Тёмный

🚨ኣዛራቢ ጉዳይ! ስነ-ጥበባዊት ኤደን ካብ ኣስመራ መልሲ ሂባ! እዋይ ትብዓት! ኣብ ኤርትራ ኮይነን ባንዴራ ትግራይ ተሰኪመን ዘርጊሐን! 8 May 2024 

Dadi & Mami
Подписаться 152 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

🚨ኣዛራቢ ጉዳይ! ስነ-ጥበባዊት ኤደን ካብ ኣስመራ መልሲ ሂባ! እዋይ ትብዓት! ኣብ ኤርትራ ኮይነን ባንዴራ ትግራይ ተሰኪመን ዘርጊሐን! 8 May 2024
#eritrean #tigray #ethiopia
#adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
#tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
#merebestifanos #lultedros #wintamekonen
#kirosasfha #danialteklehaymanot
#eritreaninterview
#eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamusic
@DadiMami

Приколы

Опубликовано:

 

7 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 330   
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 14 дней назад
ፍናነይ ለባም ከመይ አለካ ትግራዋይን ኤርትራዉን ሰላም ተዝከዉን ዋላሐደሰብ ናብ ስደት አምከደን ፈጣሪ ሰላምን ራህዋን የዉርደልና ፍቅሪ ዝጸልእ ዲያብሎስ ጥራህ እዩ 🙏❤️👏
@user-wt6sq7bd5i
@user-wt6sq7bd5i 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 13 дней назад
🩵💚🩷💜🙏🌺🦢🫶🙏
@user-qd8ee8zt2g
@user-qd8ee8zt2g 11 дней назад
ብሓቂ ምኣዝ ስደት ነይሩ ብሰንኪ ዞም ቆናጫት መራሕቲ ፋሕፋሕ ኣቢለሙና
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 14 дней назад
ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ይሃቦ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@aidawaldamlak7530
@aidawaldamlak7530 14 дней назад
There's no peace with Tegaru (agame) until they respect our integrity and sovereignty ❤🇪🇷♥️ Gorbtocichen zgbrun nay aynom keler ! So negdfelom ember kenrso aynkelen 🤫🤔
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 14 дней назад
ሰላም ዝምነ ሰላም ያሃቦ👏🇪🇷🤝💊👏✌️✌️ንኩሉ ወድሰብ 👏👏👏
@reggaeworld2834
@reggaeworld2834 13 дней назад
🎉bkaki❤
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 13 дней назад
​@@reggaeworld2834 Amen 😘🥛💜🩷💚🩵🌺🦢🫶🙏🙏
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 13 дней назад
Amen 🩵🩷💜🌺🌺🦢🦢🫶🙏
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 13 дней назад
With out tetracycline ☮️
@tisionebrawit9067
@tisionebrawit9067 14 дней назад
ሰላም ንንደሊ ሰላም ይሃበና ፈጣሪ::
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 14 дней назад
ፋኒዋይ ለባመይ ሰብ ክቅየር ዘይትቅየር ለባም ኢኻ ቀጽለሉ ማዓረይ❤❤❤💛💛💛💛❤️❤️❤️
@ghenetzere6114
@ghenetzere6114 14 дней назад
Pease to Eritrea and Tigray people May God helpe us to Love our brother and sister in Tigray. Love your neighbore like yourself. God say stay away from eville.
