Тёмный
No video :(

ተባኢስና😭 ቴዲ ይሙት ስብእነተይ ፈታቲንክኒ🙄😱 ሰብኣየይ ደፊሩኒ ዘይፈልጥ ደፊሩኒ ኸምዚ ርእየዮ ኣይፈልጥይ 🤔 

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 69 тыс.
Просмотров 67 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

26 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 866   
@selamSelu-im4je6jh1s
@selamSelu-im4je6jh1s Месяц назад
ኣነኮ ዝገርመኒ ናይ ኮምንት ነገር ስብኣይኪ ኣምፅእዮ ትብላ ተመሊስክን አሕሚቅኩዮ ትብላ ባሓደ መፁና ሰብኣይኪ ፕራንክ ግበርዮ ትብላ መሊስክን ሓዳርኪ ከይትባኣሲ ትብላ በይዛክን ደስ ዝበላ ትስራሕ ኣየእትየክንይ ሱቅ በላ ባእ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉
@AsAs-uf6cs
@AsAs-uf6cs Месяц назад
ናይ ብሓቂ ማዓረይ
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Месяц назад
ዝበዝሕ ሰብ ሩኡሱ ይዞሮሎ እዩ ኣይትናደዲ ማዓረይ😂
@SmretTube
@SmretTube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ አሕዋተይ
@user-uc4du9xu9k
@user-uc4du9xu9k Месяц назад
ናይ ብሓቂ ማዓረይ❤
@user-bl3fc1vg4f
@user-bl3fc1vg4f Месяц назад
ኣንበሳ ኣነ ተሪር ወዲ ብጣእሚ እዩ ዝምቸአኒ ዝመቸወክን ላይክ ሃባኒ
@user-yt9vi7sg1g
@user-yt9vi7sg1g Месяц назад
ካብ ተሪር ይምሓረና ሰብስ ለዋህ ቅውእ ስብኣይ ይሙነዋ ጓል ዲኪ ወዲ እዙይ ትብል ዘለኪ ከም ተምኒትኪ ይሃብኪ እምኒ ዝኮነ ስብኣይ😮
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi Месяц назад
​@@user-yt9vi7sg1gተሪር ይፈቱ ትብላ ብድሕሪኡ መቃድሾ ትቅይርዋ ገዛ።
@FiriHadad
@FiriHadad Месяц назад
ተርር ማለት ቑርፀኛ ወስለትለት ዘይብል ሰብ ፅቡቕ እዩ​@@user-yt9vi7sg1g
@ሳሌም
@ሳሌም Месяц назад
😅😅😅​@@user-yt9vi7sg1g
@cjic5384
@cjic5384 Месяц назад
ዋላ አነ ግን ተመስገን ናተይስ ተሪር እዩ❤
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Месяц назад
ሰላመይ እቲ ሓሳብ ማሃሪ እዩ አይፎን ንዓኪ ታራ ነገር እያ ኢሉኪ ሰሪሕና ክአ ንገዝአ ኢና ኢሉ እቶም ወርቂ ግን ግርማኪ እዮም ኢሉኪ ሪኢኪ ተገዳስነቱ አብ ልዕሊኤኪ ግን ንስኪ ደገ ስደት ስለ ዝነበርኪ ናይ ፕራንክ ነገር ብዙሕ ርዲኤት አለኪ አብ ዓዲ ግን አይኮነን ስብአይካ ማንም ሰብ እውን ከቢድ እዩ እቲ ሰብ ትዕግስተኛ ተኮይኑስ ብከምዚ ዓይነት ለይምፍትታን ክብርኪ ከይቅንስ ብቀደማይ ስብአይካዶ ወድካ ይዓቢ ትብሊ ነይርኪ ንዕኡ ክከብድ ይክእል እዩ ምስትውዓል አድላዪ እዩ ኩሉ ከም ባዕልካ ገይርካ ክትሪኦ ከቢድ እዩ ባህርያት ደቂ ሰባት ስለ ዝፋላለ ከም ተካታታሊትኪ መጠን እየ ሓሳበይ ዝተርአየኒ ፂሒፈ
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 Месяц назад
Yes👍👍👍
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b Месяц назад
ትክክል❤
@user-hw7tz5sq2k
@user-hw7tz5sq2k Месяц назад
Tkkl
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ዛቤተይ❤🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@trhasgerye9257ደምረን ዛቤተይ🙏😘
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn Месяц назад
ለሰሉ ትፃረፋ ኣጓላት እግዛቢሄር ልቦና ይሃብክን ባዕልትክን ሰባኣይኪ ኣምፅእዮ ኢልክንሲሲ ባዕልክን ፀርፊ ማሓረኒ ኻብዚይ😢😢😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn Месяц назад
