Тёмный

ናብ ኤደን ከሰተ ኣብጽሑለይ ። 

Dawit TV ዳዊት
Подписаться 101 тыс.
Просмотров 101 тыс.
50% 1

New eritrean movie 2024
@ZENATIGRIGNA @zarafltet @HDMONANEBARIT @HidmonaTV291 @gereemunentertainment @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @tefetawitalkshow @fnanappinfotech @EriOneTouchEntertainment @ERISAT @MahderPro @MahdernaEntertainment @YonasMaynas @maggyshow @neshnesh_show @DasnaTv @beridani @zomaychannel @yikealotv @logbiba2500

Развлечения

Опубликовано:

 

6 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 726   
@rgatkonjo
@rgatkonjo 25 дней назад
ኣብዚኣ ዘሎ ጅግና መንእሰይ ኣነስ ክፈትዎ ብጣዕሚ እየ ዝካታተሎ በሊሕ ርእሲ ዝውንን♥️😘
@weldayteka9690
@weldayteka9690 25 дней назад
ብጣዕሚ በሊሕ ደስ በሃሊ መንእሰይ
@songohan7170
@songohan7170 24 дня назад
ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል :: ወያኔን እና የዚ እኩይ ስብስብ ማመን ቀብሮ ነው :: 👈🏽💊❌
@songohan7170
@songohan7170 24 дня назад
ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል :: ወያኔን እና የዚ እኩይ ስብስብ ማመን ቀብሮ ነው :: 👈🏽💊❌
@user-bc3ix2wv4x
@user-bc3ix2wv4x 23 дня назад
Kid nezi luhug
@user-bc3ix2wv4x
@user-bc3ix2wv4x 23 дня назад
Sakt logiba is the best
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 25 дней назад
አነ ትግራወይቲ እየ ግን እቲ ግዜ ድአ እዩ ንእስነትን ስሚዒትን እናኮነ ካብኡ ለ እቲ ኩናት ፅዕንቶ ስለ ዘሕድረልና እምበር ፍቅሪ ዝመስል ዶ አሎ እዩ ፍቅሪ ሰላም ተሃልዩ ኮ ትግራይናለ ህዝብና ሰላም ይረክብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ውን ሰላም ይረክብ ልቢ መሊኡ ይነብር ንትግራይ ገዳማት ዓመቱ ይመፁ አንሕና ውን ንከድ በረከት ንካፈል ነይርና ሐዚ ውን ይምነ ብፅልኢ ኮናት ኮ አሕዋትና እዮም ዝጎድሉና ዘለው እምበር ታይ ዶ ረኪብና ኢና አዕሙቅ አቢልካ ትሓሲብካዮ አሕዋተይ😢 ዓለም ገፋሕ እያ ብዘይምስማዕ ግን አዝያ ትፀበና አሎ ግን አምላክ ቅዱሳን ይሓዋውሰና ብልቢ ክንፋቀር ባዕሉ ይሓግዘና❤❤❤
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 25 дней назад
እግዝኣብሔር ብሃይማኖትና እምበር ብሃገርና ኣይኮነን ዝፈልጠና ስለዚ ንሱ ድማ ተፋቀሩ እዩ ዝብል GBU🙏
@sere6279
@sere6279 25 дней назад
❤❤❤❤❤
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 25 дней назад
@@abrahamtesfai6597 እወ ዓጋመ እየ ብፃባን ብጠስምን ዝዓበኩ ዘሕፍረኒ ድዩ መሲሉካ ካማካ አይኮንኩን መሕደሪት ሰይጣን ብፀርፍን ድንቁርናን ዝተመላእኩ እቲ ዝፃሓፍክዎ ፅሑፍ ውን ንዓካ ከማካን አይውክል።
@user-vf3uy3nn4u
@user-vf3uy3nn4u 25 дней назад
Amen Meqeret haftey Egzabher yifelit Ajoki ❤😊
@user-gg3er6tj4v
@user-gg3er6tj4v 25 дней назад
ትሰርቁ ከንክም ኢንበር
@ertrawieye6873
@ertrawieye6873 25 дней назад
ግን ሕቶ እዶ ክሓተኩም ነዚኣ ትድግፉ ዘለኩም ሰላም ዝጸልእ የለን ግን ነዚአን መልሱለይ ንምንታይ ባዴራ ትግራይ ክግበር ተደልዩ ኣበይ ኣላ ናይ ኤርትራ ባዴራ ካላይ ከኣ ንዚኣ ዝሰርሐ ከ እንታይ ዓይነት ኣተሓሳስባ እዩ ዘለዎ ዝዛርውቦ ሰሚዕክሞ ዶ ትፈልጡ እዚአን መሉሱለይ ግን ናይ ብሓቂ ድዩ ንሰላም ጥራይ ኢሎም ሰሪሖማ እዞም ዝደርፉ ወይ ዝስዕስዑ ዘለዉ ኣይበልኩን ግን እሮም ንውዚ ዘዳለዉ መልሱለይ ባይ ዘወይ ሰላም ኩሉ ይደልዮ እዩ።
@selamselam6517
@selamselam6517 25 дней назад
Kulu kyhn bchan hbri bandiera Tgray zmeslom behamat abey alo giega ktftshu dkas zeyblkum aythderu. Bchan kyhn wn ab bandiera Eritrea aloyu. Biabiu eti tegieru zelo senay neger reayu.
