግስቲ ኤርትራን ሕግደፍ እዩ::: ሕዝባዊ ግንባር ድሕሪ ረፈረንደምን ምምስራት ሕግደፍ ኣብቂኡ እዩ:: ሀገር ንምምጻእ ዝነበረ ገድሊን? ድሕሪ ሀገር ምኳን ዝገዝዓ ሕግደፍ በበይኖም እዮም
@mddesale2068
@mddesale2068 3 месяца назад
ሓዉና ብጣሚ ጽቡቅ ሓሳብ ናይ ብሓቂ ደላዪ ሰላም ምኻንካ የረዲእ እንተ ንስኺ ግን ተዓዛዚብና ኣለና።
@TseguKahsay
@TseguKahsay 3 месяца назад
እቲ Professor ዝብል ማዕረግ ጽቡቕ ትርጉም ዝህልዎ ብከምዚ ዓይነት ርእሲ ምስዝውነን’ዩ። ይበል ምሁር።
@halenamotivation5065
@halenamotivation5065 3 месяца назад
How can define ፡u r absolutly Smart ሙሁር & ለባም ትግራዋይ፡❤ ለከ ለባምት ትግሮዎት ሓቂ ዝዛረቡ ኣለው እዮም። ብልቢ የድንቀካ ።ኩሉ ገሊጽካዮ ኢካ እቲ ሓቂ .i love u from Eritrea ❤
@habtimtekle7761
@habtimtekle7761 3 месяца назад
ናብሓቂ ጎበዝ መንእሰይ እግዝኣብሄር ይባርኽካ ከማካ ሙቅልላት ሰባት እዮም ዘድልይና ዘለዉ ኣነ ናይብሓቂ ፈትየካ ካብኩሉ ትሕትናካ ቁዱስ ምካኤል ዩኩን ምሳካ ❤
@issayasnewatu9452
@issayasnewatu9452 3 месяца назад
❤ብዙሓት ትዕድሚ ኢኺ ግን፡ ከምዚ ዝበለ ጭዋ ምሁር ። ለባም ናይ ብሓቂ ከማኻ ይብዝሕ።🇪🇷🇪🇷 ምህሮ ምግንዛብ ይህብ ዝበሃል ከምዚ እዩ።❤
@abdulwahabfaid7140
@abdulwahabfaid7140 3 месяца назад
Wow , that’s what innocent people needed , Democracy in Eritrea is for Eritreans you should not worry we are happy with our government !! Let respect each other, thanks again professor for telling the truth. 🇪🇷🇪🇷
@ramadansilemanmohammed8267
@ramadansilemanmohammed8267 3 месяца назад
❤🙏🇪🇷💪
@MillionBrhane-jr2ob
@MillionBrhane-jr2ob 2 месяца назад
Don't say we
@zeganbaentertainment2237
@zeganbaentertainment2237 3 месяца назад
እንጀራ እዝጊ ብላዕ፡መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።እቲ ግዜ ዝኣከለ ይመስል።ኩሉ ግዜ ጽልኢ ዘሪእካ ሰላምን ራህዋን ክህልወካ ኣይክእልን ኢዩ።እዚ ክልተ ህዝቢ ምቁሳልን ምድማይን ይኣክሎ።ህግደፍ ይኩን ሕወሓት ዘልኣለም ዝነብሩ ሓይልታት ኣይኮኑን፡እዚ ኣሕዋት ዝኮነ ህዝቢ ግን ንዘልኣለም ነባሪ ኢዩ።ስለዚ ሙሁር ማለት ብነጻነት እቲ ርትዓዊ ዝኮነ ሓሳባት ክትንትን ኣለካ እንበር ከም ፓፓጋሎ ሓደ ዓይነት ናይ ጽልእን ኣፈላለይን ፕሮፖካንዳ ክትደጋግም ምህላክ ፋይድኡ ሪኢናዮ ስለዝኮንና፡ከምዚ ዓይነት ሓድሽ ኣፕሮች ክንክተል ኣለና።ስለዚ ሙሁራትን ኢሊታትን ናይ ክልቲኡ ወገን ኣሰር ናይዚ ኣብነታዊ ሙሁር ክትክተሉ ይላቦ። ብራኸ ሾው(መድህን ድማ) ጽቡቅ ኣቀራርባ ኣለኪ ቀጽልዮ።ነገር ግን ከም ምህርቲን ጋዜጠኛን ናብ ሰላምን ምቅርራብ ዘወስድ መገዲ ብምስራሕ እጃምኪ ኣበርክቲ።
@snitnekulu2976
@snitnekulu2976 3 месяца назад
ንመጀመያ ግዜ ሓቀኛ ሰብ ብቅንዕና በደላት ክልተ ኣህዛብ ዝገልጽ ሰሚዐ። ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ኣፉ እያ ተሰቂራ ጆነሳይድ ኣብ ኤርትራውያን ዝወረደ በደል ከ ኣመና መሪር ምዃኑ ትስሕትዎ ኣይመስለንን። እዛ ጓል እዚኣ እዃ ፉሉይ ጽልኢ ኣብ ኤርትራውያን ኣለዋ።
@gbm5905
@gbm5905 3 месяца назад
ዕቢ ጽልኢ ናይ ኤርትራውያን እዩ ዘለዋ እዛ ሰብ
@weldemichaeleyob9780
@weldemichaeleyob9780 3 месяца назад
Jerry ካብ መዓስ ን Tom ትፈትዎ
@fisaheyehadgu8628
@fisaheyehadgu8628 3 месяца назад
እዛ ጋዘጠኛ ሚስ ህዝቢ ኤርትራ ኩቱር ጽልኢ አለዋ ግን አብትበጽሖ የብላን
@Eritreans91.
@Eritreans91. 3 месяца назад
ጓሓፍ እያ። ኣብታ ኮ/ል ቢንያም ምሳኺ ዘዕለልኩምላ ቦታ ተመሊስኪ ክትከዲ ኢኺ ቢኒ ሽኮር እዩ። ንህዋሓት ፈሊጡወን ኣሎ። ንስኺ ግን ጸማም ሓደ ደርፋ ኢኻ። ድሕር ሕጂ ብሰንኪ ዘረባ በዓል ከምዚኣ ውግእ ቶግ እንተኢላ ሃዲንና ክንረኽባ ኢና። ብኻልእ መንገዲ ከምትፈትዉና ክንገብረኪ ኢና።
@Asmerashikor291
@Asmerashikor291 3 месяца назад
@@fisaheyehadgu8628​​⁠ ገለ ተበለት ከኣ መንገዲ ስዩም መስፍን ነትሕዛ ኣጆካ ወዲ ሪመይ ንዘክበረና ነክብሮ ንዘሕሰረና ቅንቁልኣፉ ኢና ንደፍኦ::
@BahreNeGash
@BahreNeGash 3 месяца назад
Thank you for presenting a very visionary, courageous, realistic & logical professor describing the highway to peace & harmony among the Ethiopian & Eritrean people. Tigray needs this great professor.
@tedrosyohannes9425
@tedrosyohannes9425 3 месяца назад
Mr. ABRAHA You are so genius much respect for you I’m Eritrean Tigray people needs more intellectuals like you it’s critical for Tigray leadership to have a genuine discussions with Federal government and the Amhara region in-order to have a long lasting piece between all people.
