Тёмный

ኣኽሱም ነቢዓ - ተጋዳላይ ጋዜጠኛ ነጋ ዘርኡ - ዛንታ ጨፍጫፍ ኣኽሱም 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 120 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohib

Развлечения

Опубликовано:

 

7 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 71   
@astertesfay5169
@astertesfay5169 Год назад
ክብሪ ንዓኻ ተጋዳላይ ዘርኡ🙏
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ቡርክ ቅንያት ሓዱሽ ዓመት ይግበርለና ኩናት ዝጠፈኣሉ ሰላም ዝመጸሉ ድምጺ ወለድና እንሰምዐሉ ዝሓመመ ዝማሓረሉ ዝገሸ ዝምለሰሉ ዝተኣሰሩ ዝፍትሑሉ ዝጠመየ ዝእንገለሉ ዝጸምአ ዝረዉየሉ ዝሳኣነ ዝረክበሉ ዘመነ ሰላም ዘመነ ፍቅሪ ዘመነ ቅሳነት ዘመነ ራህዋ ዘመነ ደስታ ኣዉዳኣመት ኣእዳዉና ዝባርከሉ ስደትና ዝሓጽረሉ ተመስገን ምባል እልንኽእለሉ 🌼 ዘመን ይግበረልና እግዚብሄር ኣምላክ ልትግራይ ዓድና ሰላም ይላአከልና ❤️❤️❤️💛💛💛💛💊💊💊💊🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 Год назад
እህም ህዝብና ጨፍጭፎሞ ጨካናት ኤርትራዊያን ኢ/ያ ዊያን ደም ንፁሃትይፍረድ 💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@avielavi990
@avielavi990 17 дней назад
Nega Zero the journalist wish you long life 🙏God bless the people of Tigray 🙏💪💯
@ate9456
@ate9456 Год назад
ምስጋና ይግበአካ ነጋ።
@goitomtewelde
@goitomtewelde Год назад
ጅግና ሰለስተ ምዕራፍ
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃኩም #ተጋሩዋኒ እንኳዕ አብፀሐኩም ነዚ ሓዱሽ ዓመት 2015 ዘመና ይግበሮ💔♥️
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 Год назад
I have learned a lot from Nega Zeru thank kezahta show. Tigray will prevail 🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🔥🇻🇳🇺🇸🇻🇳🇻🇳🔥🇻🇳🔥
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 Год назад
እንኳዕ ኣብፅሓኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ ሓድሽ ዓመት ንህዝብናን ዓድናን ምሕረት የውርደልና 🙏🙏🙏🥺
@mareykiros3371
@mareykiros3371 Год назад
ናይ ዉፅዕ ግዝየ ይግበረልና ንፀካናት ፍርዶም ዝረኽብሉ ይግበሮ ፈጣሪ አሜን🤲🤲😭☝️☝️
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቂ ዓባይ ትግራይ
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Год назад
Good to see you journalist Nega zeru.
@user-lm2ls4oi4k
@user-lm2ls4oi4k Год назад
እንኳዕ አብፀሐኩም ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ንዓድናን ንህዝቢናን ሰላምን ራህዋን የውርደልና ፈጣረ
@user-hv9yb6pm9z
@user-hv9yb6pm9z Год назад
ክብሩ ኣያና ዕደመ ይሃብካ💞👑👏👏👏🔐🔐🔐💞💞💞💞💞
@voxpopuli735
@voxpopuli735 Год назад
ጅግና ተጋዳላይ ሓውና ነጋ ዘርኡ መፅሓፍ ከምዝፀሓፈ ኣይፈለጥኩን ኔረ። ሎሚ ካብ Amazon ክዕድጋ እየ! ትግርኛ እውን ብዝበለፀ እመሃር፣ ፀሊም ታሪኽ ግፍዒ ባርባራውያን እውን የንብብ፣ ምስ እቶም ንፁሃት ሰማእታት ኣይታተይ፣ ኣዴታተይ፣ መናእሰይን ጎራዙን ኣሕዋተይን ኣሓተይን ህፅናትን እውን ብሕሊና የዕልል! ብዝግባእ እባ ኣፋልጥዋ!