@yohani6789
@yohani6789 25 дней назад
Lkee aleka selam zxelee yelen gn nmntay eden bandiera Eritrea zurya zeygeberet bandiera tgray giera
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 25 дней назад
Nay bhaqi sq elom werxexex u mber banderana zeytgdbr mo
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 24 дня назад
ኤደን ባንዴራ ትግራይ ኢላ ኣይኮነትን እቲ ክዳን ለቢሳቶ ሞ ኸኣ መስቀል ዩ ከም ኩሉ ዓይነት ሕብሪ ሪኣ ኢያ መሊሳቶ ዘላ ስለዚ ካብ ሽርሒ ዘለዎ ኣካይዳ ወጺና ንሕሰብ።ደሓር ከኣ ቀይሕን ብጫን ናይ ትግራይ ባንዴራ ስለዝኾነ ኤርትራውያን ካብዚ ሕብርታት ክንእገድ ኣለና ማለት ድዩ ከመይ ኢኹም ትሓስቡ ከብ ቀልዓዊ ኣተሓሳስባ ውጹ ሃገር ሕብርታት ፈላሊኻ ኣይኮነትን ልኣላውነታ ዝወሓስ። ስለዚ ናይ በሓቂ ሰላም ትደልዩ ኣበራት ኣይትድለዩ።ብሕብሪ ዝስራሕ ፖለቲካ የለን ውሽጥኹም ጽረዩ ።ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ዘይምሕጓስ ቀምሽ ኣደይ ዓንቂፍኒ ምባል መሸፈኒ ኣይትግበርዎ ። ኪኖ ሕብሪ ዘሎ መኽሰብ ህዝብታት ኣቀድሙ ከብ ሕብሪ ዶ ጽፍሪ ዶ ትብሉ።
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 24 дня назад
Deleyti fqrs nbeynkum ekum lebamat kkk
@hagosgebremedhinkrar975
@hagosgebremedhinkrar975 23 дня назад
ዕድመ ይሃብካ ዳዊተይ ድምፃዊ ሕጉስ ካብ ትግራይ ሰላም ኢና ንደሊ።
@lilihadgu
@lilihadgu 21 день назад
ዶ? እንታይ ትብል ወደይ። መን ድኣ እዩ ሰላም ዘይደሊ?
@atopiatopi5602
@atopiatopi5602 25 дней назад
ብሽም ኣዱ ላይክ
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 25 дней назад
❤❤
@user-kz3ig9cf3e
@user-kz3ig9cf3e 24 дня назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@eritre12355
@eritre12355 21 день назад
ኣንታ ተጋሩ ሓደ ኣይኮናን
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 22 дня назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ሰላም ዝፀል ሰይጣን እዩ ደስ እዩ ዝብል ባህልና ሓደ እዩ እንዳ ደቦጭ ድራማ ይከታተሎ እየ ናይ ገዛይ ታሪክ እዩ ዘሪኤኒ ብዙሕ ፊልምታት ይከታተል እየ ስልሚ ሓሳብ አነ ግን ትግራወይቲ እየ ዝሓለፈ እናዘከርካ ቂምን በቀልን ምሕሳብ ንድሕሪት እዩ ዝመልስ ንቅድሚት ክንቅፅል አለና ናይ ኽልቲኡ መራሕቲ ክሳብ ዝፈቅዱልና አይንፀበ ባዕልና ንፍቀር ኤዱ ዝገበርክዮ ድንን ኢለ የመስግን ❤❤❤
@milusayo
@milusayo 25 дней назад
ክብራ ተኸባቢራ በብናትና ንዕገብ ኤርትራዊ ብናቱ ዕጉብ እዩ ባጽዕ ናትና ዓሰብ ናትና ምባል ገዲፍኩም ተጋሩ ብናትኩም ዕገቡ ንሱ ዩ ዘርብሓና ንኹላትና ኤርትራዊ ንሰላም ዝርጉሕ እዩ ኢዱ
@betielsolomon6495
@betielsolomon6495 24 дня назад
Yes selam des yeblena neana leili tegaru nhna nedelyo gen nhagerna ketemtulna ayndeln aab hagerna koyna kenfaqer des yebleni kem ane
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 24 дня назад
ኣታ ረሳሕ ደደብ ታዴኻ ዝኣሬሜኔ ሕወሓት የኾነይ ድዩ ስጦታ ልሃበካ ዓሰብ እና ባፅዕ ናብ ዋናታተን ክምለሳ እየን ሞት ልሕወሓት
@NegasiKidane-lw7pc
@NegasiKidane-lw7pc 24 дня назад
ከላ ግደፈና ዓሰብዶ ዓሳዶ ካብ ትብል ሰላም ጽቡቅ ምዃኑ ሓቢርካ ሸተት በል ዓጃው 🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 24 дня назад
ጀግና ኣያና ጀነራል ጆን ብላክ ልሰራዊት ብርጌድ ልሓመዱ መሩሑይ ላይ ኣያና ራእሲ ኣሉላ ፈረስ ውሃ ልጠጠሉ ልነቨረ ቀይሕ ባሕሩይ ላው ትግራይና ክምልሰልና እጁ። ትግራይ ትዕወት።
@user-nm5vr8te2e
@user-nm5vr8te2e 24 дня назад
​@@azaziyohannes8873እዋይ ትግሪኛ ቻይና ብኣካላ
@slama-sl8yl
@slama-sl8yl 25 дней назад
ኣነ ከም ሓንቲ ትግራዋይቲ ደስ ኢሉኒ ሰላም ንኩሉ ወዲሰብ ሰላምምምምምም🇻🇳🇪🇷
@sdet-id3oc
@sdet-id3oc 25 дней назад
✊🏾
@Meszzarabi
@Meszzarabi 22 дня назад
ከማኺ ተሐጉይሰ ✌️🇪🇷
@genettesfamichael3958
@genettesfamichael3958 25 дней назад
ሰላም የውርደልና። ውግእን ወረ ውግእን ይኣኽለና❤
@fnanfnan9803
@fnanfnan9803 25 дней назад
ሎሚ ይሕጉስካኒ❤❤❤❤ሰላም ብፍላይ ናዓና ኢአረትራ ትግራይ ልዕሊ ኩሉ የድሊ ደኪምና ኩናት
@michaelestifanos1099
@michaelestifanos1099 25 дней назад
ናይ ብሓቂ ዳዊት ጅግና ተባዕ ንሰላም ምዝማር ጥራሕ እዩ ዘድሊ ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን❤❤❤❤❤❤
