Тёмный

ነሹ መጸ መጸ/ ውዕሎ ቤትፍርዲ እስራኤል/ ናይ ጆን ብላክ ቤትፍርዲ ሆላንድ እቲ ጽጹይ 

Neshnesh Tv
Подписаться 277 тыс.
Просмотров 90 тыс.
50% 1

ነሹ መጸ መጸ/ ውዕሎ ቤትፍርዲ እስራኤል/ ናይ ጆን ብላክ ቤትፍርዲ ሆላንድ እቲ ጽጹይ

Развлечения

Опубликовано:

 

16 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 391   
@rrfdfgfdxy1960
@rrfdfgfdxy1960 29 дней назад
እዚ ወድሰ ከም ዝፎልጦ ማዓንጣይ ቁርፅ ኣቢሉኒ ጎይታዋይ ኣታዮ😭😭😭😭 የኮነይ ንሕና ብማዓዶ ኣብ ቀረባ ማዓልቲ ፈሊጥናዮ ልበና ዝደመየሰ እቶም ብፆቱ አሕዋቱ መቃልሰቲ ከመይ ኪኢልኩሙዎ ትኮኑእሕዋተይ ኣኩአሎ ይዓድልኩም ንኡሰይ ብሰላም ዕረፍ 😭😭😭😭😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show 29 дней назад
💔🙏
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 28 дней назад
😭😭😭😭
@Lovelove-ip7tp
@Lovelove-ip7tp 28 дней назад
Wala ane 😭😢
@millenmebrahtom7976
@millenmebrahtom7976 28 дней назад
😭😭😭😭😭😭
@tgiraylove4288
@tgiraylove4288 28 дней назад
ዋላ አነ አሕ ናይ እዶም አይስአኑ ጨካናት
@Sewit-
@Sewit- 28 дней назад
እዋይ ሓወይ ካብ ዓይነይ ምኽዋል ኣብዩኒ ዘይፈልጦ ከለኹ, ጽቡቃት ቆልዑ ወሊዱ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም 🤎🙏🏾
@solomonaster
@solomonaster 27 дней назад
Wala Ane yigerim eyu.
@user-mi3eq4lj3e
@user-mi3eq4lj3e 28 дней назад
ብዛሓት ዝመቱ ሰሚዐን ርአን እየ እሞ ከምዚ ቆላዓ ገይሩ ካብደይ ዝበለዐኒ የለን ማዓሪተይ😢😢😢
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 28 дней назад
ናይ ባሓቂ😭😭
@user-du3uj9go1m
@user-du3uj9go1m 27 дней назад
ዋላ ኣነ😭😭💔😭✅
@user-mn8mx2zd7s
@user-mn8mx2zd7s 26 дней назад
ብጣዕሚ ንኩላትና አዩ😢😢
@user-bp7nl3dx3z
@user-bp7nl3dx3z 29 дней назад
ኣህ ሓወይ ልብና ተሰይሩ ካም ትፎልጦ ምሳካ ዛዓበየ ካብድና ሓቂኑ ወዲእና😢😢😢😢💔💔💔💔💔ኣይዘኩም እስቲ ደቂ መለይ ኣሕዋትና💙💙🙏
@ksaaksaa6222
@ksaaksaa6222 28 дней назад
ኣነስ ከም ዝፉለጦስ ከበደይ ኣብይነ ሓውይ ኣብ ሕቁፊ ቅዱስን የንብርኻ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዒት ይሃብኹም 😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k 29 дней назад
ዓሕሕሕ ወዲ ወርቂ ሓዉና መንግሰተ ሰማያት የዋርስካ ንመላእ ቤተሰብን ፈትዉትን ፅንዓት ያሃብኩም 😭😭😭
@fhfg6051
@fhfg6051 29 дней назад
እፍፍፍፍፍፍፎአነስ ኣይከኣልኩን😭😭😭😭😭😭ጨካናት ንሓወም እውን ክንድዚ ክጭኩኑ እፍፍፍፍ😭😭😭ፅናዓት የሃብኩም ንፈተውትን ቤተሰብን ኣክእሎ የሃብኩም እንበር ከቢድ እዩ እብ ገነት የንብርካ ንኡስ ሓወይ😭😭😭💔💔💔💔
@user-rs5wt6cu8k
@user-rs5wt6cu8k 29 дней назад
አብ ትግራይ ውን በዓል እዚኦም ጨካናት እዮም ሓሪዶም ወዲኦምና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o 28 дней назад
