Тёмный

ቦርድ ወንጌላውያን ሰሜን አሜሪካን ኤውሮጳን ፡ ንየማነ ወ/ትንሳኤ ምውጋዞም ቅኑዕኳ እንተኾነ ንሳቶምውን አብ ዓይኖም ዘሎ ጉንዲ ከልዕሉ ይመኽሮም!! 

ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
Просмотров 4,8 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

10 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 153   
@misganagidey9400
@misganagidey9400 2 часа назад
Yemane works very hard and he teaches personal growth he gets Education and grow in Canada and helps money for people they need and he is nice the first men so God send as a real one
@AberaMosazghi
@AberaMosazghi День назад
ንበዓል ራኢ ደው ከብሎ ዝከእል ሓይሊ የለን ነቢ የማነ ሓቀኛ በዓል ራኢ ስለ ዝኮነ ፥ ኮኒንኩም ወጊዝኩም ተምጽእዎ ለውጢ የለን፥ CJFAN ግን ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 часов назад
@@AberaMosazghi ትንቢቱን ትምህርቱን ካብ ጎይታ አይኮነን ኢና ዝበልና። ጎይታ ዘይብሉ ናይ ፀልማት አገልግሎትዩ ዘገልግል ዘሎ
@semharembaye8898
@semharembaye8898 День назад
ብሽም የሱስ እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበረልካ🙏
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@semharembaye8898 አምላኽ የዒንትኹም ይኽፈት። ካብዚ ፀልማት የውፅእኩም🙏🙏
@Natuya.yemane9295
@Natuya.yemane9295 7 часов назад
Brother kab ab RU-vidbat mexika zey kone mizirab mis amlak gizeka ahlif emo minalbat menfes kudus emihreka ekewun
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 часов назад
@@Natuya.yemane9295 ቅድሚ ናብ ዪትዪብ ምምፅኤይ ምስ ጎይታ እኹል ጊዜ አለኒ። ተኸታሊት የማነ እንተ ኮይንኪ ተመለሲ
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej День назад
God bless you brother 💐💐💐
@ghirmaymichael7156
@ghirmaymichael7156 15 часов назад
ንስኻ ኸ ውዱእ ክርስትያን ዲኻ እምኒ እኳኻ ትድርቢ ዘለኻ የሱስ ከም ዘየለ ኮይኑ ስለዝስመዓካ ኮይኑ እዩ ዝርአየኒ ዘሎ ።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 15 часов назад
ሓው ግርማይ ፡ ዘየለ አይትዛረብ። ንየማነ ተፍቅሮ እንተ ኮይንካ ኪድ አርሞ። አኸለ👏👏👏
@ghirmaymichael7156
@ghirmaymichael7156 14 часов назад
@@solomondebesay5542 ብሩኽ ሐዉ አነ ክእርሞ አይክልን መገዲ ሕንጻጽ ተዋሂብዎ አሎ ነብስና ውን ክንእርም ንሕእል መን ኢና ዘንጋዕካ ዶ አለኻ ወላ ኮይኑካ ዩ
@ዘመንኣካሒዳ
@ዘመንኣካሒዳ Час назад
ብጣዕሚ ኢኹም ተሕዝኑ።
@misganagidey9400
@misganagidey9400 2 часа назад
yemane has massive knowledge he has what about our group matteraliest
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 2 часа назад
@@misganagidey9400 Massive knowledge እንተዝህልዎ ይስሕት አሎ?
@MitslalMitslal-z4e
@MitslalMitslal-z4e День назад
አሜን አሜን አሜን ተባረክ
@selamawitogubai2157
@selamawitogubai2157 2 дня назад
ሐው ሰለሙን, ብዙመት አብ ሕነሽም ብዶላር ዞተማህሩ ከሎዎ ተባረክ ሰለ ሐቃ ከም ኩሊ ገዜ 🙏🙏🙏
@SelamWoldu-v7s
@SelamWoldu-v7s День назад
Tebarek
@misganagidey9400
