Тёмный

ንራእሲ ወልደሚካኤልን ደጀዝማት ሃይሉን ዝተባህለ ማሰልን መልቀስን 

Mosaic Bahli
Подписаться 61 тыс.
Просмотров 59 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

6 авг 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 81   
@mengestabhaile4726
@mengestabhaile4726 11 месяцев назад
Thank you for everything and hero🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 2 месяца назад
Moki👋tesfay thx you for really orchanique
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 4 года назад
የቀኔልና ክቡር ሓው ክንደይ ግዜ ዝገበረ ታሪኽ ምሕባር ዓቢ ታሪኽን ጠፊኡን ዝነበረን ኢዩ
@habtualazar9506
@habtualazar9506 4 года назад
ኣየ ወ ታሪኽ ኣቦታት ጥዑም ነበረ ኮይኑ ተሪፉ ሞክየ ሓውና ንፍዕ ቀጽሎ
@habenhaben5268
@habenhaben5268 4 года назад
Thank you memhirey. Zehegus haki zanta.
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 года назад
ታሪክ ራእሲ ወልደሚካኤል ኣስፍሕ ኣቢልካ ዘይትፍትሸልና ሞኬ
@er2531
@er2531 2 года назад
👍🇪🇷❤🇪🇷
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 4 года назад
One of the best...thank u for postingit
@EriAsmara6011
@EriAsmara6011 4 года назад
ፍቅሪ ታሪኽ ኣለኒ፡ ስለዚ የመስግነካ።
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 4 года назад
ክቡር ሓዉ የቀንየልና። ስለቲ እቲ ናይ ጥንቲ ወልድና ንምዝክካር ዛኣክል ብዝተፋላለይ ስለ እተኣቅርበልና።
@meramera9832
@meramera9832 3 года назад
Selam Hawey ab zelekayo selamn tenan endatemeneku bi tekrubo kulu zebele egubat ena. Emo hawey nay xegay hadera wedi hadera tarik bejaka bi gele amxealana tegediska.
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
ከመይ ዘሐጉስ ታሪኽ ።
@futurreda3035
@futurreda3035 2 года назад
የቀንየልና መምህር ስለቲ ውሕሉል ኣቀራብኻን ትግሃትካን::
@redaealfa3078
@redaealfa3078 6 месяцев назад
Wedi felega jigna wedi hazega wedi biniyam zeray ❤❤❤❤❤
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 4 года назад
Thank you 🙏 for
@temesgenasrat3266
@temesgenasrat3266 4 года назад
Tha nk you
@user-dc6cn6tr9f
@user-dc6cn6tr9f 4 года назад
ቁሩብ እባ ካብቲ ናይ ዘበነ ሃጸይነት ንድሕሪት ምልስ ዝበለ ዛንታታት ኣምጻልና ንኣብነት ኣብ ዝበነ ውበ ዝጸመመ ውበ ክብል ተረፈ ዝብል ምስላ ኣሎ ንምንታይ ክምኡ ተባሂሉ መን ኢዮምከ ውበ ብዛዕባዚ ኣፍልጦ ተለካባ ኣዘንትወልና, ኣብ ናይ ግሪኽ mythology ሜምኖን ዝባሃል ጂግናኸ ኣፍልጦ ኣለካዶ? ምናልባትዶ ትግርኛ ኔሩ ይኸውን ምኽንያቱ እማሃጺዮን ዝባሃል ሓዉ ኣብ ምድሪ ኣጋኣዚያን ኑጉስ ከምዝነበረ እማሃጺዮን ዝብል ስም ካኣ ናይ ትግርኛ ስም ኢዩ ሄረዶቱስ ግሪኻዊ ጻሓፊ ንሜምኖን ካበየናይ ምድሪ ከምጽመጸ ብልክዕ ጺሒፍዎ ኣሎ ኣፍልጦ እንተ ኣለካስ ኣዘንትወልና🤔
@enoch2084
@enoch2084 6 месяцев назад
my grand father rasi w/solomun
@sreritrean2043
@sreritrean2043 4 года назад
Well done mokonen tesfay bitami nufue keyemesgenkuka kihalif aydelin eye tarik abotatna bimkrabka
@samingus2976
@samingus2976 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ቀጽለሉ የ ክብለካ ዝደሊ ክቡር ሓው እዚ ታኣሪኽ ናይ ትግርኛ ክፍለጥ ኣለዎ ኣብ ሂወትና ወሳኒ ተራ ኣለዎ ወደሓንካ።
@demhai4560
@demhai4560 2 года назад
First Eritrean states man!