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 24 дня назад
Hi DAWIT I am one of your followers I don’t expect this kind of comment from you because these tigrians are our bloody enemies you should promote tigran propaganda.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@maranata9067
@maranata9067 22 дня назад
You said right ✅
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 23 дня назад
Always proud of you little brother Dave ❤ Edu Waero keep going the good work we all 🇪🇷👈 proud of you 👏
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 25 дней назад
ኣነ ከም ኤርትራዊት መጠን ደስ ኢሉኒ ምስ ሰላም ዝምዛዘን የለን ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ ብፍላይ ከኣ ንዓና ንኤርትራውያን ንተጋሩን ኣድላዪ ዩ ግን ኣብ ሓደ ሓደ ሰባት ደቂ ተጋሩ ረኣይዎም ደቂ ትግርኛ ትብሉ ዘለኩም ተጋሩ ኩኑ ኤርትራውያን ደቂ ትግርኛ ኣይኮኑ ደቂ ትግራይ ኣይኮኑ ደቂ ክልተ ሃገር ኤርትራውያንን ተጋሩን ሰላም ንክመጽእ ይዝምሩ ኣለዉ ኣብ ሰላም ተሓቢእኩም ፖሎቲካ ክትሰርሑ ትሓስቡ ከይትህልዉ ዝገደደ ከይመጽእ ልብና ኣንጺህና ኩላትና ንሰላም ንድልያ ንመነያ ንቀብላ ክትመጸና ያ ብዘይ ሕርኽራኽ ከከውን ይላቦ ሰላም የውርደልና እግዚኣብሄር ሙሉእ ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤ ዳዊታ ❤
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 25 дней назад
ንስኻ ኤርትራዊ' አይኾንኻን ሐሳዊ
@cheguevara8514
@cheguevara8514 24 дня назад
ሓሳዊት ድቃላ ዓጋመ
@Meszzarabi
@Meszzarabi 22 дня назад
@@eritraweteritrawet7048ንስኻ ድቓላጎንደርእምበር ጉሐፍ
@Meszzarabi
@Meszzarabi 22 дня назад
@@cheguevara8514 ጀልፋፍ ድቒላ ጎጃም አድጊ
@loveelroi4453
@loveelroi4453 22 дня назад
Tegaru selam bixihfet tray eikum tifeltiwa
@BerheDce
@BerheDce 25 дней назад
ዳዊት ክብረት ይሃብካ፣፣ኣንቱም ስነ ጥበባውያን ድማ ነቲ ቅዱስ ዕላመኦም ኣብ ዝሓሰቡዎ ከብጽሑዎ ኣምላኽ ይሓግዞም፣፣ኣጆኹም ንበሎም
@user-eq4xy3id8p
@user-eq4xy3id8p 24 дня назад
አነ ትግራወይቲ እየ ግን እዚ ፕሮግራም ብጣዕሚ እየ ፈትየዬ ሰላም ንኩላትና። No more war ❤❤❤❤🙏🌼🌼🌼🌼🌼
@adegoytay7989
@adegoytay7989 25 дней назад
ናይ ብሓቂ ዳዊት ሓወይ ክልቲኡ ህዝቢ ኣብ ዝኮነ ኮመንት ናይ ፖለቲካ እንተኮይኑ ይጻረፉ ሕማቕ ይዛረቡ ትርእይ ኣብ ገለ ከኣ ከምዚ ናይ በዓል ኤደን ካልኦትን ንሰላም ንፍቕሪ ዝዕድም ክርእዩ ከለዉ ከኣ ሓደ ሕዝቢ እንዲና መራሕቲ በዲሎምና እምበር ይብል ዘገርም ዩ በቃ ንፋስ ናብ ዝነፈሰ ምኻድ ማለት ዩ ከም ኩናት ዝኸፍእ የለን ዝጸልኦን ዘፍረሓንን ነገር ዩ ወላ ብሕልሚ እየ ዝፈርሖ ከቢድ ዩ እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና ናብ ልብና ይምለሰና!
@user-og7sm9qn6p
@user-og7sm9qn6p 25 дней назад
Dawita Abi seb keep going bro❤
@hitesfay8474
@hitesfay8474 24 дня назад
Yessss Eden Is The Best Teacher Of Love and Peaceful Families As Well As The Bright Future Generation and The Strongest Identity.
@kehasetesfa4670
@kehasetesfa4670 25 дней назад
ዋይ አንታ ሎሙስ እባ ጽቡቅ ተዛሪብካ እስከ በል ይመልኣልካ ቀል:
@user-gf2ou3fj4r
@user-gf2ou3fj4r 24 дня назад
Devo ኣነ ነመጀመርታ ጊዜ እየ ተከታቲለካ ግን ብታእሚ ደጊፈካ ንሰላም ክልተ ህዝብታት ትድግፍ ምካንካ ብቻ ኣብ ሰላም ጠጠው ምባልካ 🙏🙏🙏 Jemal kab tigray mekele 👍
@godisgood177
@godisgood177 25 дней назад
Good job beautiful speech God Bless you from ❤️💛
@user-yu8bh8db4g
@user-yu8bh8db4g 24 дня назад
Eden Queen Much Respect ✊ Love You 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@FjG-ot9dn
@FjG-ot9dn 24 дня назад
ፁቡቅ ዘረባ ዳዊት ሰላም ንኽረክብ ሰብ ፉቆዶ ዐዲ ዐዲ ይንከራተት አሎ ደቁ ሒዙ
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 25 дней назад
Thanks Dawitom, lebam seb, ewe selam ena ndeli Adu dma natna nay Artrawyan Haben eya, buzuh maEda dma ayedlyan eyu❤
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 25 дней назад
ሰላም ዝጸልእ የለን ግን?