@misganagidey9400 2 часа назад
yemane is incredible we love him, YOU are doing the same to Halleya church and to Rema that is your behavior for you and you not polite very judgmental
@Jesusfirstlove777
@Jesusfirstlove777 День назад
, ኩሉኩም ህዝበይ ውን ሰላም ኣምላክ፡ምሳኩም ይኩን ሻሎም ይምነየልኩም, ህዝበይ ሓደ ነገር ክብለካ ,ንመጽሓፍ ቅዱስ ዝጸሓፍዎ ንኣምላክ ረኪቦም እዮም ጺሒፎሞ, ንመጽሓፍ ቅዱስ ከተምቢቦ ውን ምስ ኣምላክ ሕብረት ክህልወካ ኣለዎ,ሕቶን መልስን ውልቃዊ ኣብ ሂወትካ, ናይ ኣምላክ ሉኡካትን ክትፈልጦሙን ንሱ ክመርሓካን, ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ኣምላክ ሰባት ዝጸሓፍዎን ክበርሃልካ, ምስ ኣምላክ እሞ ረክብ ጀምር ሽዑ መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ ኣምቢቦ ,ኣብ ልዕሊ ማንም ንብረት የሱስ ከኣ ኢድካ ኣይለዕል እቲ ዋና ክዋግኣካ እዩ,ኩሉ ሰብ ኣማኒ ንኣምላክ እንታያ ናተይ ስራሕ ምስ መን እየ ክመሃር,ክሓብር ይበል ,ነታ ናቱ ከኣ ኣምላክ ዝሃቦ ፈጺሙ ይኪድ ምስቲ ብሓባር ክትሰርሕ ክትመሃር ዝጸምበረካ ከኣ ንኣምላክ ኣሚንካ ሕበር, ሓደ ንገር ግን ምስ ኣምላክ ሕቶን መስልን ዘይብሎም ሰባት ኣብ ሰብ እዮም ዝመርኮሱ መን እዩ ኩስቶ,ናይ ኩስቶ ሓቂ ድዩ ሓሶት,ኖ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉም ይኩን,ኣባና ከይፍጸም,ብዛዕባ ማንም ሰብ ንስካ ንስኪ ናይ የሱስ ካብ ኮና ,የሱስ መራሒና ካን ኮነ ሕቶና ናብ የሱስ፡መልስና ውን ካብ የሱስ,ክሳብ ካብ ናቱ መልሲ ዘይሰማዕካ ግን ስቅ ኢልካ ተጸብዮ ነቲ ዋና ናትካ ኣምላክ,ነታ ናትካ ሂወት ጥራሕ ሓሉ,ሰብ ነናት ስራሕ ይግበር እታ ኣምላክ ዝሃቦ,ንኣምላክ ሓሊፍካ ሰብ ሰሚዕካ ትፈርድ ,ትውግዝ ተለካ ግን ፍርዲ እዩ ኣብ ሂወትካ ዝፍጸም ብሩክ ህዝበይ,ኣብ ኣምላክ እምበር ኣብ ሰብ ኣይንወከል ተባረኩ,ፈሪሳውያን ንየሱስ ክፈልጡ ንሰብን ንመጽሓፍ ቅዱስን እዮም ሓቲቶም,ግን ኣይተዓወቱን,ንምንታይ ነቲ ዋና ሰብን፡መጽሓፍ ቅዱስን,ኣምላክ ስለ ዘይሓተቱ,ብዛዕባ ነቢ የማነ ካብ የሱስ ኢኩም ትፈልጥዎ,ኣነ መጀመርታ ሓቲተ ካብ ኣምላክ ዝተዋሃብክዎ ውህበተይ ካብ ኣምላክ ምስክረይ እዩ,ከምዛ ናተይ ልመዱ ህዝበይ ሓራ ክትወጹ ተባረኩ,
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
አይትጋገ!! ፈሪሳውያን ንየሱስ ንሰብን ንመፅሓፍ ቅዱስን ጥራይ እዮም ሓቲቶም ኢልካ። ልክዕ አለኻ። ንሕና ግን ከማኻን ከም ሰዓብቲ የማነ መፅሓፍ ቅዱስ ደርቢና ብመንፈስ ቅዱስ ጥራይ ኢና ንምራሕ አይበልናን። አይንገብሮን ድማ። መፅሓፍ ቅዱስ መርሚርናን ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሕናን አምላኽ ዝሃበና አእምሮውን ተጠቒምና በቲ ንርእዮን ንሰምዖን የማነ ትንቢታቱ ኩሉ ሓሶት ሙኻኑን ካብቲ ዝምህሮ ድማ መፅሓፍ ቅዱስ ዘይቅበል ካብ ሙኻን ሓሊፉ ንመፅሓፍ ቅዱስ ክእርም ዝፍትን ሰብ ሙኻኑ ናይ ስሕተት ትምህርትታት ይምህር አሎ። ስለዚ ንስኻውን አብ ፀልማት ስለ ዘለኻ ህደም። ርስኻ አድሕን።
@Jesusfirstlove777
@Jesusfirstlove777 День назад
@@solomondebesay5542 ሶሎ ሓወይ ብሩክ,ኣረጋግጽካ ምዝራብ ኣብ ቅድሚ ኣምላክን ሰብ ሰናዩ,ነቢ የማነ ንመዓልቲ 4 ምዕራፍ ኣምቢቡ እንተወሓደ ኢለ ዝኣወጀ ናይ ኣምላክ ነቢ ነቢ እዩ,ሶሎ ሓወይ,መንፈስ ቅዱስ ዋና መጽሓፍ ቅዱስ እዩ,መንፈስ ቅዱስ እንተደኣ ኣሎ ንብረቱ ከኣ ክህሉ ግድን እዩ ብሩክ ኣይተጋገ ,ክልቲኡ ምስ ዋናን ንብረቱን ኣሎ,ብሩክ ተባረክ,ኣብታ ንባብ ከኣ ኣምቢባ ደጊምካ ፈሪሳውያን ንየሱስ ክፈልጡ ንኣምላክ ኣይሓተቱን,ንሰብ መጽሓፍ ቅዱስን እዮም,ነቲ ዋና ስለ ዘይረከብዎ ንየሱስ ክፈልጥዎ ኣይከኣሉን፡ሕጂ ውን ከመኡ ኮይኑ ኣሎ ብሩክ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@Jesusfirstlove777 አይትጋገ ብሩኽ ሓወይ። የማነ መፅሓፍ ቅዱስ ጌጋ አለዎ ኢሉ ክእርም ዝፍትን ሰብዩ። ንስኻ መፅሓፍ ቅዱስ ጌጋ አለዎ ኢልካ ትአምን?
