Тёмный

ንትግራይ ፡ ስደት መናእሰይ ንምዕጋት... || ፃንሒት ምስ ሓላፊ ጉዳይ መናእሰይ ትግራይ 16/05/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 661
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/building-a-consc...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
ንትግራይ ፡ ስደት መናእሰይ ንምዕጋት... || ፃንሒት ምስ ሓላፊ ጉዳይ መናእሰይ ትግራይ 16/05/2024
• ንትግራይ ፡ ስደት መናእሰይ ንምዕጋ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

15 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 12   
@dani123haylemaryam9
@dani123haylemaryam9 Месяц назад
ጋዜጠኛ ጎበዝ ኢካ ቀፅለሉ 👌
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 28 дней назад
ፅቡቅ ተበግሶ እዩ። ኣብ ኢንተርፕርነርሽፕ ትኹረት ግበሩ።
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc Месяц назад
ኣየወ ኡድ ጸናሒ ሸናሒት ይብላ ብዓል ኣደይ። ንዓና ዝሓሰብኦ ናብ ኣተን ተጠውዩ ይብል ወዲ ትኹል። ናባኹም ዶ ተጠውያ። ምቅናይ ጥራሓ ምቕናይ ውላ ንሓደ ሰሙነ ይብል ቺሮስ ኣለማዮ።
@sheba-291
@sheba-291 Месяц назад
ነዳዲ ክውሰኻ ኣለዎ እዛ ጉዳይ ሰብ ግድን ዝዘርኦ ክዓጽድ ኣለዎ👌ብዓል ስዩም መስፍን ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ሲናይን ሊብያን ብኮላሊትና ሸቂጦም ደቂሶም ክሓድሩ የብሎምን‼️
@dani123haylemaryam9
@dani123haylemaryam9 Месяц назад
ዶንቆሮ ትግራይ እኮ ናይ ሓሳብ ናይ ልምዓት ናይ ፋብሪካ ናይ university ዓዲ እኮ እያ ከም ዓድካ ዶ መሲሉካ
@sheba-291
@sheba-291 29 дней назад
@@dani123haylemaryam9 ሓሙሽተ ዩኒቨርሲቲ ተኺልኩም ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጎግል ክተስፍርዎስ ይትረፍ ክትዛረብዎ ከማን ዘይትኽእሉ ክትሓፍሩዩ ዝግብኣኩም፤እዞም ኩሎም ደኩተር ፕሮፌሰር ካብ ዕዳጋ ገዚኦሞ እምበር ብሓቂ እንተ ዝምሃሩ ገለ ነገር ሚሂዞም መርኣዩና፤ግን ኣብ ትግራይ መኽደን ብራኳ እኮ ክምህዙ ኣይክሉን።
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 28 дней назад
​@@sheba-291ኣብ ሲናይ በረኻ ኩላሊትኩም ነጊዶም ዝሃፍቶሙ ደቂ ሓወቦኹምን ኣሕዋትኩምን እዮም። ብጽልኢ ዝዓበረን ዝደንቆረን ኣእምሮ ግን እዙይ ክርድኦ ኣይኽእልን።
@sheba-291
@sheba-291 28 дней назад
@@berihukahsay7143 ድሓን ተላገጽ ጥራሕ ናይ ኢድኩም ትረኽቡላ ምዓልቲ’ላ‼️
@beletu7041
@beletu7041 27 дней назад
ፖለቲካዊ ተሳትፎ ማለት እታይ መለት ዩ
@KiflomWgebriel
@KiflomWgebriel Месяц назад
ምክንያት ኩልጊዜ ለያቡ አብ ዐዱ ስራሕ የብሉ መጽለሊ የብሉ ተመሊሱ ክበልዐኩም እዩ;
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc Месяц назад
እውይ እውይ። ኣንታዮ። ካልእ ጽውያ ዶ ሲእንኩም።
Далее
How I Did This INSANE Trick 🤯📱🍬
00:10
Просмотров 3,2 млн
MacBook Air Японский Прикол!
00:42
Просмотров 191 тыс.
How I Did This INSANE Trick 🤯📱🍬
00:10
Просмотров 3,2 млн