Тёмный

ተመሊሱ ናባኺ ንክመፅእ ዝገብሩ 7 ሚስጥራት 

Sen_Ts
Подписаться 2 тыс.
Просмотров 2,4 тыс.
50% 1

#love #lovestory #relationship #lovestatus #lovestory #loveyou #lovehimsomuch #loveandrelationships #distancelove #distance #distancerelationship #ethiopian #tigray #eritrean #loveadvise #loveaddict #saudiarabia #dubai

Опубликовано:

 

3 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 31   
@Sen_Ts
@Sen_Ts 20 часов назад
t.me/sennts ቴሌግራም
@HadasTedros
@HadasTedros 7 дней назад
ካብ ስዕዲ ፍቅሪ ካብ ሕማም ኩሩሙቲ ማሓረና ፈጣሪ ደቂ መዳም ዓይነይ ኣጆክን ጥንካራታት ኩና ናኣና ዝበሎ ኣፍቃሪ እግዚአብሔር ሕዝልና ኣሎ ብዝተረፈ ስደትና የሐፅረልና ናብዛ እንፈትዋ ዓድና ብሰላም ይምለሰና ❤❤❤
@YourdaLove
@YourdaLove 2 дня назад
ኣሜን(3)
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 День назад
አደልክን ዘይ ብል ሰብ ከ ወይ በድልካስ የቀረታ ዘይሓተትከ እንታይ አበሩ ጋሻ እየ ጀነልኪ❤❤❤❤❤
@TamkAhjns
@TamkAhjns 3 дня назад
Nice advice
@samrawitkindeya4982
@samrawitkindeya4982 7 дней назад
Ere btami btami tkkl haqi eu
@YourdaLove
@YourdaLove 2 дня назад
ቀፅልላ ዝሓፍተይ❤
@user-vl6bh5rb6o
@user-vl6bh5rb6o 6 дней назад
Wawwwwww btaemi adnikeki bketi eki katslyo sleti mkrki thanks
@MesfinMAB-ll5br
@MesfinMAB-ll5br 7 дней назад
Wow
@genetgebrengus1852
@genetgebrengus1852 7 дней назад
You are smart ❤
@fiyoriabrham6440
@fiyoriabrham6440 7 дней назад
So sweet ❤️
@medihnweldu991
@medihnweldu991 5 дней назад
❤❤❤❤
@user-eg5qk5qs5n
@user-eg5qk5qs5n 7 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ምኽርኺ ዝያዳይ ቀፅልሉ❤❤❤
@UskvskSkvdkv
@UskvskSkvdkv 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤ማዓረይ ኣነስ ናትኪ ሓሳብ ክሰምዕ ከለኩ መንፈሰይ ይህደስ እና ወለላይ ምክርኪ ኣይፈለየና ዶሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሶኑየ😘😘😘😘😘😘😘
@Sen_Ts
@Sen_Ts 7 дней назад
🙏😘😘❤❤
@Blus278
@Blus278 6 дней назад
ሰኑ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምኽሪዩ😢ግን ኣነስ ኣብዛ ብዛዕባ ሓደስቲ መሓዙት ዝበልክያ ንዝነበረኒ ፍቅሪ ክርስዕ ክብል ዝተላለኽዎ ሰብ ብዘይ ሓሰብክዎ ሰዓት ኣብ ህልም ዝበለ ፍቅሪ ወዲቀ ይርከብ ኣለኹ ንሱ ውን ከምዚ ከማይ በጃኺ እንታይ ክገብር ከምዘለኒ ኣይፈልጥን😢ከፍቅሮ እውን እኮ እንተኸኣልኩ ክኣምኖ ግን ኣይከኣልኩን😢 ምስዚ ሓድሽ ወዲ ዘለኒ ፍቅሪ ሓቅነቱ ከረጋግጽ ውን ብዘይ መደበይ ውን ስለ ዝነበረ ኣብ ፍቅሪ ዝወደቅኩሉ ክርሕቆ ይፍትን ኢዩ ካብ 2 ክሳብ 3 መዓልቲ ተዘይ ደዊለሉ ወይ እንተ ዓጽየዮ ውን ክጽለል ኢዩ ዝደሊ ብ ሚስኮልን መልእኽትታትን ብምጽሓፍ ክሳብ መወዳእታ ከም ዝደልየኒ ኢዩ ዝነግረኒ ኣነ ግን ዳግማይ ክጥለም፡ስለ ዘይደለኹ ፍቅሪ እምበር እምነት ዝበሃል የብለይን😢ካብ ዝኣተኽዎ መውጽኢ ስኢነ
@user-yp9tw8sr9w
@user-yp9tw8sr9w 2 дня назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ex1gd5cf1q
@user-ex1gd5cf1q 7 дней назад
❤❤❤
@temsgntemsgn9990
@temsgntemsgn9990 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@user-xp5ls1vz1w
@user-xp5ls1vz1w 4 дня назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@genetgebrengus1852
@genetgebrengus1852 7 дней назад
❤❤❤❤❤
@AbebaAlemu-op1bs
@AbebaAlemu-op1bs 7 дней назад
ሰኒ ፍቅር❤❤❤❤❤❤❤
@user-ce4cm5iv8k
@user-ce4cm5iv8k 7 дней назад
ከምዚ ዘበለ ምክሪ ኣምፅልና❤❤❤
@user-bu6hg6ll1w
@user-bu6hg6ll1w 7 дней назад
eshi enbeytwayy❤❤❤❤🎉🎉
@Sen_Ts
@Sen_Ts 7 дней назад
❤❤
@samrawitkindeya4982
@samrawitkindeya4982 7 дней назад
Tsbuq mkri eu seniway ❤
@user-zh7qv8oz6h
@user-zh7qv8oz6h 7 дней назад
😢ane Haftki Arki Neyruni Ab Mengeau Tsnsi Ytens Emo Etu Tnsi Keyduni Ab 3Werhi😢 Kabau Balki Eki Sedidkiyo Elu Gedfuni keydu Kalia Sebeyti Huzu Mkrki legsley Zhaftey😢
@Sen_Ts
@Sen_Ts 7 дней назад
ክኸይድ እንተደልዩ ንእሽተይ ምኽንያት እያ ትኣኽሎ። ብዝኸኣልክዮ ንምርሳዕ ፈትኒ መዓረይ ኣጆኺ❤
@user-zh7qv8oz6h
@user-zh7qv8oz6h День назад
@@Sen_Ts እስሂ
@dassjwxr163
@dassjwxr163 4 дня назад
❤❤❤❤
@user-eu1jm6gt7l
@user-eu1jm6gt7l 6 дней назад
❤❤❤❤❤
Далее
24 часа в самом маленьком отеле
21:19
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
Просмотров 86 тыс.