@Jesusfirstlove777
@Jesusfirstlove777 7 часов назад
@@solomondebesay5542 ሶሎ ሓወይ ብሩክ,መጽሓፍ ቅዱስ ውን እኮ ሰብ እዩ ጺሒፍዎ,ኣብ ኣጸሓሕፋ ኣበሃህላ ተጋግዮምዶ,እወ ኣሪሚዋ ከኣ ንሱ ብኣምላክ ትመሪሑ,ነታ ቃል ስጋ ኮነ ትብል እንድያን፡ቃል የሱስ እዩ,የሱስ እሞ ስጋ ድዩ,የሱስ መንፈስ እዩ,ብሩክ ሓደ ነቢ ተተጋግዩ ከማን ልዕሊኡ ብጽሕና ዘለዎ ብኣምላክ ተመሪሑ ክአርሞ ንርኡ ኢካን፡ፓውሎስ ጴጥሮስን,ስለዚ ሰብ ተጋግዩ ዝተግሮማ የማነ ውን ሰብ እዩ,ብኣምላክ ተመሪሑ የዕሪዋ ኣሎ ,ሓቂ እዩ ከኣ,ብሩክ ተባረክ,
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 часов назад
@@Jesusfirstlove777 ፀገምኩም እዚ እንድዩ። የማነ ጥዑይ እንተ ዝኸውንከ ወደይ። ትንቢቱ ሓሶት ተምህርቱ ናይ ፀልማት። ሰብኮይኑስ መፅሓፍ ቅዱስ ክእርም። በየናይ ፍልጠቱ? ንሰወኻውን ምስኡ ጠፊእካ አለኻ። አምላኽ የዒንትኻ ይኽፈት
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej День назад
Bezaba Joshua stop
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 часов назад
@@mesgennagenet-hz8ej ጆሽዋ ሓሳውን ጠንቋልን ደቂ አንስትዮ ዝደፍር ዝነበረ አገልጋሊ ፀልማትዩ
@HiwetTewelde-gf4fc
@HiwetTewelde-gf4fc День назад
መንፈሳውን ፖሎቲካን ኣይትሐዋውሶ
@samriteysamu3889
@samriteysamu3889 8 часов назад
ብ የሱስ ስም አነስ ጽንሕ ኢለ ገለ ክሰምዕ እየ ክንድዚ ጉድ አባና አሎ እዋይ ጎይታስ ክንደይ ኢዩ ተዓጊስና ዙሎ።
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej День назад
Tikikl 💯🤜🤛
@Mengsty
@Mengsty День назад
ንስኻ ዲኻ፡ ዋላ ንሱ ቅኑዕ ብከመይ ንፈልጥ? ዋላ ንስኻ ካብኡ ኣይትሓይሽን ።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
ንዓይ ወይ ነየማነ አይትምረፅ። ሓቀኛ ክርስትያን ኩን ንአምላኽ ምረፅ🙏🙏
@semharembaye8898
@semharembaye8898 День назад
እቲ ሓቂ ድኣ ይሞልኮኹም እዩ ኾ ነቢ የማነ ኣምላኽ ይጥቀመሉ ስለ ዘሎ : ሰብ ይፍወስ : ይዓርፍ: ጎይታ ይቅበል : ይናገፍ ስለ ዘሎ ቀኒእኩሙሉ ኢኹም እንበር ቅንኣት ኣምላኽ ሃሊኩም ኣይኾነን ::
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 часов назад
@@semharembaye8898 ሰብ ብጠንቋላይ አይቀንእንዩ
@Nighsti
@Nighsti День назад
Amlak mihiret ygberelkum
@tecleeyobb4789
@tecleeyobb4789 День назад
እግዚብሄር ይባርኽካ ኣይፈለጥኩኻን ዚሃብካዮ ርኢቶ ሰናይ ካብ ፓስ። ተክለሃይማኖት ካብ ካናዳ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@tecleeyobb4789 አምላኽ ይባርኽካ ፓስተር ተክለሃይማኖት🙏🙏
@edenthatwasamazingfikitor9415
@edenthatwasamazingfikitor9415 2 дня назад
Yes, Sele hawey. Our only guide is the Bible
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 2 дня назад
@@edenthatwasamazingfikitor9415 ኤዱየ ሓፍተይ ክብርቲ ሰብ። ዘመንኪ ይባረኽ🙏🙏
@teaby6258
@teaby6258 14 часов назад
Agame komal kone ilka ni 🇪🇷 Eritrea himak,mifiliay 🇪🇷 kitmine
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 13 часов назад
@@teaby6258 ተዓቢ ክርስትያንዶ አይኮንክን? አብ ጎይታ ዓሌት አሎ ድዩ? ካብዚ ፀልማት መኻን አእምሮ ውፂ
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 7 часов назад
😂😂😂😂😂😂😂
@misganagidey9400
@misganagidey9400 2 часа назад
Yemane loves Eritrean people and he is a nice personality he has and you need to learn from him
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej День назад
Nestom etay gerom eti Seb eyu donkoro 💔💔💔💔
@Eri-blue
@Eri-blue 2 дня назад
💙💙💙💙
@senaitbokretsion8427
@senaitbokretsion8427 2 дня назад
Goita ybarika Solo
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 2 дня назад
ተባረኺ ሰኒ ሓፍተይ🙏🙏
@HiwetTewelde-gf4fc
@HiwetTewelde-gf4fc День назад
ዓገብሲ ንመን ብሩክ ኣይትዛናጠሉ እዚምድያ ን ጽቡቅ ንወንጌል ተጠቀሙሉ በጃኩም ዓበይቲ አኩም ንዓካ ዓገብ ጸግዒ ቃል እ/ር እየ ብሩክ የሱስ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ተጠንቀቁ በጃኩም
@rebecca-TL
@rebecca-TL 16 часов назад
I saw no mistake on him
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 15 часов назад
@@rebecca-TL go and follow him then!! It’s your choice. I have told you the truth if you want to.
@misganagidey9400
@misganagidey9400 2 часа назад
yes he is I love him and he is very incridble
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 2 часа назад
@@misganagidey9400 ካብኡ ህደሚ!! ናይ ስሕተት መምህርዩ
@simonkidane-q2h
@simonkidane-q2h 3 часа назад
Brku amlak mhret ygberelka netom wegizom tblom zeleka wn amlak mhret ygberelom, pls hiwetkum areyuna ktserhu aytrkebu netom zserhu kea ktkawemu twealu pls tenkesakesu mdhan zdeli seb ysbey alo mejemerta gn nskum namlak rkebwo abti meshaf kdus neti shuf teksi ekum shemdidkumo ember neti sehafiu menfes kdus ayrekebkumon nay 21 kflezeben ferisawyan aytkunu temelesu ksab zteredeakum temelalesu eti zeybesahkumo kea amlak kgelselkum tselyu kab afkum zhabekum tzarebu, plz kndti esu zserho zelo emo bshu dhriu knsemakum.
