Тёмный

ኣዛናጋዒት ድራማ 

Mame & Hanan
Подписаться 28 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 284   
@user-if7bl2gy9b
@user-if7bl2gy9b 2 года назад
ማሜ በርሀ ዓርክካ ከዐብዱካ እዮም ግደፍፍ ሶ ዒድመን ጥዕናንን ይሃብኩም
@mamehanan1955
@mamehanan1955 2 года назад
ክክክክኽ
@user-js7ib8yw6b
@user-js7ib8yw6b 2 года назад
ኣሰይይ ብልፃት ደስ ክትብሉ ይመቺኩም😘❤👌
@medimb4269
@medimb4269 2 года назад
ለቦኺ ኢላ ንእሽተይ ነገር የሰደደቲዶ ዋይ ማሜ ሰሪሕካያ🥰🥰🥰😂😂😂😂😂
@netsanet7155
@netsanet7155 2 года назад
እሰይ እሰይ ምቁራት ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት 😍💛❤️
@hawltbayru3830
@hawltbayru3830 2 года назад
እዋይ ፅብቃተይ ኣስሕቅክምና ዓስርተ ክገብሮም ነይረ ያ
@user-vt4bb1ib7r
@user-vt4bb1ib7r 2 года назад
ሰላም ሰላም ደቂ ሪመይ ናተይ ክፈትወኩም ኣነስ ኣጀኹም ቐፅሉሉ ኣይፈላልኹ ፍትዋተይ. ናተይ ቆናጁ M&H ኣሜን ኣሜን ሰላም ንህዝብና የውርደልና
@Tdfmyhero
@Tdfmyhero 2 года назад
ኣንዳ ማሜ ቀፅልዎ ፅቡቅ ተዘናጊዕና❤❤
@user-uy3nd5qb5r
@user-uy3nd5qb5r 2 года назад
ምቁራት ደስ ክትብሉ💛💊❤✅ በርሀ ዓርክኩም ሓደ ማዓልቲ ምረእናዮም ፀቡቅ ነይሩ😃😁😄
@user-pt5cl7zh9l
@user-pt5cl7zh9l 2 года назад
በኡነት ኣነለ በርሀ ዓርኮም ክርኢ ሃፂፀ ኣለኹ😁😁
@Mmmm-pu2oq
@Mmmm-pu2oq 2 года назад
😂😂😂😂😂😂😂ጥዑማት ላዛ እንካዕ ናትና ኮንኩም ፅሩያት ቀፅልሉ 🙏🙏💛💛💋💋💕💕💖
@user-wi8wj2tx2g
@user-wi8wj2tx2g 2 года назад
አሰይ ደሰ ክትብሉ ሓላላተይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ🥰🥰🥰
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 2 года назад
ፅረያትፈጥረትሰላምኸመይብዝሕ🤲🤲👌
@user-dy3ur1jn7w
@user-dy3ur1jn7w 2 года назад
2ይ ክፋል ንፅበ ምቁራት 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣💯👌
@user-xn3hf2ed6g
@user-xn3hf2ed6g 2 года назад
አሰይ ማሚ ዋኒ ብሳሓቂ ሞትኩ ዋ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ
@samiramuhammed3251
@samiramuhammed3251 2 года назад
ሰላም ሰላም ንህዝብና አሜን አሜን
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 2 года назад
ፅሩያት 💛❤💊✅️
@user-ue2uo5nj4q
@user-ue2uo5nj4q 2 года назад
ኣሰይ ፁሩያት ዓለም ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ መቱኩ ዋይ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛🤣🤣🤣🤣🤣
@nigigaltgray3705
@nigigaltgray3705 2 года назад
ደስ ክትብሉ ሙቁራተይ ቀፅሉሉ ማራ እየ ዝፈትወኩም🤗❤️❤️❤️❤️💞💞💞💞❤❤💝💝💝💝❤️❤️👌😁
@user-cg5kn7en4j
@user-cg5kn7en4j Месяц назад
ተካታተልቲ እንዳ ማሜ ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ጀማሪት እየዋ ዞምኣሓተይ ❤ኣየ ማሜ ዘረቡኡ ደስ ክብል😂😂😂
