Тёмный

ኤርትራውያን ሃገሮም ክኣትዉ ኣለዎም ጀዲዳ 

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Опубликовано:

 

30 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 216   
@okubagabrteklit3920
@okubagabrteklit3920 2 дня назад
ጀዲዳ ጽቡቅ መልሲ ምስ ደስ ዘብል ትዕግስቲ። እዚ ሜሪ ዝሓታ ዘሎ ሕቶ እዚ ሃይማኖትን ኣውራጃውነትን ካብ ምንታይዩ መበገሲኡ ዝብላ ዘሎ ኣነ ብወገነይ ክምልሰሉ ካብ ርእስካን ኣተዓባብያካንዩ ዝምንጩ ስድራካ ክርስትያን ተኮይኖም ኣስላም ጸላእትካዮም ኢሎም ተዕብዮምካ ከመይ ኣቢልካ ኢካ ምስ ኣስላም ፍቅሪ ክትምስርት በጻሩ ኣስላም ንደቆም ብከምኡ መልሚሎም ተዕብዮሞም ንሱዩ እቲ ቀንዲ ጠንቂ ኣውራጃውነት ኣብ ልዕሊ ሃገርካን ህዝብካን ብጽልእን ቅርሕንትን እንተዕብዮምካ ንዑዑ ወሪስካ ተዓቢካ ፍረ ናትካውን ንሱዩ ፍሬካ። ሜሪ ክትፈልጦ ዘለካ ኤርትራ ተቃዋሚ የብላን እቲምንታይሲ ጸላኢ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ግናለዉ እዚ ድማ ብጉልባብ ደንበ ተቃውሞ ብጸላእትን ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ ኮነ ኢሉ ዝተፈብረከ ከምቲ ኣበሓጎታቶምን ኣቦታቶምን ሕጂ ድማ ንሳቶም ጽባሕ ድማ ደቆም ዝቅጽልዎ ኤርትራ መሬታ እንበር ህዝባ ኣየድልየናን ዝብልዎ እዞም ሃሱሳት ዉሑዳት ዑሱባት ኤርትራውያንን ትጋሩን ናይ መቦቆል ጸገም ዘለዎም መንነት ኣልቦን ኣካኪብካ ተቃወምቲ ኣለዉ ዝበሃል ካብ ሃልኪ ማስሚድያ ሓሊፉ ፍረ ኣልቦዩ። ደሓር ክትፈልጦ ዘለካ ሜሪዲሞክራሲ ዶ ወላ ጂኒዕፍሪት ዝበሃል የለን እንታይ ደኣ ኣሎ ተልካኒ ክትበልዓ ዝደለካ ኣቦ ጉንባሕ ዛግራ በላ ኣሎ ተተረዲእካ ስለዚ ንሕና ጻዕዳ ክዳን ዝተከደና ቲዲፍ ኢና ትግራይ ትስዕር ህዝቢ ትግራይ ብሻዕቢያ ጆነሳይ ተፈጺሙዎ ዝብሉ እዚ ዓዋን ህዝቢ ህዝቢ ኤርትራ ወላ ተተኮስተረ ኣየገድሰንንዩ ዝብሉ ኤርትራ ክትብደል ክትግፋዕ ክትጭቆን ዝሕጎሱ ኤርትራ ብእገዳን ፋንክሽን ብክባን ዕጽዋን ክትጭነቅ ምስ ጸላእቲ ኮይኖም ዝጉስጉሱን ዝጽዕሩን ነዚኦም ዲካ ተቃወምቲ ኢልካ ትቆጽሮም ዘለካ ነዚኦም ተኮንካ ንስካውን ካብኦም ትገድድ ስለዚ ኤርትራ ተቃወምቲ የብላን ኣብ ድያስፖራ ደሎ ኤርትራዊ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ኣብዝደለዮ ቦታ ኮይኑ ንዝሕጎስ ብእምንን ጎዘሞን በትርን ንዓበይትን ህጻናትን ክሃርምን ከካላብትን ዲሞክራሲ ከምጸኣልካ እንዳበለ ኣብ ዓዲ ዲሞክራሲ መሰላት ዝግህስን ዝጭክንን በጋሚንዶ ግብረ ሽበራ እንበር ተቃዋሚ ኮይኑ ኣይፈልጥን። ካልእ ምወሰኩካ ነይረ እዞም ብስም ደንበ ተቃውሞ ተሓቢኦም ግብረሽበራ ደርሑ ደቂ ወልደገባን ላኣክቶምን ኣብ ቀጽሊ ይኩነልና ንስካ ግን ተማሃር ኣብ ቀረባ ዘለካ ትመስል ግን ሓንቲ ክብለካ ዝክእል ከም ሰፍኢ ግምጥል ግምጥል ኣይትበል ወደሓንካ።