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 25 дней назад
ፖለቲካ ንህግደፍን ንሕውሓትን ንግደፎ በጃኹም እዚ ቶግ ቶሮግ መዋእልና ኣጽሊእና ኣሎ ብዘይካ ክሳራ ካልእ ዘይብሉ
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 25 дней назад
Xbuk Alka ,entay emo keltie mengesti keytarequ selam mlue aykowenin eyu.
@teklitnguse7776
@teklitnguse7776 24 дня назад
Weewwwww❤❤❤❤❤❤❤
@teklitnguse7776
@teklitnguse7776 24 дня назад
Weewwwww❤❤❤❤❤❤❤
@loveelroi4453
@loveelroi4453 22 дня назад
Hgdef malet hzibi u .. kemEu zibahal yelen gezana hawi yikaxel nihina gin suk eilna nifaker kem malet u
@user-wj3zu8pu2b
@user-wj3zu8pu2b 25 дней назад
Dawit and Neshnesh please wake up B/s first believe 2 countries and 2 cultures Don't sell our culture by money. Dancing is not solution First respect Eritrean culture. ,country and region flag is not equal Time for all
@emteemte3985
@emteemte3985 24 дня назад
Kkkkk
@eritrealandofheroes1731
@eritrealandofheroes1731 24 дня назад
Smart Eritrean boy
@Sanirey777
@Sanirey777 24 дня назад
Pee dnkurna ata bejakum eski abti sdet entelika reayom kemey ynebro ayeknekan do beka mewalkum ab kunat ktnebru bejakum nfkri zemru
@haben524
@haben524 24 дня назад
Chid…. Donkoro
@wediteages9391
@wediteages9391 23 дня назад
ብዕራይ ዓዲ ገዳ ትብል ነበረት እንተረኸበት ዓባየይ ኣንታ ክንደይ ትህሊ ሰላም እንታይ እዩ ኣራኺብዎ ምስ ባንዴራ ወላ ክልል ትብል ዓንጃል😢
@NatuNatu-ks3uq
@NatuNatu-ks3uq 25 дней назад
Dawa wedi shqu 🎉aytedengi heray do habibi❤
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 24 дня назад
Dawitom ነዚ ትግራዋይ ኣዝየ ኣድኒቀዮ እቲ ሓቂ ከምዚ ዝበሎ እዩ👌 keep doing Dawit 👌💪💪🇪🇷
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ዴቨይ ጅግና💪💪💪💪💪💪ኣቦ ሓቂ ያ ኤዱ ጅግና ኢያ ትርጉም ጥበብ ዝርደኣ ዋዕሮ ደላይት ሰላምን ፍቅርን❤❤❤❤❤
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 25 дней назад
ተመሰገን ይመለአልና ፈጣሪ🙏♥💙
@Meszzarabi
@Meszzarabi 23 дня назад
አቲ ጅግና ከም አቦታቱ ዳዊት ናትካ ትብዓት መሊሱ ነቲ ሐቂ በሲዕዎ 🇪🇷🙏✌️🇨🇳
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 25 дней назад
ትግራዋይ ኢዩ ምሽ እዚ ናይ መወዳእታ ወዲ ንሕና ብዱላት ንሕና ንደልዮ እቲ ሰላም ልዕሊ ኩሎም እረ ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ ካብዚ ደላይ ፍቅሪ ህዝቢ ዝፈጠረኒ🙏❤
@sium5757
@sium5757 25 дней назад
Tklele selam b kulu wegen eu zdle delo ajoki
@SamiLondon
@SamiLondon 25 дней назад
ንሕና ዉን ብዱላት ኢና ፡ሰልስተ ወራራት ኣብ ግዜ መለስ ጸኒትና ኢና እቲ ጓሂ የሕዋትና ዝከፈልና ኢና ንፈልጦ።ግን እዚ ኩሉ ብሰንኪ መራሕቲ ምዃኑ ስለ ንፈልጥ ኩሉ ዓዲ ገዲፍሎም ወጽዩ።ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ህዝቢ ትግራይ ዝተሃንጸ ርእሲ ኤርትራዊ ፈሊጥናዮስ ንሕና ተጋሩ ኢና ይብሎም ኣሎ መንእሰይ ስለዚ ንስኹም ከኣ ሕግዙና ።ህዝቢ ስለ ዘይነቅሐ እዩ እንበር ንዓመታት ኣብ ስልጣን ዘጽንሖም ምኽንያት እዚ እዩ፡እንበር ክሳብ ሕጂ እንተገደደ 4 መራሕቲ ምበጻሕና ብሕጊ ተመሪጾም ብሕጊ ዝወርዱ ።እዚኦም ግን ገና ብደቅደቆም ህዝቢ እንዳናቆቱ እንዳዓመጹ ክቅጽሉ እዮም።ህዝቢ ካብተን ዝጥቀሙለን ኣጀንዳ ምስ ዘይወጽእ ግን መዋእልን መሳርሒኦም መናበሪ መንበሮም ክንከዉን ኢና።
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 24 дня назад
@@user-ck2kx6ld1xኣብ ጎቦ ዘሎ ንፋስይ ይውሰዶ ኣብ ሩባ ዘሎ ዉሑጅ ይውሰዶ ፍቅሪ ደሊካ ገዳዲፍካ ጽልኢ ደለኪ ኣካብኪብካ ልዕለና ኣሕዋት የለን ኣብ ዓለም ግን ብሰንኪ ዘይጠቅሙ መራሕቲ ድራርን ዓረራት ገሮም ንኩልን ኣዴትታ ኣቦታትን ኣዘክቲሞም ብክልተ ሸነክ በብግዜኡ ሕማቅ ኣጋጣሚ ዕደልና ድዩ ድንቁርናንናስ ጸኒትና ኢና ትግረዋይ ይኩን ኤርትራዊ ክንድይ ራኢ ዝነበሮም መናእሰይ ኣዋልድ ኣብ ዘይዕድሞኦኦም ተቆጽዮም እዮም። ሕጂ ናትና ኪደ ሰላም ገርካ ንባር እያ ተጽብቀልና እዞም ናይ 50ታት መራሕቲ ዓለም ወዲኦማ እዮም።