ልበይ ደምዩ ሓየተይ ኣብ ሕቁፊ ኣምላኽ ንበረለይ የዕርፈለይ ጎበዛይ እህ 🖤💔😭😭😭😭😭😭😭
@user-gt6yl5tn6w
@user-gt6yl5tn6w 29 дней назад
ከምዛ ብኣኻል ዝፈልጦ ሰቂሉ ምሳኻ ዛዓበየይ መሰለኻ ብዝረአክዎ ቁፅሪ ዓይነይ ይነብዕ 😭💔ክንደይ ይጭኩኑ ግን ጎይታዋይ በል ካብ ኮነሰ ኣብ ገነት የንብርኻ ወዳ ህዝቢ😭💔💔🖤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 29 дней назад
💔💔💔
@seft5286
@seft5286 24 дня назад
my to😭😭
@seft5286
@seft5286 24 дня назад
ነሹ ሓወይ ኣነስ ዝወዲ ካብ ዝሞት እየ ፈሊጠዮ ኣብ ዝሪኦ ልበይ ኣይክኣልኩን ማሙቅ ፍቅሮም እባ ፈለምዋ ካብ ባዓልቲ ገዙኡ ደቁን ኣምላክ የክእሎም ናይ ባዓል ገዛይ ሓዘን ኣጋጥሙኑ አዩ ግን የክእላ ንሓውና ለባመይ እግዛኣብሄር ብክልተ ኢዱ ይቀበልካ#😭😭😭ፅንዓት ይሃብ ፈጣሪ😭
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 28 дней назад
ማርያምን እዚ ዉዲ ሎሙቅነ እየ ፍልጠዪ ልበይ ተጎዲኤ😢😢
@wedid.c6732
@wedid.c6732 29 дней назад
እዚ መላጥ ተስፋጸልማት እቲ እኩይ ቃላቱ ኣደብ ምግባር ኣቢ ሕማቅ ሰብ ኢዩ ፡ንወዲ ወርቁ ገነት መንግስተ ሰማይ ይኩን መሕደሪኡ 😢😢😢
@ygg949
@ygg949 28 дней назад
ኡፍ ከምዚይ ጅግና ሓዉና ኣብ ካብድና ዝኣተየና የብልናን ኡፍ ይብራህ ሓወይ ንንእሰነትካ ሪኡ ኣብ ሑቁፊ ቁድሳን የንብርካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤
@user-we9tt4be9z
@user-we9tt4be9z 20 дней назад
እውይ ሓወይ ካብ ዓይነይ ምኽዋል ኣብዩኒ ዘይፈልጦ ከሉኹ😭😭😭😭 አምላክ አብ ገነት የንብርካ 😭😭😭💔🖤እቶም ፅብቃት ድቅካ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም🙏❤
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 28 дней назад
ማዓረይ ነብሱ ኣብ ኣፀደ ገነት ኣብ ሑቁፊ ቁዱሳን የምብራ በስመአብ ኣነ ብዝሓለፍኩዎ ኣይካኣልኩን ብሂወተይ ካምዚወዲ ልበይ ዝተንከፈኒ የለን እሞ ካኣ ቅድሚ ሰመኣቱ ሪኢዮ ዘይፈልጥ ከመይኮን ትህሉ ባዓልቲ ቤቱ አረ ክንድኣ ጨነቀኒ ከመይ ትክእሎ ኣላ ማዓረይ ንኣቦና ኢዮብ ዝደበሰ ቁዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ ናዓኣ እውን ንብዓታ ይደብሳ 🙏🙏🙏😢
@user-xs7xh1zz2j
@user-xs7xh1zz2j 29 дней назад
ajoka neshu hawey entey emo kingner koyna😢😢 bixami eka harka zlka💔💔💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 29 дней назад
💔💔💔
@Salem-ew7kw
@Salem-ew7kw 28 дней назад
መንግስቲ ሰማይ ይዋርስካ እግዚኣብሔር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ሓወይ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 28 дней назад
😢😢😢😢ከምወዲ ወርቁ ዘሕዘነኒ የለን 😢😢😢😢 ነብሱ ብሰላም ትዕረፍ
@user-ug7rz6bl6y
@user-ug7rz6bl6y 24 дня назад
ዓለም ንጡዑያት ዘይትኮን ማዓረይኣብገነት የንብርካ ንኡሰይ
@user-wq5rj3zy2g
@user-wq5rj3zy2g 25 дней назад