@user-yj6wm7mp8y
@user-yj6wm7mp8y 2 дня назад
ናይ ብሓቂ መልሲ ኢያ ::
@ukbayc
@ukbayc 2 дня назад
ጀዲዳ ኣንበሳ !!! ኣጆኻ ን 4 ከደምቲ ስርዓታት ምስ ኣኸደምቶም ኣለሽ ኣብሎም ሀገራዊ ናጽነት ዘምጽኡን ኣብ ዳግማይ ንምጉባጥ ሀገር ዘውሐሱን ጀጋኑ ንጽርግያ ህንንጻ ትካላት ፍጹም ዘጸግሞም ኣይኮነንን ናይ ኣዋርሕ ሕቶ እዩ !!!! እንቃዕ ጥራይ ከምዚ ከማኻ ኣብ ስደት ኮይኖም ኣጆኻ ህዝበይ ክሐልፈልና እዩ ኢሎም ኣብ ጎኑ ኣለኹም እንበር ናይዞም ቅዋም ዶ ፍትሒ ዶ ዝብሉ መልሶም ጎራባብትና ረኣዮ እሞ ብድሕሪኡ ትዛረቡ ኢልካዮም ጥረይ ምሕላፍ እያ ተቓዋማይ እየ ኣንተ ደኣ ኢልኩካ ተኣለ ዓጋመ ኢልካዮ ምሕላፍ ጥራይ እያ ግዜኻ ምስኡ ኣይተቃጽል
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 дня назад
🤣🤣🤣🤣ዕብዳን😢😢
@eriblood803
@eriblood803 2 дня назад
​@@weyniissac2053 kondaf agame
@meronbekure75
@meronbekure75 День назад
ኣልግስ ባርያ ለሓሲ
@eriblood803
@eriblood803 День назад
@@meronbekure75 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...ghena kinkustirekum ina...degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@ukbayc
@ukbayc День назад
@@meronbekure75 kkkk
@wediere2238
@wediere2238 День назад
ኣጆኻ ጀዲዳ ኣንበሳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሜሮን ነዴኻ ሪኢኻያ ምጻእ ኣረኣእያኻ ተማሓይሹ ኣሎ ንሻዕቢያ ኣቦታትና ኣይትጽረፈልና፡ታሪኽ ምምባብካ ይንእደካ ዘይምፍላጥካ ብዙሕ ሃሲዩካ ኢዩ ሜሮን፡ ጀዲዳ ጽቡቕ መግለጺን ሓቅን ተዛሪብካ መንግስቲ ኤርትራ ስቕ ኢሉ ኣይኣስርን ኢዩ ህዝቢ ወገንን ብሃይማኖትን ክትፈላሊ እንትፈቲንካ ትእሰርን ፈረቓን ሰምሳሪ ኢያ መሊኣ ዘላ ኣብዚ ዝጠቒስካዮ ቤት እስሪ ሜሮን፡ ንሻዕቢያ ብዝኾነ መለኪዒ ሃገር ኣብ ምምራሕ ዝወዳደሮ የለን ሞ ኣይንዓሹ፡
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 День назад
ሜሪ ሓንጎልካ እስራሓዮ 15 ንምንታ ተኣሲሮም ኢልካ ሕተት ሕቶ ኣያሹ ኣይትሕተት ንምንታይ ሕቶ ኣምጽእ ሓገር ኣሕሊፍካ ምሓብ ኣይፍቀድን ❤🎉
@hygytth6tsjtj395
@hygytth6tsjtj395 2 дня назад
ጀዲዳ ንቑሕ
@ukbayc
@ukbayc 2 дня назад
መንነት ዘይብሎም ከም ኤርትራውያን ተመሲሎም ዝዛረቡ እዮም እሞ ተኣለ ዓጋመ ኢልካዮ ጥራይ ኢኻ ትብሎ!!!!