@CDC-ChristDisciplesChannel-f6t
እግዚኣብሄር ይባርኽካ ፡ መመሊስካ ብዓብዪ ሓይልን ጸጋን ተገለጽ ሰሌ ሓወይ ። ቀጽል ወገን ጸግዒ ሓቂ ፡ ባዓል ሕልና ኢኻ ቀጽል ኣብጎንኻ ኣለና ፡ ዓስብኻ ካብ እግዚኣብሄር ኢዩ።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
ከባሪ ሓወይ ብሩኽ ናይ አምላኽ ሰብ። ዘመንካ ይባረኽ🙏🙏
@ሓዊእሱራት
@ሓዊእሱራት 2 дня назад
💙🌿💙🌿💙🌿🙏🙏
@hirutabereha8564
@hirutabereha8564 День назад
ብዛአባ ናይ ደብረጽዮን ትንቢት አይተፈጸመን ዝበልካዮ ኸአ ከም ናይ አብራሃምን ሳራን ውላድ ክዱንጊ ይኽአል አዩ ወይ ከአ አቲ ጉድአት አብ ልአሊኡ ከይወርድ አምላኽ ብጸሎትና ክተርፍፎ ይኽአል አዩ ኢለ አየ ዝአምን::
@MulugietaYirga
@MulugietaYirga 2 дня назад
ሶል ሓወይ ባሓቂ እ/ር ብምስትውዓሉ ባሪኽካ'ዩ።ሚዛናዊን ሓቃውን ኣገልጉለትካ ይድግፎ'የ ቀጽለሉ ነዚ ዕዮ እዚ ድማ የማናይ ኢደይ ይህበካ ሓንትስ በዛ ዘለኻያ ናይ ሓቂ መስመር ከየባተኽካ ቀጽል፡በረኸትና ኢኻ ኣብዛ ናይ ሓሶት ኣገልግልት ዝበሓሉ እዋን፡ሻሎም።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@MulugietaYirga ዘመንካ ይባረኽ ሙሌ ሓወይ🙏🙏
@lolag1002
@lolag1002 21 час назад
Kulakum hasewt
@ermiyaswelday1586
@ermiyaswelday1586 День назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ብሩኽ፡ነብይ የማነ ፈቲኻ ጸሊእካ ቅቡእ ናይ ኣምላኽ ሰብ ንሰባት ሽግራም ዝፈትሕ ብናይ ህዝቡን ሃገሩን ከይደቀሰ ዝሓድር ህርኩት ሰራሕተኛ እግዝኣብሄር ብመንፈስ ቀዱስ ዝተመስከረሉ ሰብ እዩ ።ስለዚ ነቢይ የማነ ከምዚ ንስኻ፡ትብሎ እንተኾይኑ መን ኢኻ ንስኻ ንርእስኻ ግለጽ? ምስ ጭብጥታቱ ኣቕርብ መን ኢኻ ንስኻ?
@ebenezer3755
@ebenezer3755 День назад
ውህበት መንፈስ ቅዱስን ፍረ መንፈስቅዱስን ፈላልየን ኢኻ:: ተዘይ ኮይኑ ናይ ኣምላኽን ናይ ሰይጣንን ክትሓዋዉሶ ኢኻ::
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@ebenezer3755 ውህበት መንፈስ ቅዱስን ፍረ መንፈስ ቅዱስን አዘየ ፈላልየ ይፈልጦየ። እንታይ እዩ ንምርድኡ ፀጊሙካ? ናይ ሓሶት ትንቢት መሊኡ እዩ። ትምህርቱ ኩሉ ካብ ፀልማት እዩ መፅሓፍ ቅዱስ ንዝፈልጥ!!
@yodittezaz1419
@yodittezaz1419 23 часа назад
ትንቢት ንነዊሕ ዓመታት ይጸንሕ እዩ እዚ ከይፈለጥካ አይትዛረብ እዚ ዘረባ ናይ ቅንኢ እዩ ጎይታ ይቅረ ይበልካ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 22 часа назад
@@yodittezaz1419 ምስኪነይቲ ከማኺ ሓንጎለይ ስለ ዘይተደፍነን አእምሮይ ስለ ዘይተዐዘመን ዲኺ? 1.5 ሚልዮን ሰብ ተቐቲሎም። የማነ ብዘይደም ምፍሳስ ከውዳእ እዩ ዝበሎ። አእምሮኺ አይሰርሕን ድዩ? ደብረፅየን ክተሓዝዩ ኢሉ አይተታሕዘን። ብዛዕባ ኤርትራ ብዙሕ ጊዜ ተነበይዩ ምንም ነገር የለን። አምላኽ ንዓኽን ነቶም ደድሕሪ ጠንቆልቲ ሎኽሎኽ ትብሉ ይቕረ ይበለልኩም🙏🙏
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 7 часов назад
የማነ መፍለስ እቲ ኩፉእ ዝሓሰብካዮ ናይ ኤርትራ ብግልብጥ ሪኢኻዮ ኣለካ መናፍቃን እኮ እቲ ገንዘብ ከጸልለኩም እዩ ዝደሊ 😮
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 часов назад
@@mihretyemane7301 መናፍቕ ማለት ትርጉሙ ትፈልጥዪ ዲኺ? መናፍቕ ማለት መነፈቕ ካብ ዘወብል ዝመፀ እዩ። ፍርቂ መፅሓፍ ቅዱስ ዝአምን ማለትዩ። መፅሓፍ ቅዱስ መገድን ሂወትን ሓቅን የሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ ይብል። ነዚ ገዲፉ ብገብርኤል ሚኪኤል አቡነአረጋዊ ዝአምን መናፍቕ እዩ።
@Nighsti
@Nighsti День назад
Sorry kiragem aysemaenayon semiena aynifelitin
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@Nighsti ክጥቅዓልኪ እየ!!
@yodittezaz1419
@yodittezaz1419 23 часа назад
ንምእመናን ተጥፍእዎ ዘለኹም ንስኻትኩሞ ኢኹም መጽሐፍቁዱስ እንተንብቡ ይሕሸኩም
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 23 часа назад
ህዝቢ ዘጥፍእ ዘሎ የማነን ንስኻትኩም ድማ ኢኹም። ምኽንያቱ ክጋገ እናረአኺ አብ ክንዲ ትእርምዮ ተዳምቕዮ ስለ ዘለኺ። አምላኽ ምሕረት ይግበረልኩም🙏🙏
@Kemeyaloha
@Kemeyaloha День назад
They did Negative advertising. It was better to ignore than to oppose but everyone is a child so they all act with emotion.