ገይረልኪ እየ​@@tsegatsega238
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ዛቤተይ
@Dgdewgsg
@Dgdewgsg Месяц назад
ሰሉየ ጎቦዝ ፕራክ ተኮይኑ ፕራክ አዩ ቴድ ግን አይትኮሪ ሆ ፕራንክ ተትብሃልካ አይትኮሪ ሰሉየ አስክፍካያ🥹😘
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
ደምረን😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@Dgdewgsg ደምረን ዛቤተይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤🎉
@user-mg8yx9tu9z
@user-mg8yx9tu9z Месяц назад
​@@user-uy4ek2zj3sሰብሰክራይብ ግብርለይ ዛያደይ❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Месяц назад
ከየጋጨየኪ😂😂😂ስባአየይ ተራአይኒ ተናዲየዮ ከየጋጨየኪ እያ ነይራ ወገዑ😂😂😂ተዘከረኒ ውድ ባሌ❤❤❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Месяц назад
😂😂😂😂😂
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበራለይ እሕዋተይ 💖 ዘደየይ ደምርኒ ከሰምልስ እየ 💖💚
@KhanKhan-em1ju
@KhanKhan-em1ju Месяц назад
ኖርማል 😂😂
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ማዓረይ❤🎉
@nfffdt931
@nfffdt931 Месяц назад
ማርያም ሰብኣያ ኣድኒቀዮ ዋላ ተተናደደ ንባዕላ ኢሉ እዩ ዝተናደደ ሰሪሕና ክንዝእ ኢና ሽልማትኪ ግን ክሽወጥ የቡሉን እዩ ዝበለ ክዓ ሰላም ኣነ እወን በዓልቲ ሓዳር እየ ከማኺ እና ንእሽተይ ምኽሪ ከካፍለኪ እቲ ዘይውሉ ነገር ክትጥይቆ ከለኻ በውሽጡ በጣዕሚ እዩ ዝሰምዖ ይሓዝን ተዝህልየንስ ክገዝአላ እኮ ነይረ እየ እዩ ዝብል እና ብውሽጡ ሲሚታዊ ስለ ዝኸነ እዩ ዝተናደደ ባይ ዘወይ ስብኣንኪ ቆፍጣና እዩ ሮጃል በቃ ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Месяц назад
ደስ ክትብሉ ማርያምን ❤️🥰 ብግርማኽ ብድምቀትኽ ከም ትቅልድለኽ ይርዳኣክሎ ድዩ ዝበለ ቴድ ብሓቅ ንደቅ ኣንእስትዮ ግርማና ማዕረግና እዩ ወርቅ ዝሮ ብጣዕም እኹም ደስ ትብሉ ሰላመይ ከምዝ ናገበርኹም ሙፁኡ ኣይትጥፈኡ ሓብብት ❤
@SmretTube
@SmretTube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን❤🎉
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o Месяц назад
ኣጀኺ ሰልየይ እተን ዝፀርፈኺ ስለ ዝቀናኣልኪ እየን ከትሰምዕየን ኩሉ ግዘ ሕዝክዮ ንዕይ ዘበተይ❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@YordanosBirhane-vs1dx
@YordanosBirhane-vs1dx 3 часа назад
ሓቁ እዩ ወርቂኮ ድምቀት ተጋሩ እዩ ሰሉ አይተናድድዮ በጃኪ ❤❤❤
@kalu546
@kalu546 Месяц назад
ቴዲየ ማራኺ ድምፁ አጋጭያባ ክክክ so ሰሉየ ስደት ኸድኩ ገለ መለ አይትበልናምበር ከምዚ ሰሪሕኺ ዕበይ ዳይ ስደት አይትኽዲ ዝበልኩሟ ቃል ብተግባር ኹኑ 10K ላይክ ሃብዋ ብኑኡስ❤🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@SalemFtsum-sz9kj
@SalemFtsum-sz9kj Месяц назад
ሰሉዬ ፍቅሩኩም የብዘሖዮ ብሓደ ብምምፃእኩም ደስ ኢሉኒ ሓዳርኩም ይባረክ 🥰❤️😘😘
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@user-og6lh3wh1q
@user-og6lh3wh1q Месяц назад
ካልኣይ ደጊመ ርአዩ ደስ ክትብሉ ሰሉዋይ❤❤❤
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Месяц назад
ጠፊእኪ ኔርኪ ቴዲ ይሙት ይብሎስ ኣቦ መብረሃቱ ናበይ ምስከዱ እዮም ዋእ ቴዱዋይ እማ ኣየተናድዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shehd7240