@user-vm4gi9fj3h
@user-vm4gi9fj3h 13 дней назад
ስላም ኣዳላዊ መደብ ስላም ዝጸልእ የለን ኩርኩር ኣሜሪካ ተጋሩ ካብ ህዝብ ተነጺሎም ስላም ደላይ መንገስቲ የውርደሎም ህዝቢ ኤርትራን መንገስቲ ኤርትራ
@zemehretweldemariamandehai6697
@zemehretweldemariamandehai6697 14 дней назад
መልሐስ ጥራይ ብዘይግብሪ ዋጋ የብሉን! እቲ ፍልልና ኤሪትራዊያን ምስ ተጋሩን ሰማይን መሬትናን እዮ! ኤሪትራዊያን ካብ አዲስ-አበባ ገንዞቦም ንብረቶም ካብ አንስቶምን ደቀምን ፋሕፋሕ አቢልኩም ሕጂ የሕዋት'ኢና? ዉግእ ወረ ዉግእ ገርኩም ሕጂ የሕዋት'ኢና? ን27 ዓመት ማዕቀብ ገርካ ሕጂ የሕዋት'ኢና? ሕዉነት 1998 ተጋሩ አብ እንዳ ጓሐፍ ደርቢኹሞ።
@andezewdi8884
@andezewdi8884 14 дней назад
Btaemi zageram iyou Nay z Wadi lksks lkbatt tgraway kbl lbu tafewo MS Tagru zay rsa bdal ab resaena zaweradwo aynrson::
@seliseli3381
@seliseli3381 13 дней назад
ደምና ኣይደረቀን ዘሎ ሐዚ እውን ሓደ ዘይኮና
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 13 дней назад
Yes you are right , leave the ❤️ love just lets respect each others
@Abdat0507
@Abdat0507 14 дней назад
ንሰኺ ቡዳ እቲ ዘቅርቦ ዘሎ ካባኺ ዝገደደ ቡዳ ኩሉ ድሕሪ መሬትና ዬ ኤርትራ ሉኣላውነት ዘረጋገጸት ሃገር ያ
@weynits571
@weynits571 12 дней назад
ኣታ ብሩኽ ሓቂ ንሰላም ዚጻረርስ ኣምላኽ ዘያኣምን ጥራሕዩ ኣምላክ ባአሉ ፍቅሪ ስለዝኾን ኣጆካ❤ በርቲአ አ
@WintaAraya
@WintaAraya 14 дней назад
ሰላም የዉርደልና❤
@merizetewahdotigray1758
@merizetewahdotigray1758 14 дней назад
ኤደን ካብ አሰመራ መልሲ ሂባ ዝብል ዘሎ አበይ ኮይና ዲያ ምሰቶም ተጋሩ ትጭፍር ነበረት ?
@fatimanuru7526
@fatimanuru7526 14 дней назад
ሕጅስ ይእክል ረቢ ስላም የምፅእልና ሞኒካ እንበሲት ፃባ ስተይ ❤️❤️❤️👍👍👍👍
@MulugetaGirmay-dl3sr
@MulugetaGirmay-dl3sr 14 дней назад
እንታዩ ዝርብጸካ ዘሉ ንዓካ ዑሱብ ኪድ እንዶ ተመርቀፍ መስረት ዘለዎ ታሪክ ስለዘይፈልጥ ኢካ ሚስኪን
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 13 дней назад
Gis senef fara lekbat hasawi 🤮🤮🤮🦬🦬🦬🐂🐃🐃
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 14 дней назад
ንዙ ክልተ ህዝብና ሰላም ሃብወ😢😢😢
@user-nm5vr8te2e
@user-nm5vr8te2e 14 дней назад
ንዙ ክልተ ህዝቢ ጠዋይ ትግሪኑኡ ዓጋመ
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 14 дней назад
​@user-nmጨ5vr8te2e ትግሪኑ ከ እንታይ ማለት እዩ ብሩክ
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 14 дней назад
እንካዕ ብሰላም መጻኻ ፋኒ ደላዪ ሰላምን ፍቅርን❤❤❤❤❤😘😘😘😘
@solomonabraha756
