Тёмный

እዋናዊ፡ ተረርቲ ሕቶታትን ነቐፌታታትን ህዝቢ ተምቤን ንፕረዝዳንት ጌታቸው ረዳ (1ይ ክፋል) 30/08/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 42 тыс.
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ ተረርቲ ሕቶታትን ነቐፌታታትን ህዝቢ ተምቤን ንፕረዝዳንት ጌታቸው ረዳ (1ይ ክፋል) 30/08/2024
• እዋናዊ፡ ተረርቲ ሕቶታትን ነቐፌታታ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion
#ashenda

Опубликовано:

 

30 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 142   
@Ala-o3x
@Ala-o3x 2 месяца назад
ህዝቢ ትግራይ ካብ ንመቀለ ናብ ጉባኤ ካብ ምጉያይ ከምዚ ዝበለ ዓራቂ መምሃሪ ንህዝቢን ንሜርየትን ዝኮን ቡሱል ሓሳብ ምምጫው እዩ ሰላምን ዕብየትን❤❤❤❤❤❤
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 месяца назад
ህዝቢ ተንቤን ኣድንቀዮ ንቅሕ ህዝቢ ኢዩ ብሓቂ እዞም ረሳሓት ግጅለታት ኩሉ ህዝቢ ፈንፍንዎም ኢዩ እቶም ነትርካዋይ ክሳዓሩ ኣለዎም ህዝቢ ትግራይ ስላም ክረክብ ምእንቲን ። ግጅለ ደብረጽንተት ስራዓት ግበሩ ይብለኩም ኣሎ ህዝቢ ብናትኩም ግፍዕ ብደል ዕቅ ኢልዎ ህዝቢና😢
@HayelomTesfay-q7m
@HayelomTesfay-q7m 2 месяца назад
ይግበኤካ እዩ ጅግና ህዝቢ ቴምበን
@DanaytGuesh
@DanaytGuesh 2 месяца назад
ዋውውው ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ከምዚ ክብል ኣለዎ ተምቤን ዋውውው❤🤌🙏🏾 Great job keep it up please 🙏🏾
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 2 месяца назад
ብሓቂ የዋህን ለባምን ህዝብና ጀጋኑና ቀፅሉሉ ❤❤❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 2 месяца назад
ትግራይ ካብ ጫፍ ሑመራ ክሳብ ጫፍ ራያ ኣብ ፀገም እያ ዘላ💔💔😭😭
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
✅ባሓቂ😢
@mass-media6445
@mass-media6445 2 месяца назад
በርትዑ ህዝቢ ተንቤን ካብ ቀደሙ ውን ብርቱዓት ኢኹም ሕጂውን ንግዚያዊ መንግስቲ ስረ አዕጡቑዎ።
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ይኣክል ክብል ኣለዎ❤
@HiwetIavo
@HiwetIavo 2 месяца назад
ንሕና ዘድልየና ንትግራይ አንታ ውዲዙይ ዘይኮነስ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ዘይከፋፍል ሓድነት ህዝቢ ዘዳምፅ ናይቲ አብ ጉጅለ ዘሎ ተገልጋሊ ሰብ ክድመፅ አለዎ ንኩሉ እኹል ምሕደራ ይደሊ ትግረዋይ ሓላል ህዝበይ
@HiwetIavo
@HiwetIavo 2 месяца назад
ብህዝቢ ተንቤን አዘራርባ ኩራዓት ይስመዐኒ ከም ትግረዋይ ክባሃል ዝድለ ነገር ተዛሪበምዎ ኢዩም እና ከመስግነኩም ይፈቱ❤❤❤❤ ንመራሕትና ግን እንድዒ እዞም ካሓድቲ ንኩሎም ንህዝቢ ረሲዐም ብወንበር ክሻከቱ ህዝብና አብ ቁርን ፃሓይን ይነብር አሎ ንተጋደለይ አካሉ ጎዲሉ ሽር እሰካብ ዝበፅሕ ይገብሪዎ አለው 😢😢😢😢ቅድሚት ክረኣ ዘለዎ አካሊ ዝከፈለ ኢዩ
@M12-l8e
@M12-l8e 2 месяца назад
አታ ቐሺማ በስመአብ ኢልካትኩምዶ ጀሙሩይ
@TsegayReda-w5n
@TsegayReda-w5n 2 месяца назад
Thank you TPM
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 2 месяца назад
ንህዝቢ ተንምቤን ኣይኮነን ዞባ ክልል ኣውን ዝግበኦ ጀግና ህዝቢ እዩ !! ግን ግዚያዊ መንግስቲ እዚ ናይ ምግባር ስልጣን የብሉን /ብሕጊ / ብዝተረፈ ሕቶኹም ክምለስ ተስፋ እገብር !!!!
