Тёмный

ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይክወርስዎን እዮም 

Bereket Aim
Подписаться 1 тыс.
Просмотров 532
50% 1

26/7/2023
[ 1ይ ቆሮንቶስ 6 ]
9 ኃጥኣን ንመንግሥቲ ኣምላኽ ከም ዘይትወርስዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም᎒ ኣይትጋገዩ፥ ኣመንዝራታት ወይ መምለኽቲ ጣዖት፥ ዘመውቲ ወይ ወይ ግብሪ ሰዶም ዚገብሩ፤
10 ሰረቕቲ ወይ ስሱዓት ወይ ሰኽራማት ወይ ተፃረፍቲ ወይ ከተርቲ ንመንግሥቲ ኣምላኽ ኣይኪወርስዋን እዮም።
11 ገሌኹምውን ከምኣቶም ኔርኩም ኢኹም። ግናኸ ብስም ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ብመንፈስ ኣምላኽናን፥ ተሓጺብኩምን ተቐዲስኩምን ጸዲቕኩምን ኢኹም።
[ መጽሓፍ ምሳሌ 7 ]
25 ከምዚኣ ዝበለት ሰበይቲ፥ ልብኻ ኸይትሰልበካ ተጠንቀቕ፥ ደድኅሪኣ ዀለል ኣይትበል።
26 ንሳ ንብዙኃት ኣውደቐቶም፥ ዝቐተለቶም ከኣ ብዙኃት እዮም።
27 ናብ ቤታ ምኻድ፥ ናብ ሞት ዚወስድ ዝሓጸረ መገዲ እዩ፥ ናብ ቤታ ምኻድ ናብ ዓዲ ምዉታት ዚወስድ መገዲ እዩ።
[ 1ይ ቆሮንቶስ 6 ]
16 “እቶም ክልተ ሓደ ኣካል ኪኾኑ እዮም” ከም ዚብል፥ ምስ ኣመንዝራ ዝዘመወ ምስኣ ሓደ ኣካል ከም ዚኸውንዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም᎒
17 እቲ ምስ ጐይታ ሓደ ዚኸውን ግና ምስኡ ሓደ መንፈስ እዩ።
18 ካብ ምንዝርና ህደሙ። ሰብ ዚገብሮ ኃጢኣት ኵሉ ካብ ሰብነቱ ወፃኢ እዩ ዚገብሮ፥ ዚምዝር ግና ኣብ ገዛእ ሰብነቱ እዩ ዚኃጥእ።
19 ሰብነትኩም ቤት መቕደስ ናይቲ ካብ ኣምላኽ ዝተቐበልኩምዎ ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ መንፈስ ቅዱስ ከም ዝኾነዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም᎒ እምበኣር ናይ ገዛእ ርእስኹም ኣይኮንኩምን።
20 ብዋጋ ኢኹም ዝተዓደግኩም፥ ስለዚ ንኣምላኽ ብሰብነትኩም ኣኽብርዎ።

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@amanuelteklegergis1808
@amanuelteklegergis1808 Год назад
God bless you my lovely brother Berye ❤
@sahabittesfu4489
@sahabittesfu4489 Год назад
Good bless you bere hawey 🙏🙏🙏
@AaAa-lm1ui
@AaAa-lm1ui 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AppreciationPayingtheprice
@AppreciationPayingtheprice Год назад
This is the Word of God. GBU and keep becoming the mouth of God!
@selamawitweldemichael6712
@selamawitweldemichael6712 Год назад
Amlak yibrka Bere hawey edmen tena yibrka tebrak
@megdelawitestifanos8715
@megdelawitestifanos8715 Год назад
Good bless you my dear brother 🙏
@rutaabraham6586
@rutaabraham6586 Год назад
Amlak ybarka berye hawey
@natnaelgoitomkiflom7660
@natnaelgoitomkiflom7660 Год назад
ኣምላኽ ይባርኽካ በረ ሓወይ
@Temesgen-v
@Temesgen-v 6 месяцев назад
❤❤❤
@biniamindrias9281
@biniamindrias9281 Год назад
Goyta ybarkhka.. haw brukh!!
Далее