@shehd7240 Месяц назад
ሓወይ እውን ብባዕሉ ይምሕል😂
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Месяц назад
@@shehd7240 ክክክክክ ክክክክክ ከም ኣቦ ዘይብሎም
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@shehd7240ደምረን ማዓረይ🙏😘❤
@shehd7240
@shehd7240 Месяц назад
@@Grmaneshyoutube ገይረልኪ መዓረይ
@kda1389
@kda1389 Месяц назад
እሰይይ ጀግና ሓዳርኹም ይባርኽልኹም🎉🎉❤❤
@SaraSara-ji6gr
@SaraSara-ji6gr Месяц назад
ሰሉየይ ሕምቅ ጌሬኪ ብሓቂ እሐዘነና ደሰሰ ተበሉ ግን ፍቅርኩም የብዝሕ በጣዓማ እየ ዝፈትውኩም ዝም አሕዋተይ🎉❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ደምረኒ ምቅረተይ
@salamasalama2510
@salamasalama2510 Месяц назад
እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣሕዋተይ ንባዓል ሃወርያት እና ሰሉዋይ እስቲ ምስ ኣሕዋትኪ ብዓልቤትኺ ከይንኪ ምፅና ማለተይ ኣብ ሰራሕ ይብሎም ምዓልቲ እክብ ኢሉኩም ብን ገለ ምስኡ ድማ መዝሙር ገይርኪ ማለተይ ቆንጆ ከይንኩም ሙፁ ኩሉ ጊዘ ከሙኡ ገይረ ምስ ኣሕዋተይ ይጫወት ጊኒ ክኣ ኣብሕልሚ ኣብ ሓሳበይ ከይኑ ተሪፉ መድሂኒኣለም ሰደትና ይሕፅረልና ኣብ ሰደት ዘለና ከምኡውን ሞክሺ ምስ ኣዴኪ እትሓቃቀፍሉ ጊዘ ይምፅአልኪ ናሳሓቅኪ ክትመፂ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Месяц назад
ዉይ በስማኣም ኣቲ ብሓደርኪ ክትቅልዲ ኣቲ ብለባምኪ ጎይታይ ማዓረይ ፕራኪ ግበርዩ እንተተባሃልክስ ብካልእ እንደ ኣይትገብርዩን ለለ ብሽልማትኪ ብሽልማተይ ዝመፀኒ ኣይፈትይ ኣና ዉን 😢❤
@SmretTube
@SmretTube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Месяц назад
ኣታ ታይ ኢኽን ተካብዳ ስቅ ኢልክን ሚኒን ምስ በልክን ህኮት እዚስ እንታይ ሕማቅ ነገር ስለዘለዎ እዩ ብሓዳርኪ ዶ ገለ ትብልያ ዘለኺ
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Месяц назад
ሓደር ሰለ ዝኮነ ሓደራ እንድያ ትፈትን ዘለ ካብ ኡ ካዓ ኣብ ዓድና ብዝሕ ኣይተለመደን ብካሊእ ዘይተገብረ ኢለ እየ ዋይ
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
ደምረን😍
@ራየተይት
@ራየተይት Месяц назад
ኣይ ነሰብ ነገር ታይ ሽገር እነህው
@user-kz6wm2xt5w
@user-kz6wm2xt5w Месяц назад
ዓሪፍኪ ተቃመጢ ኣቲ ጓል😅❤ሓዳሩኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤
@-channel-yh1kc
@-channel-yh1kc Месяц назад
ነዓኪ ታራ ነገር እየ ምባሉ ክንምንታይ ክብርኪ ከም ዝሓለየልኪ ረአዮ ✍️
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
ደምርን ክምልስ ይአ😍
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@emneteytewahdomedia-hr1zp
@emneteytewahdomedia-hr1zp Месяц назад
እቱም ኣሕዋት እቲ ሓዳር ንስኩም ድኩም ወላ ንሳ እያ እንያቶ ስቁ እንደ በሉ😊😒
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o Месяц назад
ሰብ ከሞት ግን ሓስደት እለክም ኣለኹ ። ኣጀኪ ጋለይ ሰሉየይ ቀፅሉ ፅብቅተይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Месяц назад
ሰሉዬ መልክዕኺ ልባዓሉ ካብ ወርቂ ልበለጸ እዩ ብእውነት ተፈጥሮኣዊ መልክዕኺ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል እህ ቴዲ ኣሕዚኑኒ ኣወዳት ተጋሩዋይ ብስሩ ብስብእነትኹም ልመጸኹም ጭራሽ አይትፈትዉን ቴዲ ለ ከምዚ እዩ RU-vid በቃ ልመዶ ከይትናደድ❤😂ሓዳርኹም ይባረኽ ፍትዋተይ ❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