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w День назад
Bravo JEDIDA! Xemam HADE DERFU YILAL YAGERE SEW. All the time he has this question of the prisoners ? JEDIDA is not a politician, but a normal Eritrean who loves the 9 tribes ❤❤❤❤❤❤❤❤❤of the Eritrean people. God bless man JEDIDA HAWEI
@user-yj6wm7mp8y
@user-yj6wm7mp8y 2 дня назад
ሜሮን ልምዓንትስ ጀዲዳ ሲዒርካ እዩ :: ርእስና ከይተቐየረ ኣፍና ዝሃበና ስለዝተዛረብና ፍታሕ መጺኡ ማለት ኣይኮነን
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 2 дня назад
ዋላ ኣብዚ ውን ህዝቢ ኤርትራ ናይ ኣውራጃ ናይ ሃይማኖት የብሉን፡ እዚ ሽግር ዚ ናይ ተጋሩ ኣጀንዳ እዩ፡ እቶም ተጋሩ ብኽመይ ጌሮም ህዝብና ሕንፍሽ ፍሽ ነእትወሉ እዩ፡ ምኽንያቱ ብኻልእ ክስዕሩና ስለዘይከኣሉ ። ኣግሂዶም ዝብልዎ እዩ ነንሕድሕዶም ነባእሶም ኢሎም ዕድል እንተገበሩ ንኤርትራ ንምዕብላል እዩ። ስለዚ ኣይትዓሹ ህዝቢ ወያነ ዝመሃዝዎ ኣይትከተሉ።❤
@binijapi8724
@binijapi8724 2 дня назад
king jedida
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 2 дня назад
He is a slave lier. He ran away from Eritrea. Now supports the same dictator he ran from.
@user-jd8pz5ye7b
@user-jd8pz5ye7b День назад
In any country that has its own problem, and any government that does not accept publishing or speaking about my negative image, this is not only in Eritrea, but in the whole world, if you speak about the government, you will be arrested. I personally am against the absolute press, so you must know when to speak, where and at what time.🇪🇷♥️🇪🇷
@binites7284
@binites7284 2 дня назад
Haswei bezaba esuratn gefan eyu zezerabna zelo telammmm
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 2 дня назад
Gedida !! you are the best keep doing the good work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕👍👍👍
@user-iq4yk2en1f
@user-iq4yk2en1f 2 дня назад
ኣውራጃ ኣብ ካልኦት ሃገራት መዋዳደርን በብዘለካ ጽባቐኻ ምዕባለ ምፍጣር ኢዩ እንተ ኢሪትርን ግን 0+0=0
@eriblood803
@eriblood803 2 дня назад
😂😂😂 only agameguzai
@BizenAbrha
@BizenAbrha 2 дня назад
Haswiiii😢😢😢
@sabasimon356
@sabasimon356 2 дня назад
ጀዲዳ ኣንበሳ ወዲ ጀግና ❤️❤️🙏
@eritrea63
@eritrea63 2 дня назад
ኣብ 21 ክፍለዘመን ብሃይማኖትን በኣውራጃን ክባላልዑ ክትሪኢ ኣዝዩ ዘሕዝን ኢዩ።ኣበየናይ ፕላኔት ኢዮም ዝነብሩ እንድዒ።
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 дня назад
They don't understand global 21century sad going back not forward.❤
@user-ch2uc5uw5k
@user-ch2uc5uw5k 2 дня назад
ሱኡራት፣ተማሓሩ ናብራኩም ኣማሓይሹ፣ ናይ ኣዉራጃ መቀንጸሊት ኤርትራውያን ባላንችና ኣንፊስናዮ ደሓዩ የለን። ሕጂ ናብራካ ግበር ኣብቲ ትሕተተሉ ጊዜ ድማ ትምልስ።
@user-gx3hc4uh1h
@user-gx3hc4uh1h День назад
ሜሮን ሓወይ ሕጂ ውን ከምኡ ኢዩ እኮ ብነብሶም እንበር ብህዝቦም ዘይሓስቡ ኢዮም ብዓልዚ ባርያ ብእሱራት ምንም ኢዮም ዘይግደሱ
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 День назад
ጀዲዳ ኣንበሳ ❤🎉❤🎉❤🎉
@tyamche7716
@tyamche7716 2 дня назад
I like you guys honest talk show...keep it up the great job ❤❤❤.
@awetnihafash9233
@awetnihafash9233 2 дня назад
Only when you become traitor.
@elsakahsay3612
@elsakahsay3612 14 часов назад
ጅጋኑ ዝምጽእዋ ናጽነት ኣውራጃውያን ጽገም የምጹኡላ
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 2 дня назад
ሜሮን ንዓኻ ዝሓስበካ የለን ተማሃር ስራሕ ሂወትካ ኣማሓድር
@nemielol.6036
@nemielol.6036 2 дня назад
❤❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Eruna757
@Eruna757 День назад
ኤርትራውያን እንታይ ትኮኑ ኣለኩም? መፍተት ጸላእቲኩም ትኮኑ ኣለኩም። ዘገድስ ኤርትራዊ ምካን እዩ። 🇪🇷🙏🏿
@tekleabdebesay7573
@tekleabdebesay7573 День назад
Good job man
@ninijone1206
@ninijone1206 День назад
You were working with tigray meron
@sesinna1
@sesinna1 2 дня назад
ኣብ ኤርትራ ጽሒፎም ተባሂሎም ዝተኣስሩ የለውን ንኡሰይ። እተን ነጻ ጋዘጣታት ስለ ዝጸሓፋ ዘይኮነስ ዝተኣሰራ ወይ ዝተወገደ ዝጽሕፍኦ ንህዝቢ ዝመቓቕልን ሕዝቢን መንግስትን ዘናቑት ናይ ኣመሪካ ኢድ ክኣትዎ ስለ ዝጀመረ እዩ። ንኣምነት ስክፍትኡ ዘስምዐ መጀመርያ ሕዝቢ እዩ። ኣነ ዝዝክሮም 7 ዓበይቲ ኤርትራውያን ብዙሕ ግዜ ካብ ሲነማ ኢምፓሮ ሻሂ ኽሰትዩ ዘይጠፍኡ ብሓንሳብ ኾይኖም ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ኸይዶም ብዛዕባ እዘን ጋዜጣታት ገለ ግበሩ ኢለሞ ንፕረሲደን ኢሳያስ፣ መልሲ ድማ እወ ንካታተሎም ኣሎና መን ኣሎ ብድሕሪኦም ኣብ መጽናዕቲ ኣሎና ተባሂሎም። ኣብታ ተመሳሳሊት መዓልቲ ካብ ከባቢ ባድመን ሽላሎን ዝመጹ ኤርትራውያን ብጠራሮ ንግፋዕ ኣሎና ኽብሉ ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ጥርዓኖም ኣቕረቡ። ስለዚ እተን ጋዘጣት ብቕሬታ ናይ ሕዝቢ እየን ተዓጽየን። በዚ ምኽንያት ብቤተኽርስትያን ካቶሊክ እትሕተም ንመጀመርያ ተዓጽያ። ብዛዕባ G-15 እንተኾይኑ ኽጅምሩ ኸለዉ 23 ኔሮም ግዕዘኦም ድማ ብኣሜርካ ዝምወል ሓዲሽ ስርዓት ንምምጻእ ኣብ ስልጣን ብናይ EU Ambassador Antonio ይውደብ ኔሩ፣ ኣኼባታት ናይ እዞም ኸዳዓት ድማ ኣብ መንበሪኡ ይካየድ ኔሩ። እዚ ኹሉ ጣጣ ዝተፈጥረ ናይ IMF , World Bank ኣብ ኣስመራ መጺኦም ምስ ተመልሱ እዮም። ነብስኻ ምኽኣል መትከል ኤርትራ ንምዕራባውያን ነዚ ሕጂ ዘሎናዮ ጸበባ ንኽፍሕሱ ደሪኹ። ንኣምነት CIA ኣብ ኤምባሲኦም ዝሰርሑ 3 ኤርትራውያን ንጀነራላት ኤርትራውያን ኣብ ዕልዋ መንግስቲ ንኽሳተፉ ብገንዘብ ኸስድዑ ፈቲኖም። ድሕሪ ጽጹይ ስለላን መጽናዕቲን ብሃገራዊ ድህንነት ኤርትራ Ambassador Antonio ኣብ፣ውሽጢ 24 ሰዓታት ተባሪሩ ካብ ኤርትራ G15 ድማ ተኣሲሮም። ነዚ ኹሉ ሸርሒ ንኽቃላዕ እቶም ምስ G15 ኣብ ገዛ Antonio ዝእከቡ ዝነበሩዓቢ እጃም ኔሩ። ስለዚ እስኹም ንኡስ ወለዶ ስለ ዘይትፈልጡ እቲ ሓቂ ኣፍኩም ዝሃበኩም ትዛረቡ ኣለኹም። መንግስቲ ምስጢር ምሓዙ ጽቡቕ ኣይኮነን በሃላይ እየ። እንተ G-15 live television ክርሸኑ ይግብኦም።
@user-mm3zy3rl2i
@user-mm3zy3rl2i 2 дня назад
እዚ ትብሎ ዘለኻ ናይቶም ዘይተኣሰርና ህዝቢ ቃል እንተኾይኑ ናይቶም ታኣሲሮም ዘለዉ ቃል ከ ክስማዕ ዶ ኔሩዎ? ዘረባ ሓደ ሰሚዕኻ ኣይትፍረድ ኮይና እንተሃለወት ከ?