ኣቱም ኣሕዋት ሓደራ ነብስኩም ሓልዉ ካብዞም ጨካናት ቀተልቲ 💔😭
@almazgiday9935
@almazgiday9935 28 дней назад
እዋይ ቅርፀት እዚ ወዱ ሽኮር ጌታየ አፅንዐዮም አነስ ከብደይ አብዩኒ እፍ በዘይ አቦ አትሪፎሞሞ አህ ጌታ ይፍረዶም ፈጣሪ ።
@user-sj6ru7xd4b
@user-sj6ru7xd4b 29 дней назад
ዎገነይ ወገን ተጋሩ ጠፊኡና ኣብፀበባ ኩሉ ዝከፈለ ሓላል ፍጥረት በቃ ኣነስ ኣይካኣልኩን ልብና ተሰይሩ 💔 ዳሓን ኣጆኩም ደቂ መለይ አሕዋተይ 😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 29 дней назад
💔💔💔
@user-xs7xh1zz2j
@user-xs7xh1zz2j 29 дней назад
💔💔😭😭💙💙
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 28 дней назад
ነሹ ወዲ ህዝቢ ጽቡቕ መደብ ናይ ፍናን ግጥሚ ኩሉ ግዜ ኣቕርበልና ምኽንያቱ ኣብደምና ኣትዩ ንቕድሚት ዩ ዝመርሓና
@neshnesh_show
@neshnesh_show 28 дней назад
🙏🙏🙏
@almazgiday9935
@almazgiday9935 28 дней назад
ገጣሚ ታዐወት አበሳ መግስቲ ሰማይ የዋርሶ ፅንዐት ን ቤተሰብ ንደቁን ብጣዕሚ ንዐና ዝተሰመዐናን ዘሕዘነናን ንስድራ ከ ከመይ የቀዝዎም ጌታ የፅንዕኩም አሜን
@GalTigra
@GalTigra 28 дней назад
ኣነስ እዙ ወዲ ከም እዛ ዝፈልጣ ኣብ ዝረእኽወ ንብዓተይ ምቅፅፃር ኣብኒ ቃደምእዋ 😭💔መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ ወዲ ወርቁ ሓውይ😭😭
@tglove7635
@tglove7635 28 дней назад
በዚ ወዲ እምበር ልብና ተሰይሩ ኤህ ሓወይ ፀሓይ ገፁ ደፋኢካ ይደፋእ 😢😢ደቁን ሰበይቱን ከመይ ትክእሉዎ ትህልዉ ክከብድ💔
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w 28 дней назад
ከመይ ዝበሉ ጨካናት ፍጥረት እዮም እዚ ዝመስል ምልምል መንእሰይ ኣጥፊአምዎ ኤህ ኣንታ ነሹ ሓወይ ንሕና እኳ ብዛ ሜድያ ንፈልጦ ማዓንጣና ሓሪርና ክንደይ ሰብ ሞይቱ እሞ ከም ናይዚ ወዲ ከብድካ ዝበልዕ ኣይራኣኩን ፅንዓት ይሃብኩም መቃልስቱን ደቁን ቤተሰቡን😭😭💔
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 29 дней назад
እህህህ ኣነስ ኣብ ዝረኣኩዎ ቀፅሪ ሓደሽ መርደእ እዩ ዝኮነኒ ዘሎ😭😭💔 ንኡሰይ ኣብ መሬትስ ኣይጣዓመካይዋ እግዚአብሔር አምላክ ምስ ቅዱሳን የንብርካ ወዲነይ ማዓረይ 🕯💔🥺ንደቂካ ውን እግዚአብሔር አምላክ ብጥበብ የዕብዮም ጎይታዋይ👏😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 29 дней назад
💔💔💔
@fdg761
@fdg761 28 дней назад
ብጣዕሚ ህራስ ዘይብለይ ሓዲረ😥😥😥😥😥
@zyadahaile5439
@zyadahaile5439 29 дней назад
Thx for your time nexna 💪🏾💙💙💙ajona
@neshnesh_show
@neshnesh_show 29 дней назад
💙💙💙
@amanhaile5746
@amanhaile5746 28 дней назад
ጹቡቅ ስራሐ ነሹ ካብ ኩሉ ጹሙቅ ጹሙቅ እንዳበልካ Update ምግባር ዘይምሕማቅ 💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 28 дней назад
🙏🙏🙏
@user-iw2dc2kg6c
@user-iw2dc2kg6c 28 дней назад
መዓንጣካ ዮቅርፀካ ከም ትፈልጦ ቃደማካ ፅንዓት ይሀብኩም ኣከእሎ ይሀብኩም ኣነሰ ኣይከኣልኩይ.
