Тёмный
No video :(

ንጅግና ዘርኣይ ደረስ ዝተገብረ መልቀስ 

Mosaic Bahli
Подписаться 63 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

ግራዝማች ዘርኣይ ሰቛር ወዲ ሰቛር ባሕሮ በዓል ድግሳ ኣብ 2ይ ቀብሪ ዘርኣይ ደረስ ኣብ ኣስመራ ዝገበሩዎ መልቀስ

Опубликовано:

 

20 апр 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 51   
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Год назад
ዘርአይ ደረስ ጅግና ፈጣሪ አብ ገነት የንብርካ 🙏❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚♥💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 года назад
ጭደድ ዘርኣይ ደረስ ጎሞራዊ ወዲ ሃዘጋ ማይ ፈለጋ (ሓማ) ሄሮ ሓበን ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ግራሰ ሞኬ
@tekiabahta2751
@tekiabahta2751 4 года назад
ጅግና ዘርኣይ ደረስ ሓማሴናይ
@hagerey672
@hagerey672 4 года назад
Kkk aye nskum
@user-wn7ic5bv7d
@user-wn7ic5bv7d 4 года назад
@@hagerey672 Entadika qerixka Qomal qondaf
@tekiabahta2751
@tekiabahta2751 4 года назад
@@hagerey672 እንታይ ኢዩ ጸገምካ ፍገር
@user-in3fe8iq8r
@user-in3fe8iq8r 4 года назад
ዓዲ ሕይስ ሰራየ አዩ
@amanawet5301
@amanawet5301 4 года назад
bel masena ka Akeleguzay eyu.
@tigrinyanation5065
@tigrinyanation5065 4 года назад
ዘርኣይ ደረስ ጅግና ወዲ ሃዘጋ፡
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 2 года назад
ናየናይ ዓዲ ጂግና እታሃዘጋ ኣብ ኢትዮጵያ ትርከብ እንተኾይና እንድዒ!
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g Год назад
@@wedimonguda4417 ሃሳዊ እዚ ግደፎ
@bereketgrmay1572
@bereketgrmay1572 4 года назад
ታሪኽ ዘራይ ደረስ ጅግና ኣዪ ነሪ።
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 года назад
ብሓቂ ጽቡቅ ዛንታ ወለድና እንቃዕ አይትደፍነ።
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 4 года назад
Our hero for every our heart zeray ders
@user-in3fe8iq8r
@user-in3fe8iq8r 4 года назад
የቀንየልና ሞክየ
@awetkafil1526
@awetkafil1526 4 года назад
Thanks more mokye ❤❤❤❤
@genetabrham2611
@genetabrham2611 2 года назад
Yesss Tarikna Yarik Zeray Deres wedi mayfelega HEZEGA minabezeray ♥️🇪🇷♥️
@angesommekseb67
@angesommekseb67 4 года назад
❣️❣️❣️💪
@godsaves8457
@godsaves8457 4 года назад
Zeray Deres is a real hero, most unique!!! Rest in peace my hero🙏🙏🙏
@kidugebremedhn7053
@kidugebremedhn7053 Год назад
Zerai deres is from Eritrea and an Ethiopian who died in Rome for the glory of his country Ethiopia.
@user-wn7ic5bv7d
@user-wn7ic5bv7d 4 года назад
Jegna wedi jeganu
@hailabwelde3254
@hailabwelde3254 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚔️🗡️💪💪💪
@berhanekahsay2293
@berhanekahsay2293 4 года назад
Hero zeaiders