@robelwelday4171
@robelwelday4171 4 года назад
Beka ezian tray eyen wekaria adi segdo belieki do ewe belia weldemikael zharedo asmi adam seriheyo agdo ztebahlelu nay ras weldekial ke nraes nraesi bayru nay hatsey yewhanis ab asmera mis serawitu zsearo ke dea bmintay dyu ras tebahilu ras bayru sle zketele bsriu tarik elkum si beka
@mamamiya8868
@mamamiya8868 4 года назад
Thanks bro netom enda feletu tarik zitewyu riesom kehimimom u
@maharenagebreslasie5596
@maharenagebreslasie5596 4 года назад
Selam memhrey yekeyelna nmedebatka .. eta music Eba sdedelna
@Arsemaeri
@Arsemaeri 2 года назад
Tbebegnatat eyom nay bhaqi🥰🥰🥰🥰🥰eti qalat kresen gele kea kkebd Thanks kea 🥰
@user-vw8oi9ls3b
@user-vw8oi9ls3b 4 года назад
Thanks a lot
@monkykisha4398
@monkykisha4398 4 года назад
Kaly gizè teswitmelna inda temben.
@robelmulugetamichael4339
@robelmulugetamichael4339 4 года назад
ኣዘኣ ምዝቃኣ ፍተያኣ ብከመይ ይረክባኣ
@filmonalem7386
@filmonalem7386 4 года назад
Robel Mulugeta Michael misaka aloku terekibkaya sidedeley
@abrhamtesfay5728
@abrhamtesfay5728 4 года назад
Ane wn nsakum aleku xbukatey
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 Год назад
👍⚘🌷💯
@samiafewerki1173
@samiafewerki1173 4 года назад
neic bor
@zenebseyd6639
@zenebseyd6639 3 года назад
Selam
@hermonaregai810
@hermonaregai810 4 года назад
ግርም ትረኻ ታሪኽ ህዝብና። ክመሓየሽ ኣለዎ እንብሎ ነገር እንተሃለወ ግን ካብ ኣብ ዝተፈላለየን ብዝተፈላለዩ ሰባትን ዝተፈጸሙ ታሪኽ ተሓዋዊሱ ምቕራብ, ነፍሲ ወከፍ እቶም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ከባቢታት ብሄር ትግርኛ ጽልዋ ዝነበሮም ሰባት ዝገበርዎ ኣዎንታውን ኣሉታውን ታሪኾም ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ብምድህሳስ በብሓደ ናብ እዝኒ ሰማዕቲ ክበጽሕ ተዝግበር ዝበለጸ ሚዛኑ ዝሓለወ ሓበሬታን ልዑል ተኣማንነት ዘለዎ ዛንታን ንኹሉ ህዝቢ ሰማዒ ቛንቛ ትግርኛ ክበጽሖ ምተኽኣለ። ንኣብነት ናይ ራስ ወልደሚካኤ ታሪኽ ነፍሱ ዝኸኣለ ኣዎንታውን ኣሉታውን ታሪኻዊ ፍጻመታት ስለዘሎ, ንሱ ዝገብሮም ገድልታት ጥራይ ዘይኮነ ከም ሰብ መጠን ሓይሉ ተጠቒሙ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝተወሰነ ከባቢታት ንኣብነት ሃዘጋ ሓዊስካ ዝገበሮ ናይ ብኣልማማ ምቅጻል ዓድታትን ኣብ ክንዲ ንክብሪ ሃገሩ ምውጋእ ከኣ ዓስከር ሰራዊት ጥልያን ኮይኑ ክነብር ምውሳኑ ክግለጽ ምግባር ነቲ ሓቀኛ ታሪኽ ይገልጾ 'ምበር ክብረቱ ኣይቅንሶን 'ዩ። ሰብና (ኩሉ ብሄር ትግርኛ) ገና ዘይማዕበለ ስለዝኾነ ብጀካ ብሓያል ታሪኹ ክግለጽ, ነቲ ከም ማንም ውልቀ ሰብን ማንም ብሄርን ዓሌትን ዝፍጽሞ ታሪኻዊ ድኽመታት ክግለጸሉ ኣይደልን 'ዩ። እዚ ምዃኑ ከኣ ዓብዪ ድኽመትና 'ዩ። ካልእ ታሪኽ/ዛንታ ክንገር እንከሎ ብዝተኻእለ እቲ ዝተፈጸመሉ ግዜ (ኣመተ /ኣለምን ወይ ኣመተ ምህረት) ብገምጋም 'ውን እንተኾነ ክግለጽ ኣገዳሲ 'ዩ። እዚ ከኣ ነቲ ታሪኽ በቲ ናይቲ ግዜ 'ቲ ደረጃ ምዕባለን ኩነታት ዓለምን ኣነጻጺርካ ነቲ ዝተፈጸመ ታሪኽ ዝተቐራረበ ትርጉም ክትህቦ ይሕግዘካ። ብተወሳኺ ታሪኽ ዝኾነ ሰብ ይኹን ሓደ ውሱን ከባቢ ህዝቢ ክዝንቶን ክንገርን ከሎ እቲ ቀንዲ ተዋሳኢ እቲ ታሪኽ (ኣዎንታዊ ይኹን ኣሉታዊ) ኣብ ትሕቲ እንታይ ዓይነት ጽልዋ ኮይኑ 'ዩ ፈጺምዎ/ፈጺማቶ ምርዳእን ምድህሳስን ወሳኒ 'ዩ። ንኣብነት ብዛዕባ ሓደ ወኪል መንግስታዊ በዓል ስልጣን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ከም ድሌቱ ክጻወትን ክዕንድርን እንከሎ እቲ መንግስቲ ከኣ ዘተባብዖ 'ምበር ዝሓቶን ብሕጊ ዝቐጽዖን ተዘይኮይኑ እቲ ቀንዲ ሱር ብልሽውና ምኽንያት ሕጊ ኣልቦነት እቲ መንግስታዊ ምምሕዳር 'ምበር ናይቲ ሓደ ገበነኛ በዓል ስልጣን ኣይኮነን። እቲ መንግስታዊ ወኪል በዓል ስልጣን ነቲ ገበን ከም ንቡር ገይሩ ክፍጽሞ ዘኽእሎ ምኽንያት ባህርን ፖሊሲን እቲ ኣብ ግዜኡ ዘሎ መንግስቲ ስለዝኾነ 'ዩ።
@FirstNameLastName-uu9qv
@FirstNameLastName-uu9qv 3 года назад
Daniel Gehad Naba zarkey mexhaf aliel Ras Alula b1897 eyu moytu abona Ras Weldemicheal kea b1906 eyu moytu Alula bkemey kiqetlo kab meqabr temelisu kiqetlo delika. Weldemicheal arigu eyu moytu. Ntegaru xelika zeykewn aytzareb zarkey.