@Eritreaplus
@Eritreaplus 3 месяца назад
በጃኻ ሐንቲ ፓርቲ መስርት ኩልና ኤርትራውያን ምሳካ ክንሰርሕ ድልዋት ኢና ከማኻ ተጋሩ እዮም ዘድልዩ ዘለዉ..*ትግራይ ምስ ኤርትራ ጥራይ እያ ፖሊትካ ክትሰርሕ ትኽእል.. ምስ ኤርትራ ዘለዋ ዶብ advantage ወሲዳ መስመር ንግዲ ክትጥቀም ትኽእል እያ... እቲ ምስ ኢትዮጵያ ጽግዕ ጽግዕ ዘርብሓ ኣይኮነን... ኢትዮጵያ ትፈርሓኩም ምስ ኤርትራ ምስ ትሰማምዑ ጥርይ እዩ..*መንእሰይ ኤርትራ ንምንታይ እዩ ኻብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ወጽዩ ኣንጻር ሃገሩ ብረት ዘየልዕል ዝብል ሕቶ መልስዎ... ቁጠባ እምበር ፖሎትካ ኣይኮነን.. ሕውሓት ብ ዉዕል ኣልጀርስ ን 20 ዓመት ዓፍና ሕዛትና... ናቱ ሕርቃን ክኣ እዚ ዘጋጠመ ኹናት ተኻይዱ....*በርትዕ ዝሓውይ.. መድሕን ግን ገና ብርጌድ ንሓመዱ እያ ትብል ዘላ.. ተበራበሪ .. ኣንጻር ኤርትራ ምስራሕ ግደፍዮ.. ሐንቲ መደብ ግበሪ ምስ ኤርትራ ን ተዓረቕ ዝብል መደብ pls... ህዝቢ ሕተቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@cheaisahlezghi7510
@cheaisahlezghi7510 3 месяца назад
እዛ ሰብ ጌና ጌና'ያ ዘላ። ካብ ናይ ወየንቲ መንታሊቲ ኣይወጸትን፡ ብሕልፊ ኣፍልጦኣ ብዛዕባ ኤርትራን ኤርትራውያንን። ካብዚ ጋሻኣ ዝብሎ ዘሎ ትንተና ቁሩብ ተሰዊጡዋ ክኸውን ትስፋ'ገብር።
@aruaki4454
@aruaki4454 3 месяца назад
ካብ መድህን ሽቃቅ ናይ ደደቢት ደደባት ጽብቅ ትጽበዩ ኤርትራውያን ተበራበሩ መንህን ካብቶም ብ ዱንቁናን ሓሶትን ተመልሚሎም ዝዓበዩ ወሎዶ ኢያ
@adonaydimartini6130
@adonaydimartini6130 3 месяца назад
ኩልና ኣይትበል ዝሓወይ ወላ እዚ ሰብ ኣተሓሳስብኡ ጽቡቅ ዩ ዘሎ ግን ምሱ ኪንካ እንታይ ኢካ ክትገብር ደሓር ከ ንመንግስቲ ኤርትራ ክትግልብጥ መንግስቲ ብ youtube ወይ ብስሚዒት ኣይወርድን ዩ ድሌት እንተ ሃሊካ ከኣ ተማሃር ተወደብ ብጸርፊ ዘይኮነ ብግብሪ ኣብ ሜዳ ኮንካ ዩ ዝጅመር
@kiliawta
@kiliawta 3 месяца назад
@@aruaki4454right on man❤
@dawitmichaeldebushu7505
@dawitmichaeldebushu7505 3 месяца назад
ቀዳምነት ክለዓል ዘለዎ ኣርእስቲ ምስ ኤርትራ ክትዕረቅ እንተኮይንካ ረብሓ 2 ህዝብታት እንዲዩ ዘገድስ ግን እቲ ናይ ኢስት ኣፍሪቃ ካንሰር ስርዓት ደቃሉ ካብ ሱሩ ከይተቦርቆቀ ዝመጽእ ፍታሕ የሎን ። እዛ ሓውና ዝዛረባ ዘሎ ትዛረብ ኣብ ኤርትራ ሽዓ ትሓኒቃ ኣለካ ስለዚ ኣብዚ ትዓፍሩ ዘለኩም እንስሳታት እንዳ ኣልሒምካ ኣጥፍኣና ንስካ ጥራይ ንበር ሳክት ኢኩም።
@dav551
@dav551 3 месяца назад
WOOOWWW truely assistant professor. U deserve it. Intelligent. We need people like u between Eritrea and Ethiopia
@KidaneBahta
@KidaneBahta 3 месяца назад
Very honest person, and intelligent guy
@iyassuasghedom3466
@iyassuasghedom3466 3 месяца назад
እዚ ግለሰብ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃቦ ስነ ሓሳብ ብጠዓሚ ብሱል ሓሳብ እዩ ፡ ኣዝየ እየ ዘድንቖ።
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 3 месяца назад
Nay bhaqi bro 💯
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 2 месяца назад
Right
@amanuelcumbay
@amanuelcumbay 3 месяца назад
መድህን፡ ታሪኽ ተማሂርኪ ምሕታት ይሕሸኪ 🇪🇷🇪🇷
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 3 месяца назад
እዚአ ጋዜጠኛ አይኾነትይ ናሕዋሓት ሐሽኸር እያ። ልበልዋ እንካብ ምሕታት ናባዕላ ሐሳብ ሒዛ አይትቐርብ። አንሕና ተጋሩ ብሕዋሓት እና ሐሻክራን አይንታለልይ ሰላም ሀምንደሊማ ለይፈልጥ የለይ ፀረ ሰላም ልኾነት ሕዋሓት እምበይ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 месяца назад
@@Trendy-nd9hoተጋሩ አይትአሽው ዝምድና Diplomatic ምግባር ምስ ዝብኢ ባሐባር ንደቅስ እዩ መሰረታዊ ፍታሕ ምስ ብርጌድ ንሐመዱ ትግርኛ ኣሕዛብ አሂልቅካ ኢትዮጵያ president ምዃኑ ገሊጹ እኳ እዩ እዚ ድማ ሕዝቢ ኤርትራ ደም ራሓጽ ተሐቢኡ ዝመጸ መሪሕነት ተኾሊፍና ዝበላ አይትረስእ. እርግጽ ትግራይ ቅልውላው አቲይዋ እዩ ትግራይ እምበር ካልእ ሕግደፍ ክፍውሳ አይኽእልን
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 3 месяца назад
Beja hgdef gah beli galza sharmuta fak Eritrea 🇪🇷 hager jeganu eya hgdef 💪 💪 💪 💪
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 месяца назад
@@simonmengstab2620እዌ ኔራ ግና ጀጋኑ ተበሊኦም ገለ አብ ኢራኢሮ ንስኺ ድማ ጭራኺ ዶጎሊኪ ሐዲምኪ ትፍክሪ አለኺ አልማጺት ትፍኣ.
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 3 месяца назад
@@toyotaw2500 kid komal agame nsom kemaka kedeat sheyetiti hager eyom nska wun eraero ktatu eka ab kereba gize nefat
@mannyseretse
@mannyseretse 3 месяца назад
Well said the smartest ever seen in Tigray. This is what Eritrea 🇪🇷 stands for. Very true and thank for making historical speech.
