Тёмный

እዋናዊ፡ኣብ ከይዲ ምስረታ ዝርከብ ባንኪ ግእዝ እንታይ'ዩ ኣጋጢምዎ?|ሰፊሕ ፃንሒት ካብ መስረትቲ እቲ ትካል ሓደ ምስ ዝኾነ ኣብርሃ ሃ/ማርያም 17/5/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 2,1 тыс.
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/building-a-consc...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ ኣብ ከይዲ ምስረታ ዝርከብ ባንኪ ግእዝ እንታይ'ዩ ኣጋጢምዎ? || ሰፊሕ ፃንሒት ካብ መስረትቲ እቲ ትካል ሓደ ምስ ዝኾነ ኣብርሃ ሃ/ማርያም 17/05/2024
• እዋናዊ፡ኣብ ከይዲ ምስረታ ዝርከብ ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

16 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 18   
@gebireabodom
@gebireabodom 18 дней назад
ታይ ዓይነት ሕብሕብእተይ ፀወታ እዩ ዛትግራይ ብሰሩ ዲዩ ሰብ ዘየብላ እዙይ ባዓሉ ዳተካሰሰ ፀንሑ ከመይሉ ነሱ ናብዋና መሪሕነት ይዱይብ ? ጨንቅናኮ ዘጂምር በር ዝዛዝም ዘብላ ትግራይ
@embaygab9949
@embaygab9949 17 дней назад
ዝገርም እዩ
@user-ke7vw4ld7w
@user-ke7vw4ld7w 21 день назад
no comment! so sad. አታ ብክንደይ ኢና ንሓዝኖ?
@GoohNet-kc9hp
@GoohNet-kc9hp 22 дня назад
ድምፂ የለን
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 18 дней назад
ነዉረኞች ናቸዉ ጥሩ ሰዎች እማ ቢሆኑ ችግር ቢኖር እንኳን መፍትሄ ላይ ይሰሩ ነበር ።
@tsegayeberhane5627
@tsegayeberhane5627 18 дней назад
ህወሓት ባንክ ክምስርቱ ዝጎጀሎም ደቂ ዓድዋ ከም ልማዶም ዝሓተኒ የለን ስብሓት ከድሕነኒ እዩ ዝብል ልማዶም ሒዞም ከም ድሌቶም ናይ ህዝቢ ገንዘብ ብወነኖም ካብ ባንኪ ሕጊ ወፃኢ ገንዘብ ኣታውን ወፃእን ዝገብሩ ኣብ ዓለም ጉጅለ ስብሓት ደቂ ዓድዋ ጥራሕ እዮም። ሓዱሽ ኣይኮነን ኣብ ወጋገንን ኣንበሳ ባንክን ልሙድ ተግባሮም እዩ።
@AbrhaSeyoum
@AbrhaSeyoum 22 дня назад
ኣታ ኣክቡናይዶ? ኣብ ህዝቢ ኣክሲዮን ሽያጭን ሕቶን መልስን ኣብ በየ ከተማታት ትግራይ ንዓኻ አብርሃ ሃይለማርያም ኣሚንና ዝኣተናዮ? እዚኦም ጎበዝ ሓለቃታት ምንም ደይንፈልጦም ቢሮ ኣረኪብኽምዎም? 32,000,000ብር ዕፁው ባንኪ ስለምንታይ እዩ ኣንበሣ ባንኪ ወፃኢ ገይሩ ሂቡዎም? ሕቶለኒ። እናደወላ ንሰብ ሼር ሆልደር ገንዘብኹም ውሑስ እዩ፤ ላበላ ዝደወላልናሲ መልመሲ ንከይንሓትት ድዩ? ስብሰባ ፀውዑና፤ ህዝቢ ንከይስብሰብ ፍርሒ ኣሎ እቱ ሓቂ ከይወፅእ፤ ኣነ ኣብዝገዛእኹዎን ወኪለ ዝገዛእኹዎን መፂእኻ ብስብሰባ ተረዳዲእና ዝገዛእናዮ፤ አብርሃ ኃይለማርያም መፂእኻ ብዝሃብኻዮ መብርሂን መግለፂን ነይሩ፤ ስለዝኾነ ድማ ጉባኤ ፀውዑ ሽዑ ዝብሎ ንብል።
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 18 дней назад
ነዉረኞች ሰዉ ስንት ነገር ተቻችሎ ይሰራል እናንተ በሰዉ ሐብት ትጣላላችሁ ።
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 18 дней назад
ይህ ራሱ ቆሻሻና ወራዳ ነዉ ። ሴቷ ሳትሻል አልቀረችም ።
@yohannesabebe3088
@yohannesabebe3088 21 день назад
አረ በስመአም ደንቆሮ ጋዜጠኛ
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 20 дней назад
ጋዜጠኛ ወይ ጥዑይ ሕቶ ሕተት ወይ ፅን ኢልካ ስማዕ😮 ዱሁል
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 18 дней назад
ሴቷን ጋብዧት ።
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 18 дней назад
አንተ ወሸላ እነተም ሰዉ ሀሆነህ ሰዉ ታጭበረብራለህ ነዉረኛ ።እዉነት ቢኖርህ ፊስቡክ ላይ መወሻከት ሳይሆን ወደ ህግ ትሄድ ነበር አንተ ነዉረኛ
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 18 дней назад
አንተ ወሸላ እነተም ሰዉ ሀሆነህ ሰዉ ታጭበረብራለህ ነዉረኛ ።እዉነት ቢኖርህ ፊስቡክ ላይ መወሻከት ሳይሆን ወደ ህግ ትሄድ ነበር አንተ ነዉረኛ
Далее
A meal of dumplings is in hand!#shortvideo #funny
00:16
ЧТО ЭТО, БРАВЛ СТАРС?!😱
1:40:09
Просмотров 1,7 млн