@kidan602
@kidan602 28 дней назад
ቀኒዕካ ተትሪኦ ትግራዋይ ብኣካ ልቡ ደምዩ 😢💔ብዓል ሕልና ሓወይ😭ነሹዋይ ኣነስ እንድዕለይ ኣይካእለኹዋን🥺
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 28 дней назад
ኣነስ ብናይ ይብራህ ኣፈወርቂ ሞት ብጣሚ ሕዚነን ነበዐን አየ ነብሲ ይማሓር ጽናዓት ንስድሩን ንመቓልስቱን 😭💔😭 ሓደ ብጣዕሚ ዘሓጎሰኒ ነገር ግን ጹቡቓትን ሙጩዋት ስለዝወለደ ኣይምተን ተኪኡ አዮ ኣይምተን ኣይምተን ጽቡቕ ናብራ ከምዝነበሮ ድማ ኩሉ ቭድዮታቱ ምስ ደቁን ሰበይቱን ምስክር አዮ መምህር ናሓዳር አዮ ነይሩ ጭዋ ለባም ጅግና ❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@user-ow6xh3fk4d
@user-ow6xh3fk4d 28 дней назад
ሓወይ ልብና ሰይርና😭😭😭😭😭😭
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 26 дней назад
ዝሕንዛሕ ኣንቢዕኻና አረ ኣውጁልና ኣብ ማሕበራዊ ምድያ ኩሉ ናቱ ምስሊ እለይዎኣይይይይይይ እለዩልና ኢዶ ናቱ ምስሊ😭
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 26 дней назад
ነሹየይ ሓዚንካ ገፅካ ዘይሙሱል መሲሉ ኣጆምኩም ኩሉ ዘይሓዘነሉ የለን
@user-ct4yk7ze6f
@user-ct4yk7ze6f 28 дней назад
አሜን አሜን አሜን
@yonasteklemichael7506
@yonasteklemichael7506 27 дней назад
ተስፋጺዮን ገምቢ ሬሳ ኢዩ፡ ህይወት የብሉን።
@bethlehemgebrehiwet176
@bethlehemgebrehiwet176 28 дней назад
ፍጣሪ ኣብ የማን ኢድ የንብርካ ዝሓወይ😢 ካብ ጋል ትግራይ ሓፍትካ 😢
@user-yr4bj6hr6v
@user-yr4bj6hr6v 27 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢 ከብድካ ክብልዕካ እዚ ቆልዓ በስማኣም ኣብ ሕቅፈ ቅድሳን የንብርካ ንኡስይ😢😢😢😢😢😢
@abiabity8082
@abiabity8082 28 дней назад
ብጣዕሚ ዘዕዝን እዩ ማዕረ ክንድዚ ድንቁርና፡ ኣብ ስደት ወጺኦም ዘይምሓየሹ ሰባት
@seft5286
@seft5286 24 дня назад
ነዚ ዝቀተሉ ኣይቅሰኑ ፈጣሪ ይፍረዶም😭😭
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 28 дней назад
Omer Asli Allah yerhamak Wedetom jeganu Deqibat eritrea 😍 ente esub te knefe n esubat eyu zemlket gudayna aykonen gedeshuna kindey jeganu zeytsewuna eko........