ደምርን😍
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@GalRayaRayumaገረልኪ እየ ልቅሕ መልሲ😊
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
@@merhawitmuaz1619 እሽ ድሕር 24 ሳዓት ክምልስ ይአ🥰
@trhasss7328
@trhasss7328 Месяц назад
ከምዚ ኢልኪ ምስ ስብአይኪ እንተመፅኪ ብዝሕ ይረአየልኪ ሰልየይ ስደት አይትሕሰቢ ከምዚ ኢልኪ እንተመፅኪ ግን ብዝሕ ተራኢልኪ እንዮ ክትዓብዪ ኢኪ ስልየይ ❤❤❤❤አይ ታይ ኮይንካማ ትብላስ አሕዝናትኒ ፕራንክ ምካኑ ናፍለጥኩስ 😂😂😂😂
@user-nd8pm2ju7h
@user-nd8pm2ju7h Месяц назад
ሰሉተይ ናይ ለማዓቲ ብራንኪ ይፍለ እዩ ብራንኪ ኸሙዙይ ኽኸውን ኣሎዎ😂😊 እና ፍቅርኹም የብዘሐዮ ሙቁራት❤🎉 ሰሉዋኒ ብዘይ ወርቂ ውን ድምቅቲ ኢኺ ❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Месяц назад
@@user-nd8pm2ju7h ደምርኒ ክበረተይ
@user-jk1ys1xi2m
@user-jk1ys1xi2m Месяц назад
ስሓቅ ቀቲልክኒ ኣየ ሰሊተይ ምቅርቲ😂😂😂😂😂😂
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Месяц назад
ኣየ ሰለዋይ ፀብቅ ትገብር ትመሰል ተስተካኪልካ ከፍ በል ተበለትሲ 🤕😁 የፈትወኩምን የድንቀኩምን ፅብቃተይ እየ ሓዳርኩም የባረክ 😍
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@ሳሌም
@ሳሌም Месяц назад
ኣወዳትና ግን ክደርቁ አኮ 😥😥😥
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Месяц назад
ዋው ለባም ስብኣይ እኒአኪ ሰሉዋይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@Dolar1219
@Dolar1219 Месяц назад
ሰሉዋ አይትፈታተንዮ ፅቡቅ የኮነይ ዋላ ፍራንክ 😊አይ ፅቡቅ የኮነይ ዛምበይተይ ❤።ሰላምኩም ይብዛሕ
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms Месяц назад
ሓዳርኩም ይባረክ ኩሉ ግዜ ምፅና ❤❤❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ደምረኒ ዝያዳይ💞🙏
@Samri16
@Samri16 Месяц назад
ኣቤት ሰብ ኮሞንት ግን ሰሉዋይ መምሃሪ ነገር እዩ ናሰብ ኣይትገደሲ ደሰ በሃልቲ ቀፅልሉ ኩሉ ጊዜ ኣምፅእዮ ንቴዲ ክብሎ ዝደሊ ግን ሰራሓ ሰለ ዝኮነሰ ኣይትናደድ በልለይ ተረደአላ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
ደምርን😍
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z Месяц назад
ቴዲየ አቅልሎ ኘራንክ ስለ ዝኩነ መደብኩም ክዓ ምሃሪ እዮ ሰሉየ እነ ተስማዕሚዕኩም ክዓ ብሓደ ምፁ🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o Месяц назад
ኣሰይ ፅብቅት ቴዲ ኣሕግስካኒ❤❤❤😅😅ሰሉዋይ ይፈትወኪ እየ❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Месяц назад
@@user-bu7ev7he9o ደምርኒ
@Monliaz
@Monliaz Месяц назад
ሰሉየይ ከምዚ ዓይነት አይገብረ ዛውለላዬ ❤❤❤😢
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@user-mg8yx9tu9z
@user-mg8yx9tu9z Месяц назад
​ስብሰክራይ ግበረለይ ዝያደይ
@hgf6568
@hgf6568 Месяц назад
ቴዲየይ ዛቆልዓ ተካናከና አይትድፈእያ ሰሊተይ ምቅረቲ አጀኪ በርትዒ አይፎን እውን ትርከብ እያ ተስፍ ጥራይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Месяц назад
@@hgf6568 ደምርኒ ዝያዳይ