@songohan7170
@songohan7170 24 дня назад
ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል ::
@hannak.4379
@hannak.4379 24 дня назад
I9+99
@olgafesshay9294
@olgafesshay9294 24 дня назад
ዳዊት ሐወይ ተባረክ ❤🤝🌹👏🥂 እግዚአብሔር ይመስገን . ሰላም ደይደልይ ሐተላ ሐተላ 🦟🦂🕸🕷🦗🐜🐞 ዝኾኑ እዬም ዳዊት ሐወይ ተባረክ .ከሕዝብና ሰላም🌹🤝❤🙏👌🤞🌹🤝❤🙏🌹🤝❤🙏🌹🤝❤🙏
@alexanderzerahaimanot7475
@alexanderzerahaimanot7475 17 дней назад
ኤደን ሓደ ዘይረኣናዮ ወይ ዘየስተብሃልናሉ ኩርናዕ እዮም ኣር እዪምና ምስ ኤሳው ኮይኖም እቲ ኩርናዕ ድማ ምስ ተጋሩ ሰላም ምስ ዝህልወና ማዕረ ክንደይ ምዓበና ነዚኣ ዝሕንኩል ግን ምንቀኛ ጥራይ እዪ።
@Danielgh225
@Danielgh225 24 дня назад
I appreciate your comments about Aden and other issues I proud of your confidence. 🙏 Respect Tigray ❤
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 25 дней назад
ሰላም ንማንም ኣይጎድእን ኩልና ናብ ልምዓት ❤❤
@Mitare888
@Mitare888 23 дня назад
ሓደ ሕዝቢ ኢና ደቂ ክልተ ኣደ ማንቱ እዮም ኣይትፍለይዎም❤❤❤❤ ማንታ ቋንቋ ማንታ ባህሊ ኣነ ትግራዋይ እየ ኤርትራውያን ግን ኣሕዋተይ ዮም
@user-uh6ky7oe3x
@user-uh6ky7oe3x 25 дней назад
ዳዊት is smart boy ይመችኻ ሰላም ንኹሉ ህዝቢ
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 25 дней назад
ዋው ማርያምን ክትርአ ከለካ ቆልዓ ትምስል ትብዓትካግን ጎብዝ ንዓካ ለ ሂወትካ ኩሉ ስላም ዝዓስሎ ይግበርልካ ምዓረይ ሕልፍ ሕልፍ እለ ይካታተለካን እንድየ ለማዓንቲ ግን ፅን እለ እየ ስምዐካ ኮሜንት ከይፀሓፍኩ ክሓልፍ ኣይካኣልኩን በርቲዕ❤💛🇱🇧👍
@michaelahabtemichael4431
@michaelahabtemichael4431 25 дней назад
Thank you Dawit for your excellent work
@abelgrmay7770
@abelgrmay7770 24 дня назад
ንጹቡቁ ዝጸልእ የለን ነዚቡሉጹ ጸወታ ዝጸልእ የላን ንትሰብ ዝተንከፎ ነገር ተልዩ ከኣ ዳዊታ ኤደን ባንዴራ ምልባሳ ጥራይ እዩ ካልእ ብምንታይ ምክንያት ካባና ንላዕሊ ብርዲኢት ጊራቶ ትከዉን ኢለ ተሰፋ የገብር ተጋሩ ከም ተጋሩ ኮይኖም ክማጎቱ ኤረትራዉያን ከም ኤረትራዉያን ኮይኖም ተተቃራሪቦም ኩሉ ክቅቦሎ ግደን እዩ ሰብ ዝተራኣዮ ክዛረብ ግደንእዩ ዳዊታግን ኣይ ግደን።
@YowhanesKahsay
@YowhanesKahsay 25 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Long Live
@AbrhaLema
@AbrhaLema 23 дня назад
Ambesa dawita hakiy yhabka❤❤❤❤❤❤❤❤
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 25 дней назад
well done guys good job we have to do it in Asmara and mekele
@user-kk1fg9sf5u
@user-kk1fg9sf5u 4 дня назад
ኣነ ትግረወቲ እየ ግን ድእራማ ይካታተል እየ ቦለቲካ ናኣይ ጠረበዛ እዩ ቃኣቃና ግን ባሃልና እዩ🎉🎉🎉🎉
@konjithagos7591
@konjithagos7591 24 дня назад
DAWIT anbesa eidimen tienan yhebika bitaemi tehegise mulue selam ygberelna amlak yhgizena
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 25 дней назад
ኣነ ኤርትራዊት እየ ነዞም ይሕዋተይን ነቶም ተጋሩን ከኣ ሓጎስኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 25 дней назад
አሜን ፫ ንኩለና ማዓረይ🥺❤
@cheguevara8514
@cheguevara8514 24 дня назад
ወዲ ርሹን ዓጋመ ከለኻ ኤርትራዊ ክትኸውን ትፍትን ኣለኻ እሞ ከም ጋል ኣይ ዊዕግን 🤣😂😂😊
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 22 дня назад
@@cheguevara8514 ምሽ በል ኣነስ ኤርትራዊት ብ ኤርትራዉቱ ጎል ኣስመራ ጻዕዳ ከማን ህጉርየ ኢኻ'ኾ ትኸዉን ትጻረፍ ዘለኻ
@cheguevara8514
@cheguevara8514 22 дня назад
@@FocusOnyourblessing 🤣😂😂🤣😂ከኒፈ ሃየ እስቲ መሓሊ ብስሩ ጋል ኣስመራ ዲኺ ኣይ ዊዕግን ትገብራ 🤣
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 17 дней назад
​@@cheguevara8514ቀታሊ ሓዉ😏
@Fire-cy2gk
@Fire-cy2gk 24 дня назад
Buzuh zesekf yeblomn, bhade sle zeysaeseu enber ab tgrayn eraetran koynom derftat yserhu eyom mebzahtiom, kabtom mis tegaru zserhu 1 helen meles eya nsa ab Ada tgaru ab Adom koynom bhade serhom alewu slez ....