@solomonabraha756 11 дней назад
ሓቂ ይሃብካ ህዝቢ እዩ ዝከስር እሞ ከማካ ለባማት ፈጣሪ የሰስነልና፣ ካብ ዝሓለፍናዮ መካራ ወፂና ሰላማዊ ሂወት ክንመርሕን ክንምዕብልን።
@tsigeredaestifanos3595
@tsigeredaestifanos3595 14 дней назад
ኣምላኽ ዘምጽኦ ፍቅሪ ከልካሊ የቡሉን🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊
@tisionebrawit9067
@tisionebrawit9067 14 дней назад
ጋኔን ፀፊዕዎም እዩ ህግደፋውያን ሰይጣውንቲ:: ንኤርትራ ሓደጋ እዬም ::😢
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 14 дней назад
ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቡ ፈጣረ ፍናነይ ሹኾር ኦ ኣምላኽይ ንዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ፍጠረሉ❤
@solomonabraha756
@solomonabraha756 11 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና። ከማካ ዝበሉ የብዝሐልና።
@tesfamaryam9766
@tesfamaryam9766 14 дней назад
ስማዕ እስኪ ከም በዓል ንስካ ዝመሰልኩም ብዛዕባ ትግራይ ክዝረብ ብድድ ትብሉ ንኤርትራ ተኮይኑ ተሰቅጡ ሱቅ በል ዓቅምካ ተዛረብ መሬትካ ክብርካን ሸጥካ ዲካ ሰላም ክትገብር ትዛረቦ ፍለጥ ንሕና ስድራና ንአሊ አለና ድማ ትብል ንህላወ እቶም ስድራይ ትብሎም ዘላካ እዮም ሰንኪሎም አብዚ መጺካ ክዋራዘ
@dcghetto
@dcghetto 14 дней назад
Bezi komsheti agame tewaredna
@MussieEseyas
@MussieEseyas 13 дней назад
Emo yehwatna abotatna adetatna senkilom tesewiom nhana ka fokodo saran bahri entayu zi selam tezkewun gnnn kab nXnet jemirna abey mbexahna nerna
@abebateklemariam3033
@abebateklemariam3033 14 дней назад
ሰላም ዝመፅእ ከምዚ ብሃደ ሳዕሲዕካ ወይ ደሪፍካ ኣይኮነን ሰላም ክመፅ እቲ በዳሊ ነቲ ተበዳሊ ፍፁም ይቅረ ክብል ኣለዎ ፡ ዘለኣለም ክፊእ እንዳገበርካ ሰላም እንተዘመርካ ሰላም ኣይመፅእን እዩ።እቲ ዘፅልኣካ ድማ ሃደ ኢና ኣሕዋት ኢና ኣይትበሉና ወገንኩም ሓዙ ።
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 14 дней назад
ፍቅሪ እዩ ሰላም ዝህበካ 🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍
@selamawetmehari9836
@selamawetmehari9836 14 дней назад
ኣምላኽ ይሓግዝካ!👍❤️🎉
@NiyatBereket
@NiyatBereket 14 дней назад
ሰላም ይሃብካ ፋኒ ሓወይ ኣበይ እሞ ይርድኦም ።
@MeronRisom
@MeronRisom 14 дней назад
ክፍተዋኻ ኣቱም ስባት ንዓና ክጥዕመና ሰላም ከዉርደልና ንጽዓር ከም ሰላም ዝጥዕም የለን❤❤❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 11 дней назад
ኣሰ ፍቅረ ዘፀል ሰብ ሰብት ድይም ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ አብ ሰላም እዩ ዘሎ ኩሉ አጀኩም ፍቅራ የሸንፍ አሕዋተይ