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@Kemeyaloha who did negative advertising? And why do we ignore when innocent people are getting mislead?
@Kemeyaloha
@Kemeyaloha День назад
@@solomondebesay5542 Then keep doing what you do and tell me what happens after 3 years. Go win souls that follow him and bring them to the truth you claim. I don't know him but he is trying to lead people in the right or wrong way. Your criticism will never do anything except people will see you as a weak person. People will go more to see if the other one has something to offer. You better go back to the Orthodox church or show Christ and offer something of value . Preaching in tigrina outside by itself outside of North Ethiopia and Eritrea is useless. Because the children are growing and there is no hope going back. The only thing tigrina preachers offer is running and being refuge outside of your origin. Most Ethiopian and Eritrean Churches out are racist they need salvation from racism.
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@Kemeyaloha Hama, I am teaching and winning souls way more than he does. Do you know that he has very few members in his church in Kitchener? But he’s misleading people on the media. I am doing my job both here and back home and please do the same.
@Kemeyaloha
@Kemeyaloha День назад
@@solomondebesay5542 good luck
@selamawitogubai2157
@selamawitogubai2157 2 дня назад
ካብ ምውታት መንፋስ ዝቅበል ነቢ እዬ ብሃላይ ግን ሰዔብታ ዘጥረ ሰብ ናቱ ሽግር አይኮነን 😢😢😢😢ሽግር ናይ ስዓብቱ እዬ እግዚአብሔር ይባረክ ወንጌላውያን አቦታት ዝወገዝዎ 🙏🙏🙏
@misganagidey9400
@misganagidey9400 2 часа назад
I can see you are not deceplien and very judgmental, Yemen is very deciplien and he cares about Eritrean people what about you getting money for valuable people and buying one million dollars house and insulting people like Asher Rewada you need to back
@SesenHadish
@SesenHadish 18 часов назад
እዙይ (ብዛዕባ ደብረፅየን) እተንቅፍ የብላን። ምኽንያቱ ከይተሓዝ ንፀሊ እዩ ዝብል ዘሎ እምበር ክተሓዝ እዩ ኣይበለን ።ኣበይ ኣሎ ዝተትሓዘ ? ተኾይኑ ? ከይተሓዝ ንፀሊ እምበር ብርገፅ ክትሒዝ እዩ ኣይበለን። ካሊእ ሰብ እዉን ተመሳሳሊ መልእኽቲ ኣምፂኡ እዩ። ስለዚ...ክቡራት ኣሕዋት. ብዚ መጠን ምዉጋዝሲ.. ?!!!
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 17 часов назад
@@SesenHadish ክትሓዝ ይርኢ አለኹ እዩ ኢሉ። ከይተሓዝ ነቶም ጋርድ ቀይሩሉ ኡሉ። ከይትሓዝ ድማ ይፅሊ አለኹ ኢሉ። እዚ ሰብዚ ትንቢቱ ካብ ጅቡኡ ስለ ዝኾነ ፡ እንተ ዘይተታሕዘ ከማኺ ሰብ ከዔሹ ምእንቲ ይፅሊ አለኹ ኢሉ!!
@kidistiteweldemedhin8722
@kidistiteweldemedhin8722 День назад
Bruk hawna egzabher aenti lbenaka ykfetelka tsega hawkum zeytkbelu egzabher mhret ygberelkum egzabher yfws cheytan gn yketl yhard proft yemana gn egzaber zkebeeo seb kal amlak eka bfrom ktelelywom eyu zbl ezbna gn btsega ntegeltsu ahwatkum dawn ktgebru ekum tsero egzabher aenti lbukum ykfetelkum
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@kidistiteweldemedhin8722 አየናይ ፀጋ? ሓንቲ ዝተፈፀመት ትንቢት እንተላ እስኪ ንገርኒ። መፅሓፍ ቅዱስ ጌጋ አለዎ ኢልኪ ዲኺ ትአምኒ? የማነ መፅሓፍ ቅዱስ ጌጋ አለዎ ኢሉ መፅሓፍ ቅዱስ ክእርም ዝፍትን ናይ ስሕተት መምህር እዩ። አምላኽ የዒንትኺ ይኽፈት🙏🙏
@jesusislife4313
@jesusislife4313 День назад
በዚይ ጀማሪ ትምህርቲ ክድዚ ዝዓፈርካ ድአ እዚ ብሕጂ ዝመጽእ ትምህርቲ ክትጽለልል ኢካ ማለት ኢዩ ንመፈስ- ቅዱስ ዘይምፍላጥ ዘመንካ ኩሉ ጸላኢ አምላክን ልኡካቱን ኮንካ ኢካ ትነብር ብቀለም ዝተጽሕፈ ምንባብ ስለዝአልካ ጥራ መንፈስ ዘብሉ ፊደል ምድግጋም መወዳእተኡ ደሪቁ ኢዩ ዝተርፍ ቆጽሊ የብሉ ፍረ የብሉ 60/50 ዓመት ህዝቢ አምላክ አብ ማእሰርቲ አንቢርኩሞስ ሕጂ ከ አይአክለኩምን
@habtemariamgebremichael6280
@habtemariamgebremichael6280 2 дня назад
Solo hawey Egziabher amlak yebareka Ajoka abzi zemen ezi kemzi natka eyu zedele ,neska nay Zemena Mussie eka Egziabher amlak haderkan Zemenkan yebarek bruk❤❤❤❤❤❤❤
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 2 дня назад
@@habtemariamgebremichael6280 ሃብተ ሓወይ ፡ ዘመን ሂወትካ ናብራኻን ኩሉ ናትካን ይባርኽ ክቡር ሓወይ🙏🙏
@habtemariamgebremichael6280
@habtemariamgebremichael6280 2 дня назад
Amen(3)
@misijas
@misijas День назад
Selye hawna bruk memeliska tebarek 🙏😘
@SelamWoldu-v7s
@SelamWoldu-v7s День назад
Sole hawey eti nay Docter debresion hji kkewn ykeal eyu
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
ሰላም ሓፍተይ ፡ እታ ትንቢት ንሽዑ መቐለ ተኸቦባ ስለ ዝረአየ እዩ ተነቢዩዋ። ሰለሙን ክመውት ይርእዩ አለኹ ኢልኪ እንተ ተነቢኽለይ እሞ ወዲ 90 ኮይ እንተ ሞይተ ትንቢትኪ ሓቂ ድዩ?