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 25 дней назад
ንፉዕ ኢካባ ዴቭ ሽኮር❤❤❤❤❤❤
@jhonocbay693
@jhonocbay693 25 дней назад
Game is Over
@golsemere5205
@golsemere5205 23 дня назад
Tegaru eminate ayekoneni😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 23 дня назад
"ኣስመራ ተዘይ ኣትየስ ኣይትግራዋይን እየ....." ንዝበለ ኸ ኮኒንካዮ ዶ፧
@Merkebna2
@Merkebna2 23 дня назад
Nay kedem videotatka abeyu keydu gin brukkeyy ?
@arefainealem9233
@arefainealem9233 25 дней назад
ጅግና ኢካ
@jhonocbay693
@jhonocbay693 25 дней назад
Game is Over 💊
@bsratbereket5853
@bsratbereket5853 24 дня назад
Bhaki snetbebawi fikirn selamn kzimr eyu melkiu nay hzibi sledkenu egziabhier selamu yebzhalna ❤❤❤❤❤❤❤🎉
@user-uq9hz5ss4e
@user-uq9hz5ss4e 25 дней назад
Abe dege koyenom tetemu enda beleu neti Abe adi zelo hezbi dekas keliemo ezom teref dergi hademti 😢😢
@selamselam6517
@selamselam6517 25 дней назад
Nay bhaki😢
@qjvjvvx8907
@qjvjvvx8907 24 дня назад
ኣቶም ሰባት እንተከድካሰ ለባም ትረክብ ❤❤❤
@jagalskarerjagalskarer7590
@jagalskarerjagalskarer7590 24 дня назад
እወ ብኤዱ ኣይትምጹና ንግስቲ ባህልና ❤💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗❤❤
@geralegas47
@geralegas47 24 дня назад
ዳዊት ኣጆኻ በቲ ትገብሮ መደብ ብዛይዳ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ሰላም ነዚ ዞባ ኣዚዩ ወሳኒ እዩ ካብ ሰላም ብዙሕ ረብሐ ኣሎ ካብ ኪናት ግና ጥፋኣት ሞት ዕንወት እዩ ስለዚ እዞም ስነጥበባውያን ዝገበርዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጉዳይ እዩ ሰላም ዝያዳ ዝመጽእ ብህዝቢ እዩ ስለዚ ንድፋኣሉ ኣጆኹም ኣምላኽ ያኣክል ይበለና።
@sweetyheart85
@sweetyheart85 25 дней назад
Ane btaemi eye tegerime nezi fkri nab politic keyrom kzarebu ms semaeku
@astertesfe5701
@astertesfe5701 24 дня назад
Dawutom abi seb haqi fiqri tum ajokhi adu mikrti ❤
@nahinon8384
@nahinon8384 25 дней назад
Nselam tray nzemir hzbi ngdefo ab sqay eyu zelo menseyat gin ngage alena behansab terakibka kalie ab media kea kalie aynkun kabey mexina nzekir mknyatu kabey kemzmexaka tezeyzekirka kebid yu 🤞🏼✌🏽🙌🏽💙
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 24 дня назад
ነሕና ተጋሩን ኤርትራውያን ሰላም ካብ መራሕቲ ክፅበ ምፃት ክርስቶስ ከይቅደመና ይፈርሕ ህም 😒✋
@SenaytTesfay-it4mb
@SenaytTesfay-it4mb 24 дня назад
edmen teenan yhabka dawit hawey snay hasab kab bruk sebu źrkeb tebarek
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 25 дней назад
ፍቅሪ ጥዕም ምስ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤
@user-qv8db3vh4z
@user-qv8db3vh4z 23 дня назад
ሰላም ዳዊት ሓወይ ፉልፉሉ እየ ካብ ሊብያ ብዝኮነ ጹቡቅ ተበግሳ እዩ ግን እቲ ክዳን ንትግራይ ኣውክልን እዩ ህዝቢ ድማ ተባኢሱ አፈልትን ቦለትከኛታት አዮም ዝባኣሱ ።
@solomonguish7775
@solomonguish7775 25 дней назад
❤ love
@selamselam2633
@selamselam2633 24 дня назад
Gidin di neru bandira nay tigray bandiira mikidan,? Dawit melsi habeni ppllz
@taameteclemariam155
@taameteclemariam155 3 дня назад