@masho4931
@masho4931 Год назад
በጃኪ ቅዚሕታ ኩምዙኦም ዙበሉ ምሁራት እምፀአልና ኡቡና እምሉክ ብፁጊ ብጥዕና ይሑሉወልና
@gygg2506
@gygg2506 Год назад
እንኮዕ ሰላም ምፃኩም🥰🥰🥰
@getayferdal8827
@getayferdal8827 Год назад
We will never forget.
@user-bx7hq1wh5l
@user-bx7hq1wh5l Год назад
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ጋዘኛ ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ ክቡር ኣያና
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 Год назад
I have no words to explain how i have been missing ቸጋዳላይ ነጋ ዘርኡ ❤
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Год назад
Nega Lebam Kibret niakha ❤️🙋🏽‍♀️💛👍🏽🙏🏽
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi Год назад
አይይይህዝብይአንታይዶ።ትሪፍውአዩ🖤💔🖤💔
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፅእኩም ዝም ሓተይ
@legeseyohannes9748
@legeseyohannes9748 Год назад
ብጣዓሚ ... ብጣዓሚ የቐነያልና ክቡሩ ተጋዳላይን ጋዜጠኛ ነጋ ንቲ ዘግበረካዮ ጥልቅ ዘበለ መፅናዓቲን መብራህረሂ በረቱዑ ንታ ዘላቲና ግዜ። ካምኦ እዉን ንመደላዊ ቃዛሕታ ካምዚኦም ዘበሎ ናይ ትግራይ ሃፋቲ ፋላጣቲ ናብ ህዘቢ እናቀረብኹም ንህዘቢ ኣፋልጡዊም ።
@user-cd1hz3cu3o
@user-cd1hz3cu3o Год назад
ኣሕሕሕሕ 😭😭😭😭
@genygen5351
@genygen5351 5 месяцев назад
Eway bejakum, ezi ni Tigraway tirah zeykone ni Baelom Eritrean ni Alemin kiniger alewo. RESAETI AYTIKUNU.
@hdrhxe5764
@hdrhxe5764 Год назад
ምናዳ ምዕራዘሎ ግፍዒ ፀሐፈልና ነቲ ሰብ ስቅያቱ ኩሉ ይናገሩ አለዉ አምሐሩ እቲ ልጨፍጨፍዎ ገልቢጦም ፅሒፈምዎ አለዉ ሐደሬ
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 Год назад
We need the book
@raishanbitow7389
@raishanbitow7389 Год назад
❤️💛❤️💛❤️💛💊💊🙏
@zemedagebreabzemedagebreab278
እንኳዕ ብሰላመ መፃኩመ
@hayatyasin3873
@hayatyasin3873 Год назад
❤❤❤
@stigetesfaye1421
@stigetesfaye1421 Год назад
በሐቂ ነቢዓ
@user-zb9jx1ii1k
@user-zb9jx1ii1k Год назад
እንኳዕ እስቲ ነዚ ንምዝራብ ኣርአየካ ኣያና ሰኑዱልና ድኣ ከይብሉና ምባል ይኣክል
@mareykiros3371
@mareykiros3371 Год назад
ዓሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ እዋይይይይይይይይይይይ ህዝበይ🇪🇷👹😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭☝️☝️☝️☝️☝️☝️
@binyam1578
@binyam1578 Год назад
🙏🏼💙⛪️👑🧸😭😭😭😭😭🌿😭😭😭እዋይ መስኪን ህዝቢ
@letishkebede5965
@letishkebede5965 Год назад
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w Год назад
💔💔💔💔😭😭😭😭
@tigrignamotivation3106
@tigrignamotivation3106 Год назад
#ስቓይና ሓፃፂቡ ሰሓቕ ህዝብና ዝምለሰሉ ዘመን ይግበረልና!🙏 ተ💛ጋ❤️ሩ💛ዋ❤️ኒ ቻናለይ ሰብስክራይብ ግበሩለይ🙏