@zufan8097
@zufan8097 2 года назад
ሙቁራት ፍጥረት ቀፅልሉ ዞም ናትና ክፈትወኩም ማዓት እየ ፍቅርኩምን ሰላኩምን ይብዛሕ🥰🥰😘😘😘😘ኣዘራርባኩም ክኣ ደስ ክብል ሩጋዓት
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 2 года назад
ክክክክክክ እማ ሞይትና በሉ ያዓውይይይይይይ ግርም ሰላምኹሙ ይብዛሕ ተጋሩዋይ
@zeynebmahamed6893
@zeynebmahamed6893 2 года назад
ደስስስስስ ባሃልቲ ።👩‍❤️‍👩👩‍❤️‍👩👩‍❤️‍👩👩‍❤️‍👩💑💑💑💑ደቂ ሓላል መሬት💑
@brkti_tube
@brkti_tube 2 года назад
ክክክክክክክክ ኣብ ስደት ዘለና እኮ ዘይከኣል ጉድ እኮ ኢና ክኢልና ንነብር ፅብቕቲ ድራማ
@weditigray4452
@weditigray4452 2 года назад
ኣያ ዘርኣብሩኽ ዝኸነ ስብኣይ
@KhanKhan-uo4fj
@KhanKhan-uo4fj 2 года назад
ማሜ ግን ንግግርኻ ደስ ክብል ልዞም ናይ ገጠር ኣቦታትና ትመስል
@fserfeer2063
@fserfeer2063 2 года назад
ስላም ስላም ስላም ምቃሪተይ እንካዓ ብስላም መፃእክም 💞💞💞💕❤❤🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀💘💘💘💘💘
@user-nv6mn1nj3g
@user-nv6mn1nj3g 2 года назад
ደስ ክትብሉ ፅሩያት♥️♥️♥️
@avip225
@avip225 2 года назад
ደሰ ክትብሉ ፅሩያት❤❤❤🥰🥰🥰
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 2 года назад
ክክክክ😂😂እሰይ ምቁራተይ ደስ በሃልቲ ቀፅልሉ ኣጆኩም😍😍😍
@AlageMedia25
@AlageMedia25 2 года назад
nay raya laza likie abti hibrete sebna zela ekum tekribilekumna. des behalti fikrikum ybarek
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b 2 года назад
መዓት ሻንጣ ናተሽከምኩ እየ ሓዲርያ ኣቤት ስዑዲ ኮ ከምዚ ገንዘብ ሓፍስካ እዩ ዝመፅእ ዝመስሎ በሓቂ ዋዛ ምስ ቁምነገር
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 2 года назад
ማሜ ዘረብኡ ከስሕቀኒ መዓት እዩ😂❤
@goitom5436
@goitom5436 2 года назад
ናይ ባሓቂ ኑፋዓት ኢኩም
@user-er5zk7vh8n
@user-er5zk7vh8n 2 года назад
አረ ባባ ኣይትካኣሉይ ክክክክክክክ
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 Год назад
ዋው ደስ ክትብሉ ቀፁሉሉ 😂🎉🎉🎉
@slamall959
@slamall959 2 года назад
እዊይ ስድራይ ናፊቀኩም ስደትና ኣሕፅሩ ምስ ስድራና ያታሓቃቁፎና እዝጋብሄር ኣምላኽ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 года назад
ኣታ ብሰሓቅ መትኩ ወዛደር😀😀😀 ክፈትወኩም ግን ማራ እየ ቀፅልሉ
@mashoaxusumawit2349
@mashoaxusumawit2349 2 года назад
ኣታ ሞትኩ ኡፉፉ ኣብ ስደት ዘለና አሕዋተይ ንጎብዝ ሞራል ወለድና ከይንጎድእ ዋዛ ምስ ቁሙ ነገር😁
@user-zg3xd6fp2h
@user-zg3xd6fp2h 2 года назад
አሰይይይ የኔ ማርች ስወዳቹ ኑሩልኝ🙏♥️🤗
@foxclanyt830
@foxclanyt830 2 года назад
Schukorinatat dekiy Tigray Abay
@user-zc1yp5hl8c
@user-zc1yp5hl8c 2 года назад