@abelkidane6968
@abelkidane6968 2 дня назад
Yasss❤❤❤❤
@Idferi525
@Idferi525 7 часов назад
ዓዲ ነዚኦም ጥራይ ክትርኢ ንበዓል ጀዲዳ እግሮም ጠዋያት ኣብ በረኻታት ጫዓ እንዳወግኦም ዝዓበዩ ኣስመራ ከይረኣይዋ ዝተሰወሩ ብዛዕብኦም ክትዛረብ ሓዚነላ። ኣብ'ቶ ደሮና ናይ ጸሮና ዓብዩ። ደሮና ፈሪሁ ኣይከደን ደቂ ዓዱ ድማ ከየትሕዝዎ። ደስ ዝበለካ ቦታ ንክትበጽሕ ምኽሪ ኣየድልዮን ኢዩ። ፋይናንስን ግዜን ጸኣትትታን ኢዩ ዘድልዮ። ባዕልኻ ኣሰንቢድካዮ ሃዲምካብተሰዊርካስ ሕጂ ከመይ ጌርካ ኢዩ እተዉ ዝበሃል። እሞ የለን።
@Tesfa325
@Tesfa325 2 дня назад
ሜሮን እዚ ጀዲዳ ወላሕንቲ ሐሳብ ከምጽእ ዓቅሚ ዘይብሉ ሐደ ባኮ እዩ he west of time.😂
@nice1-pn3tv
@nice1-pn3tv 2 дня назад
Yesss mired wedi
@sarajoh313
@sarajoh313 2 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@kibromgebre6726
@kibromgebre6726 2 дня назад
እዋይ እዛ ወዲ ክትሕሱ ዝሐለፈ ሰሙን እንፖሲ ኣሜርካ እንመርጀንሲ ፖስፖርት ክሕድስ ሐቲተ 2% ናይ ጣዕሳ መላእ ኢሎሙኒ ናይ 15 ዓመት ክከፍሎም ኣይተገደድኩን ቀዲዳ ይኣክለካ ሐሶት ንመን ኢካ ከተእምኖ ዝሐመመ ጥራይ ክከዉን ኣለዎ
@abelkidane6968
@abelkidane6968 2 дня назад
Tigrja metsehaff,temaharrr
@eruadey4716
@eruadey4716 2 дня назад
❤❤❤❤❤ Aseyyyyy muqurat deqi Erey mearey love you
@meseretmichael4461
@meseretmichael4461 2 дня назад
Dinkurina yitifaaii kidim , kab nab shaibiya tray point tigebirr edka, netom tekualu tenki tselaity eritrea kithilu zeydeliyu tokualu point litgebiirr fetin
@AmanuelTemesgen-rs8wk
@AmanuelTemesgen-rs8wk День назад
Selam meri kemey dehan do????