@amenberha9075
@amenberha9075 Год назад
My God 💔💔💔🥰🥰🥰🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@robelkidanu48
@robelkidanu48 Год назад
Good job ቐዛሕታ
@user-qn6wf7ns4u
@user-qn6wf7ns4u Год назад
💔💔💔⛪⛪💛❤💊💊
@wendyfawwereta3415
@wendyfawwereta3415 Год назад
*"ሰሜናዊት ኮኾብ" ብዝብል ስያሜ ናይ ትግራይ ጋዜጣዊ መጽሄት ኣብ ቤት ማሕተም ኮኸበ-ጽባሕ ኣስመራ ብነፍስሄር ክቡር ኣያና መ/ር ስዩም ገረኺዳን መዳለዊኣ ኮይኖም ትሐተም ነይራ። *ክቡር ስዉእ መ/ር ስዩም ገረኺዳን ምስ ናይ "እቶቡስ ሓጂ-ዓብዱ" ("ሰሜናዊ መጓዓዝያ") ጠቕላሊ ሓላፊ ምስ-ክቡር ነፍስሄር ግራዝማች ሓዱሽ ኑሩሕሴን ምስ-ክቡር ነፍስሄር ኣያ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ መስራታይ ፪ይ (2ይ) ወያነ ተ.ሓ.ህ.ት (ህ.ወ.ሓ.ት) ስዉእ ተጋዳላይ ገሰሰው ኣየለ (ስሑል) ብሓባር ንምስረታ ፪ይ ወያነ ዓብዪ ዓንዲሑቐ ኣያ-ኹላትና እዩ*።
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 Год назад
Endiet hono ye Egziabiher fewus wede enante ymta? Werachihu tewererin yemitlu, gedilachihu tegedelin bilachihu yemitichohu? Ahunim wede ewunet temelesu, yemiawatachihu nisiha new, period.
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
❤❤❤💛💛💛❤
@0912447591
@0912447591 Год назад
Journalists, pls write everything, and it should be documented.
@khalidhamza3583
@khalidhamza3583 Год назад
ኣየ ነጋ! እንታይ ንፖለቲካ ትግራይ ኣስተወፅኦ ጌርካ ብጀካ ሽጉርትን ኾሚደርን ልምዓት ዘየለ ለሚዑ ገበር ዘይሃፍተመ ሃፍቲሙ እናበልኩም ብህዝቢ ተላጊፅኩሙሉ ሰሚዕናልካ ያኣኽለካ ዛሓወይ ።ናይ ሓሳብ ምንሽርሻር እንተዝነብር ፖለቲካ ትግራይ ኣብዚ ኣይምበፀሐን ግን ከማኻን ከማኻ ዛኣመሰሉ ሰብሞያ ባሃልቲ ብጥቕሚ ተገዚእኹ ኣብ ሕዋሓት ዝነበረ ኣፈላላይ እናጉላህኹም ነተሓደ ጀግና ነት ሓደ ባንዳ ዓቓቑም እንክርዳድ ናይ ሻዕብያ ተለኣኽቲ እናበልኩም ህዝቢ ውድብን ፋሕ ፋሕ ዘበልኩም ኢኹም ኸዚ መፂኻ ጀግና ጀግና ኣይትፃወት ኣብዚ እዋን ሽጉርቲ ኾሚደሪ ልምዓት የለን ብሰንክኹም ዓዲ ኣብፀገም እያ ዘላ።
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 Год назад
Haki b'haki hawey.
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 3 месяца назад
ኣንቱም ላህማማት ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና እዮም ትብሉ ኣብዚ ኣለኩም ሓቀኛ ታሪክ ስሙዑ ኣንቱም ጨካናት ኤርትራውያን ግን ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ ከም ዳይኖሰር ካብ ዓለም ትጠፉኡላ
@GhGh-oz4tf
@GhGh-oz4tf Год назад
❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍
@mdgkhc2645
@mdgkhc2645 Год назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-he7gp7qo9s
@user-he7gp7qo9s Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤
@--eri-boy9248
@--eri-boy9248 Год назад
ሻዕብያ ሰብ ኣይኮኑን!