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 2 месяца назад
ሕዝቢ ትግራይ -የግዚኡይ -ከመይ ጌርካ አሕሊፍካ ትህቦ -ጸላኢ ከይሰምዕ -ጸላእቲ ከይሕጎሱ -አቦታትና እዮም ወዘተ እንዳተብሃለ ብጊዚኡ ክሕከም እንዳተኽኣለ መንሽሮ ፈጢሩ ኸዚ ግን ምሕካም ዘይኮነስ ቆሪጹ ክቀብሮ ተበጊሱሎ ይመልኣሉ እንኳዕ ሕማሙለ ፈለጠ
@TilahunMulat
@TilahunMulat 2 месяца назад
ቀፅሉሉ TPM
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 месяца назад
ዓኽኽኽ ናይ በሓቂ ህዝቢ ተምቤን ብናይ ሕወሓት ደርባዊ ወፅዓ ንሳላሳ ዓመት ተበዲሉ እዩ ፃምእ ስእነት ፍትሒ ሕጊ ካብ ሕዝቢ ተምቤን ትርዳእ።
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 2 месяца назад
Anta gigna hizbitat Tigray. Egziabiher yirdaka. Gigna eka emo. Abzihasere giziye. Kitewet eka. Awet ni hizbitat Tigray. Egziabiher yimesgen nakatkum zifeterelna. ❤❤🎉🎉🎉❤❤
@SelamKonjo-we2yc
@SelamKonjo-we2yc 2 месяца назад
yes ❤❤❤❤❤
@SabaDesta-ed3dn
@SabaDesta-ed3dn 2 месяца назад
እሰይ ሕዝበይ ተባዕ እንድካ❤❤❤❤❤
@Elenigmeskel
@Elenigmeskel 2 месяца назад
Tpm ይበል
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 2 месяца назад
I love beautiful and hero people of tigray ❤❤❤
@1birryoutube
@1birryoutube 2 месяца назад
ተምቤን ዝረስዕዎ ረሲዐምዎ ዘይኮነስ ኮነኢሎም ምስውልቀሰባት ብዘለዎም ዝኸሓነ ውልቀ ፅልኢት ን ዘዖወረ ከባቢያውነትን ፀቢብነትን ዓልየታዊነትን ድንቁርናን እዩ ምስመን ተፃሊኦም ንተምቤን ከምዝበደልዋ ኩሉ ህዝቢ ተምቤን ጥራሕ ዘይኮነስ ድፍን ትግራዋይ ይልጥ እዩ።
@RuftinaHaile
@RuftinaHaile 2 месяца назад
TPM❤
@Adu2002Ta
@Adu2002Ta Месяц назад
ሕጂሰ እንታይ ማለት እዩ ዘሎ ዩንቨርስቲ ክንደይ ተጋዳላይ ቁስሉ ዘይፀገነ ክልላት ኢትዮጵያ ክማሃርሉ እልካ ክስራሕ ካልእ ዝፍታሕ ኣሎና ገዛኹም ስለ ዘሎኹም ድኹም ህዝቢ ኢሮብ ፣ ምዕራብ ፣ ኣድያቦ ኣብ ማዓስከር እዩ ዘሎ እዚ ከባቢያውነት ክተንግሱ ወለድና ግደፉ ባ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 2 месяца назад
Tigray needs real unity. ❤❤❤❤
@healthmedia148
@healthmedia148 2 месяца назад
ኣውራጃ ዘይኮንኩ ኢሉስ ይሓፍር እዩ ይበለና ኣሎ!!!!! ፈለማ ትግራይኩን ☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️
@samarisamari-yp9mf
@samarisamari-yp9mf Месяц назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢ተምቢን ዓደይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ብርሃንሙሚ
@ብርሃንሙሚ Месяц назад
❤❤❤❤
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 месяца назад
ዓረና
@mmww3502
@mmww3502 2 месяца назад
glad to hear when Tigray people ask such types of questions and to see when such a huge discussion is made. ( this is the result of pretorya with its weakness )
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 месяца назад
Wow Tigrai adey brave gobez
@medhin8187
@medhin8187 2 месяца назад
ብሕቶታት ኣዋጥሩዎም ክልቲኦም ጉጅለታት ኣዋሪዶሞ ነዚ ህዝቢ ብኩናት ዘይተስዓርናስ ብስልጣን 🤔🙄? ናብቲ ህዝቢ ተዘዉርድዎ ባዕሉ እቲ ህዝቢ መምሓደሮም ኔሩ ።
@gebremedinhaile2047
@gebremedinhaile2047 2 месяца назад
ናብ ዝሓመቀ ከባብየውነት ምእታዉ ጠቅሊ ሉ ከምተጋሩ ስለ ዘጥፍአና ንጠንቀቅ
@kidanutadele921
@kidanutadele921 2 месяца назад
ክብሪ ዝግቦኦ ህዝቢ
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 2 месяца назад
ዋው ዝገርም ዩ:-ህዝቢ ተምቤን ዘረባታት::
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 месяца назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓሳት ይቐርቡ ኣለዉ ። ሕስብ ኣቢልኩም ኣግፍሕ ኣብልዎ ዓዲ ኣቦኹም ይትከልኩምኣቦይ ቀሺ !!!