@user-qe4he2nk3o
@user-qe4he2nk3o Месяц назад
ዝያዳይ ከምዙይ ኩኒ ኩሉ ግዘ❤❤❤❤❤
@deradubai1754
@deradubai1754 Месяц назад
ኣትን ተጋሩ ፕራንክ ኣይፈልጡን ትብላ ግን ሓቆም ኣይ ሃይማኖትና ኣይባህልና ሓቆም እዩም ተጋሩዋይ ማዓረይ I Love you ን ኣወዳት እየ ደቂ ኣነስትዮ ኣይተወዳኣና 😅😅😅 ዓቅልና ኣይተወዳኣና
@SaLa-vk9rc
@SaLa-vk9rc Месяц назад
❤❤
@madamray-gx5ub
@madamray-gx5ub Месяц назад
ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሰሊተይ ይመቸኪ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f Месяц назад
ዋይ ፀባዩ ክፍተወካ ዝወዲ❤
@user-hy4yk8iq8j
@user-hy4yk8iq8j Месяц назад
ኣብየት ትዕግስቲ ሰብኣይኪ ትዓድልኪ❤️ናተይስ ናፍቲ መንድቅ ከጋጭወኒ 😄😄😄ነይሩ
@user-zm1ie5lj4d
@user-zm1ie5lj4d Месяц назад
😅😅😅
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Месяц назад
@@user-hy4yk8iq8j ናተይ ለ የምደይጎየይ🤣🤣 ሳብስክራይበ ገበራለይ እሕዋተይ 💖
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi Месяц назад
ሰብእይኪ ምስ ክልእ ኣይተዋዳድሩዮ ዋላ ተማኪሮም ዝገብርዎ እዮም ፕራንኪ ዝብሉ ገሊኦም።
@Maaza1221
@Maaza1221 Месяц назад
😂😂😂😂😂
@AxumawiKing
@AxumawiKing Месяц назад
ቴዲ ይሙት ይብለሎ ቴዲ መን እዩ😂😂
@xxzxOp
@xxzxOp Месяц назад
ፅንዓት ይሀብኪ ስብአይኺ ሓያል እዩ😂😂😂
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r Месяц назад
ከይጋጭየኪ 😂ዶ በለ ብዝኾነ ይመችኩም ቴዲየ ሶሊየ😋❤🥰
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-yu8uq9ic6r ደምረን😍😊
@user-md6yv9zo4i
@user-md6yv9zo4i Месяц назад
ቴዲ ጅግና ኢሎዮ ኣለኹ❤
@user-jk1ys1xi2m
@user-jk1ys1xi2m Месяц назад
ሰሊተይ ፅሪቲ ክፈትወኪ ሽኮር ዝኾንኪ ኃል ደርጊ ስኒ ትዓዲልኪ ኢኪ❤❤❤😂😂😂😂
@EhamAs-ep9co
@EhamAs-ep9co Месяц назад
ኣይይይ ሰሉ ሓፍተይ ናይ ሰብ ቡዙሕ እዩ ዘረባኡ ዋ እይተገደስሎም ናይ ባዓልኪ ሕልና ኣለኪ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube Месяц назад
ኣሰይይይ ሰሉየይ ምቅሪቲ ኣነስ ክፈትወኩም😘💕💕💕 ሰሉየይ ስብኣይኪስ ምስ ስብኣየይ ብቡዝሕ ነገር ይመሳሰሉ ጠባዮም 🤔💕
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ሓላለይ❤🙏
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube Месяц назад
@@merhawitmuaz1619 ደምረኪ ማዓረይ ደምሪን ንዓይ እውን ጀማሪቲ እየ ዋ ምቅሪተይ
@user-ng7nn5ih6q
@user-ng7nn5ih6q Месяц назад
ሰሉየይ ብራንክ እኳ ፅቡቅ ተኮነ ዘን ሓደ ሓደ ስብኣይኪ ዘይተምፅኢ ዝብላኪ ታይ ይምልከተን ተደልየን ኣብ ዩቶብኪ ኣትየን ተማሓላልፍዮ ይከታተላ ተዘይ ኮይኑ ናዘን ሓደ ሓደ ላይክ ሳብስክራይብ ትኣርይይ ሓዳርኪ ከይት ብትኒ ከይት ካረይይ ብካሊእኪ ተፃወቲ ሐዚ ኡዚ ማራ መኮረይይ እዩ ከም ኣነ ግን ተጠንቀቂ ለዋህ እዩ ስቡኣይኪ ትዕግስተኛ እዩ እዚ ደሞ ይቅርታ ዝሓፍተይ ❤❤ኣትን ስብኣይኪ ኣምፅኢ ትብላ ታይ ደሊክነኦ ቃባጦ
@user-cz2uv9gw2r
@user-cz2uv9gw2r Месяц назад
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሰሉየይ ኩሉ ግዜ ባሓደ ንዑ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@LiliYrgaw
@LiliYrgaw Месяц назад
ደስ ክትብሉ ሙቁራት ❤❤❤😊😊😊😊ግን ማራ ኣሕሪቅክዮ ሰሉየ😂😂😂❤❤❤❤