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 28 дней назад
❤❤❤አነ ኩሉግዜ ዝደፍአላ ዝነበርኩ ናይ ጎበዝ ጀግና ተቃላሳይ ጆን ብላክ ናብ ሚድያ እንተዘይመጽእ እንተመጽዩ ድማ ክብሎ ዝደለየ ብጽሑፍ ሒዙ ክቀርብሞ ዘረብኡ ማናጅ ክገብር አለዎ!! አብ'ቲ ዘድምዓሉ ጥራይ ፎካስ ክገብር ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 28 дней назад
🙏🙏🙏
@dsd9413
@dsd9413 28 дней назад
ኣይ ካኣልኩን 😭😭😭😭😭ፅንዐዓት ይሃብኩም መላእ በተስብ ፈተውቱን😢😢😢😢
@Nahomhabtom-fh8bi
@Nahomhabtom-fh8bi 28 дней назад
ሕቶ ዘይሰማዕዓና ከመይ ገርና መልሲ ክንሰምዕ
@hailuweld
@hailuweld 28 дней назад
ጽቡቃት ደቀይ ነቶም ንጅግና ኣቦኩም ህይወቱ ዘስኣኑ ኣምላክ ይፍደዮም።
@tigrayadeymesbelkoeye1793
@tigrayadeymesbelkoeye1793 29 дней назад
አነ ከምዚ ወዲ ልበይ ዝሰበረኒ የለይ 😥💔😭😭😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show 28 дней назад
💔💔💔
@tsgatsga8070
@tsgatsga8070 28 дней назад
ኣነ ዝፈትዎ ክቡር ኣቦይ ቀቢረ እየ ተሰዲተ ግን ከም ይብራህ ጌሩ ዘሕዘነኒ የለን 😭😭uf lebey 💔
@fiqrimiskulilove6595
@fiqrimiskulilove6595 29 дней назад
Nesu mexe Yeni qonijo legi ❤ Dahni abediom key kedu tery sigabi mewedata nixebe. ፋስ ሒዞም ክከዱ እዋይ😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 29 дней назад
🙏🙏🙏
@hiwetzelalem3274
@hiwetzelalem3274 29 дней назад
Ah eway berawur deqey minasey muqur abeu mesel tsinat yhabka zawedey hayalin tbebenan geru yebka😭💙💙
@fhfu4038
@fhfu4038 25 дней назад
በዚ ወዲ ልብና ተስይሩ 😢😢😢ደቁ ኣቦና ላበይ ከይድ ተበሉ ታይከን ክባሃሉ እየም 😢😢😢😢 ካብ ፅቡቅ ሓዳሩ ፍሊ ኣቢለምዎ ዘምጨካናት
@yefttef8845
@yefttef8845 28 дней назад
ዋይ ሓወይ ካብቲ ምሟቱስ ኣማዉትኡ ልበይ ሰይርኒ እህ ጨካናት ፍጥረት ንሱስ ኣማሬየት እያ ፀልሚታቶዋ ኣብ ሰማይ ይጭነቅኩም
@gideykesete2628
@gideykesete2628 26 дней назад
ahhhhhh ❤❤❤❤
@Konjo-zr9xd
@Konjo-zr9xd 28 дней назад
ወገን ኾንካና ነይርካ ማዓረይ 😭💔
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 26 дней назад
በሊዖም ያዓኺ😭😭😭😭😭💔
@user-bz9lf7nc4j
@user-bz9lf7nc4j 28 дней назад
ኡፍፍ ኣነስ ካምዚ ሰብ ኡዙይ ነሕዘነኒ ሰብ ነይለ😥😥💔💔💔💔
@user-dv9tz9qu8g
@user-dv9tz9qu8g 28 дней назад
ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣነስ ከምዝ ወዲዝ ዝሕዘነን የለይ ኻብደይ በሊዕን 😓😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@jghghh63
@jghghh63 28 дней назад
ኣይይይይይይይ ሓወይ ፀላኢካ ይደፋእ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@fkcjf5307
@fkcjf5307 28 дней назад
💔😢💔😢💔😢💔ኣነስ ኣይከኣልኩን💔💔😢💔😢
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 29 дней назад
Eziom diyom ezom barayu isseya(abeur)eyom zimeslu
@kebronkaleab7430
@kebronkaleab7430 28 дней назад
Kab geter mskum seb awrdkum eh diA shbya swa ilu anqhkum beqa twrdin
@user-zm6iv1cq1q
@user-zm6iv1cq1q 28 дней назад
Entry ain't Seb eyom ezaom sedra alewom do yekewan take care our brothers in Israel. Thank you Nesu.