@rezafima6883
@rezafima6883 3 месяца назад
ናይ ትግራይ ፕረዝደንት ንኽትኮውን ለይትን ምዕልትን ንአግዘብሄር ክልምኖ ኢየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@mulue250
@mulue250 3 месяца назад
Ane win kijinbir haqi zifetu edime yihabo
@maremare1976
@maremare1976 3 месяца назад
Moyte🤣🤣
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u Месяц назад
Anta kndey tzarebu ekum ezom abzi txhfu😅
@Eritreamyblood
@Eritreamyblood 3 месяца назад
Your words are deeply valued, Mr. Implementing your ideology could indeed lead to Tigray's revival. Your perspective deserves broader recognition for its positive solutions. ብምባል ሓሳበይ ብ ትግርኛ ክገልጾ ክፍትን። ክደግሞ/ ሓሳብካ ኣዝየ የኽብረልካ መምህር። ዘለካ ሰነ- ሓሳብ ኣብ ተግባር እንተ ዝውዕል ንትግራይ ናይ ትንሳኤ ጎደና ምኾና። ካብ'ዚ ቀጺለ ኣብ ኩሉ ሕቶታትካ ዝመለስካዮም መልሲ ብጣዕሚ ኣወንታውያን ካብ ምዃኖም ዝተላዕለ ብዙሕ ሰማዕነት ክትረክብ ይትስፎ። ፈደራል መንግስቲ ዝኽተሎ ዘሎ መርገጺ ኣብ ልዕሊ ትግራይ፡ ልክዕ ከም'ቲ ዝገለጽካዮ ኮይኑ፡ ናይ ምስግዳድ ዓይነት ፖሎቲካ ኢዩ ዝኽተል ዘሎ። ኣብ'ታ ናይ ኢትዮጵያ ናበይ ገጻ ኢያ ትብል ውን፡ ምሳኻ ይሰማማዕ ኢየ፡ እዚ ምልክታት እዚ ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎ ቀዲምና ውን ኣብ ሱዳን ሪኢናዮ ኢና። ስለ'ዚ ኢትዮጲያ ናይ ምፍራስ ሃዋሁ ኢዩ ኣጋጢምዋ ዘሎ። ትግራይ ከ እንታይ ጌራ ኢያ ህላውነታ ተድሕን ዘተሓተትካያ ከኣ፡ እቲ እንኮ ኣማራጺ ምስ ጎሮባብታ ዝምድና ብምምስራት ሓይላ ብምዕቃብ ኣብ'ታ ትፈርስ ኢትዮጲያ፡ ሓያል ትግራይ ክትፍጠር ተኽእሎ ኣሎ። ዝምድና ምስ ኤርትራ ዝብል ኣርእስቲ እቲ እንኮ ዓቢ ኣርእስቲ ናይ'ዛ ቃለ-ምሕትት ኢዩ። እቲ እንኮ ብራኸ ትግራይ ትርእየሉ ትግራይ፡ ሓደን እንኮን ኣማራጺ ዝምድና ምስ ኤርትራ ምፍጣር ኢዩ። እቲ ንስኻ ዝሃብካያ መልሲ ንጋዘጠኛ መድህን ብዛዕባ ኤርትራ ኣዝዩ ማራኺ ኔሩ። 1/2 “ መንእሰይ ኤርትራ ኣደዳ ስደት ዝገብሮ ዘሎ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጨኳኒ ስርዓት እንድዩ ከመይ ጌርና ኢና ምስ'እዚ ጸረ ዲሞክራሲ ዝኾነ ስርዓት ዝምድና ክንገብር? ንምንታይ ናይ ስርዓት ለውጢ ዘይንገብር? መልሲ- ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ጨኳኒ ከም ዝኾነ ኣብ ደገ ብዝወጸ መንእሰይ ኣይግለጽን ኢዩ። ጠንቂ መንእሰይ ትግራይ ንስደት ዘበሎ እንታይ ኢዩ ኣብ'ዚ ሕጂ እዋን? ኢሉ ሓቲትዋ ናይ በሓቂ በሊሕ ሰብ ኢዩ።( ናይ ቁጦባ ጉዳይ) 2/2 “ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ትግራይ ኢዩ ሕሉፍ በደል ፈጺሙ። ኣብ ዝሓለፈ እዋን ግን ኢትዮጵያ ኣንጻር ኤርትራ እንበር፡ ትግራይ ኣንጻር ኢትዮጽያ ኣይኮነን ኔሩ እቲ ውግእ። ስለ'ዚ ብኣገላልጻ ናይ መድህን፡ ንሕና ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ኢትዮ- ኤርትራ ኲናት (ኢድና ሕጹባት ኢና) ኢያ ትብል ዘላ። ነዚኣ መልሲ ኣነ ኣለኒ። A- ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ን መንእሰይ ኤርትራ ካብ ኤርትራ ጓሕጒሕካ ምውጻእ ዝተገብረ ስል'ቲ ሓንትን ከም ቀዳሜትን ኣሳሳይት ናይ'ዚ ጉዳይ ትግራይ ኔራ። ማእለያ ዘይብሎም ናይ ስደተኛታት መዓሰከራት ኣብ ትግራይ ብምድኳንን፡ ንዜጋታት ኤርትራ በብዓዲ እንዳ ጎጃጀልካ ምቕማት። B- ማእከላይ መንግስቲ ኣብ ኢትዮጲያ መን ኢዩ ኔሩ? ደቂ ትግራይ ድዮም ደቂ መን ኢዮም፡ ወያነ ናይ መን ውድብ ኢዩ። ወያነ እንታይ ኢዩ ክልላ? ኲናት ምስ ኤርትራ ዝኣወጀ ኣየናይ ኢሊት ኢዩ። C- ሕብሪ ዓይኑኹም ደስ ኣይበለናን ተባሂሉ ንብረቱን ህይወቱን ተዘሚቱ ዝወጽእ ዝነበረ፡ ዜጋታት ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ብደቂ ትግራይን ወያነን ተጠቁሙ ዘይኮነን መን ኢዩ ኸ ንብረቶምን ዋኒኖምን፡ ዝወረሶ ኩሎም ዜጋታት ናይ ትግራይ ዘይኮኑን። እቲ ብመንነቱ ብዘይ ሕጊ ባርባራዊ ግፍዒ ዝወረዶ ህዝቢ፡ ክስጎግ ከሎ ካብ ኢትዮጵያ ብኹሉ ክልል ኢዩ፡ ተመሊሱ እቲ ብትግራይ ዝወጽእ ዝነበረ ህዝቢ ግን እንታይ ዓይነት ግፍዒ ወሪድዎ ልዕሌኹም ዝፈልጥ የለን፡ ማህደር ግፍዕኹም ገንጽልዎ፡ ልዕሊ ካድረታት ወያነን ኣገልገልቲ ወያነን ባርባራውያን የለን። D- ኣብ ግዜ ወራር ኣብ ኤርትራ ብምእታው ንብረትን ጥሪትን ዘሚቱ ንዓዱ ዘግዓዘ ዜጋታት ትግራይ ዘይኮኑን? ነዴታት ዝዕምጹን ዝርሽኑን ዝነበሩ ዜጋታት ትግራይ ዘይኮኑን። ስለ'ዚ ሕጂ ውን ክበርህ ዘለዎ ነገር ኣሎ፡ ንሕና ንዝሓለፈ 27 ዓመት ንሕና ከም ኤርትራውያን ዝተቃለስና ን ህዝቢ ኢትዮጲያ ንምጥፋእ ወይ ንህዝቢ ትግራይ ኣይኮናን ተቃሊስና፡ እታ ዕድል ከም ትመጽእ ንፈልጥ ኔርና ዕልማ ቃልስና ከኣ ንሓደ ቁርዲድ ዝኾነ ስርዓት ሕወሓት፡ ደም ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰትዩ ዘይጸግብ ሕዱር ሕማም ጽልእን ቅርሕንትን ዘለዎ ስርዓት ወይ ኣደብ ወይ ከኣ ጠቅሊልና ካብ ፖሎቲካ ዓለም ክንሓኮ ተቃሊስና፡ ስርዓት ወያነ ከኣ ከም'ዛ ትፈልጥዎ ባዕሉ ሞቱ ኣቃላጢፉ ንሕና ከኣ ኣካሪጅናዮ ኣኸለ። ሕጂ እንታይ ንበል ኢዩ ዘሎ እቲ ጉዳይ ህዝቢ ንዕረቅ ግርም። ህዝቢ ንኽሓስ ግርም። ወያነ እንዳ ኣድነቅካ ህግደፍ ዝንቀፈሉ መድረኽ ግን ዘበት ድሕሪ ደጊም ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ቦታ የብሉን። ቃልሲ ኤርትራውያን ኣብ ደገ ዘለዉ ዶ ገለ ኣይትበሉ። ሓቂ ክነግረኩም ተጋሩ ልዕሌኹም ተቃላሲ የለን፡ ልዕሌኹም ብኹሉ ነገር ዝለዓለ ሓገዝን ዝለዓለ መሳርሕን ዝዓጠቀ ህዝቢ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣይነበረን፡ ልዕሌኹም ብባጀት ዝሃብተመ ስርዓት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣይነበረን። ግን ኩሉ ኣብ እንግዳዓና ኣዝሒልናዮ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣይጸዓድን ኢዩ ብርስቱ ብመንነቱ ከኣ ኣይወራረድን ኢዩ። ዘዕጠቅኩም የዕጥቁ እዚ ስርዓት ናይ ምቕያር ኣብ ኤርትራ ዝብል ኣምር፡ ዕድሜኹም ክበልዓኩም ኢዩ ለብሙ። ካብ 1998/ 2024 ክንደይ ኮይኑ ኣሎ እስከ ባዕልኹም እግርኹም ኣብ ማይ የእቲኹም ሕሰብሉ። እታ እንኮ ነዓና ካብ ምቕታል ተድሕነና ነገር ሰላም ኢያ። ሰላም ትግራይ ኤርትራ ከኣ ቅድመ ኩነት ውን ክህልዎ የብሉን። ካብ'ዚ ኣብ መድያ ኮይኑ ጽልኢ ክዘርእ ዝውዕል ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ ትቆጠቡ፡ ንሕና ክልተ ህዝብታት ዋጋ ኢና ከፊልና ኣብ'ዚ በጺሕና፡ ዋጋ ከፊልና ብጽሒትና ካብ ኣረጋገጽና ግን ንምንታይ ኢና ዋጋ እንዳ ኸፈልና ንነብር፡ መጋበርያ ምዃን ንህዝብታት ኣይጠቅምን ኢዩ ምናልባት ንስርዓታት። ብራኸ ንህዝቢ ትግራይ!!
@user-tu8jm7hn3p
@user-tu8jm7hn3p 3 месяца назад
መምህር ናይ ብሓቂ፡ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣይተባኣሳን፡ ተባኢሰን ዝብል ነብሱ ዘዐሹ እዩ። ትግራይ ምስ ኤርትራ ክትዕረቅ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣይደልዮን እዩ ምኽንያቱ ትግራይ ስለትረብሕ። ከምዘላቶ ክትጸንሕ እሞ መጋበርያ ኳናት ምእንቲ ክትኮኖ። ስለዚ ትግራይ ኤርትራን ምትዕራቅ ማለት ትግራይ ምቅሳንን ትንፋስ ምሃብን ማለት እዩ። ብልጽግና ግን ኣይድግፎን። ገለ ተጋሩ ውን ኣይድግፉዎን፡ ምኽንያቱ ... ስለ ዘሎዎም። ኣብ መጨረሽታ ከምዛ መምህር ዝበላ ዝገደፍካ ገዲፍካ ቀዳምነት ሰሪዕካ ዕርቂ ምስ ኤርትራ ምግባር ንኽሊቲኡ ኣርባሒ ክሳብ ዝኾነ ጊዜ ክበልዕ የብሉን። ናይ ዘልኣለም ቂምታ ኣየድልን።
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 3 месяца назад
ኣንቲ መድህን ከምይ'ድኣ መሊቑኪ ሎሚ ሓቂ ዝዛረብ ረ/ፕሮፈሶር ዓዲምኪ መረሣ ወዲ መረሣ ድሕሪ ሕጂ ይትረፍኪ
@Gebray7
@Gebray7 3 месяца назад
Nay Eritrea dikalatat kemzi wuslta haki ekum tibluwo. zeytihafru
@humhum3511
@humhum3511 3 месяца назад
​@@Gebray7ሱቅ በል ደንቆሮ ። ኣይኮነን ድማ ኩርማጅ ትጸግባ ። ሰነፍ ።
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 3 месяца назад
@@Gebray7 I am NOT bastard or whoreson (dikalatat). Watch your language. I hope RU-vid has the right translators.
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 месяца назад
​@@Gebray7 emo dehan ab kiban ixwan kitnebru ekum. Tegaru Kab politica Eritrea wuxu entezeyele kem sium mesfun and abay thehaye n hell refer kinblekum ena
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 месяца назад
​@@Gebray7mengedi selam entezeyhasbkum ab kiban ixwan kitnebru ekum
@rediekidane
@rediekidane 3 месяца назад
Kemzi natka resi zelewo tigrawai u tesaenu zelo, ab kendi shigerka ms Ertra mewedae, hansab tezarebti tigrigna, hansab keih bahri endabelka hizbi ertra kikefafel ab megbar zekealom yom serihom b felay weyane eza interview tigebrelka zela hanti kabom ya. Tibat yedeli, nezi hadish weledo kegageyu ember ab 2000 weyane entay gifi fetsima ab leli hezbi ertra yefeltu yom. Gekaka meman ferki haili u, ab leleka zwerede kem gega nseka zgeberkayo kem tsedki tewesdo ente koinka, kere zekel yelen.