@hdrhxe5764
@hdrhxe5764 Год назад
አበይ ክንረክባ እባ
@TheBerihu
@TheBerihu Год назад
Amazon
@tsegayabreha764
@tsegayabreha764 Год назад
@@TheBerihu ኣብ ኣማዞን ክረኽባ ኣይከኣልኩን:: ሊንክ እንተሃልዩካ ሓብረና
@tesfaytesfay7134
@tesfaytesfay7134 Год назад
ነጋ ለባም
@pjsksnphalanx1563
@pjsksnphalanx1563 Год назад
Jgenn kemeu gyerkum sendw tigeray tewet
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 Год назад
ቀንዲ ፍልፍል ድኽነትን ጭቆናን ህዝቢ ትግራይ : መራሕቲ ኤርትራን ሃፀይ ሃይለስላሰን ኔሮም : ሕዚ ውን ንሳቶም እዮም ። እንድሕር ዳኣ ካልእ ዕድል ሂብናዮም ክቕፅሉ እዮም። ዕድል ክንህቦም የብልናን ።
@TheBerihu
@TheBerihu Год назад
ብእንግልዝኛ ተተርጉሙ ክሽየጥ ኣለዎ።
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Год назад
አክሱም አይነብአትን ተደፊራ እምበር
@Ktekle
@Ktekle Год назад
I like all TPLF Tegadalit but not him. He is z most stubborn guy. He did many misinformation many times and I tried to correct him never accepted his mistakes. Again in this interview he was taking about TPLF journalism history as he is a funder of Woyen. Whether he like it or not the core of TPLF journalism was Nesanet Asefaw. All of them are the products of her. Shame on him. I don't know what is their problem of those 1982 some Tegadelti as Miky Raya and this guy?
@TheCritic101
@TheCritic101 Год назад
ሁራ 3 ኣፅቢን ወንበርታን ናይ ዓፋር እዩ ዝበለ እዩ ነጋ ዘርኡ ማለት። ከም ናቱ ኣነጋግራ እንተኾይኑ እቲ ኣብ ትውልዲ ዓዱ ዝዝውተር እምብልታ ድማ ናይ ጉሙዝ እዩ ማለት እዩ።
@adm4023
@adm4023 Год назад
ማኣዘ ኢሉ ድዩ🤔🤔
@aronyonas7563
@aronyonas7563 10 месяцев назад