ህዝብና ብኣውራጃን ብዘይፍልጠትን ህዝብና ይህሰ ኣሎ እቶም ዝርደኣኩም ሕሰቡ ህዝብኹም ሓግዙ
@abrhamweldekrstos
@abrhamweldekrstos 25 дней назад
B eden zmexeni ayfetun ye araya meneseyat ye zbla blke❤
@medhanieghirmay858
@medhanieghirmay858 24 дня назад
ናይ ባሓቂ ኣነ ዝሓስባ ኣብ ርእሰይ ቀጻሊ ስነ -ጥባባውያን ኣርማና እዮም ስለዚ ነዚ መንእሰይ ንጽቡቅ እንተ መሪሖሞ ብርግጽ ዓወት ክመጽእ ዩ! ብዛዓባ እዚ ናይ ባዓል ነሽነሽ ዘይቀዋሚ ዘረባ ኣይፋል ካብ ሕጅ ማለት መራሓቲ ደኣ ወላ ብባቡራት ኣይባሱን 😂 ህዝቢ እንተ ተፋቅርና በዮም መራሕቲ ድዮም ክጋጠሙ ሕማቅ ሓሳብ ኣለና መንእሰይ ነንሕዱ ይፋቀር ናይ መራሓቲ ትርጉም የብሉን በይኑ ዝዋጋእ መራሕ የለን ባሓቂ ንፍቅሪ ንፍቅሪ ንፍቅሪ ዝሞቱና ኣሕዋትና ኣሓትና ኣቦታትና ሓፈሻዊ ስድራና ይኣክል እንታ ክንደግም ኢና ብስፍራ ክንደይ ግዜ ክንቃተል 😢 ኣምላኽ ይሓግዘና ኣጆኹም ኩሉና ንፍቅሪ ብፍላይ ስነ-ጥበባውያን።
@biniasmerom5757
@biniasmerom5757 25 дней назад
ናይ ባሓቂ ዳዊት ሓወይ እዚ ህዝቢ ሰላም ናፊቑ ኣሎ በዛ ዘቕረብካያ መልእኽቲ ሕልናይ ተተንኪፈ እቶም ናይዚ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ዘይትደልዩ ፈጣሪ ናብ ልብኹም ይምለሰኩም
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 24 дня назад
ኣምላኽ ጸጉ ይሃብካ ዳዊት ወደይ!!! ብሓቂ ልብኖኣ ዘለዎ ምኽሪ ሂብካ!!!
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 25 дней назад
We love you Adu gual Erey, ksab hji texaeita ember welahanti hmaq bzaEba hagera dtezarebeto yelen❤
@DaniDani-bh3hr
@DaniDani-bh3hr 25 дней назад
Amlak fqri ygberelna ❤❤❤
@mussiemengsteab8512
@mussiemengsteab8512 24 дня назад
ዳዊት ሓውና ብዓይኒ መንፈሳዊ ጓይላ ኣይፍቀድን እዪ መን ኣፍቂድሎም ዝተሓጎሰ ተሎ ይዘምር ዶ ኣይኮነን ዝብል፡፡ ካልእ ድማ ነዘን ጥቅሲ ኣንብበን እሞ ተማሃረለን ኢኻ ዋላ ነዚ ኮሞአንት ዝንብብዎ ሰባት Job 21 ትግ - እዮብ 12: ብኸበሮን ብበገናን ይደርፉ፡ ብቓና ዕንዱር ይሕጐሱ። 13: ንዘመኖም ብጣዕሚ ንብረት የሕልፍዎ፡ ብቕጽበት ዓይኒ ኸኣ ናብ ሲኦል ይወርዱ 14-15: ግናኸ ንኣምላኽ፡ መገድኻ ኽንፈልጥ፡ ኣይንደልን ኢና እሞ፡ ካባና ኣግልስ፡ እቲ ዂሉ ዚኽእል እነገልግሎኸ መን እይ፧ ናብኡ እንተ ተማህለልናስ፡ እንታይ ኪጠቕመና እዩ፧ ይብሉ። 16: እንሆ፡ ጣዕሚ ንብረቶም ኣብ ኢዶም ኣይኰነን፡ ምኽሪ ረሲኣንሲ ኻባይ ደኣ ይርሓቕ።Galatians 5 ትግ - ገላትያ 17: ስጋ ነቲ ምስ መንፈስ ዚጻረር ይምነ፡ መንፈስውን ነቲ ምስ ስጋ ዚጻረር እዩ ዝምነ። ነቲ እትደልይዎ ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚኣቶም መጻርርቲ እዮም። 18: ብመንፈስ እንተ ተመራሕኩም ግና፡ ትሕቲ ሕጊ ኣይኰንኩምን። 19: እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ምንዝር፡ ርኽሰት፡ ዕብዳን፡ 20: ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡ 21: ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።Galatians 5 ትግ - ገላትያ 22: እቲ ፍረ መንፈስ ግና ፍቕሪ፡ ሓጐስ፡ ዕርቂ፡ ዓቕሊ፡ ለውሃት፡ ሕያውነት፡ እምነት፡ ህድኣት፡ ይአኽለኒ ምባል እዩ። 23: ነዚ ኸምዚ ዘመሰለ ዚጻረሮ ሕጊ የልቦን። 24: እቶም ናይ ክርስቶስ ዘበሉ ኸኣ ነቲ ስጋኦም ምስናይ ፍትወቱን ትምኒቱን ሰቒሎምዎ እዮም። 25: ህይወት ብመንፈስ እንተ አልያትናስ፡ ብመንፈስ ከኣ ንመላለስ። 26: ንሓድሕድና ብምትሕርራቕን ብምቅንናእንሲ ውዳሴ ኸንቱ ኣይንድለ። እዚ ተረዲእኩም ጓይላ ከምዘይፍቀድ ኤደን ትኹን ሓደ ይኹን ኣይፍቀድን እዩ 4 ነጥቢ፡፡
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 24 дня назад
Dawita jegna xbuk meglexi edu beautiful ♥️🇪🇷♥️🌳♥️♥️🌳💒
@rustomfeday
@rustomfeday 23 дня назад
🎉❤🎉❤❤ bhaki xbuk zereba davey❤🎉❤🎉🎉🎉❤
@user-nn3sq7jv5c
@user-nn3sq7jv5c 25 дней назад
David man,great job keep it up bro
@GhGh-jz7gq
@GhGh-jz7gq 24 дня назад
Kbri yehabelna
@Aleko253
@Aleko253 24 дня назад