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 14 дней назад
ሰላም ምስኹሉ ኢና ንደሊ።
@MeronRisom
@MeronRisom 14 дней назад
ዋውውውውው ክንደይ ደስ ይብላ❤❤❤
@wolderufael
@wolderufael 13 дней назад
ክሳብ ኣወል ስዒድ ተዓሪቕና ኢና ምስ ትግራይ ክንድመር ኢና ዝብሎም እዮም ዝጽበዩ ዘለዉ። ብናቶም ኣእምሮ ዘይጥቀሙ ከም ውሒጅ ዝውሕዙ! ምስ ሃገራት የዕራብ ተባኢሱ ገዳፊ ንሱ ዝመራሒኣ The United States of Africa ክምስርት ብምሕሳብ ለህዝብ ንጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ዝተመርዓው ንምሉእ ዕድመ-ሓገዝ ክግበረሉ እዩ ኢሉ ዝተመርዓዊ ነይሮም። Animal Farm ንኢሳይያሳውያን ዘተንበየት መጽሓፍ እያ ትመስል።
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 14 дней назад
Fkri ynges❤
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 14 дней назад
ፋኒ 👍👍👍
@realtube6031
@realtube6031 11 дней назад
ፍናን መቸም ካባኻ ልቦና ስለዘለኒ ዘይኮነስ ምስቲ ንእሸቶ ዕድሜኻ ዘሃብካዮ ኩሉ ሪኢቶ ብእዉነት እብለካ አለኹ እግዚአብሄር ዝፈትዎ ቃል ወይ መዝሙር እዮ አርባዕተ ነጥቢ ስለዚ ኩራዕ እንጀራ ርኸብ መገድኻ ኩሉ ቅንዕ ይኹነልካ ሓቂ ሓቂያ ተኹርዓኻ ስለዝኾነ Go ahead
@azebtekle-gz7lu
@azebtekle-gz7lu 14 дней назад
That's your Dream 😂😅😅 NO Togray Eritrea 🇪🇷 For Eritrean 🇪🇷 NO TIGRAY 😂😅 TIGRAY
@gullala4624
@gullala4624 14 дней назад
ፋኒዋ ማዓረይ ንስኮ ትፍለ ኢካ ❤❤❤❤ትግራወይቲ ኢየ
@user-so1ov8qs8s
@user-so1ov8qs8s 14 дней назад
1ኛ ነኝ ፋኒተይ ለባም ሓወይ እንኳዕ ኣብፀሐካ ❤🎉
@NiyatBereket
@NiyatBereket 14 дней назад
👍👍👍👍❤❤❤❤❤
@hadasemnetu8729
@hadasemnetu8729 14 дней назад
Zeytfelto aytzareb. Mis tigrawot abi mekelkeli btrikolata zteaxwd bfelnji gerina kinaxwo alena. Hasad Gorebet silezelewna.
@henokrobiel28
@henokrobiel28 14 дней назад
Hallo esu.aykonene Texelu fanyie eten tegru enaty koynene nY eritera zeygbera
@mirimiri3396
@mirimiri3396 14 дней назад
Selam selam❤🙏
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 14 дней назад
ሰላም ሰላም ለኤሩናን ንትግራይ ሕዝቢ ። ሰላም ድማ ንኦሮሞን ኣምሓሩን ።
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 14 дней назад
Good job fani ❤
@dirarweldemariam2000
@dirarweldemariam2000 13 дней назад
ሰባኺ ሰላም ኮንካ ምባር ኣምላኽ መመሊሹ ምስትዉዓልካ ይኽፈቶ፡ ተባረኽ ንፉዕመንእሰይ እቶም ብኹናትን ጽልእን ወረን ዝተባላሽዉ ኣምላኽ ንየማን ይምራሓዮም!!!!!