አክሱም ነቢአ ታይ ኮይና እዚ ወዲ አዲ ህንዲ ዝተማህረ ይመስል ራአዩኒ ካሜራ ዝፈቱ ዘይበስለ እንቃቁሆ መለክያ አክሱም ተደፊራ እምበር አክሱመይ አይኒ አለዋ ድዩ እቲ ንብአት ካበይ መፂኡ ጋህተላይ ካልእ ሓሳዊ style ዘይብልካ to had Hydra አብ ድምፂ ወያነ ኬይንካ ብስርአት ዝተስናበተ ተ/ጋ ዘይፈልጠካ ፈፂሙ ፍርሂ ዘለዎ ልክበጣ ስባት ተገሪሞም ዝገርም ክአ ሓደ በዲኡ ዝፅዋእ ወዲ ሮሚጥ ከም ጋዜጤኛ ሀታታይ እዚ ገልቱ ይቅደድ ማለት አለም ክሳቴብርሀን ትፈልጦ ዶ እወ ምሳይ ተአሊሙ ኡሉኒ ዝተመደብክሉ ነጊሩኒ ብፁሁፍ ህሶት ምካኑ ተረድኡ አለም ዝፃሀፎ ኢሉ አባጭዩ እቲ አቡኡ ወታደር ደርጊ ወዲ ቻ በሎ ወሽ በሎ አድጊ ሓመማ ድምፂ ወያነ ናይ ደናቁር መህመይ ኮይኑ ተፀበዩኒ እዚ ገልጣም አክሱም ነቢአ ዝበለ ናይ ርእሲ ፀገም ዘለዎ ዘጎንፎ እቲ ጦልቃም ብናይ ወታደር አስቃጥላ ዝአበየ ጠብሎቅ ወዲ ሮሚጥ ነፋጣት ከለኩም እየ ህዋህት ዝፈልጣ መስል ታይ ሙካኑ ዘይትፈልጡ style ዘይብልኩም ክራባት ተአሲሩለይ ንካሜራ አበየናይ ታሪክ ስራህቲ ኮይንኩም ፅባህ አደይ ዝአቱ ስብ እየ ክንራከብ ኢና ይቅርታ ቀዛህታ
@user-cp1sv2bq1h
@user-cp1sv2bq1h Год назад
ብናይ ህውሓት ብልሽው ውድቀት ህዝቢ ትግራይ ናይ ሻዕብያን ናይ ደርጊ ናይ ዓረባትን ካልኦትን መጫወቲ ኮይኑ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ህሊና ኩል ግዜ ክነብር እዩ ይኩን እምበር ሻላ ጀጋኑ ድጅታል ወያነ ተቃለስቲ እዚ ዘበን ህዝብና ንእሽተን ንፋስ ነፊስሉ ኣሎ ይኩን እንበር ሓዝውን ህዝቢ ብጥምየትን ብሕማምን ብድሮንን ብነፋርቲን እንዳተወደ ምእንተ ዲፓሎማሲ ክበሃል ምእንተ ፃዕዳ ኢልካ ህዝብካ ምውዳእ እዩ ስረሖም ናይ ህውሓት መራህቲ ውሽጦም ክፋቸሽ ይግባእ ።
@adm4023
@adm4023 Год назад
ዋይይይ ትዓንቀፍኪ ለ ህውሓት እዕንቅፍኒ ከይትብሊ😏😂😂😂
@hdrhxe5764
@hdrhxe5764 Год назад
ወይ ኤርትራ ነናጋንንቲ ሃገር
@dddwww1948
@dddwww1948 Год назад
ወያኔ ብጀካ ሓሶት ካልእ ዜይብልኩም። ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ስቅ እሉ ይኣምን።
@user-rj7ei6ji3u
@user-rj7ei6ji3u 27 дней назад
ናይ ጺሊኢኢን ዓለትን በለጽን ኣጀንዳኹም ባዕሉ ሓዊ ኮይኑ ይበልዓኩም ኣሎ። ንስኻትኩም ንነብሱኹም ናኣምላኽኩም ምስ ከባቢኹም ዚነበር ህዝቢ ኢትዮጲያ ብኮነ ሃገረ ኢርትራውን ኡሙናት ኣይኮንኮንኩምን። የኢዳውኩም ብደምን ጺልእን ዚተጸየቐዩ። ከደምቲ ዑሱባትን ኢኹምም። ኪኖ ተዓስብካ ምንባር ካልእ ሊቢና የብልኩምን ሰራዊት ፈፈራል ብምሕራድን ናብ ኢርትራ ን27 ዓመት ዝተኸተልኪሞ ዉግእን እገዳን ካኣ ኣብ እዚ ሳንድዊት ኣቲኹምምም ኣብ ነንሕድሒድኩም እትባሊዑሉ 1 ሚልዮን ወዲ ድኻ በሊዕኹም ኣብ ቀጻሊ ናይ ዑስብነትን ከዳምነትን ደረጃ ኣለኹምምም።
Далее
The Hardest Challenge!
00:37
Просмотров 2,3 млн
skibidi toilet 76 (part1)
03:10
Просмотров 9 млн
ልጅ ኣብረሃ ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት
1:48:36
Incredible magic 🤯✨
0:53
Просмотров 29 млн