@melahiwet9752
@melahiwet9752 3 месяца назад
ነብሲ ዝኾነ ትግራዋይ፡ ተባዕ፡ ሓቀኛ ሎሚ ተረኺብካ ንስኻ። ❤
@hadgu2562
@hadgu2562 3 месяца назад
ከመይገሮም ኢሞ ኪዊዲኡ ኤሪትራዝበሃል መኒነት ኪድምሰስ ኣለዎ ኦንዳበሉ ኣየናይ ኤሪትራዊ ኢዩ ሚዚኦም ኪራዳዳአ። ሕጂዊን መርገጺኦም ኒጹር ኣይኮነን ቢቲሓደ ሚስ ኤሪትራ ኒተዓረቅ ኪብሉ ከለዉ ቢቲሓደ ሚስ ኣቢይ ይብሉ። ኒጹር መርገጺን ደፋር ዊሳነን ኪሳብ ዘይሓዙ ጸገማት ሂዝቢ ቲግራይ መፍቲሒ ዝረኪብ ኣይመስለኒን።
@sherersmart5562
@sherersmart5562 3 месяца назад
ሻዕብያን ወያነን ብ 2 የዕሩኽ ሞ እቲ ሓደ ሓንካስ እቲ ሓዳ ኻኣ ዕዉር እየ ዝምስሎም ኣነ። ሻዕብያ ከም ሓንካስ፡ ወያነ ከም ዕዉር። ሽዕ ኣብ መንገዲ ይባኣሱ፡ እቲ ዕዉር ነቲ ሓንካስ ሓኒቁ ሓመድ ይገብሮ፡ ዳሓር ካኣ እቲ ሓንካስ ብግዲኡ ሰልፈፍ እንዳበለ ነቲ ዕዉር ኣብ ከባቢኡ መሰናኽል እንዳገበር የውድቆ። ኣብ መወዳእታ ግን ተመን ይመጾም ሞ ክተሓጋገዙ ግዲ ይኾኖም። ሕጂ ኻኣ ሻዕብያን ወያነን ክተዓረቁ ግዲ ኮይንዎም ኣሎ። ዘይምስናዮም ኣብ ሜዳ ኮ ተጀምረ፡ ድሕሪ ናጽነት ግን ረብሓ ዕብለላ ዝመበገሲኡ ዘይምስምማዕ ምስ ተፈጥረ፡ ኢሰያስ ኩናት ጀሚሩ፡ ወያነ ኻኣ ብጊዳኣ ክሳብ ምምጻኣ ዶክተር ኣቢ ኣብ ዘሎ ግዜ ብ ፖለቲካዉን ዲፕሎማስያዉን ኢኮኖምያዉን መዳይ ዓቢሳ ከምዘይስተንፍስ ጌራቶ እያ ንሻዕብያ። ሽዑ ግን ከም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮይና ነቲ ሻዕብያ ዝኽተልዎ ዝነበሩ ፖለቲካዉን ቁጠባዉን ንኢትዮጵያ ኣየርብሓን ዪ ኢላ ምስ ሻዕብያ ኣብ ግጭት ኣትያ፡ ሕጂ ግን ከም መንግስቲ ትግራይ ኮይና ምስ ሻዕብያ ክትዕረቅ ጥራይ ዩ ዘለዋ ። ሻዕብያ ኻኣ ኣብ ስላም ክትነብር ትኽእል ስለዘይኮነት፡ ምውዳቃ ምተቃላጠፈ ኔሩ። እዚ ዘልዎ ኣይሰላም ኣይኹናት ሃዋሁ ግን ንሻዕብያ መፎታት ዩ። ንኤርታራ ዓጺያታ ጥራይ እያ ክትነር ትኽእል። ሰለም ተኾይኑ፡ ኤርታራ ዶባታን ወደባታን ቁጠባኣን ኢንተርነትን ተተኸፊቱ ግን ሻዕብያ ክትወድቅ ግዜ ኣይተስድን እያ።
@FilmonFishale
@FilmonFishale 3 месяца назад
@@sherersmart5562 ካብ ጽልኢ ውጺካ ሓሳብካ ሃብ ደንቆሮ😊
@wediaradom5324
@wediaradom5324 3 месяца назад
​@@sherersmart5562 ኢሰያስ ኲናት ከምዝጀመረ መረጋገጺ ኣለካ?
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 3 месяца назад
ብሓቂ አብ መንጎ ክልቲኡ ህዝብን መንገስትን ሰላም እንተተፈጠረ ይሓይሽ።
@hermonamine8070
@hermonamine8070 3 месяца назад
ንመጀመርያ ግዜ ሓቂ ድዛረብ ምሁር ሪአን ሰሚዐን ናይ ብሓቂ እታ ክትከውን ዝግባኣ ቶግ ኣቢልዋ ኣሎ እታ ፍታሕ ከኣ ንሳ እያ።
@moseskiplangat5930
@moseskiplangat5930 3 месяца назад
One & only smart Tigray guy
@tekila1high836
@tekila1high836 3 месяца назад
ብራቮ መምህር ሓቂ ተዛሪብካ ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ውዕል አልጀርስ ብምትግባር ይተዓረቅ። ንሳ ጥራይ ኢያ መፍትሒ ተምጽእ።
@Gbre1996
@Gbre1996 3 месяца назад
BROVE HABRHAM. , I admire your honesty speech.
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 3 месяца назад
You are the first person that told the truth keep it up Brother ❤
@samsonkiflemariamgashazghi8096
@samsonkiflemariamgashazghi8096 3 месяца назад
ዘገርም'ዩ ከምዚ ዓይነት ትግራዋይ ክርኢ ናይ መጀመርታይ ኢዩ 'ሞ ኣጆካ ቀጽሎ።❤❤
@goitanefsu234
@goitanefsu234 3 месяца назад
ቅድሚ ዕርቂዶ ጉርብትናዶ ዝብል ገዲፍና ብዛዕባ ፍትሒ ንተጋሩ እንተዝዝረብ ጽቡቕ ነይሩ ናትና ንግበር!
@hahayleyoutube9044
@hahayleyoutube9044 3 месяца назад
መ/ር ኣብርሃ ዕሙቕ ዝበለ ወድዓዊ ኩነት ስለዝሃበና ኣዚና ነምስግን
@habtetesfazghi5135
@habtetesfazghi5135 3 месяца назад
ብሱልን ትሑትን፡ተባዕን ተዛታይ። I really appreciate him. As Eritrean it makes sense for me 👍
@damaeast6551
@damaeast6551 3 месяца назад
Yes your guests is courageous And is telling the truth. He should be brought again to promote solutions between Tigray neighbors. Eritrea 🇪🇷 is the key to Tigray solution.
@gebreslasegebremedhin5386
@gebreslasegebremedhin5386 3 месяца назад
What Eritrea is the key solution of tigray? How
@damaeast6551
@damaeast6551 3 месяца назад
@@gebreslasegebremedhin5386 Than you tell me, Is it Ethiopia? Sudan? Yemen ? The reason is Eritrea at this time is the most stable country in the region for one. Second Eritrea is the only country that borders Tigray very closely. Third Eritrea is the only country who is diplomatically has the potential towards economic developments. 4th Eritrea is the only country who is self sufficient in food security. 5th Eritrea is the closest to Tigray with Red Sea access… shall I continue tigrawai. This is what Tegaru could not see and Continue to make the same mistakes. Eritrea is not the same it was 3 years or 5 years ago tigrawai, it has made a leap in strategizing in future development and sustainability of its military capabilities and economic growth. Good luck tigrawai!
@gebreslasegebremedhin5386
@gebreslasegebremedhin5386 3 месяца назад
@@damaeast6551 totally mistake ethiopia is the only solutions for tigray
@MrKemaledin
@MrKemaledin 3 месяца назад
Being optimistic and part of solution is a path to sustainable peace between the two neighboring countries and people. Thanks Professor Abraha Tekle for your insightful analysis.
@awetkb709
@awetkb709 3 месяца назад
ትምክሕተኛታትን ተጃሃርትን እና ኣምጸኺ ካብ ተጽምምና፡ በዓል ኢዚ ዘይትምጽእልና ዓድኺን ከባቢኽን ክጥዕሞ። Very intelligent and smarter Scholar ! U deserve to be the Ministry of Justice in that region whenever you need u have my vote!
@mihretaregawi9752
@mihretaregawi9752 3 месяца назад
Inteligent person Abrish.