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Месяц назад
በላዕላዕ ትብል ዓበየይ ነዚ ህዱእ ቆልዓ ኣይትፈትንዮ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Месяц назад
ብሓቂ።❤
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o Месяц назад
ቀናኣት ሓስድክናኣ ክትመታ ደልኽን ሕርር በላ
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn Месяц назад
ኣይትገደስለን ወለላይ🙏🙏🙏​@@user-bu7ev7he9o
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube Месяц назад
ፕራንክ ንፃዓዱን ንኣምሓሩ ግደፉሎም ተጋሩ ቀልዲ የለን ቡሕ 😂😂😂
@user-ri3qx3vh9m
@user-ri3qx3vh9m Месяц назад
😅😅😅
@brhan7521
@brhan7521 Месяц назад
ኣምሓሩስ እንታይ ዶ ለውጥይ አለዎም እዩ
@FunnySkis-vd7xo
@FunnySkis-vd7xo Месяц назад
😅😅😅😅😅
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@AelisaRU-vid ደምረን ዛቤተይ🙏😊
@ebrahit55
@ebrahit55 Месяц назад
እኮ 😂😂🤣🤣
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሰሊቲይ ናተይ ሓዳርኹም ይባረክ እዝኦም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Daniyutb
@Daniyutb Месяц назад
ኣሰይይይይ ሰሉየ ሓዳርኩም ይባርክ ጽብቅተይ ቴዲ ለ ኣይተካብድ ተረኪብካ ኢካ ዋ ግን ተሪር ወዲ ክምቸወኒ ይመቸካ❤🎉 ከይጋጭወኪ ሰሉ😂❤
@user-dv6tn2us5q
@user-dv6tn2us5q Месяц назад
ሰሉየይ ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብሓደ ብምምፃእኩም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ሲሒቀለ😂 ኣይትሳኣኑ ቴዲየይ ኣይትሳኣን ከይጋጭወኪ ተመችዋትኒ
@HadasTadese
@HadasTadese Месяц назад
ቴዲዬ ግን aytkori ፕራክ አዩ ተይላትካ አይትኮሪ ጎይታዋ ዝሕል በል ❤❤ብዝተረፈ ይፈትየኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ❤❤👌
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@user-pn8qm7gl9e
@user-pn8qm7gl9e Месяц назад
ሰሉ ዓይነይ ኣነስ ክፈትየኪ ቀፅልሉ
@BRETUBE1
@BRETUBE1 Месяц назад
ሳዓዒምኪ እባ ተጫዊትኩሉ😂
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u Месяц назад
ሰሉየ ኣነኮ ካብዞም ናሎሚ ኒአዎ ፍቁራት ተፋቀርናሞ ተፈላለና ብኣኻቱም እየ ልፀናናዕ በይዛኹም ከይትባኣሱ ኣምላኽ ፍቅርኹምን ሓዳርኩምን ይባርኽ❤❤❤❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube Месяц назад
@@Grmaneshyoutube ገይረልኪ እየ ማዓረይ
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሰብስክራይብ ረገፁና ኣሕዋትና❤🙏
@Bismillah-i5i
@Bismillah-i5i День назад
ሰሉ ትዉሎ ማ ደስ ክብል ማሪያምን ጅግና ዩኡ ግን ይሞችዮ😂❤❤❤
@SDRANAMIDYA
@SDRANAMIDYA Месяц назад
ሰሉዋይ ከምኡ ገይርኪ ፕራንክ ኣይትግበርዬ ብጥዑም ነገር ምፁና❤🎉🎉🎉
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Месяц назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi Месяц назад
ከየጋጭየኪ😂❤❤
@user-rs3dt1yf3t
@user-rs3dt1yf3t Месяц назад
የኔ ማር ኣሕዚነኒ😢❤❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Месяц назад
