Тёмный

ንትግራይ ፡ "ትግራይ ሳይንሳውን ብልሓታውን መንገዲ የድልያ" || ፃንሒት ምስ ኣለም መብራህቱ (PhD) 1ይ ክፋል 27/06/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 446
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/building-a-consc...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
ንትግራይ ፡ "ትግራይ ሳይንሳውን ብልሓታውን መንገዲ የድልያ" || ፃንሒት ምስ ኣለም መብራህቱ (PhD) 1ይ ክፋል 27/06/2024
• ንትግራይ ፡ "ትግራይ ሳይንሳውን ብ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

26 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 6   
@ZekariasZeke-yn9ul
@ZekariasZeke-yn9ul 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@negahaile5391
@negahaile5391 3 дня назад
ብልሳንካ ምምሃር ብዕምቈት ንኽትሓስብን ንኽትመራመርን ሓገዝ ኣለዎ እብል። ደቅና ብዝክኣለና ብልሳኖም ትግርንያ ንምሃሮም እብል።
@negahaile5391
@negahaile5391 3 дня назад
ሸውዓተ ዓመት ከይምሃሩ ሰብዓ ዓመት ይድንቈሩ ይብሃል፣ ሸውዓተ ዓመት ከይመራመሩ ንሓዋሩ ሕዝቦም ኣብ ሕሰም የንብሩ ክብል እደሊ።
@negahaile5391
@negahaile5391 3 дня назад
ምሁራት በብዓውዲ ምህርኦም ብምውዳብ፡ ንመጻኢ ወለዶ በታ ልሳኖም ትግርንያ ክሳብ ዝለዓለ ትምህርቲ ክውሃብ ኣተሓባብሩ እብል። ቋንቋ እንግሊዝንያ ካብ ናይ መምሃርን ናይ ፍልጠት መዐቀንን ወጺኡ ከም ቋንቋ ጥራይ ክውሃብ ኣለዎ እብል።
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 2 дня назад
TPM ን ዶ/ር አለም: ለባም ልህዝቡ ተገዳሲ ምሁር ምቕራብኩም ነመስግን:: ካም ዶ/ር አለዉ ዝመሰሉ ሐቀኛ ተገደስቲ ምሁራን ትግራይ ንቕድሚት ወፅዮም ህዝብና ካብዝገጠሞ ፀበባ ንምውፃእ እጃሞም ንኸወፍዪ ህዝቢ ትግራይ ግድኡ የውፊ:::
@negahaile5391
@negahaile5391 3 дня назад
" በራሴ ጃፓኖች ኣደንነቅዋቸው። የዓለም እውቀት በራሳቸው ቋንቋ ተርጉመው፡ መጪው ትውልዳቸው ራሱ ሆኖ፡ በራሱ እውቀት እየጨመረበት ይገኛል።" ካብ ኣብ RU-vid " የከፍተኛ ትምህርት ልደትና ሂደት በኢትዮጵያ፤ በአዲስ አበባ ዩኒቨርሲቲ ዙሪያ አንዳንድ ምልከታዎች ክፍል 3 " ብዝብል ዝተሓላለፈ ዝተወሰደ። ደቅና ንውሉድ ወለዶ ተጎተትቲ ኮይኖም ይንበሩ ዶ ? ደቅና ዓርሶም ኮይኖም ዓርሶም ከዕብይዩ ግብኡና ሀ ንበል። በቲ ክንገብሮ እንኽእል ብናይ ዓርሶም ልሳን ክምሃሩ ንጀምሮ፣ ምስ ግዜ እንዳዓበየ ኸኣ ክኸይድ እይዩ እብል።
Далее
My little bro is funny😁  @artur-boy
00:18
Просмотров 10 млн
Gere emun part 182 | ገሬ እሙን ክፋል 182
50:54