ትምህርቲ ብዛዕባ ምዝዋር (ምምራሕ) ዓበይቲ (ናይ ጽዕነት) መካይን
መልኣከ ዘርእዝጊ መምህር ምምራሕ (ምዝዋር) ዓበይቲ መካይን
ሓበሬታ ብዛዕባ ብዛዕባ ምዝዋር (ምምራሕ) ዓበይቲ (ናይ ጽዕነት) መካይንን ምስ እንደሊ፡ ንመልኣከ ክንረኽቦ ንኽእል ኢና
00447983619035
ምዝገባ ተጀሚሩ ኣሎ
ምዝገባ ክቡር ሓሳብ ጀሚርካ ምውዳእ ትምህርቲ ውልቃዊ ዕቤት (5ይ ዙር) ተጀሚሩ ኣሎ
• ዝጅምረሉ ዕለት 19.09.2024
ኣብ እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ፎርም ኣቲና ክንምዝገብ ንኽእል ኢና
docs.google.com/forms/d/1h4W-...
ይቐንየልና
ኣካየድቲ ስራሕ - ክቡር ሓሳብ - ጀሚርካ ምውዳእ - ትምህርቲ ውልቃዊ ዕቤት
3 май 2024