ወይ ተዱዋይ😢 ሰሉዋይ ሕማቅ ገይርኪ ሓዚነ ለ ሲሒቀለ😂 እህ ናሳዓምኪ ዳአኮንኪ መሊስክዮ😂ብዝኮነ አፍርሒኒ ቴዱ በእዉነት ክንዳኪ ተሰቂቀ ሰሉ😂😂😂❤❤ ፍቅርኩም የብዘሐዮ እሕዋተይ እና ከምዙይ ከይትደገሚ እዉነት ፈሪሐ 😊 ሳብስክራይበ ግበሩለይ እሕዋተይ
@user-hv1ux8tt2q
@user-hv1ux8tt2q Месяц назад
ስብእነተይ ልተፈታቲንክዮ ኮይኑ ይስምዐኒሎ ክብል ግን ግን ማራ ኣጋኒንዎ ካልእ ግን ዋው😁።
@EudyeydudydDdud7eurhru-ey2td
@EudyeydudydDdud7eurhru-ey2td Месяц назад
ስይይ የኔ ጅግና ይፈለይ ይኡ መኹረዕ💝🥰
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Месяц назад
አፍ ትዕደለኪ ሰሉተይ እደይ ኣደኪ ኣሊና ንገዘኣ እና ያ ዋውው አረ ቴዱተይ ብጣዕሚ ጎበዚ ዝሓወይ ግን ፖራንክ እንተ ኣለተኪ በቃ ኣይትኮሪ ወለላይ ኣቲ ውን ኣይትበላ🙄 እቤተይ እዩዘጣዕመለካ ዋላ ኮሪ ቴዲየ ❤
@zafuzafu2528
@zafuzafu2528 Месяц назад
ዊ ከናድደካ ክደርቅ😢😮
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Месяц назад
❤❤❤❤ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉዋይ❤
@Yrgutube
@Yrgutube Месяц назад
ዞም ሓተይ ፍቕርኹም ይብዛሕ
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 Месяц назад
ሰሉየይ ፊቅሩኹም ይብዛሓ🎉❤ ግን ኣበ ደገ ዘለና እምበይ ኣበ ዓዲ ዘለዉ ፕራንክ ኣይለሞዱይ😂😂ተድ ተገንኻ😂😂
@user-tc4ec2tg3u
@user-tc4ec2tg3u Месяц назад
ሰሉየ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ፍቅርኩም ይብዝሕ
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Месяц назад
ተናዲዱ ዘሕፍልጥ ተናዲዱ ከዚ በጃኪ ከምዚ ነገር ኘራንክ ኣትግበሪ መሕረቂ ነገረሰ ከዚ ሳብራይዝ ግበርየ ናይዛ ዘናደድክየ እና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ሰሉየ❤🌿
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 Месяц назад
ሰሉዋይ ቃበጥ ጋል ሓወበይ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ 1000 ኣብፅሑንይ ደቂነይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-lt2fx6vs5r
@user-lt2fx6vs5r Месяц назад
ሰሉ ናይ ብሓቂ መሲሉኒ ደኒጊፀ ዙሮ ዙሮ ሰሉናይብሓቂመሲሉኒደኒጊፀዙሮዙሮይመቸኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u Месяц назад
ጉድ ገይርኽዬ ሰሉየ😂😅
@SalamSalo
@SalamSalo Месяц назад
ኤህ ታይ ገበረኪ ጋለይ ሕደጊ ሰሉየይ ቅልል ዝበለ ፕራንክ ኢኪ ትገብርዮ
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ደምሪኒ ምቅረተይ❤
@aaff882
@aaff882 Месяц назад
ኣረ ሰሉ ምስኡ ፕራንክ ይቅረኪ ቀዳማይ ነገር ቴዲ ናይ ፕራንክ ሰብ ኣይኮነን ሕደጊ
@ኣስኮል
@ኣስኮል Месяц назад
ዋይ ሰላም ለማዓት ጉድ ገሪኹዮ ብዝኾነ ብጣዓሚ ተናድዱ ❤❤ ናይ ተይዲ ኣድነቕቲ ዝኽንኺም#ሳብክራይብ#በሉይ❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ደምረኒ ምቅረተይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Месяц назад
@@ኣስኮል ገረልኪ መልስለይ ክብረተይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Месяц назад
@@Almi_Alm ገረልኪ መልስለይ ክብረተይ
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
@@RahelGebrehwet እሺ
@kikigalgerea2015
@kikigalgerea2015 Месяц назад