@amanjemal9203
@amanjemal9203 День назад
Thanks solomon hawey ❤blessed 🙌
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@amanjemal9203 ዘመንካ ይባረኽ አማን ሓወይ🙏🙏
@misganaghide5262
@misganaghide5262 День назад
Nisika 60 amet gerka entay fre aleka prophet yemane gn kemti nisikha triiyo zelekha aykonen please 🙏 ni goyta hiteto esike melsi kabiu amstie niseha kea eto firhat amlakh haz::
@iandmyself
@iandmyself День назад
what a deceptions self appointed prophet....
@natan1905
@natan1905 День назад
ሰላም ንዓኻ ይኹን ሰለ፤ብዛዕባ የማነ ዝተዛረብካዩ ካ ቅኑዕ እንኾነ፤ ድሒርካ ዘምጻኻዮ ሓሳብ ግን ሓሲብካ መርሚርካ ትዛረብ ሰብ ኢኻ ኢለ ኣይግምትን፤ናይቲ ዝተዛረብካዮ ኣፍሪስካዮ ባዔልኻ።የማነ ኢመጽሓፍ ቁዱስ ዝኾነ ምህሮን ልምምድን ሒዙ እንተድኣ መጽዮ ሰብ ከይስዕቦ ኢኻ ተጋልጾ እምበር ካልእ ድኣ እንታይ ዕላማ ኣሎ ድዩ? ንስኻ እውን በዚ ምኽንያት ምርዳእ ተዘይ ጌርካዮ መረዳእታ ክጽበየካ እየ። ኩሉ ንዓኻ ዝተረድኣካ ብሕብረት ስለ ዘይሳዓቡኻስ ዓመጽቲ ትጋገ ኣለኻ። ኣብ ማሕበር ኣምላኽ ደገፍቲ ተቃወምቲ እናበልኩም ትገብርዎ ዘለኹም ተታእትውዎ ዘለኹም ስነሓሳብ ይኣክል ካብ ስሚዒታዊ ምኻን ሓሊፉ ዘምጽኦ ለውጢ ይኩን ጽቡቕ የለን። ክርስትና ከምፍቓድ ኣምላኽ ትመላለሰሉ ጉዕዞ እምበር emotion ኣይኮነን።
@selinateklesion9398
@selinateklesion9398 День назад
Bhaki seb natu keyraye nfrdi mkddam koynu Goyta mhret Abzh Ab kulu
@yohanayared6550
@yohanayared6550 День назад
Amlak mhret ygbrelka ezi kulu ab RU-vid zelo tamratn tmnitn ke aysemaekayo malet dyu eway hawey
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@yohanayared6550 ማቴ 7:22 በታ መዓልቲ እቲኣ ብዙሓት፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካ እተነቤናዶ ኣይኰናን፧ ኣጋንንትስ ብስምካዶ ኣየውጻእናን፧ ብስምካስ ብዙሕ ሓይሊዶ ኣይገበርናን፧ ኪብሉኒ እዮም። ሰብ ተአምራት ስለ ዝገበረ ካብ አምላኽ ማለትዩ አይኮነን። ገበርቲ ዓመፃውን ይገብሩ እዮም። የማነ መፅሓፍ ቅዱስ ጌጋ አለዎ ኢሉ ዝእርም ሰብ እዩ። መፅሓፍ ቅዱስ ጌጋ አለዎ ኢልኪ ትአምኒ? ናይ ሓሶት ትንቢታት የማነ ንምንታይ ዘይፍፀም? እንታይ እዩ ዓዚምኪ?
@ghirmaymichael7156
@ghirmaymichael7156 15 часов назад
1.5 ሚልየን እንዳበልካ እንዳተቀዘፈ ዘይተዛረቡ መንዩ ወጋዚ ገርዎም ኢሰያስ ወዲ ተንቤን
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 5 часов назад
ኢሰያስ ንዓይን ንዓኻን ክንኩብልል ዝገበረዩ። ንሱ አውፅአዪ ካብዚ። ንየማነ ተፍቅሮ እንተ ኮይንካ መዓዶ
@abrehetmehari5730
@abrehetmehari5730 19 часов назад
እግዛብሄር ምሕረት ይግበረልካ. ንሶም ስለ ቃል ኣምላኽ እዮም ተጣብቖም. ንስኻ ግና ናይ ሰባት ጉድለት ትዝርዝር ኣሎኻ እሞ እቲ ኣርእስቲ በበይኑ እዩ ሓወይ.