ደስ ክትብሉ ይሞችኻትኹም ተጋሩ ዋን
@johnbaladera
@johnbaladera 2 года назад
I realy admired , ካብ ልበይ ፈትዬኩም ፣ ሰስኑ እንቅዓ ጣፍ ኹኑ
@dgstu5765
@dgstu5765 3 месяца назад
ታይ ዝበለ ሃተፍተፍ እየ😁😁😁
@user-tr3cs7tl2q
@user-tr3cs7tl2q 2 года назад
ሓንቲ ሻንጣ ሒዛ ክትመፅእ🤣🤣 ኣይትሳኣኑ ሙቁራተይ🥰😘
@beana3912
@beana3912 2 года назад
😄😄😄😄ሠሓቅ ቀቲልኩምና ኮ 💯💯💯👌ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ😘😘😘😘
@nigestetyoppiya5016
@nigestetyoppiya5016 2 года назад
ኣስይይ ደስ ክትብሉ ምቅራት ❤❤❤❤😘😘
@user-kp7bp6bo2y
@user-kp7bp6bo2y 2 года назад
ዋይ ሞይተ🤣😅😅😅ኣቦኮ ጭንቂ የውሉይ ጓለይ ኸይዳ እያ ሃፍቲማ እያ ኢሉ ብዙሕ ነገር እየ ልፅበ ኣብ ደቁ ኣዶ ግን ካብ ደቃ ለውጦም ጥራሕ እያ ትደሊ so ማሃሪት እያ እዛ ቪድዮ ለሓደ ሓደ ኣቦታት🙏
@user-xz1bd4uu9x
@user-xz1bd4uu9x 2 года назад
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ❤️❤️❤️🌿🌿
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 Год назад
ናባኽ ብሎምኸ ንእሽተይ ኣይስደድትዶያ አረ ብሳሓቅ ሞይተ 😂😂😂😂😂😂
@user-jz8zw8eb7l
@user-jz8zw8eb7l 2 года назад
ዘንኣየርማ ኣብ በረኻ እየንያ ስድድ ዘብሎኦ ሳሓቅ ሞይተ😂😍🥰🥰🥰
@user-wm1hm3tf9m
@user-wm1hm3tf9m 2 года назад
አስይ ምቁራተይይይይ😍😍😍😍😍😍😍😁
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 2 года назад
Edmen tenan yhabkum deki halal merit des bhlti 🌻🌻🌹🌹💊💊🍀🍀❤❤💊💊🌻🌻
@user-qg7gw9hq3j
@user-qg7gw9hq3j 2 года назад
አታ ባቢ ታማ ሓሚቅካ ተመችያትኒ ፅቡቃት ደስ ትብሉ ቀፅሉሉ
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 2 года назад
ሰሪሕኩማ ክክክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሽኮራትትት
@fserfeer2063
@fserfeer2063 2 года назад
ስሓቅ ቀትልክምና ጥርምባ ሽንጣ ታልበሎ ስባኣይ እዩም😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃🙈🙈🙈🙈
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 2 года назад
ኣደዋካ ኩሉ ትክዉል ዕድመ ለዶታትና ደስ ክትብሉ
@user-gl9bh9ly1m
@user-gl9bh9ly1m 2 года назад
ዋይ ሞሲባ አቦይ ማሜ ጥዑም ላዛ ልሸቓላታት ዓባይ መልእኽቲ እያ😂😂😂😂😂
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 2 года назад
እሰይ ደስ ምዋልኹም ቀፅሉሉ እዞም ናትና😍😘👏
@slamhslamh269
@slamhslamh269 2 года назад
ጡዕያት እየን ኢለምዎ ነቦኪ ኢላ ግዛዕ ኣይሃበትኪይ ያ 😂😂😂😂😂
@hainyyjasahayat4103
@hainyyjasahayat4103 2 года назад
እሰይ ደቅይ ዓደይ መዓረይ ቀፅሉ
@betimodel6712
@betimodel6712 2 года назад
💛❤️❤️💛💛😘😘😘❤️💛 ሪመይ
@user-gi5nr4bk9c
@user-gi5nr4bk9c 2 года назад
ሓናን ሽኮር መሓመድለ አነጋግርኡ ደስ ክብለካ 😍😍😍