ከምቲ ልሙድ ምሩጽ ኣርእስቲ ዩ ኢለ ላይክ ረጊጸ ሰሚዐያ ኣለኹ ዳዊታ ቀጽሎ 🤞😍
@user-cm6uq9et1g
@user-cm6uq9et1g 25 дней назад
Lka aleka hawey kemeka zebele yebzhayo lebam seb 👌👌♥️💖
@user-tr4iv4zv6g
@user-tr4iv4zv6g 25 дней назад
Amlak fqri n kulu wusue hzbi fqru yewrdelna ❤❤❤❤
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 25 дней назад
❤❤❤
@km4199
@km4199 24 дня назад
Good job Divo keep it up bro
@hagosabera7806
@hagosabera7806 24 дня назад
Neshnesh poleticaka abjubska naka Ente Dawit lomilomi areaeiyaka ayfeletkuwan
@hagosdaniel1758
@hagosdaniel1758 25 дней назад
👌👌👌
@dawitwoldu4491
@dawitwoldu4491 25 дней назад
We need a peaceful earth in Africa,,,,,,,
@SamiLondon
@SamiLondon 25 дней назад
ዴቭ በታ ንዓኻ ዝተሰምዓትካ እንበር ንክስቶ ከሐጉሶ ንክስቶ ክመሳሰል ከይበልካ ናትካ ርድኢት ምቅራብካ ጽቡቕ ቀጽሎ ዉን።ከመይ ሰማዒ ካባኻ ይወስድ ካብ ነሽነሽ ይወስድ ካብ ካልኦት ይወስድ ኣመዛዚኑ ከኣ ዘዋጽኦ ይድግፍ።ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ንባዕሉ መነባብርሮ ይፍትኖ ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ መዳቅስኦም ከይተስኡ ጽልኢ ክጉስጉሱ ድቃስ ዝሰኣኑ ዩቱባት ንፈጠን ኢና።ከመይ ክሳብ ሕጂ ዘጽሖም ስልቲ ሓደ ኣብ ጽልኢ ጎረቤት ዝተመስረተ ስልጣን ስለ ዘካይዶም እዩ።
@user-ib4zx6lf4x
@user-ib4zx6lf4x 22 дня назад
bravo dawita lebam.kexilo.kab kuinatn hwketn zrebh yelen
@Tsere-Shabia
@Tsere-Shabia 25 дней назад
Edu we love you and we support you. Please keep it up!!!
@amanghirmay3886
@amanghirmay3886 25 дней назад
EDU I am proud of you. Nay men dea kitiwesidi
@Elias_25Nebil
@Elias_25Nebil 23 дня назад
Lebam dawitom bravo ❤❤❤
@cow9570
@cow9570 25 дней назад
❤❤❤❤
@arcade2002
@arcade2002 22 дня назад
Bitaemi zehizn eyu ezom Artist nzeytekim rehab kiblu kimareshu, Eritrawyan Eritrawyan ena tegaru jea tegaru eyom.Nay selam entekoynu nay kletiu Bandera mugeberu, gitmu kidanu nay tigray gerka ahwat tegaru bihansab wielom mibal gin nwilkom netom sinetebabwiyan yetegrurom enber n Eiritrian aywiklun eyom.
@user-uz5df4ds2q
@user-uz5df4ds2q 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@kahsay16276
@kahsay16276 22 дня назад
መጀመርያ እቲ ቂምታ ጽልኢ ናይ ቅድም ዘስረጹልና ርኹሳት መርሓቲ ነውጻዮ ካብ ልብና ደሓር ከም ሰብ ንሕሰብ ሰብ ንኹን ቁዱሳን ኣቦታትና ትግራይ ኤርትራ እንዳ ተዛወሩ ብባዶ እግሮም ብኣፍ ጸሞም እንዳ ነበሩ ፍቕሪ እንዳ ሰበኹ እዮም ገዳማትናን ኣድባራትናን ኣጽኒሖምልና እሰን ስለ ዘለዋ ከኣ ክሳብ ሕጂ ብናቶም ጸሎት ኣለና እንበር ቀደም ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ወለድኡ ምጸነተ። ሕጂ እውን ንመለስ ናይ ፖሎቶካ ሰይጣን ዘርኢ ንግደፎ በጃኹም ኣስተውዕሉ ሰይጣን ዓድምካ ኣብ ጋይላ ዝመጽእ ፍጽሙነት ዘለዎ ሰላም ኣይኮነን ንጸሊይ ንጸሊይ ንጸሊይ ከም ቀደም ኣዴታትና ንማህለል ወድሓንኩም ሰላም ንህዝብታትና ይሓልወና እግዚኣብሄር።
@user-if8zp4su4u
@user-if8zp4su4u 25 дней назад
ናይ ብሓቂ መዘናይ❤
@user-er1ps6eb1y
@user-er1ps6eb1y 24 дня назад
Dave beal Lbona nezom ab TikTok zelewu kxarefun kfelalyun zwielu kea mkri entethbom kndey tsbuk nieru kexlo eka zhawey ab gonka alena etom deleyti selam
Далее
Разница подходов
00:59
Просмотров 83 тыс.