@hazekamejer1
@hazekamejer1 28 дней назад
Neshu hawey bhaki ketali hawey brgx ksab zxare yxbe aloku zgebro wsana ane yfelt 😭😭
@simonkidane5631
@simonkidane5631 28 дней назад
Neshu king
@helenhaylab9515
@helenhaylab9515 27 дней назад
Ab hiwetey zhzeneni mengste semay yewars ka zhawey nateyy 😥🙏🙏🙏
@user-ci1vc5ri5t
@user-ci1vc5ri5t 27 дней назад
ኣጀኩም
@user-ie8xw3qx5c
@user-ie8xw3qx5c 28 дней назад
እውይ ብከንቶ ኣጥፍኦም ጅግና ሓወይ ጨካናት በጣዕም የሕዝነካ💔💔😢😢😢
@derwegzumerfolg4725
@derwegzumerfolg4725 28 дней назад
ተሰዊኡ ዶ ኣይበልኩምናን ኣብ ኩንቱ ትብል
@sdtt8603
@sdtt8603 28 дней назад
ማዓረይ😢😢😢
@AsFf-od1fm
@AsFf-od1fm 28 дней назад
ዕረፍቲ ካሊኦምዎ ዞም ሩጉማት እዛ ብርሃንን ስሓቅን ዝዓሰላ ገዛ ዘፀልሞቱ ፀልማት ይኩን ዕዱሎም😢😢😢😢
@user-nu4vo8dj3c
@user-nu4vo8dj3c 28 дней назад
ነሑ ሓወይ ኣነስ ናይዚ ይብራህ ሓውና እዚ ኩሉ ስእሊ ይኩን ቪዶ ሸር ዝብሃል ዘሎ ኩሉ ተቅሊሉ እቲ ህዝቢ ከውጽኦ ከም ዘለዎ እንተ ትሕብርዎስ ደስ ምበለኒ ምክንያቱ ሓዘና ኣብ ውሺጥና ገርና ክከይድ ንደሊ እሞ ኣብዚ ማስ መዳ መጺካ ዝኮነ ክትሪ ምስ ጀመርካ ከኣ ናይ ይብራህ ሓውና ይመጸካ በቃ ወላ ኖቶም ፋሚሊ ንደቁ ጽቡቅ ኣይኮነንን ነሹ ሓወይ በጃኩም እቶም ዩቲበራት ክወጸ ከም ዘለዎ ተዛረቡ 😢🙏🙏💙💙💙
@seft5286
@seft5286 24 дня назад
😢😢
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 29 дней назад
Azi hesawi lekbat seb hesawi metaleli eu❤❤
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 28 дней назад
Good job neshu arkeyy
@user-ld5cy6zr4v
@user-ld5cy6zr4v 28 дней назад
😭😭😭😭💔😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭😭ወዲ ወርቁ ኣይካኣልናን ምትካ 🖤💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤
@yoelt2009
@yoelt2009 28 дней назад
ኣታ እቶም ናትና ትብሎም፡ዘለካ ኢዮም ሰብ ምምባር ከሊኦም ዘለዉ። እቲ ከባቢ እቶም ናትና ትብሎም ዘለካ፡ መዋእሎም ዘይሰርሑ፡ ከራሩ ሒዞም ዝሆጓዓዙ ሰባት፡ ሰባት ዝሃርሙን ዝሰአቁን እቶም ናትና ትብሎም ዘለካ ሰባት ኢዮም። ወድሓንካ።
@World436
@World436 28 дней назад
Xnah ktbuhu ekum deqi shermuta lomi sheleltnet yelen
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l 28 дней назад
ክልተ ደቅደይ ስእነ እየ ኣብ ጠርነት ትግራይ እዚ ወዲ እዝውን ከመእም እየ ሓዝነሉ ንዘይ ፈለጦ ሰብ ከምዚ ገረ ደግፀን ሓዝነን ኣይፈልጥን ነረ ንሓውና መግስተሰማይ የዋርሶ ንመላእ ቤተሰብን መቃልስትን ፅናዓት ያሃብክም ነሽዋይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-jd4wy9xl8d
@user-jd4wy9xl8d 29 дней назад
ዊውይ በስማኣም ማዓረይ ከብድካ እዩ ዝበልዕ አንስ ዘጨንቀኒ ናይ ደቁን ሰበይቱን ከመይኸ ይህልዎ እፍፍ ኣክኡሉ ይሃብኩም ፈጣሪ😢😢
@zetamful
@zetamful 28 дней назад
Jone is Hero!!