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 2 года назад
ውይ ውይ ኣደዊተይ ኣባዋንይ ኣዘኪርኩምኒ 😥 ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 2 года назад
ደስ ክትብሉ ፕሉስ እኛ ድዩ ያ ክክክክ. ፅሩያት ክክክክክክክክክክክክክክክ
@thth6123
@thth6123 2 года назад
አስይይ ሙወቁራተይ ደስ ክትብሉ ይመቺኩም 💊💊💊💊✊👏👏💪💪💪💪💊🌷🌷🌷🌷🥀🥀💐💐🍀☘️☘️🌹🌷🌷🥀🐅🐅🐅🐅💊💊💊💊💊
@Hagos1018
@Hagos1018 2 года назад
🤣🤣🤣🤣 ዘረባኩም አይምኖውን 🤣🤣 አደ እኮ ለዋህ እያ ዛጋለይ ትምርዓዊ ትድርዓዊ 😍😘😘😘
@mahialemey5162
@mahialemey5162 2 года назад
ለቦኪ ኢላ ንእሽተን ነገር የሰደደት ዶ ትዑማት ላዛ 😍😍😍
@mebrihitkidane9931
@mebrihitkidane9931 2 года назад
Wow.des bahlt
@saralove7966
@saralove7966 2 года назад
ሓማም የብላይ ድያ ኣዉረፑላን ያ
@alyanaabrham3204
@alyanaabrham3204 2 года назад
ኣቲ ሓናነይ ኣቤት መልክዕኺ ኮ ፉሉይ ፍሉይ እዩ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርኪ መቐረት ኢኺ በቃ ማሜ ውን ምዓርርር ኢኻ በቃ ብሓቂ ተጋሩ ምዃንኩም ኣቀማምጣኹም ላዛኹም ኣንደቤትኩም ኩሉ ነገርኩም የፍልጥ ብሓቂ ኽዓ የውኹርዕ ጥዑማት ላዛ ደቂ ዓደይ ምዓረይ ቀፅልሉ ኣምላኽ ፍቕርኹም ወሲኹ ወሳሲኹ ይሃብኩም ኩሉ ግዜ የ ዝከታተለኩም ኮመንት ምፅሓፍ ብዙሕ ስለ ዘይፈትው እየ ርኢቶ በዝሒ ዘይህብ እና ሰላም ንዓኹም ይኹን ንትግራይና ንህዝብና ውን ምሕረት ይልኣኸልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ፡፡
@adedatafayjgfgkhg2557
@adedatafayjgfgkhg2557 2 года назад
አሰይ ደስ ምባልኩም ምቁራት ሰላምኩም ይብዛሕ
@user-ww1sf8dl1c
@user-ww1sf8dl1c 2 года назад
እውይ ኣቱሙ ፅርያት ደቂ ትግራይ ፃሓይ ገፆም ኣይ በርሀ ዝባሃሉ ናይ ኢድኩሙ ይሃብኩሙ ኣይ ማሜ ጥሩባ ደበልካ😃😃😃😃😄😄😄 ኣይትስኣኑ ሰሱኑ💊💊💊💊ተጋርዋይ
@user-kf6ru9ri1m
@user-kf6ru9ri1m 2 года назад
ሳይገባኝ መሳቄነው የሚገርመኝ 😂🥰🥰🥰
@user-nh3ky2tt8b
@user-nh3ky2tt8b 2 года назад
ወይ ዞም በርሀ😂 ዓርከይ ይመቸኩ ደቂ ዓደይ😍😍
@user-ns9cg9uk4x
@user-ns9cg9uk4x 2 года назад
ደቃ ትግራይ ማዓራይ ደስ ብሃልቲ ይ
@herilove7610
@herilove7610 2 года назад
ድስ ክትብሉ ቀፅሉዋ😂👌👌💛❤😘
@ksanettewele8578
@ksanettewele8578 Год назад
አሰይይይ ሙቁራተይ🥰🥰🥰🥰🥰
@tgrayadeywelela1892
@tgrayadeywelela1892 2 года назад
ደስ ዝብል ድራማ ቀፅልዎ ዞም ናተይይይ✌😂😘
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt 2 года назад
ኣሰይ ፅራያት ደቅ ሪመይ ማሜ ዓርከ ኣቦይ ኣቦይ በርሀ እዩ ዝብሃል🥀❤😍😂
@abdelkadirnegash6895
@abdelkadirnegash6895 2 года назад
Btamiy des tbl drama tmhrtiy wehabet eya ketsellu 🥰🥰😍😍❤🙏🙏🙏🙏
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 года назад
ኣቱም ናትና🥀🥀😁😁😁😁💊💊
@user-vh2bc2sm7q
@user-vh2bc2sm7q 2 года назад