@zaidtekleab6412
@zaidtekleab6412 14 дней назад
Really we don't need tegaru resahat fooo
@visionessence
@visionessence 13 дней назад
Tell that to Tembienay Iseyas your both
@visionessence
@visionessence 13 дней назад
ጸላአቲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓንቲ ዞባ ኤርትራ ኢዮም ። ኩላትና ኤርትራውያን ንፈልጦ ሕቂ ኢዩ።
@hiwanmegos5114
@hiwanmegos5114 14 дней назад
Kab ertirawian rahaqulna atum tenkolenatat arbea lbom taeleyu kab mdngar niertirawian
@weynits571
@weynits571 12 дней назад
1 John 4 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 12: ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረአዮ ከቶ የልቦን፡ ንሓድሕድና እንተ ተፋቐርና፡ ኣምላኽ ኣባና ይነብር፡ ፍቕሩውን ኣባና ትፍጸም።
@ereyxada3562
@ereyxada3562 14 дней назад
Ajokum ajona deki erey
@neguGebre-dg1nx
@neguGebre-dg1nx 14 дней назад
ብሓቂ ኣብ ኣፍርካ ከማና ባህልን ኣከዳድናን ናይ ባዕሉ ግእዝ ዝወነነ ሕብረተሰብ የለን እንታይ ሞ ይኹን ድንቁርና ኣጥቂዑና ንሰንሳትና እናተበላዕና ኣደዳ ፀላእቲ ኮይና 😢❤
@user-nm5vr8te2e
@user-nm5vr8te2e 14 дней назад
ክልተ ሃገር ኢየን ምቅሪቲ
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 14 дней назад
ፅሩይ ሓወይ ከመካ ዝበለ ይብዛሕ ሰላም ንኩሉ ሰብ✝️❤💘🙏
@yeru176
@yeru176 13 дней назад
Selam yewrdelna!! Gn eritrawyan trah aytbel nska wn xlie ika tdegm zeleka wela kaleot eyom tezaribomlu ezi guday wela ab kulu zelo eritrawi hade u msti hzbi Selam zdeli
@user-ft3ub3yj6f
@user-ft3ub3yj6f 14 дней назад
እዛ ቻነል ናይ ግይሓፍ ትግራዋይ እያ ያእይ ንስኻትኩም ምስ ጸላእቲ ወዘኽዘኽ እንዳ በልኩንም ሰላም ዘተምጽኡልና
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 14 дней назад
Wawwww❤❤❤
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 14 дней назад
ሰላም ሰላም❤
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 14 дней назад
ፋኒ ብሱል ሰብ ኢኻ ቀጽሎ❤❤❤
@SelamKonjo-we2yc
@SelamKonjo-we2yc 14 дней назад
ብሓቂ
@MeronRisom
@MeronRisom 14 дней назад
❤❤❤❤❤
@user-qu8ks8hb6v
@user-qu8ks8hb6v 12 дней назад
ሰማእ ወዲ ሃወቦይ ኤሪትራዊ ንኩናት ተኹቲኹ አይፈልትንዩ አቦ ሰራህ አቦ ማሃዝነት ህዉሃት ጋይላ የአጉድ ህዝቢ ትግራይ የጣቅእ አሰመራ ተዘይ አትየ አይትግራዋይንየ አሪትራዊ ዘሃተቶ ህቶ ወኢል አልጀርሰ አባይታ ይተግበር ቦታና ግደፉልና አምቢ አይሰምኢንየ ኢምቢ አይሰምኢንየ አሰከ ንተጋሩ ህተተልና ህጂ ከአ ኤሪትራዊ ቀደም ደሉዉ ህጁዉን ደሉዉ ናቱ ዘይ ህብ ዘይናቱ ዘይደሊ ጭዋ ህዝቢ ህጁ ከአ ብኢኑ ወጢጡ ሰላም ንግበር አይብልንዩ ብእዝኑ ወጢጡ ግን ካብ መሬቱ የዉጽእ ንሳ መርገጺ ኤሪትራዊ ልቢ የሃቦ ፈጣሪ አብ ልቡ ክምለሰ
@MeronRisom
@MeronRisom 14 дней назад
❤❤❤❤
@araiafamily5328
@araiafamily5328 14 дней назад
Shar up bela eza treder Eden ashlak. .ms Tgray people never peace 4.becouse Tgray people never know people Ezom hasadat rugumat kondaft.