@adulis73
@adulis73 2 месяца назад
ራእሲ ወ.ሚካኤል ቅድሚ ጥልያን ናብ ምድሪ ባሕሪ ምእታዉ: ራእሲ ኣሉላ ምሒሉ ንትግራይ ሒዝዎ ከይዱ።
@user-vj1rr5sj9q
@user-vj1rr5sj9q 4 года назад
ኣብዚኣ ሞኮነን ተስፋይ መአረምታ 8፥58 ንደግያት ርእሰ ሃይማኖት ዝተገብረርሎም መንቀስ ኣይኮነን። ዝኣክሎም ኣግዚኦም ዝዐንተተ ጨፍሊቶም ይገዝኡ ነብሩ እሞ ዳሕራይ መታይ ነዲሮም ደጊም ከይትስኡ ጓል ደግያት ማሞ ኣብ ኣድከመ ምልጋ ምስ የእተዉሎም። ጭዉነቶም ብልሒ ርእሲ ናቶም ንምግጻእ ዝተባህለ መፈከር ዶ ክንብሎ ዋላ ኣዉሎ ኢዩ። ካብ ምጽዋዕ ፡ክዳንን ቀምሽን ካብ ጸዓዘጋ ፡ቁራዕን ርእስን ካብ ዓድዋ ፡ኮረሻን ፈረስን ካብ ጎንደር፡ ኣቡንን ንጉስን ትሰምዶ ለኻ ፡ገናሕን መለስን እዛ ናይ ደግያት ሞሞ ድማ መልቀስ ኣይኮነን ዋላ ንሳ ከማን መፈከር ኢያ። ዘሚቶም ሃገር ምስ ኣድረሩ ዝተባህሎሞም ድኣ እምበር ምስ ሞቱ ዝተለቅሰሎም ኣይኮነን። ብትሕትና ክእረም ይሓትት የቀኒየለ። Rest In Peace my ancestors Rest In Paradise my 6th Great Great Great Grand Father Degiat Hailu Teweldemedhn
@lilmaefrem1482
@lilmaefrem1482 4 года назад
Eritrea abzi ewan zihayelet hager mikonet nera mis kulu tarika..lomi gin bisenki nay iseyas afewerki tsulu merahi tarikna yitefi alo
@demhai4560
@demhai4560 2 года назад
Great job
@ABRAM-ni1og
@ABRAM-ni1og 4 года назад
Good
@barambaras5824
@barambaras5824 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዩ ኣተረራርኻ ን ስሑል ሙኪኤል ትግራዋይ ደግያት ሃይሉ ዩ ቀቲልዎ ዝበሃል ሓቂ ዲዩ ?
@samis1219
@samis1219 6 месяцев назад
Ayketelon. Bselam eyom arifom
@alazarberhe3636
@alazarberhe3636 4 года назад
Keteba Entey malet yuan?
@dandan3521
@dandan3521 2 года назад
despite all the historical evidence of atrocities by Agame,..... yet... Shaebia continued to honeymoon with Agame and thus got back-stubbed, claiming so many Eritrean lives and turning the country into a miserable hell hole. Who in their sane mind would trust Agame? Shaebia got us in this miserable situation, we didn't ask for it.
@eritreaweymot
@eritreaweymot 3 года назад
Tarkna nkeyhass keytehalelkum txru zelekum ahwat edmen tenan yhabkum: xama xarkum ktsmeyu ekum ab atark
@medhanietesfay1241
@medhanietesfay1241 4 года назад
Hawey bmejemeta Akararbaka btami tsbuq .Gn tarik tsbuq gerka fleto Aytgage Sorry hanti karmeka eye (Wkarya Adi Sogdo tsegibkdo tsegibewe Weldu zharedo bafey gedife bbrndo malet tsfri malet eye..Ati Kinat ab Ashagolgol zbelkayo ke a Abu Ykonen Ab (Betmkan tseserat eyu nieyru )Buzukene riato Ante leka ktshfeley tkla eka .
@gebriskirsosalem6418
@gebriskirsosalem6418 Год назад
Mokonen tesfay bal meles metom Bal siyum mytom ETA natukum rediyo ka bkultufu meyta
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 4 года назад
እዛ ሰምበሌ እዛ ዓባይ ጎልጎሌ ትብል ደርፊ መን እዩ ደራፊኣ በጃኹም ንገሩኒ ህጻን ከለኹ ብናስትሮ/ካሴት ኣብ ገዛና ይሰምዓ ኔረ።
@MosaicBahli
@MosaicBahli 4 года назад
ወዲ ዛግራይት ኢዩ ዝበሃል።
@thefutureoftigrigna7665
@thefutureoftigrigna7665 3 года назад
@@MosaicBahli abey knrekba nkiel zhawey
@ariamissak1348
@ariamissak1348 3 года назад
ስቅ ተበልካ ይሕሸካ ዘይናትካ ምውሳድ ገበን እዩ ስርቂ ድማ ገበን እዮ እዚ መጽሓፍ ዋና ኣለዎ
@efremamine131
@efremamine131 Год назад
ጽልማ ሰራየ ድዩ ሓማሴን ?