@abuahmed5354
@abuahmed5354 3 месяца назад
اول مره اشوف رجل فاهم يعطيك العافيه رجل عاقل فاهم السياسه ممتاز جدا
@eyassutesfay6196
@eyassutesfay6196 3 месяца назад
Thank you Professor Abraha and Medhin! We have heard a very geniun discussion in you show for the first time. Tigrai has all to win with such a poletical understanding and initiative. But it has to be with a true sense of trust and confidence. Our brothers in Tigrai are very clever in playing the role of a victim. Please raise your head and throw this bondage and come up with a bold engagement with Eritrea. I can assure you, if you want to wait untill brigade Nhamedu comes to power in order to get Eritrea for free that will never ever happen. If you do so, it means that you do not know Eritrea and eritreanness. Good luck wishes from an Eritrean! Atagremerrmu ....
@arontesfazghi3779
@arontesfazghi3779 3 месяца назад
Then with whome do u need them to work if not with birgade nhamedu or any Eritrean justice seekers.....
@humhum3511
@humhum3511 3 месяца назад
​​@@arontesfazghi3779ምስ መንግስቲ ኤርትራ ። ምስ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ። ምስ ህግደፍ ክሰርሑ ኣሎዎም ። ኤርትራ ተቃዋሚ የብላን ። ኢም ዝበለ ይታሓጎም ።
@Eritreans91.
@Eritreans91. 3 месяца назад
ኣብ ንሓመዱ ተስፋ ኣለና ዝብሉ ዝተኣማመኑ ደናቁር ፖለቲከኛታት ዘለዉዋ ክፍእቲ ክልል ሓቂ ተቀቢላ ምንቅስቃስ ስለዘይመረጸት ተስፋኣ ምህሙን እዩ። ልክዕ ኣለኻ ዚሓወይ/ዛሓፍተይ።
@Eritreans91.
@Eritreans91. 3 месяца назад
@@bereket4mereti ተትግርኛኡ ጥራይ ኣንብብ።
@eyassutesfay6196
@eyassutesfay6196 3 месяца назад
I am not talking with you, you are just a vestgial organ​@@arontesfazghi3779
@hagos4601
@hagos4601 3 месяца назад
Bold, true analysis that benefit the future of our people. Thanks!
@amichemedianetwork7324
@amichemedianetwork7324 3 месяца назад
What an intelligent person he is. Bravo
@disneychannel9115
@disneychannel9115 3 месяца назад
Reasonable man.
@wineshmedhin9050
@wineshmedhin9050 3 месяца назад
As an Eritrean, I was always perplexed why so many Tegaru elites, not the ones who are the real victims of the suffering, are unhelpful in addressing the real issues that can bring peace between the two brotherly peoples. FOR THE FIRST TIME, I found ONE from this wise professor. I thank him for his excellent analysis. Factual and forward-looking deliberations are the way forward - not academic jargon or good-for-nothing interviews which many educated Tegarus do. The truth will finally triumph
@daniboy9630
@daniboy9630 3 месяца назад
አነ ከም ኤርትራዊ አብ ትግራይ ከምዚ ዝበለ አታሓሳስባ ክመፅእ እዩ ኢለ አይተፀበኩን ናይ ብሓቂ professor እዚ እዩ እቲ ሓቂ እቲ ፅመፅእ ኩነታት ዘንበበ ናይ ብሓቂ ፅቡቅ
@bereket4mereti
@bereket4mereti 3 месяца назад
ሓ/ፕሮፌሰር ኣብርሃ ተኽሉ 2024 ናይ ትግራይ ክልል ፕሬዝደንት 🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊
@tsegazeabtewolde2271
@tsegazeabtewolde2271 3 месяца назад
We need more people like assistant professor Abrha Tecklu. Thank you so much.but the Lady tries to twist issues at some ways. You are wonderful man for telling the truth.
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k 2 месяца назад
Fair and reasonable person that one can talk to.
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 2 месяца назад
ብራኪ፣ሾው፣ናይ፣ሀፋትኪ፤ፅንአት፣ይሀብኪ፣ብሀቂ፣ዝላአለ፣ክብሪ፣አለኒ፣አባኪ፣ብጣእሚ፣ብአኪ፣ኩርአት፣አለኒ፣እቲ፣ትሀትዮም፣ህቶታት፣ብጣእሚ፣እዩ፣ዝገርመኒ፣ ዝደንቀኒ ፣ ብሀቂ፣ትህትና፣ዝተላበሰ፣ ጋዜጠኝነት፣ ብጣእሚ ፣ዝምስጥ፣ብደገ፣ቆን ጆ፣ ብውሽጢ፣ቆንጆ፣ፋጥረት፣ኢኪ። ስራኪ፣ከቢድ፣ትአደግስቲ፣ዝሀትት፣እዩ፣እሞ፣ፈጣሪ፣ ትእግስቲ ፣ከብዘሀለኪ፣ፀጋ፣ጥእና፣እድመ፣ፈጣሪ፣የብዘሀልኪ። ❤❤❤❤❤❤
@MaryoApp-ry5xi
@MaryoApp-ry5xi 3 месяца назад
እቶም ሓቀኛታት ተጋሩ ፡ ናይ ሚድያ ሸፈነ ስኢኖም እምበር ብዙሕ ነገር ከዐርዩ ዝኽእሉ ሰባት ኣለዉዎም። ደላዪ ሰላም ብምዃንካ ጥራይ ኣዝየ የድንቐካ።
@ahmedmusa9821
@ahmedmusa9821 3 месяца назад
Thank you. You speak with a great concern about the people of Ethiopia and Eritrea. Peace is better than war. Telling the truth make you smart and honest.
@mulugetasiyoum5067
@mulugetasiyoum5067 3 месяца назад
ብሱል ተንታኒ ፖለቲካ ያቐንየልና ክንብሎ ይግባእ ከም ሓ/ፕ አብርሃ ዝበሉ ብሱላት ሰባት ይሰስኑ ❤🙏❤
@brhanetekle7361
@brhanetekle7361 3 месяца назад
ናይ በሓቂ ወገን ዘይብሉ ዘላቂ ፍታሕ ዘምጽእ በሊሕ ዘረባ
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 3 месяца назад
በቅድምያ ብራኸ ሸው ኘሮፌሰር አብርሃ በማቅረብ በሀቅ የተመሠረተ ሀሳብ በማቅረብ ተጋዳሊት ጋዜጠኛ መድህን የጠየቀችውን ጋዜጣዊ መጠይቅ በትዕግሥት የመለሰውን ተመለከትን ። ትግራይ ብዛት ያላቸው ምሁራን አላት እነዚህ የትግራይ የቅርብ ባለተስፋ ይሆናሉ ።ከአሜሪካ
@user-px2ml7dn7n
@user-px2ml7dn7n 3 месяца назад
Brilliant as always abrham teklu❤❤❤
@mehretabtesfamicael4223
@mehretabtesfamicael4223 3 месяца назад
One of the brightest Tigrian intellectual I ever heard on all tigrai medias. May God bless you wish what you stated come true
@kolossal3912
@kolossal3912 3 месяца назад
Bravo! Very enlightened Tigraway! I am Eritrean & I hear you!!
@fitwihadgu2716
@fitwihadgu2716 3 месяца назад
You are a gentleman and a scholar! The only solution for Tigray and Eritrea is to work together.