@smilesmile2096
@smilesmile2096 14 дней назад
GOD BLESS YOU 🙏 BROTHER .❤❤OLLIE'S TOKE ABOUT LOVE 💘 YOUR FAMILY 👪.. 👪 ♥ ❤❤.
@kesstekesste195
@kesstekesste195 14 дней назад
ኩሎም ኢትዮጵያ ኣሕዋትና እዮም ንምንታይ ትግራይ ትራይ ኣምሓራ እውን ኦርቶዶክሳዊ ዕዮን ሰላም ሰላም ኪፍጠር ወሰን ytegiber demarcation
@weynits571
@weynits571 12 дней назад
1 John 4 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 9: ኣምላኽ፡ ብእኡ ምእንቲ ብህይወት ክንነብር ኢሉ፡ ነቲ ሓደ ወዱ ናብ ዓለም ብምልኣኹ፡ እታ ፍቕሪ ኣምላኽ ንኣና በዚ ተገልጸትልና።
@eritrearedsea5386
@eritrearedsea5386 8 дней назад
Arab countries, Algeria, Bahrain, Comoros, Djibouti, Egypt, Iraq, Jordan, Kuwait, Lebanon, Libya, Mauritania, Morocco. Kulen gn hade hager aykonan. Slezi Eritrawnetna respect kgebrwo gdeta eyu.
@joharamohammed7903
@joharamohammed7903 13 дней назад
ሰላምካ ይብዛሕ ኩቡር ሓወይ ኩሉ ትብሎ ዘለካ ከምእውን ሞኒካ ሓፍተይ ዝበለቶ ትክክል ኢዩ ሰላም ናፊቅና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ🙏🥰❤
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 14 дней назад
ደስ ክብላኻ😘
@FiriHadad
@FiriHadad 14 дней назад
ብሓቅ ሳምየ ፍቕር እና ንደልይ
@user-vc4jz7ij8i
@user-vc4jz7ij8i 13 дней назад
ንሕና ኤርትራውያ ምስ ተጋሩ ከም ጎረባብቲ ብሓባር ተከባቢርና ክንዓቢ ኢና ንምነ። ንሳቶም ግን ናይ ሰሜንን ናይ ደቡብን ተጋሩ እንዳ በሉ እዮም ሸር ዝብልዋ ዘለው እዛ ቪድዮ እዚ ከኣ መዓረ ክንደይ ጥጁእ ሽርሒ ከም ዘለዎም ኣብነት ዪ። ስለዚ ትግራዋይ ከም ሽንፍላ ተሓጺቡ ስለ ዘይጸሪ ከምኡ ውን ትግራዋይ እንተቀንዕ ከም ማዕጺድ ስለ ዝኮነ. ኣይንተሃመል ደቂ ኤረይ
@user-ix9rl1nn3y
@user-ix9rl1nn3y 14 дней назад
Fikir xbk eyu gn bhager xweta yelen okey.
@ra4230
@ra4230 14 дней назад
Ewaaayyy... Nezi'amo entay kiniblabwedey, Sidi . Ente neta nisika zigeberkaya Tsolot'mo Amen 🙏
@hitesfay8474
@hitesfay8474 14 дней назад
Yes you're Right If We Stand Together We Able To Live In The Heaven Earth Planet But We're not The Wiser People That's Why We Live At The Extreme Poverty Because We Don't Have A Good Leadership That's Why Killing Each Other..
@geezgeez-up9dk
@geezgeez-up9dk 14 дней назад
regardless of few backward Psychopathes we need to get together for everlasting peace!
@user-qe8hd3rh2b
@user-qe8hd3rh2b 14 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ሓቅካ ጽብቅ ተዛረብካ
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 14 дней назад
ተመስገን ኩሉናብ ዊንኡ ይመለስ
@EruStar12
@EruStar12 13 дней назад
Emo btgray ber b eritreawnetkum sle zeythbenu u zextfekum zelo ember selam dea men zeydelya 😂❤
@tesfakirosmirach3948
@tesfakirosmirach3948 13 дней назад
ንፍቅርን ሕውነትን ትሰርሖ ስራሕ ደስ'ዩ ዝብል ቀፅለሉ !
