ዳዊት 42፡1-3
እራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከም እትናፍቕ፣ ከምኡ ኸኣ ነፍሰይ ናባኻ፣ ኦ ኣምላኽ፣ ትናፍቕ ኣላ።
ነፍሰይ ንኣምላኽ፣ ነቲ ህያው አምላኽ፣ ትጸምእ ኣላ፣ መአዝ ኰን ክመጽእ፣ ኣብ ቅድሚ ገጽ ኣምላኽሲ ክሰግድ እየ፧ ኵሉ ጊዜ፣ አምላኽካ ኣበይ ኣሎ፧ ኪብሉኒ ኸለዉ፣ ለይትን መዓልትን ንብዓተይ ተቐለብኩ።
#ጸሎትቅዱሳን #EritreanOrthodoxTewahdo #Yonatan27
24 июн 2019