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 3 месяца назад
Eritrea😘🇪🇷🙏🇻🇳🙏🇪🇹👍👍👍👍👍
@stilljesusloveyou9644
@stilljesusloveyou9644 3 месяца назад
ሰብ ተረኺብዋ ሰሜን ኢትዮጵያ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተምሃሪ ሓታቲት መድህን ንፍቕሪ ዘምሪ
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 3 месяца назад
Prof. Abraha you are amazing.Very Humble, smart and critical person. Respect 🫡
@ketemaasrat8004
@ketemaasrat8004 3 месяца назад
Absolutely right thanks much
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 месяца назад
እዋይ ከማኻ ዓይነት በሊሕ ተባዕ ፈላጥ ኩሉ ከምቲ ዝነበረ ኢኻ ገሊጽካዮ እሞ ብወገነይ ጸባ ስተ ኢለካ ኣለኩ👏💖 እንተ እዛ ጋዜጠኛ ግን እቲ ሓቂ ክትደፍን እሞ እቲ በደል ንኤሪትራ ከተሰክማ እያ በዙሕ ፈቲና ኣብገጻ እውን እርኤይ ነይሩ😡 እንተ ንመምህር ኣብርሃ ቶኹሉ ግና ሓቀኛ ጅግና ናይ ትግራይ ፖሎቲካዊ ኢኻ እሞ ቀጽሎ ትዓወት🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samielbru4112
@samielbru4112 3 месяца назад
ዋውውውውው ብሓቂ ንሰላም ፍቕሪ ዘለዎ ትግራዋይ ብዘይ ገለ ምሕባእ ንቕድሚት ከሰጉም ዝኽእል ልቦና ዝልኦ ኣዘራርባ እግዝኣቢሄር ብቃላትካ ፍትሒ ይልኣኸልና መም/ኣብርሃ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መድህን ከኣ ካብ ፖለቲካ ወጺኪ ከምቲ ናቱ ፍታሕ ኣናዲዪ ንኹሎም ኣህዛብ ዝጠቅም ሓሳብ'ዩ ። ብዛዕባ ዲሞክራሲ ንስኹም ኣይትቡና ንሕና ኣይንበኩም ስድራቤት ንደቆም ከም ሕጊ ገዝኦም ኢዮም ዚቐጽዑ'ሞ በቢናትና ንኺድ ዘይቤትና ኣይኒካሕኩሕ ደብረጽየን ኮነ ኣብይ ንዕኹም ፡ ኢሰያስ ከኣ ንዓና'ዩ እሞ በትሪ ኣቦና ኣብዝባንና ኪንቅበል ጸገም የብሉን ። መም/ኣብርሃን መሰልቱን ዪሰስኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SAMdave183
@SAMdave183 3 месяца назад
Good start to the better future ! Very wise man ከማኻ ይብዝሑ!
@anditwedikeshi9967
@anditwedikeshi9967 3 месяца назад
ከማኻ የብዝሓዮም ጅግና ኢለካ ኣሎኹ
@redseacamels3582
@redseacamels3582 3 месяца назад
I will just send my admiration to this guy. You are the one and only realistic Tigraway. As an Eritrean i agree with you
@good8574
@good8574 3 месяца назад
ብእውነት ትግራይ ከማካ ኣይነት መራሂ እዩ ዝደልያ❤🌼
@moseskiplangat5930
@moseskiplangat5930 3 месяца назад
He is telling the truth
@andayaman4097
@andayaman4097 3 месяца назад
መድህን ጵብቅቲ መጀመርያ ሻነ ዝኾነ ኣቀራርባኺ ደስ ይብል። ብምቅጻል ሰብ መግቢ ኸማን ጡዑም እንከሎ እንተበዚሑ ፊጊዕ ይብለካዩ። መድህን ግን ጽልኢ ህዝቢን መንግስት ኤርትራ ምጽጋብ ኣብዩዋ። ኣረ መምህር ኣብርሃ ገለ በላ!
@wediadeyeyezfetu
@wediadeyeyezfetu 3 месяца назад
ሓቂ ዘረባ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ መሪር ጽልኢ ኣለዋ ግን እቲ ዕረ ቃሕምዮ እበር ናበይ ድሕር ድሕረ ዓቡይ ሰብ ሸፍሕ ሓሰብ ይህብ !
@abeshalove2007
@abeshalove2007 3 месяца назад
ተጋጊኻ/ኺ!መድህን ጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ፈጺማ የብላን! ኣብ መንጎ ክልቲኦም ሰባት ሰላም ንምትብባዕ ኣበርቲዓ ትሰርሕ ነይራ!
@cellam1960
@cellam1960 3 месяца назад
ለባም ሊቀ ሊቃውንት❤❤❤ሐቀኛ ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@abrahamalem959
@abrahamalem959 3 месяца назад
I am overwhelmed by his speech very brave prelude smart and extremely talented educated man and peace loving
@geralegas47
@geralegas47 3 месяца назад
ኣምላኽ ይባርኻ ሐውና ከምዚ ዐይነት ሐሳብ ምምጻእ እቲ እንኮ ፍታሕ እዩ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ሐደ ሩባ ዝሰቲ ህዝቡ እዩ ያኣኽሎ ምፍልላይ ምትፍናን
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k 3 месяца назад
The professor is Intelligent, reasonable and practical
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
ብሰንኪ መራሕትኩም ልዕሊ 20 ዓመት ተኣግድና ብምጽማም ሰግርናዮ
@habtetesfay9074
@habtetesfay9074 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ሓደ ብሱል ዝኮነ ምሁር መንእሰይ ካብ ትግራይ፡ሰላም ናይ ክልተ ህዝቢ ክርኢ ዝደሊ intelligent man (the best one Tigraway❤ !!) እዛ ጋል ግን ከም ዝመስለኒ ካብቲ ጸበል ናይ ህውሓት 😂ኣለዋ፡ ሰላም ናይ ህዝቢ ትግራይ ምስ ጎራባብቲ ዘይትፈቱ ጋል እያ,፡ ኣንጻር ህዝባ ዝዓጠቀት ትመስል (( ፖለቲካ ዘይተምሃርኪ እንተኮይንኪ ኣብ Eritrea ❤መጺኪ ብናጻ ተምሃሪ ))
@amanuelcumbay
@amanuelcumbay 3 месяца назад
ውዕል ኣልጅርስ ውሳነ ቤ/ፍ ስለ ዝኾነ ፡ ሻዕብያ ካብ ባድመ እይትውጽን'ይ ። 🇪🇷🇪🇷
@yohanneshaile706
@yohanneshaile706 3 месяца назад
ትግራይ ሰብ ዝረኸበት ትመስል ኣላ።ደግፍዎ ኣተባብዕዎ ክሉኹም ተጋሩ
@meharifrezghi6854
@meharifrezghi6854 3 месяца назад
መድህን ንሓቂ ተቓለሲ ነዚ ሓቂ ዝዛረብ ዘሎ ሓውና ከተጋግዪ ኣይትጽዓሪ ሰላም ዝደሊ ንመስመርኪ ዝሕዝ ሰላም ኣየምጽእን'ዩ ከም'ዚ ናይዚ ምሁር ሕው ክበዝሑ ተስፋ ንገብር።
@segidkahsay2318
@segidkahsay2318 3 месяца назад
ናይ በሓቂ ፍትሓዊ ፖለቲከኛ ብ ኤርትራ ወገን ብሰንኪ ወያነ ቡዙሕ ዕንወት እዮ ወሪዱ
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 3 месяца назад
ብቐደሙ በሊሕን ረዚን ሓሳብ ዘለዎ ሁዱእ ሰብ ኢዩ ኣቶ ኣብራሃ። ኣነ እዝክር ኢየ ኣብ ህዉሓት ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስተመልሱ ክግምግሙ እንከለዉ ብዛዕባ ከመይ ንዓቢ ዝብል ኣብ ከብቲ ምርባሕ ተተሞርኮስና ይበልጽ ዝብል ሂቡ ፉሉይ ሓሳብ ዘቕረበ ኢዩ።
@raiawet3677
@raiawet3677 3 месяца назад
Engera ezghi blae ❤
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 3 месяца назад
ሓያል ወዲ ብጣዓሚ ህዝቢ ትግራይ ተስፋ ካባኻ ኣለዋ መምህር ኣብራሃም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@samuelyohannes2709
@samuelyohannes2709 3 месяца назад
For the first time Good news from tigray
@user-dr2tn9qn9q
@user-dr2tn9qn9q 3 месяца назад
I can not thank not thank enough for the views which Prof. Abrha promoted. He is explicitly explaining that Tigray and Eritrean elit should solve their problems, as the people of Tigray and Eritrea will always be neighbors, and that that the relationship of these people is more closer to one another than anyone in the region. I admire the wisdom of Prof Abrha, and wish to see more people coming forth with the same idea. It is true bot the Tigrayan and Eritrean political leaders have committed atrocities on both people. Now, these political leaders should come to their senses and work out on their differences so that both people can experience life.