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 19 часов назад
ንኹሉ እሞ ማዕረ ዘይጣበቑ ብሩኽ ሓው? ኣብርሃለይ ፡ ሕነሽም ካልኦት ብዙሓት መደናገርቲ አለው። ስለምንታይ ብዛዕባ የማነ ጥራይ? ምእመን ይኸዶም ስለ ዘሎዶ አይኮነን እምበር ሓልዮት አይኮነን።
@AbedomBerhane-wk8qm
@AbedomBerhane-wk8qm День назад
ጎይታ ይባርኽካ ኣገልጋሊ ሰሌ። ክኒዮ ቃል ኣምላኽ ዝኸይድ ነቢ ነቢ ሓሶት ዩ። በቃ ቃል ኣምላኽ ዩ መምዘኒና። ወይለይ 5% ጥራሕ ዩ ቃል ኣምላኽ 95% ቃል ኣምላኽ ኣይኮነን ዩ ዝብል በዚ መሰረት ኣይንቕበሎን።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@AbedomBerhane-wk8qm አበዶም ሓወይ ክቡር ሰብ። ተባረኽ🙏🙏
@ዘመንኣካሒዳ
@ዘመንኣካሒዳ Час назад
መን ተጣበቕቲ ወንጌል ጌርኩም ለዘይቲ።
@mikhalabraham4336
@mikhalabraham4336 День назад
Amlak mihret ygberelka zhawey! Nska eka ktmles zeleka! Mexhaf kdus tamin ente konka dea emo! Xihuf yelen deyu ayni zerayto izni zeysemato ab libi seb zeythasbe kemzelo filet! Etom zmetu kidusan kemzglexu aytfeltin! Nhawarya mussie , elias ayterayon dyom! Ezi tray aykonen, mexhaf kidus ktmihr timhrti aykonen zedli!! Menfes amlak eyu zedli!
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
ትምህርቲ ክትምህር መንፈስ ቅዱስ ጥራይ አይኮነን ዘድሊ መፅሓፍ ቅዱስ ድማ። አይትጋገይ። አምላኽ መንፈስ ቅዱስ ምስ ቃሉ ዝጋጮ አይምህርንዩ!!
@mikhalabraham4336
@mikhalabraham4336 День назад
@@solomondebesay5542 emo hawara dea timhrt zeynebrom gen lili etom mihrat feresawian timrtin teamraten gerom ksab hji kea hawara zgebrwo ymihreu aleu memharan! Amlak hji ewn yzareb eyu mexhaf kdus kniremelu ember knmharelu ember merahina menfes kdus eyu nsu eyu zmerh mealtawi! Fidel temahirom fidel zmihru dea meliom.. hizbi amlak gen fidel aykonen zedliyo hiwet eyu! Hiwet zmihru agelgelti kea haswti, tenqalo ente tebahlu. Njesus keman kemu elomo eyon! Amlak abzi mewedaita zemen libi seb ykfet bmihretu.. bzaiba seb knzareb risna ab siol keynrekba risna nhalu!
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@mikhalabraham4336 ማር 3:14 ምስኡምእንቲ ኪዀኑን ኪሰብኩ ምእንቲ ኺልእኮምን፡ ዓሰርተው ክልተ ገበሮም፡ ሓቅኻ ትምህርቲ አይነበሮምን። ምስጎይታ ግን ይነብሩ ነይሮም። ምስኡ ምስቲ ስጋ ዝኾነ ቃል ፡ ጉጅም ክብሉን ክመሃሩን ይውዕሉ ነይሮም። የማነ ግን ነቲ መፅሓፍ ቅዱስ አይቅበሎንዩ። ጌጋ አለዎ ይብለካ አሎ። ክእርሞ ድማ ይፍትን። ስለ ዝኾነ ትንቢቱ ሓሶት ምህርኡ ድማ ስሕተትን ናይ ፀልማትንዩ
@danielnguse9354
@danielnguse9354 День назад
እንታይ ዝበለ ዘመነ ዕሽነት አዩ ወሪስዎ እዚ ህዝብና እሞማሪኾም ክወስዎ እ/ር ተተዛሪብካስ ወይ ተርኢካስ። ሰብ እንታይ ክገብሩ ዪኽእሉ? ኣብ ሞንጎ ስብከት ወንጌልን ትንቢትን ዘሎ ፈላሊና ንረዳኣዮ
@aronkahsy8220
@aronkahsy8220 23 часа назад
ንስኻ ባዕልኻ ፎኪስ ኢኻ ንጡዕይን ዘይጡዕይን ትዝንጥል ንስኻ ናይ ፎኪስ ፎኪስ ኢኻ ፡፡ ክብረትካ ሓሊኻ ሱቕ ዘይትብል ፎኪስ ኬንካ ኢኻ ናይ ፎኪስ ዘረባ ትዛረብ ዘለኻ ብ ዝዕባ የመነ መጺኻ ብዝዕባ የማነ ጥራይ ትርዛረብ አቶም ካልኦት ናይ ኣምላክ ሰባት ኣይተልዕል ብኣኻ ዝልዓሉ ሰባት ኣይኮኑን ንስኻ ፎኪስ ስለ ዝኾንካ ትፍክሶም ኣለካ ደጊመ ፎኪስ ኢካ ፎኪስ ኢኻ ይብለካ ኣልኹ ሱቅ ኢዩ ዘጸብቐልካ ሱቕ በል ፡፡ ባኣኻ ፎኪስ ዝላዕሎ ኣይኮኑን
@ssd2867
@ssd2867 День назад
Eway ezias kne eya hawey
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@ssd2867 ንጠንቋሊዶ ይቕናእ እዩ? እንታይ ዝቕናእ አለዎ?
@ssd2867
@ssd2867 День назад
@@solomondebesay5542 kenafrkum baelendo ymskra yelewan Ja btaemi eu zhzn.
@misganagidey9400
@misganagidey9400 2 часа назад
Yes they are very jelousey
@ssd2867
@ssd2867 Час назад
​@@misganagidey9400I knows him when I was in sudan. He is a truly man of God.
@Milikibreab
@Milikibreab День назад
Ewa kragem aysmaaku
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
ካልእ መዓልቲ ክጥቅዓልካየ!!