@ninijone1206
@ninijone1206 День назад
Gedida 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@selunatey3008
@selunatey3008 2 дня назад
ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ 😅
@abelgere601
@abelgere601 2 дня назад
💙💙💙
@ninijone1206
@ninijone1206 День назад
How all problem came because of tigray gave u money don't act u love eritera
@filifilimon4361
@filifilimon4361 2 дня назад
Ata Merry kem Seb hasibkayo bhedidas tizarebo Aleka. Kibret yihabka😂
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 2 дня назад
5:14 ንፉዕ እንቋዕ ዓድኻ ከድካ፡ ❤ እቲ ዘይምእሳር ብምዝራብካ ሕጂ ተማሓይሹ እዩ ፡ ግን ቅድም ከምኡ ኣይነበረን ሰብ ይእሰር ነይሩ እዩ እንተተዘራብካ ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብደገ ዕዲ ምስከዱ ይእሰር ነይሩ፡ ሕጂ ግን ከምኡ ኣይኮነን፡ እዚ ኸኣ ጽቡቕ እዩ። ኩሉኹም ዓድኹም ስድራኹም ሪኢኹም ምጹ፡ ንዓኹም ጽቡቕ፡ ንወለድኹም ጽቡቕ፡ንሃገርኩም ጽቡቕ። ዓወት ንሓፋሽ ! ❤
@aduliskeskese7169
@aduliskeskese7169 20 часов назад
That's a joke
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 2 дня назад
Meron msmen tzareb aloka ms hade drbay?
@fretamaher7215
@fretamaher7215 10 часов назад
❤❤❤❤❤
@eruadey4716
@eruadey4716 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤
@Blien33
@Blien33 2 дня назад
Haftkum eye msh 🥹🥹🥹ሳብስክራይብ eba gberuley ahwatey ❤️❤️
@user-ux6pu1hx9g
@user-ux6pu1hx9g День назад
Meron seb ay merexkan
@yohanamhreteab3319
@yohanamhreteab3319 7 часов назад
Mieron 2 opposite negerat tzareb aleka. Law should be implimented and updating I agree, but the integration of the people is not daunting. Ethnicity or religion is not big deal in our country. Ppl living in abroad just brain washed by our enemies's failed manifest. This tactic happened to our great grandfathers grand fathers and our fathers. History repeats itself🇪🇷. But awarness is always the power.
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 2 дня назад
Meron wedei akli gberu kulu kmesi iyou adi hagsu dtescegeru rdu
@kalMHe
@kalMHe 2 дня назад
Ata Meron hawey, seb yelen dyu ? Kurub bsil zbelu seb sienka!
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 День назад
ንዚ ጀዲዳስ ኣብ ኤርትራ ከም ድላይካ ጎስጉስ ኣብ ደገ ግን ምስኪንኪን ኢልካ ጎስጉስ ኢዮም ኢሎም እመስለኒ ምስኪንኪን ይብል ኣሎ።
@tesfalemghebray9520
@tesfalemghebray9520 День назад
Meron may tebezeh alka yeredeaka alo du kkk
@nahomtekeste5060
@nahomtekeste5060 День назад
Anit.kemey.zimeseluka.wika.ika.loqoshwa.iy.dey.belikan.hashwi
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k День назад
አበታትኩም እኮ ንሐንቲ ኤሪትራ እዮም ተሰዊኦም እዞም ደቀይ አውራጃውነት የለን🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bergednhameduqawqaw7701
@bergednhameduqawqaw7701 2 дня назад
Jedida xemam hade derfu, wedi xorona eye kea ybl menxoror yhazka hamli
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w День назад
Meron! Why are you criticizing the Eritrean heroes all the time.? JEDDIDA, tell him that sanctions are the reason why we have economic problems in Eritrea, but not most of idiots could understand. It is above their comprehension. Go back home & fix the problem, instead of blaming the whole country and its people. Eritrea is a young nation, with a lot of problems because of the TPLF bandits.
@user-pd9bj8sm7k
@user-pd9bj8sm7k 2 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 2 дня назад
Intaway ika drbay men konka ika bzaba Ertra mzrab kelbi
@afeworkieritrea3137
@afeworkieritrea3137 День назад
0:48
@AmanuelTemesgen-rs8wk
@AmanuelTemesgen-rs8wk День назад
Khateka delye ktmlseley tkl do???