@user-yr6ed9es5t
@user-yr6ed9es5t 3 года назад
ዘርኣይ ደረሰ ኣብኦ ከይተወልደ እዮ ሞይቶ ድሓር ኣዱኦ ጥንስታ ኮላ ናብ መራጎዝ ዝብሃል ዓዲ ከይዳ ኣብኦ ተወሊዶ ድሓር ወዲ ክልተ ዓመት ምስ ኮነ ናብ ሃዘጋ ዓዲ ኣብኦ ዓዲ ኣድኦ መጽዮ ኣብኦ ክኣ ዓቢዮ ዘርኣይ ደርስ ሓዊ ተስፋጽየን ወዲ ሃዘጋ እዮ
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 года назад
ወዲ ኣስመራ ኮኮብ ኣፍሪቃ ይገርመካዩ እንዳ ኣብኡ ዓዲ ሕይስ ዝብሃል ዓዲ ዩ ዝመስሎም፡ ኣቡኡ ደረስ ግን ወዲ ሃዘጋ ዩ ማይቤት ሚናበ ዘርኣይ ካብኡ ተበጊሶምዮም ዘርኣይ ኢሎሞ።
@fetariymesgen7217
@fetariymesgen7217 3 года назад
Meraguz abey adi eyu tewlidu?
@amanielyohans2646
@amanielyohans2646 4 года назад
Nay lomi seb endo agdiana abotatna daa gurdi zeyhalfom jeganu eyom
@UnitedWorldLife195
@UnitedWorldLife195 4 года назад
Ati ab background zelo anbesa gn nay Ethiopia bandera sle twukl qurub qir elatni
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 2 года назад
ጂግና ናየናይ ሃገር ?
@senayambesa5036
@senayambesa5036 4 года назад
ዘራይ ደረስ ዝተወልደሉን ( መራጉዝ) ዝብል ኣምቢበ ነይረ ኣየናይ ኢዩ ትክክል ክትነግሩኒ ብትህትና ይሃትት
@MosaicBahli
@MosaicBahli 4 года назад
ኣቡኡ ኣብ ዓዲሐይስ ይነብር ከም ዝነበረን ዘር ኣይ ኣቡኡ ተወሊዱ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ምስ ኮነ ናብ ሃዘጋ ከም ዝኸደንዩ ዝንገር።
@senayambesa5036
@senayambesa5036 4 года назад
ኦኬ ክብረት ይህበለ ኩቡር መምህር ኩሉ መደባትካ ንመሃረሉ ኣለና ክብሪ ይሃብካ
@friegebrai7005
@friegebrai7005 4 года назад
እወ ወዲ መራግዝ እዪ ኣብ ዓዲ ሕይስ ተወልድ
@senayambesa5036
@senayambesa5036 4 года назад
ኦኬ መምህረይ
@user-ld1es7qn5w
@user-ld1es7qn5w 4 года назад
ድያቆን ዳኒኤል ክብረት ካኣ ኢትዮጵያዊ ኢሉ ታሪኺ ንመጀመርታ ካቡ እየ ሰሚዐያ ሕጂ ካኣ በዚ ከመይ ከመይ ድዩ? ስለ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘይኮንኩ ክዛረብ ድልየ ስለቲ ዝጋጮ ዘሎ መንእዩ ተጋግዩ ? ግና ጅግና ሓበን ኣፍሪቃን ጸለምቲ ህዝብን እዩ ከም ዝተረዳእክዎ።
@mbythoefraio-fk2bi
@mbythoefraio-fk2bi Год назад
እንኴን ትግርኛ ተረድቼ ልተረጉምላቸው በምአሐርኛ ተርድቼ ለመተርጎም ዓቅም የለንም::ደምበኛ አማርኛ ትግርኛ አፋን ኦሮሞ የሚናገሩ ብዙ ዘመዱ ስለአኮረፉ ነው እኔም በታንሽዋ አቅሜ የሞኩርኩት እንጂ የኤርትራ ትክክለኛ ደምበኛ ትግርኛ ቈንቁኣ ተረድቼ ለመተርጎም አቅም የለንም:: ከነይቅርታ:: የሽዋን ግዛው እህት::
@SamsomSemere
@SamsomSemere 4 года назад
ሕጂ ልክዕ ተዛሪብካ (ወዲ ማይ-ፈለጋ) ሃዘጋ ብዙሓት ብትንታነ ዘራይ ተዛሪብኩም ግን ወዲ ማይ-ፈለጋ ኢዩ ክንዲ ባንዴራ ኢትዮጲያ ኢዩ ሂወቱ ገቢሩ ^^^^
@MosaicBahli
@MosaicBahli 4 года назад
ክንዲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ዝብል ፕሮፖጋንዳ ናይ ኢትዮጵያውያን ኢዩ ብመሰረቱ እቲ ታሪኽ ካብቲ ሓቅነቱ ውጽእ ኢሉዩ ዝንገረና።
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g Год назад
አይትሃሱ ዝከቀነ ይኩን ኤርትራዊ ኢዩ ግን አብ ዝኮነ ናይ ቀደም ናይ italy መጽሃፍቲ ሰራዬ መራጎዝ አዲየይስ ኢዩ አዱን መበቆሉን።።።ካልእ አቲ ታሪክ ኢትዩጵያውያን ከም ዝበልዎ ዘይኮነ ንኩሉ አፍሪካዊ ዝምልከት ኢዩ ።።።።ታሪክ አብርሃ ደቦጭን መጎሰጰአሰገዶምን ኩሎም
Далее
ሓጺር ዛንታ የውሃንስ ወዲ ዘሞ
11:44