ወይ ለምሳ ተፅለል አያ ሰላም አይክነተን ዛላ 😢
@user-zl9vr5op7y
@user-zl9vr5op7y Месяц назад
ልፅብቅኪ እዩ ተናዲዱ ኣይታሓዘን ጀግና እዩ❤❤❤
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q Месяц назад
ሰሉተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ተድየይ ኣይትናደድ ተረዳኣላ😊 ተድየይ እንየካ ትዕግሰቲ ማሃሪ ፍቅሪ ሓቅካ ሰርሕና ንገዝኣ ኢናያ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Месяц назад
@@user-pb3hg1cm7q ደምርኒ ማዓረይ
@bcbc1248
@bcbc1248 Месяц назад
Wowkonjo 👌
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Месяц назад
ስሉየይ ናይ ሎሚ ፕራንክ ይፍለ እዩ ሰንቢደ ግን😂😂❤❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Месяц назад
😁😁😁አየ ቴዲ አይትናደድ ፕራንክ ተኮይና ለይምኩራይ 🥰🥰
@yashikonju8805
@yashikonju8805 Месяц назад
ሰሉዋይ ግደፍባ መልስለይ ወርቅኽ ክንደይ ግራም እዩ እለክ ነይረ አብ ስደት እየ ዘለኹ ብሰብ ክገዝእ ደልየ ናይኽ ወርቅ በቅ እዩ እለ ስለዛሓሰዉኹ እየሞ ግራም ወርቅኽባ ንገረን ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤
@YggGgg-ov4co
@YggGgg-ov4co Месяц назад
ለይትፅገብኡ ኢኺም ብሓቂ ዕድለኛ ኢኺ ሰላም ሓፍተይ ሙሉእ ሰብአይ
@lilikabastgalaestbi1322
@lilikabastgalaestbi1322 Месяц назад
Mdhaniaelem aebay kamzi lbale sbaey ftaraleya🙏💘 abayt aekli hdarkum ybarak
@user-jb9ht7ck1y
@user-jb9ht7ck1y Месяц назад
አረ ብጣዕሚ እዩ ትዕግስተኛ በስመኣም ጎይታዋይ💕
@SlamALSlam-bw4ct
@SlamALSlam-bw4ct Месяц назад
ያማና አይትቅለሊ ዋይ ጓል ምዕርግ እተ በለት እያ ማሓራኣ😊
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@user-rr5pt6gd8o
@user-rr5pt6gd8o Месяц назад
ሰሉዋይ ፅሪቲ እንካዕ ብስላም መፃኩም 🎉🎉🎉
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Месяц назад
ኣሰይ ረጂሊ 👍ክብሪ ይግበአካ ኣቲ ኣንበሳ❤❤❤
@jgrjft1433
@jgrjft1433 Месяц назад
ፍቅርኩም ይብዝሕ❤❤❤❤
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t Месяц назад
ሰሉየይ ቆንጆ ቴዲዉን ትዕግስተኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤ዉቅሮ ተመፂአ ገዛኪ ክመፅየ ሰሉየይ😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ዛቤተይ🙏😊😍😘
@TSGEALEM-fh9bc
@TSGEALEM-fh9bc Месяц назад
ሓዳርኩም ይባረክ❤
@Netsanteabrha
@Netsanteabrha Месяц назад
ፍቅርኩም ይብዝሕ ምቅራትይ🙏❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e Месяц назад
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@nardosGoytom
@nardosGoytom Месяц назад
ደሰባሃልቲ ኢኹም ❤
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 Месяц назад
ቆንጆ ፕራንኪ እዩ ኣትም ሓዳርኪ ትብሉ ሱቆሉ ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
ደምርን😍
@SalamhGeremedhn
@SalamhGeremedhn Месяц назад
ይሞቸካ አጥፊእኪ ነይሩ❤❤
Далее
ጉድ ልኾነ Prank😜 የስኽይ ያ🙄
13:54
Only I get to bully my sister 😤
00:27
Просмотров 19 млн