@TheDigitala
@TheDigitala 2 дня назад
Meron u talk to much 😂😂 now we know who ur😂😂
@eritop7-1-7
@eritop7-1-7 2 дня назад
Ata fah fah elato ezi jedida dikum tblwo wela jadan😂😂😢😢 hazinelka gn
@ninijone1206
@ninijone1206 День назад
❤❤❤❤❤ gidida
@user-lp2ql2xg6g
@user-lp2ql2xg6g 2 дня назад
Meron kea aythawaws,bmntay mkniat teasirom aregagixka tezareb,afka zhabeka mzrab gdefo
@Bitew12
@Bitew12 2 дня назад
jedida riesi kubo ab eretra internet entekoynu hizbi bi awraja kibeas eu elu yigerim eu america tekemitu nay sahil zihasib dumu eu.
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 2 дня назад
Niweyane hteta nmntay abzi Bexihka
@makueritrea2043
@makueritrea2043 2 дня назад
teki da knegreka be masker Tgray eu zgmr
@GaymAlem
@GaymAlem 2 дня назад
😂😂😂😂😂
@abelkidane6968
@abelkidane6968 2 дня назад
EGEDAA,,MAEKABB,25, YEARS AYREDAKUMEN,DEUUU
@biniamisak9037
@biniamisak9037 День назад
Sebawnet khlweka alewo seb kemey elu ab eritrea ynebr alo
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 2 дня назад
ምስጢር ህግደፍ ህዝቢ ንምጥፋእ ኢዩ ካልእ ምስጢ የብሎምን መንደፍ የጥፍአዮም
@kibromzeru671
@kibromzeru671 2 дня назад
ጁንታ Game is Over by by by by 💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️
@sarajoh313
@sarajoh313 2 дня назад
agame
@user-zt6up2cg1v
@user-zt6up2cg1v 2 дня назад
Yes 100%
@biniamisak9037
@biniamisak9037 День назад
Nab eritrea kedka yearukutkan mesatukan ab fekodo gonder shuwa tefiam nska kea kedka Asmara shefah elka metsika
@AdaRaMs402
@AdaRaMs402 2 дня назад
Meron U R pilling simply problem's. Law is there let alone in a country but even in your family.
@ninijone1206
@ninijone1206 День назад
I have u pic with elsa chrum and melles zenawi
@ninijone1206
@ninijone1206 День назад
Our problem u and tigray you work for this all problem are Eriteran
@robelshimendi1963
@robelshimendi1963 День назад
Kemzi seb ezi donkoron hasawin ende rie zeyfelet maga resu ztehateto gedifo zeytehatoto zmles medengex
@user-jw7nx2hd5s
@user-jw7nx2hd5s 2 дня назад
Hassewti
@abduademo9171
@abduademo9171 2 дня назад
Meron neufo bosol eu ajoka qexlo
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 2 дня назад
Lekbat
@MikealNegasi
@MikealNegasi 2 дня назад
Klae haswi foooooooooo gohaf
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 15 часов назад
Meron Hade Derfu! Esurat is the question he asks to all he interviewed. Our Prisoners are Eritreans and we love them, but this kind of seeking justice as you idiots say is not the right way to go. Eritrea is not only the country of the prisoners. Defend Eritrea and Eritreans from the ABAY Tigray bandits, then you can defend our prisoners.
