Тёмный

ኣፅብሃ ገብረእግዚኣብሄር (ዶ/ር) - ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝም ትግራይ - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 2,4 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Развлечения

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@dani123haylemaryam9
@dani123haylemaryam9 4 месяца назад
ትግራይ ብቱሪዝም ንዓለም ክተፋልጣ ተስፋ ይገብር 🙏
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 4 месяца назад
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሕዚ ዝግብኦ ሰብ ረኺቡ 'ሎ። ዶ/ር ኣፅብሃ፥ ባህሊን ቱሪዝምን ትግራይ ንኽደምቕ ዝሰርሕ ዘሎ ጅግና ትግራዋይ 'ዩ። ክብሪ ይግብኦ!!
@rishangegziabiher3682
@rishangegziabiher3682 4 месяца назад
ምስ እግዚሄር ሃይሊ
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 4 месяца назад
The most I Like. From Head bureau of TGT, b/c of his best ideas, just I know him from the media.
@alemmezegebo5352
@alemmezegebo5352 4 месяца назад
Good point brother ❤❤ Tigray tiewet
@Yemane-ux1kz
@Yemane-ux1kz 4 месяца назад
ከብረት ይሓበልና ዶከተር ኣፅብሃ ናይ ብሓቂ ብሉፃት ስራሕቲ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ። ብዛእባ ቅደስ ያሬድ ዝምልከት ዝሓብካዮ መብርሒ ንፁር እዩ ቤት እዮ ባህልን ቱርዚምን ትግራይ ዝላለ ስልጣን ሓላፍነት ዘለዎ ዝላለ ትካል እዩ ዝኾነ ይኹን ኣካል ካብቲ ቢሮኹም ሕጋዊ ፍቓድ ከይረኸበ ሓወለቲ ይኹን ምሰሊ ከሰርሕ የብሉን እቲ ንጥንታዊ ናይ ኣኸሱማውያን ተጋሩ ጥበባትን ስልጣን ዘዋርድ ሓወልቲ ብህፁፅ ከለቅቕ ይግባእ
@BeyeneHaile-c4i
@BeyeneHaile-c4i 4 месяца назад
አብ ወፃእ ዝነብር ትግራዋይ እዬ! ታብዝነብረሉ ዓዲ ናብ ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ አየር መንገድ ስለዝወስድ አፍቲ ብማስታወቅያ ዝዝርጋሕ ናይ ዓለም ካርታ ላሊበላ: ጎንደር: ጎጃም አፍቲ ኻርታ እንትመፁ አኽሱም ዘርኢ ምልክት አይረአኹን:: እሞ እዙይ ኾነ ኢሉ ዝተሰርሐ ድዩ ወይስ ብጌጋ? ይተሓሰቦ! ጎብነይቲ አብ ትግራይ ተይዕረፏ ናይ ጉዕዞ ወኪላት ቀልጢፎም ክምለሱ ዝግበረሉ ምኽንያት ይፀናዕ! ተአሪሙ እንተኾይኑ ፁቡቅ እዩ!
@Haregte
@Haregte 4 месяца назад
ኣነ ባ ዝገርመኒ ዙኩሉ ሰብ እናረአየስ ንምታይ ላይክ👍👍👍 ዘይገብር?ፍርቂ ርብዒ ሰብ እኳስ ዘይገበረ😢
@kibrombelay4143
@kibrombelay4143 4 месяца назад