@Ortho_1_Christ
@Ortho_1_Christ 3 месяца назад
Great analysis.... He is trying to see the current situation in different dimensions for the better good of Tigraian people. Especially, when it comes to Eritrea, he nailed the point elequantely. No matter what the only way is make everlasting peace with Eritreans will brighten Tegarus future.
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 2 месяца назад
ቡራኬ show ተምፅእዮም አጋይሽ፣ብጣእሚ ዝምስጡ ፣አካላት፣እዮም፣የቀንየልና። እዚ፣ጋሻኪ፣ብጣእሚ፣ቡስል፣ ዝዛረቦ፣ቃላት፣ሰሪፁ፣ ዝአቲ፣ ቃላት፣እዩ፣ የቀንየልና፣ ተክርእ ፣ትግራዎይ፣ ኢካ፣ፈጣሪ፣እድመን፣ ጥእናን፣ ህልሚ፣ትግራይካ፣የርእየካ፣ከም፣ስሙካ፣ተስፋይ፣ ተስፍ፣ትግራይ፣ የርየካ፣አሜን!!❤❤
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 3 месяца назад
Waw Smart person its was really good discussion Tegray want more like you I love you Tegray my people's From Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖
@TsegayTekeste-sj3fv
@TsegayTekeste-sj3fv 3 месяца назад
God bless 🙌 to you Mr Abrha,Because on the first time I have listened the truth from the Tigranian Activists!! Just wow 👌 And thank you
@genuineinfo2people967
@genuineinfo2people967 3 месяца назад
Medhin xegemki mis eritrea eyu. Ezi wedi zbleki zelo nay behaki for ever solution bewtween eritrean and tigray. I have never seen like this young tigraway. We really need people like him.
@tekietafla7602
@tekietafla7602 3 месяца назад
ሓቀኛ ብሱል ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኣብ ሓቃ ዘኣምን ወገንነት ዘይብሉ ኣብ ሓቃ ዘኣምን ንመጀመርታ ትግራዋይ ሓሳቡ ዝገልጽ ሰሚዐ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ ዕድመ ይሃብካ ወደይ
@abdulwasseabduyenus8038
@abdulwasseabduyenus8038 2 месяца назад
Teacher Abraha you have brilliant mind we are proud of you go-ahead may Allah keeps you
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 3 месяца назад
Wow wow wow, ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ሰብ ካብ ክልል ትግራይ ኣሎ ኢለ ሓሲበ ኣይፈልጥን። ዳርጋ ኩሎም 98% ተጋሩ ኣብ ሓሶትን ዝንቡዕን ዝኾነ ሓሳባት ዘቕርቡ ጥራይ ኢየ ዝፈልጥ። እዚ ጋሻኺ ግን እቲ ኣዘራርቡኡ ስነስርዓት ዘለዎ ሰብ ስለዝኾነ ኣቡኡን ኣዲኡን ክምስገኑ ይግበኦም። ነኣብነት ዋላ ይጽለኣዮም ደኣምበር ሰብ ክጽውዕ ከሎ ክቡር ፕረሲደንት ወይ ከኣ ክቡር ፕራይም ሚኒስተር እንዳበለ ብምጽውዑ ነዓይ ከይተረፈ ጽቡቕ ትምህርቲ ምሂሩኒ። መድሂነየ, ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ዲሞክራሲ "" ንኤርትራውያን ይምልከት""" ኢሉ መሊሱልኪ። I hope ካብዚ ወዲ ብዙሕ ተማሂርኪ ክትኮኒ!!!! ኣነን ንዓይ ዝመስሉ ኣሽሓት ኤርትራውያን ነኣብነት ሳዋ ጸሊእና ዘይኮንናስ ናብራና ከነመሓይሽ ኢልና ኢና ዓድና ገዲፍና። ገሊኦም ከኣ ግድን ውትህድርና መሪሩዎም ዝወጹ ብዙሓት ኢዮም። ሕጂ ከኣ ተጋሩ ብኤኮኖሚ ሽግር ይስደዱ ከምዘለዉ ሕጂ በሪሁልኪ ይኸውን። ከምቲ ጋሻኺ ዝበሎ"""ወያነውን ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመት ንኤርትራ ምስ ምዕራባውያን ኮይኑ ዕጽዋን ክባን ጌሩላ እንድዩ""" ኢሉ ገሊጹልኪ ኣሎሞ መድህን ሓፍትና ሎሚ ኩሉ በሪሁልኪ ክኸውን ተስፋ ይገብር። I hope እዚ ወዲ ናይ ክልል ትግራይ መራሒ ክኸውን!!!
@andomgoitom9814
@andomgoitom9814 3 месяца назад
Tesfa zelewo seb. Ane abzi lomi kemaka ybzuhlna..
@aktubeber6917
@aktubeber6917 3 месяца назад
Very great idea and brilliant man thanks tigray and eritrea 🇪🇷 😀 we are brother we need peace ✌️
@haileabghebre9533
@haileabghebre9533 3 месяца назад
በጣም የሚመሰገን መልስ ነው የሰጠሀት,
@hallioussempre8444
@hallioussempre8444 3 месяца назад
መድህን ን መጀመርያ ግዜ ዓቢ መ ምህር መስተውዓሊ ለባም professor ከረዳኣኪ እንተፈተነ ሓንጎልኪ ዑጹው ምዃኑ ጥራይ’ዩ ተርኢይና ዘለኺ። ኤረትራውያን ብጉዳዮም መርገጾም ክነግሩኺ ካብ ኣፎም ክትሰምዒዮም ዓዲሚዮም። ብዛዕባ ህዝቢ ኤረትርያ ንጹር መረዳእታ ክኾነኪ ኣቋምኡ ኣስላምን ክርስቲያን’ዩ ናይ ክልቲኡ ድምጺ ስምዒ።
Далее
Пробую торты
00:43
Просмотров 392 тыс.
Разница подходов
00:59
Просмотров 192 тыс.