@user-jw7nx2hd5s
@user-jw7nx2hd5s 2 дня назад
Kilte Hasewti
@Sakit-inte
@Sakit-inte 2 дня назад
Geskum tirhak Jehad mis jeljal
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 2 дня назад
Intay iyo zeyrdakum zelo REGIME CHANGE ina ndelu::
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 2 дня назад
ሰላም። እዚ ሓድሽ ንኡስ ኤርትራዊ ወለዶ ብምንታይ እዩ ተቐይሙ? ምኽንያት መቐይምኡ እንታይ እዩ? መንከ እዩ ንሕና ኢና ተጋጊና ኢሉ ክድብሶ ዝኽእል? ብኣውራጃ ተመቓቒሉ ዝቃለሶ ቃልሲ እንታይ እዩ ፣መሰራታዊ ዕላኡን ሾቶኡን? ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ናጽነት 99.9% ንናጽነት እዩ ዝቃለስ ኔሩ ፣ናይ ሓባር ፣ብዘይ ኣፋላላይ ቃልሲ ተቓሊሱ መንእሰይ ጎበዝ፣ሓፍቲ ኣደ፣ኣቦ ኣባሓጎ ኣስላማይ፣ክስታናይ ፣ወዲ ቖላ ደጋ መታሕት ወዲ ዓሰብ ደንካልያ ኮታ ኩሉ ሓደ ኮይኑ ብምቅላሱ ንዓርመሾሽ ሓይሊ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነ ንሓጋዝን ተሓባባርን ናይ መንግስቲ ኣሜሪካን ሶቭዬት ሕብረትን ተሓጋገዝቶምን ደው ብደው ገጢሙ ኣላሽ ኣቢሉ ዓውት ዓቲሩ። ሎሚ እቲ ቅድሚ ናጽነት ኣብ ግዜ ሃይለስላሰ ዝነበረ ምምቕቃል ከምይ ጌሩ ናብዚ ካልኣይ ወለዶ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልደ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሓንጎሉ ተተኺሉስ ክሳብ ክንድዚ ክበጽሕ ክኢሉ? እንታይ እዩ እቲ መሰረታዊ ምኽንያት? ከመይ ከ ክዕረ ይኽእል?
@radyaesmael-ex7vk
@radyaesmael-ex7vk 2 дня назад
Aye meron mis gujle 15 kemza misom zenbrka sile zixahfo sile zitezarebo ezom tasrom elka tezareb aleka 😂hade hade gizye bizoh mizrab filxet euo zimesleka bixami eka tegrim
@user-wu8sp6zp1q
@user-wu8sp6zp1q 2 дня назад
Tegaru eyom aryom abe menfona atrsjab endu meron tokative kemzenrdade yegebruna alwu ezom tewlje
@milusayo
@milusayo 2 дня назад
እቲ ጠንቂ ዘይትፈልጦ ኣይኮነን ኣብማዓስከራት ትግራይ በቢኣውራጃኹም እንድዮም ዝምድቡኹም ኔሮም
@mulutesfay7415
@mulutesfay7415 2 дня назад
Meron betkar sle tigray ayetwekan
@fretamaher7215
@fretamaher7215 10 часов назад
ን አሽቱ አሕወተተይ አድኩም እቱ ❤❤❤❤ሰብ አብአዱ እክሊ አብ አዉዲ እዩ
@weinisolomon
@weinisolomon 2 дня назад
ጀዲዳ ኣይትድከም ኬድካ ባዕልኻ ሕተተሎም በሎ እንተ ንስኻ ግን ነብስኻ ስለ ትኣምን ድኻ ስድራኻ ገዲፍካ ናይ ጎረቤትካ ድኻ ኣይ ሓገዝካን ናይ ቅንዕና ስለዘይ ኮነ እንቋዕ ሓጎሰካ ግን።
@abduademo9171
@abduademo9171 2 дня назад
Ajokom nufoat ane mishagery daw kibl eye awit nihafsh
@user-wh1io5vr9j
@user-wh1io5vr9j День назад
ክቡር መጠን፡ነብሱ ሕሱር መጠን፡ነብሱ ጽባሕ ትክ ክንብል ሎሚ ጽቡቅ ንዝራእ ሰብ ምብላዕ ግደፉ፡ሓሳብ ኣብስሉ፡ ሓሳብ፡ብዝምጥኖ ሰብ ኣቅርቡ፡
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 День назад
aye gedida sk bel bklsmna knatu ena brged nhamedu
@ninijone1206
@ninijone1206 День назад
Maybe you have G 15 family
@Davi88808
@Davi88808 2 дня назад
Merhaba dekiabeyti selam du kemey alekum ezi awraja zjemerelu masker kanpi u ezi ka bkinat mkan msabeyom bawraja mkfeifal u zdekm elom zgeberwo u
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 2 дня назад
Hjis yeasro indiyom hasawi
@dawitabraham1088
@dawitabraham1088 2 дня назад
Meronhasab zellowo seab zeytemxia
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 День назад
እሱር ክትብል ክትመውት ኢካ ድንቁርና ይባሃል ኣየ ፍልጠት
Далее
ኣንጻር ሰራዊትና ብዙሑ'ዩ ዝግበር
28:32
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን)
39:01
КТО ЭТО БЫЛ?
25:31
Просмотров 427 тыс.