ቅርፂ ሃመይ ይስራሕ ብመን ይስራሕ መን ይመርፆ? መጀመሪያ 1) ንፁር መዐቀኒታት ምቕማጥ ቴማን ዕላማን ናይቲ ውድድር ይግለፅ።ደሓር ባህላዊ ተዛማድነት፦ እቲ ቅርፂ ባህላውን ታሪኻውን ትርጉም ናይቲ ቦታ ወይ ርእሰ ነገር ዘንፀባርቕ ምዃኑ ስነ-ጥበባዊ ፅሬት፦ ፈጠራውነት፡ መበቈላውነትን ቴክኒካዊ ክእለትን ደሓር 2.) ፃውዒት ንሰአልቲ ወይም ንተወዳደርቲ ስነጥበባውያን ፕሮፖዛሎም ከቕርቡ ይዕደሙ ነቲ ፃውዒት፤ መምርሒ ምቕራብ፡- ስነ-ጥበባውያን እንታይ ከቕርቡ ከምዘለዎም ዝገልፅ ዝርዝር፡ መዐቀኒታት ን ገምጋምን፡- ስነ-ጥበባዊ ፅሬት፡ ተዛማድነት፡ ተግባራውነትን በጀትን ሓዊሱ፡ ዝቐረቡ ፅሑፋት ብኸመይ ከም ዝፍረዱ ዝገልጽ ሓበሬታ።ይወሓብ 3. ፅሑፋት ይቐርቡ ነቶም ዝቐረቡ ጽሑፋት ዝግምግም ኮሚቴ ይቖም ። እቲ ኮሚቴ ከጠቓልሎም ዝግባእ፤ ክኢላታት ስነ-ጥበብ፡- ስነ-ጥበባዊ ፅሬት ክግምግሙ ዝኽእሉ ቀረፅትን፡ ነቐፍቲ ን መምሓራን ጥበብን ወከልቲ ማሕበረሰብ፡- ባህላዊ ተዛማድነት ንምርግጋጽ መራሕቲ ማሕበረሰብ ከባቢ ወይ ክኢላታት ባህሊ። ቴክኒካዊ ኣማኸርቲ፡- ናይቶም ዝቐረቡ ቅርፂታት ተግባራውነትን መዋቕራዊ ምሉእነትን ክግምግሙ ዝኽእሉ መሃንዲሳት ወይ ኣርክቴክቸራት ። 4. ንዝቐረቡ ፁሑፋት ምግምጋምን ንኹሎም ዝቐረቡ ፅሑፋት ብ ዝተቐመጡ መዐቀኒታት ተመርኲሱ ይምርምርዎም። እዚ ድማ፤ ስነ-ጥበባዊ ገምጋም፡- ፈጠራውነት፡ መበቆላውነትን ቴክኒካዊ ኣፈጻጽማን ምግምጋም። ተዛማድነትን ፅልዋን፡- እቲ ቅርፂ ምስቲ ቴማ ከም ዝሰማማዕን ምስቲ ሕብረተሰብ ከም ዝድመፅን ምርግጋፅ። 5. መወዳእታ 3 ደርጃ ዝሓዙ የምረፁ ካብዞም ናይ መወዳእታ ዝበጽሑ ዝያዳ ዝርዝር ሞዴላት ወይ ኣቀራርባታት ክሕተቱ ይኽእሉ እዩም፣ ብዛዕባ ራእዮም ዝሓሸ ርድኢት ንምርካብ። 6. ተሳትፎ ህዝቢ (ኣማራፂ) ንህዝባዊ ቦታታት ዝዓለሙ ፕሮጀክትታት፡ ናይ ሕዝቢ ስለ ዝኾኑ ነቲ ሕብረተሰብ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ውሳነ ከተሳትፎ ግድን ይኸዉን ፤ ህዝባዊ ምርኢታት፡- ካብ ሕብረተሰብ ርእይቶ ምሕታትን። 7: ናይ መወዳእታ ውሳነ እቲ መራፂ ኮሚቴ ኣብቶም ገምጋማትን ህዝባዊ ርእይቶን መሰረት ብምግባር ናይ መወዳእታ ውሳነ ይህብ። ። 8. ሓደ ተዓዋቲ ምስ ተመረፀ፡ እቶም ዝቕጽሉ ስጉምትታት፤ ውዕላት፦ ስፍሓት ስራሕ፣ ባጀት፣ ናይ ግዜ ገደብን ካልእ ኣድላዪ ስምምዓትን ብዝርዝር ን ብግልፅን ውዕላት ምዝዛም። ምትሕብባር፦ እቲ ስነ-ጥበባዊ ዕዉት ምትካል እቲ ቅርፂ ንምርግጋፅ ምስ መሃንዲሳት፡ ኣርክቴክቸራት ሰበስልጣን ከተማን ምትሕብባር ከድልዮ ይኽእል እዩ። ፍቓድ፦ ኩሉ ኣድላዪ ፍቓድን ካብ ምምሕዳር ከባቢ ይወስድ። 9. ምትካልን ምቕላዕን ምድላው ቦታ፦ ነቲ ዝተመርጸ ቦታ ነቲ ቅርፂ ዝምችው ምዃኑ ይረጋገፅ። ምትካል፦ ነቲ ቅርጺ ብጥንቃቐ ምትካል፣ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፡- ነቲ ስነ-ጥበባዊን ትርጉም ናይቲ ቅርፅን ብምፅንባል፡ ነቲ ቅርፂ ምስ ህዝቢ ንምልላይ ስነ-ስርዓት ይዳለው። ንቐራፅቲ ተወሳኺ ኣብ ግምት ዘእተው፤ ከም ምፅዋር ኩነታት ኣየርን ፅገናን ዝኣመሰሉ ረቛሒታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ንነዊሕ እዋን ዝፀንሕን ንናይ ደገ ምርኢት ዝምችውን ንብረት ይምረፅ። ምትእስሳር ሕብረተሰብ፦ እንተተኻኢሉ ኣብ መስርሕ ዲዛይን ምስ ሕብረተሰብ ብምትሕብባር እቲ ስራሕ ይድመፅን ፅቡቕ ተቐባልነት ከምዝረክብን ይግበር እዚ እንተተገይሩ ኣብ ትግራይ ጥራሕ ልዕሊ 300 ሰኣሊ ኣሎ ንጎረባብቲ ሓገራት ዉን ምተረፈ እዚ ኪያዶ እዚ ምተኸደ ከምዚ ዓይነት ጉድ ኣይምረኣናን (ክብሮም በላይ ሰኣላይ ን ጋዜጠኛን በዓል ሞያ ቱሪዝምን)
@BeyeneHaile-c4i
@BeyeneHaile-c4i 4 месяца назад
በጃኻ ዶክቶር እቲ ታብ አኽሱም ተወስዱ አብ አዲስ አበባ ወይ ካብ ትግራይ ወፃእ ካሊእ ቦታታት ተወሲዶም ዘሎው ዝርከቡ ቅርስታት ናብ ዝነበርዎ ቦታ ብዘይ ህዝቢ ፈቃድ ዝተወሰዱ አቦቶኦም ኾይኖም ክፅንዑሞ ክምለሱ እንተዝግበር ፁቡቅ ነይሩ እብል:; ኒአብነት አብ አዲስ አበቢ ብሄራዊ ሙዜም ዘላ ምስሊ ሰበይቲ ወዘተ
Далее
КОТЯТА НАУЧИЛИСЬ ГОВОРИТЬ#cat
0:13