@user-wb8pf6id2u
@user-wb8pf6id2u 6 месяцев назад
ጽልማ ሎጎ-ጭዋ እዩ።
@gebriskirsosalem6418
@gebriskirsosalem6418 Год назад
Hiii mokonen tesfay ab Eritrea tigriga trah diyom nerom ztekalesu kalie ke ayneberen diyom ab tigriga trah gerkaya kkkkkk
@isayaszewoldi1967
@isayaszewoldi1967 4 года назад
ዛንታ ጀጋኑ በዓል ንስኻ ኣይኮኑን ደዘንትዉዎ ከተዘንቱ ዓቕምን ብቕዓትን የብልካን ዛንታ ኣይትበልል ሰብ ዛንታ ይሰምዑኻለዉ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 года назад
ወለንኪኤል ከዳዕ ሲ እንታይ ታሪክ ኣለዎ ዓዱ የሕሊፋ ዝህብ እንድዪ ! ሕነ ክፈዲ ክኣ ሸፊቱ ሃዘጋ ዓደይ ዘቃጸለ ረሳሕ ታሪክ ዘለዎ ሽፍታ እዪ ።
@isayaszewoldi1967
@isayaszewoldi1967 4 года назад
@@samsomsamsom5731 ታሪኽ ጀጋኑ ኤሪትራ ናይ በሓቂ ኤሪትራዊ እንተድኣ ኮይንካ ናትካውንዩ፡ ነታ ሃዘጋ ዓደይ ዝበልካያ ግን ዕቃበ ኣላትኒ፡ ናይ ጅግና ራእሲ ወልደሚካኤል ናይ ክድዓት ነገር ስጋብ ሎሚ ኣየንበብኩን ጅግንነቶም ግን ብዙሕ፡ ሓንቲ ካብቲ ብዙሕ ተምሃር ሃጸይ ዮውሃንስ ክወሩ ዝለኣኾም ራእሲ ወልደሚካኤል መላስ ኣዉያት ዘይብሎም ንኹሎም ምስ ለሓሶም የውሃንስ ረዓደ ራእሲ ባርያኡ ዝበሃል ሓያል ተዋግኣይ ዉን ለኣኾ ኣብዚ ሕጂ ክትርድኦ ዘለካ ራእሲ ወልደሚካኤል ደጊያትዮም ነይሮም፡ ራእሲ ባርያኡ ምስ እልቢ ሰራዊቶም ኣብ ቤት ምኻእ ደጊያት ወልደሚካኤል ሰሎሙን ሓመዶም ንላዕሊ ገይሮም ሓዞ ሓዞ እንዳበሉ ስጋብ እዚ ሕጂ ሓዝሓዝ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ሕፍረት መሳፍንቲ ትግራይ ስለዝኾነት ነዛ ስም እዚኣ ከጥፍኡ ሃብተገርጊስ ኣባ መቻል ኢሎም ጸዊዖማ ወይከ ስጋብ ሕጂ ሓዝሓዝ ትብሃል፡ ማሪኹን ኣሳጒጉን ኣጽደፎም ራእሲ ባርያኡ ዉን ኣብዚ ዉግእ እዚ ሞይቱ፡ ኣብቲ አዋንእቲ ንዝሰዓርካዮም ዘበሉ ንደጊያት እንተስዒርካ ደጊያት ትኸዉን ንራእሲ እንተስዒርካ ከምዚ ናይ ራእሲ ወልደሚካኤል ሰራዊቶም ቆጽሊ ኣውሊዕ ኣብ ርእሶም ኣዉደቐሎም ራእሲ ኸኣ ኮኑ። ተስፋገብር ንእሽተይ ክትስቆረካ፡ እምበር ሎሚ ቕነ ንሓደ ዕሉል ሽፍታ ስሙ ረሲዔያ ኣለኹ ደጊያት ኢሎም ክጽዉዕዎ ኣንቢበ መስደመምዩ።
@kidanekidane_cach267
@kidanekidane_cach267 4 года назад
ታሪክ ናይ ወልደሚካኤል ጽቡቅ ኣለዎ ቅማቅ ታሪክ ከማን ኣለዎ ሓደ ካብቲ ሕማቅ ታሪኮም 15 ደቂ ኣንስትዬ አኣጥባተን ቆሪጸወይ እዚ ታሪክ ስለምንታይ ዘይንገር ?