@Mengsty
@Mengsty День назад
ጼንጠ ግን ናይ ብሓቂ ትዕቢተኛታት ኢኹም፡ ንምንታይ ኢኹም ብድፍረት ነንሕድሕድኩም ትፈራረዱ። ብትሑት ስነምግባር ክትተኣራረሙ ኣይትኽእሉን ማለት ድዩ? ዋላ ንስኻ ንባዕልኻ ትሕት ኢልካ በገባብ ኣርም። መንግስቲ ኣምላኽ ናይ ኣምላኽ እያ፡ ባዕሉ ጥራይ ዩ ከኣ መን ከም ዘገልግሎ ዘሎ ዝፈልጥ። ባህሪኹም ብጣዕሚ ዩ ዘጽልእ ዳርጋ ናይ ኩሉኹም።
@efremhaile5766
@efremhaile5766 День назад
ንዓባ ህድእበል ዘኮነ ኣይትዛረብ ሓስዊ ነቢ ትብሎስ ኣረጋጊጽካ ዲኻ ብመንፈስ ዋላስ ብዘይምፍጻሙ ኢኻ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
ህድእ ክትብል ዘለካ ንስኻ ኢኻ? አምላኽ አእእምሮ ሂቡካ አሎ። ብአእምሮኻን ብቃል አምላኽን እዚ ሰብዚ ሓሳዊ ነብይ እዩ። ዝተፈፀመ ትንቢት አለዎ ድዩ? ንገረኒ እሰከ!! ንስኻ ንመንፈስ ቅዱስ ሓቲት ዲኻ አስቤዛ ትገብር? ንመንፈስ ቅዱስ ሓቲትካ ዲኻ ስራሕ ትወፍር?
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 День назад
​@@solomondebesay5542ንስኻ አምበር ህድአ በል ኩሉ ዝተዛረቦ ትምቢት ብጀካ ሓንቲ ኩሉ ክፍጸም ርኢና ኢና ሓንጎልካ አምበር መንፈስ ኣምላኽ ናተይ ኣይኮነን ከም ዝብለካ ኣነ 200 ካብ 100 ርግጸኛ አየ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@abrahamtekle7090 እንታይ እያ እታ ሓንቲ ዘይተፈፀመት? አየነይቲ ትንቢት እያ ተፈፂማ? አነ ብመንፈስ አምላኽ ይምራሕ ፡ ብቓል አምላኽ ይምራሕ ፡ ብአእምሮይ ድማ ይምራሕ።
@weldeabraham3959
@weldeabraham3959 День назад
ዓለታዊ ኢኻ ጉኑፍ ሃላይ
@RahelDaniel-tr6ip
@RahelDaniel-tr6ip 22 часа назад
እቲ ጸርፊ ድኣ እንታይ ኣምጽኦ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 22 часа назад
@RahelDaniel-tr6ip አየናይ ፀርፊ? መንዩ ተፃሪፉ?
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 22 часа назад
ብምንታይ ደአ ዓሌታዊ ኮይነ? ዓሌት ዝበሃል ዘይለዓልና!!
@halublessed
@halublessed День назад
እቲ ናቶም ዘይ ኣክል ቅዱስ። ብዛዕባ ደብሬጽዮን ክሕዝዎ መጽዮም እዮም ቅድሚ ኩናት ትግራይ ምጅማሩ። ምሕረት ይግበረልካ ቁዱስ ሰሎ።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@halublessed መቐለ ተኸቢባ ከላ እዩ ተነቢዩ። ክርስትያን አይሕስውን እዩ፡ አይትሓሱ። ደብረፅየን ቅድሚ ኩናት ዋላ ብድሕሪኡ አይተታሕዘን። ትንቢት የማነ ኩሉ ሓሶት ትምህርቱ ካብ ፀልማት እዩ!!
@halublessed
@halublessed День назад
@@solomondebesay5542ቅድሚ ምኽባቦም ኣቢ secuirty ሰዲዱ ክሕዞ ነፋሪት ምሉእ ኮማንዶ ሰዲዱ ኔሩ።
@halublessed
@halublessed День назад
@@solomondebesay5542 ኣብ ወንጌል ምስፍፋኸ ትጉህ ዶ ትኸውን ፡ ኣብ ምንቃፍሲ ጨለ ኢኻ ትመስል።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@halublessed አብ ምስፋሕ ወንጌል ይሕጎስ። አብ ምስፋሕ ሰይጣናዊ ዝኾነ ዎንጌል ግን ይጉሂ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 День назад
@@halublessed ሓቅኺ ኮማንዶ ሰዲዱ ነይሩ። የማነ ድማ ንሱ እዩ አጋግይዎ ናይ ግምት ትንቢት ተነቢዩ። ደብረፅየን ግን አይተታሕዘን። ትንቢት የማነ ሓሶት እዩ። እቲ ዝነበረ ምትፍናን ናይ ፈደራልን ወያነን ብዘይ ደም ምፍሳስ ብሰላም ክውዳእ እዩ ኢሉ። 1 ሚልዮን ሰብ ተሓሪዱ። ስለዚ የማነ ትንቢቱ ሓሶት እዩ። ንሓቂ ደው ዘይትብሊ ካብ ምእንቲ ሓሳዊ ነብይ ትማጎትኒ?
@ermiyashiyabu1983
@ermiyashiyabu1983 2 дня назад
Yemane negaday eyu hade seraki eyu
@aronhidray69
@aronhidray69 День назад
ኣታ እስካስ ኣብየናይ መርገጺ ኮይንካ ንየማነ ክትጣበቀሉ የማነ ኣብ ቃል እግዚኣብሄር ዝገብሮ ዘሎ ላግጺ ኩሉ ኣይስማዕካዮን ግን ካባካ ጀሚሩ ኩሉ በብኢዱ ከከም ዝደለዮ ይከይድ ሰለ ዘሎ እሶም ይሕሹ ካባካ ምክኒያቱ ኣብ ዕዮኦም ጸንዖም ኣለው ንስካ ግና ጉዳይ ጆናሳይድካ ግበር?
@AbrahamGhebrekidan-p7b
@AbrahamGhebrekidan-p7b 2 дня назад
Getska trhak
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 2 дня назад
@@AbrahamGhebrekidan-p7b ስለምንታይ?
@Meron_blessed_by_christ
@Meron_blessed_by_christ 2 дня назад
Ajoka solo bruk Amlakom tetenkifiwom eyom
Далее
🕊️Valera🕊️
00:34
Просмотров 1,9 млн
Mestyat Betna | ናበይ'ዩ ኣንፈቶም፧
8:13
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 29 ( BY BRUNO )
47:42