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 28 дней назад
Wawww brawo xbuk hesab eu ab blom ahdro❤❤
@AaAa-yr5my
@AaAa-yr5my 28 дней назад
ቅድመካ ትድፈአኒ ጎይታዋይ ኡፍፍፍ ክንደይ ከ ይፅብቅ ኣደካስ ከመይ ክትክእሎ ትከውን😢😢😢
@tgstadmb7036
@tgstadmb7036 28 дней назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ማዓረይ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@solomonberhane77
@solomonberhane77 28 дней назад
ንምንታይ ዓዶም ምጻሓፍ ኣድልይካ፤ን ሓዊ ላምባ ምንስናስ እዩ። ኣብ መወዳእታ ሓለፍነታዊ ኩን🙏
@user-py9uc9on8x
@user-py9uc9on8x 28 дней назад
Nesu 💙💙✌️
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 29 дней назад
Azom bido bdio zblu sebat nay srat hemasen zeglglu eyom zhgeru eyom bmistr ktehz alewo zkone negar❤❤
@brizafzerau8868
@brizafzerau8868 28 дней назад
አረክጭክኑ እዚ ዝመስል ዕሸል ብግፍዒ ንስድርኡ ፅንዓት ይሃቦም😢😢😢
@salitekle4013
@salitekle4013 28 дней назад
Entay emo 😢😢meanta hariru 😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 29 дней назад
Selam nhu hew des zbl gtmi nay beheki eu❤❤
@nebyathagos3544
@nebyathagos3544 28 дней назад
Ahhhhhhhh bejana ykiduu harirnaa yehrirommm goyu zeytsegebe lokimomnaaa😢😢😢😢😢😢😢
@HdihdhHktug
@HdihdhHktug 28 дней назад
ኣነስ ዝወዲ ካብ ዝምት ቀስመይ ስብር ኣቢሉኒይ ኡፍፍፍፍፍፍ ዞሞ ቤተሰብስ ክንደይ ልቦም ተሴሩ እዩ ንእሰይ ኣብ ገነት የንብርካ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@smi0717
@smi0717 25 дней назад
💙💙💙
@Abrehaletsigehans-wb4ee
@Abrehaletsigehans-wb4ee 29 дней назад
Neshu
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 28 дней назад
ኣነስ ከምዚ መንእሰይ እዚ በቃ ስምዒተይ ምቁፅፃር ስእነ ዋይ ሓወይ ክንደይ ስቃይ እዩ እባ ኣሳቅየሞ እዞም ኣረሜናት ኣነስ እዚ ቪድዮ መሊአ ምርኣይ ስእነዮ እፍፍ 😭💔 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ ንእስነትካ ሪኡ ኣብ ገነት ነብርካ 😭🙏
@Ostirch
@Ostirch 28 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢 Hawey ahhh
@zufanermias3589
@zufanermias3589 28 дней назад
ነሽ ነሽ :- ነዚ ተስፋጼን ዝበሃል ኩሉ ሪፖርት ይግበረሉ ። እዛ ጽሕፍቲ ዝለጠፋ ጌርካ ምስቲ ዝዛረቦ ቃላቱ ብሓደ አጠቃሊልካ ናብ ዝምልከቶ አካል ክበጽሕ አለዎ ።
@user-wl3pu4bf9v
@user-wl3pu4bf9v 19 дней назад
አህህ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 28 дней назад
ኣነ ንርእሰይ እንዳ ሃረምዎ ክሪኢ ልበይ ኣይገብረለይን
@user-ff7hv6yh3v
@user-ff7hv6yh3v 28 дней назад
ነሹ ኣነ ኣይከኣልኩን ብድዮ ሪእዮስ 😭😭😭😭
@abrahamtesfay4122
@abrahamtesfay4122 28 дней назад
Hmak terekibu btaemi zehzn Amlak mengstesemay yewrso.
Далее
Rose Burrito #shorts
00:35
Просмотров 3,3 млн
Самый надежный автомобиль
01:00
Просмотров 378 тыс.
Best ASMR 😳
00:26
Просмотров 16 тыс.
Awdeamet - Ekuy - እኩይ- Best Eritrean Comedy 2024
42:22