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 14 дней назад
😍😍😍😍
@kiflomtesfahannes7366
@kiflomtesfahannes7366 14 дней назад
Selam zexali seb yelan selam xebuk eu gen neska hade lokmxi eka kulu negarka eu zexlani
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 14 дней назад
🥰🥰🥰🥰👏👏👏
@SolomonBerhe-xz9mu
@SolomonBerhe-xz9mu 14 дней назад
እዞም በራዩ ህግደፍሲ ዋላ አብ ሙዕቡል ሃገር እናነበሩ ድዮም ክምዕቡሉ ዘይክእሉ።
@ZerayHaileab-jp8kc
@ZerayHaileab-jp8kc 13 дней назад
ቀዳምነት ኩላትና ክርስቲያን ኢና ኣይትበል ኣብ ትግራይ $ኤርትራ ከ ሙስሊም የለን ማለት ዩ ኩሉ ክርስትያን ዩ
@weynits571
@weynits571 12 дней назад
1 John 4 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 11: ኣቱም ፍቁራተይ፡ ኣምላኽ ከምዚ ገይሩ ኻብ ኣፍቀረናስ፡ ንሕናውን ንሓድሕድና ኽንፋቐር ይግብኣና እዩ። 12: ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረአዮ ከቶ የልቦን፡ ንሓድሕድና እንተ ተፋቐርና፡ ኣምላኽ ኣባና ይነብር፡ ፍቕሩውን ኣባና ትፍጸም።
@AaAa-oe3xg
@AaAa-oe3xg 14 дней назад
❤😢
@gebreslasegebremedhin5386
@gebreslasegebremedhin5386 14 дней назад
Selam selam selam
@user-ty5rd6vz9l
@user-ty5rd6vz9l 14 дней назад
Dey sk elom yom fnan, hanti aygebrwan yom, edu❤
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 14 дней назад
❤❤
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 13 дней назад
በደል ዝድምሰስ ኳ ተዘይኮነ ግን ፈጣሪ ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ😢😢
@BahreAbayWeldegergis
@BahreAbayWeldegergis 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@user-ys8uo4ep3k
@user-ys8uo4ep3k 14 дней назад
@weynits571
@weynits571 12 дней назад
Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ 29-30: ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም።
@solomonabraha756
@solomonabraha756 11 дней назад
ሞኒካ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣዶ ፍቅር ፣ ሰላምን ስኒትን ኢኪ እሞ ቀጽልሉ በርትዒ።
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 14 дней назад
❤❤❤
@reggaeworld2834
@reggaeworld2834 14 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@awegeny6875
@awegeny6875 14 дней назад
Those some people who criticised Artist Eden are Amhara Combo Diqalas Dergi Leftovers from Eritrea, they are not even Eritreans, so who cares about those Diqalas Dergi Leftovers from Eritrea Now? Nobody.
@weynits571
@weynits571 12 дней назад
Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ 28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
@user-vm4gi9fj3h
@user-vm4gi9fj3h 13 дней назад
ናትካ ይገድድ ደጊምካ ትፍንዎ ህዝቢ ኤርትራ ደላይ ስላም ኢዩ የዕዓምሮ ይሃቦም
@zebibkesete1734
@zebibkesete1734 14 дней назад
Elllllll kab kfu yhalkum ❤❤❤❤❤❤
@user-td4ju6ge8z
@user-td4ju6ge8z 14 дней назад
Eritrea niak aytimiliketekan eya ok
Далее
Последний Закат Кота Макса...
00:21
WALL OR FALL 🙈
00:10
Просмотров 10 млн
POV: When work is too boringPOV #shorts
0:59
Просмотров 10 млн