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
@@kidanekidane_cach267 ራአስ ወልደሚንኪኤል ምስ ተአሰሩ ካበ ኡሱር ምስ ወጹ አብ ትግራይ እንዳነበሩ ሐሚሞም ሞይቶም ይባሐል ክሳብ ክንደይ ሓቂ ዩ።?
@isayaszewoldi1967
@isayaszewoldi1967 4 года назад
@@toyotaw2500 ኾነ kidane kidane ዝብል ስም እንዳቐያየርካ ቅልቅል ዉጥም ትብል ዘለኻ ሓደ ሰብ ምዃንካ ርዱእዩ ናይ ኣባሓጎታትካ ታሪኽ ኣይትፈልጥን ኢኻ ክትፈልጥ ዉን ኣይትደልን ኢኻ እንዳፈለጠ ዝጸመመስ ከተስምዖ ኣይትኽእልን ኢኻ እሞ ይትረፈኒ።
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 4 года назад
ክቡር ሓው እቲ ናይ ቀደም ታሪክ ጥልመት ተጋሩ ብኢሰያስ ወዶም ኣባና ይድገም፡ ኣባና እውን ከቢድ ጥልመት የካይድ ኣሎ እዚ ድያብሎሲሰያስ። ብትግራይ ቅኑዕ ኣይመጽእ ብባሕሪ ጽጉብ ኣይመጽእ ድዮም ዝብሉ ነዚ ታሪክ ዝፈልጡ ኤርትራውያን ወለድና።
@God-db9vp
@God-db9vp 3 года назад
ኣበይ እሞ እዞም ቅዱሳን ኢዮም ኢልካ ተክብሮም ኣቡነ ፊልጶስ ጻድቅ መስራቲ ደብረ ቢዘን፡ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ጻድቅ፡ ቅዱስ ያሬድ ብስጋ ትግራይ ምኳኑ መበቆሎም እንተትፈልጥ ኔርካ ከምዚ ኣይምበልካን።
@dayday7683
@dayday7683 4 года назад
ፍቅሪ መሳፍንቲ ዘለካ ኢካ ትመስል ኣብ ህዝቢ ንስልጣኖም ክብሉ ዝገፍዑ ዝነበሩስ እንታይ ዝሰርሕዎ ጅግንነት ይኩን ስልጣነ
@michaelkeleta5345
@michaelkeleta5345 4 года назад
ስቕ በል እዚ ታሪኽ ኣቦታትና ኣተሓዋውሶ፡ካብቲ ካብቲ ቆናጪልካ ተሓዋውሶ ኣለኻ፡
@eritrawihagerawi7167
@eritrawihagerawi7167 4 года назад
Michael Keleta if you father history say something don’t be jealous this absolutely nuances thanks
@asghedomwoldeghiorghis9104
@asghedomwoldeghiorghis9104 4 года назад
Poor Eritrean you fail to form history .
@monkykisha4398
@monkykisha4398 4 года назад
Kabu tenmehar mehashe
Далее
ኣመጻጽኣ ፊደላት
15:09
Просмотров 11 тыс.
"ዘፍቅረኪ ወዲ...!"
8:06
Просмотров 223
Опасные облака!😱🌩
0:20
Просмотров 1,4 млн