ኣታ ሞትከ ስሓቅ ኣቱም ማሜ ዞም በርሀ ልብሃሉ ስብኣይማ ገደል ከእትይኩም እዮም😁😁😁😁😁😁
@jeddahruwais6286
@jeddahruwais6286 2 года назад
Wawooooo.das.bahlt.eatm.fatwttt.🥰🥰🥰👍👍
@semharlove7627
@semharlove7627 2 года назад
ሙቁራተይይይይ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ እና ቀፅሉሉ ናዓይውን ከም ናትኩም ሓዳር ይፍጠረለይዋ😂😂🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@mahlitlove4291
@mahlitlove4291 2 года назад
🙄🙄🙄😁😁😁😁
@habasehabasehabasehabase5127
@habasehabasehabasehabase5127 2 года назад
Wawww
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 года назад
ዋይ ጓል በርሀ ለለ ደግምኹማ ኣየወኣይ ኣርእዩን ድቅ ራያ ዓድይ ከይታ ሑሙን ክክክክክ
@hchx9220
@hchx9220 2 года назад
እስስስስስስይይይይ ዕድመን ጥዕናናን ይሃበለይይይ
@galweyenti20adi16
@galweyenti20adi16 2 года назад
ጓል በርሀ ዓርከይ ናብ አመርካ ትስዶም አላ ሕክምና አየ ማሜ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-ip3jw5bl4e
@user-ip3jw5bl4e 2 года назад
😂😂😂😁😁
@sedihussain9253
@sedihussain9253 2 года назад
ቀፅልወ👍
@user-np5it3qr3s
@user-np5it3qr3s 2 года назад
ኣነስ ክፈትወኩም 🥺♥️😘
@user-qy7dg8sb5z
@user-qy7dg8sb5z 2 года назад
ስላም ንህዝብና ኣምላክ ይአክለኩም ይበለና ❤🙏
@rozar227
@rozar227 Месяц назад
ኣሰይ ሙቁራት 💛❤️🤴👸✔️
@sarahabit6834
@sarahabit6834 2 года назад
U are fany
@user-ct4tl9ys5e
@user-ct4tl9ys5e 2 года назад
በርሀ ዓርከይ
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b 2 года назад
ክክክክክ ስሓቅ ናመፀኩሙሲ ኣይተሱሑቁናያ ክክክክ
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m 2 года назад
ኣሰይ ምቁራት ደስ ክትብሉ ❤❤❤
@selamgaltgray4321
@selamgaltgray4321 2 года назад
ደስ ኪብል ቀፅሉሉ ማዓረራት
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 года назад
ኣታ መሚ መሕረር ኣናጋግራካ ክምቸወኒ ብሰሓቅ ግን ምይ ከም ለመዓንቲ ሲሕቀ ኣይፈልጠይ ኣይተሰኣኑ😀😬😘😘
@tgrayadeywelela1892
@tgrayadeywelela1892 2 года назад
ኣሰይ ፅሩያት ዓለም ክፎትወኩም❤👏
@tgieba2115
@tgieba2115 2 года назад
ካዘራ የደስታ ምንጪ 😂😂❤❤🥰❤️❤️
@danigalweyenti1610
@danigalweyenti1610 2 года назад
ክንደይ ደሰ ትቡሉ ምቅራተይ ቀፅሉሉ💋💋💋💋💋 🥰🥰🥰🥰 ጥሩሙባ ዝኾነ ግዜ 🤣🤣🤣🤣🤣 ሳሓቅ ቃትልኩሙኒ መዳመይ ካብ ድቃሳ አተሲኦያ 🤣😁
@user-zz8hg4hh7r
@user-zz8hg4hh7r 2 года назад
ሃኒ ዋላ ገዛአ አያ ኮ ጥዕምቲ😘
@user-hp8hl1pl5i
@user-hp8hl1pl5i 2 года назад
ማሜ ቀቲልካና ስሓቅ🤣🤣🤣
Далее
ሜሜ ብቅንኢ ብፅብፅ ኢሉ
14:44
Просмотров 24 тыс.
ችዲ ብኡ ገይሪኺጥፍኢ
18:15
Просмотров 29 тыс.