@azmaraaazmara545
@azmaraaazmara545 2 месяца назад
ተባዕ ህዝቢ
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 месяца назад
ኩሎም ብሓባር ኣምፅእኹም ኣዘራርብዎም ። እቲ ሓደ ክመፅእ ምጥቓዕ እቲ ካልእ ክመፅእ ዕልል ምባልስ ከም ኢትዮጵያ ኣይትኹኑ ክትዛረቡ ከለኹም ትግራይ ማእኸል ግበሩ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ግን ትግርና ምዝራብ ፅቡቕ እዩ ። ብቻ ኣይተብዝሕ ።
@aaronmuruts7044
@aaronmuruts7044 2 месяца назад
ነፃ መድረኻት ነፃ ዝኾነ ማሕበረሰብ ይፈጥር ነፃ ማሕበረሰብ ድማ ማሃዛይነት ያዳብር እሞ ፅቡቕ ጅማሮ
@BerhaneTesfay-uj6pe
@BerhaneTesfay-uj6pe 2 месяца назад
ፈደራል መንግሰቲ ቀታሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ
@Goitomkidane-yb9ns
@Goitomkidane-yb9ns 2 месяца назад
ብትክክል ኣሎ ዝሓውና
@Welse1965
@Welse1965 2 месяца назад
ህዝቢ ተቤን ኢትዮጵያን ደቅአሉላ ደቅ አፀዮሀንስ ጀጋኑ
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 месяца назад
Wow Tigrawai
@samarisamari-yp9mf
@samarisamari-yp9mf Месяц назад
ዓኽኽ❤😢😢😢😢😢😢😢
@beyenawahid
@beyenawahid 2 месяца назад
The people of Tembien are speaking loud and clear with liberty. If people are liberated from suppression and subjugation of a highly coercive political system, it can speak and voice out its mind centering on true desires and interests of the people. This will happen elsewhere in Tigray, if people are liberated from the shackles of "Party Tirnafe/Network". Accusations of "KEBABIAWINET" is, therefore nothing but, an effective instrument of a leninist organizational/Tirnafe for people to live in fear and servitude. So Thank you TPM for being able to broadcast this aye opening venue, that would in turn, assist in liberating other parts of Tigray, who are still under Leninist Party subjugation and servitude.
@haftom_Negash
@haftom_Negash 2 месяца назад
ከባብያዊ ፀገማት ጥራሕ ካብምውራይስ ጠቅላላ ናይ ትግራይ ክፍትሑ ዝግበኦም ነጥብታት ምልዓል ዶ ኣይምሓሸን
@HayelomTesfay-q7m
@HayelomTesfay-q7m 2 месяца назад
Tpm ድምፂ ህዝቢ
@tigrayadey2771
@tigrayadey2771 2 месяца назад
👏👏👏👏👏👏👏😂😂😂 እወ ወደይ ልደየበ አይወርድይ አይተዓደልናይ
@Mulachi-d1q
@Mulachi-d1q 2 месяца назад
አሰይ ዓደይ ተምቤን ነበለይ
@asfawhaddis6686
@asfawhaddis6686 2 месяца назад
This is an evidence that the problem is on politicians and activists.
@hgfdg7858
@hgfdg7858 2 месяца назад
ህዝቢ እንደርታ እዩ ኣዛርው😢😢😢😢😢😢😢
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 2 месяца назад
እቱ ዝገርም ነገርሲ ዋላ ሓንቲባንዴራ ትግራይ የለን ንምንታይ ኮን ይኾን? ክነ ተባሒሉ ዶ ወይስ አጋጣሚ?
@abelteklay6288
@abelteklay6288 2 месяца назад
ምስ ጨርቂ ድዬ ሕማምካ? ዛራም
@andisha-o7g
@andisha-o7g 2 месяца назад
Bravo Tenben ❤
@brhanteka6259
@brhanteka6259 2 месяца назад
Leyba leyba eyu zefetu❤❤❤❤❤
@Luelhailay
@Luelhailay 2 месяца назад
@healthmedia148
@healthmedia148 2 месяца назад
ኩሉ ሕቶ ትክክል እዩ ግን ኣብ ካብ ኣውራጃዊ ኣታሓሳስባ ንውፃእ!! ጥንካረ ተጋሩ ሓድነትና እዩ☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ሓድነት ተጋሩ ዝሽርሽር ኣውራጃዊ ኣታሓሳስባ ፍፁም ክህሉ የብሉን
@ህያብ
@ህያብ Месяц назад
ናቲኽ ርድእት እምበር ህዝብስ ንፁህዩ ካብ ከባባውነት
@tigrayadey2771
@tigrayadey2771 2 месяца назад
WOW! Well done ተምቤን ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ተሰዋኢ ንስኻ ተረሳዒ ንስኻ የሕዝንዩ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 месяца назад
Tenben,A 1:08:47 land of Hero's, fertile and historic area.
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 месяца назад
ዝሰረቀ ሎጂስቲክ ንክምደብ ናይ ጉጅለ ስብሓት ደጋፊ ጥራሕ እንተኾይኑ እኹል እዪ።
@TesfalemGebre-vz3yn
@TesfalemGebre-vz3yn Месяц назад
ናይማኣድን ምዉራር ካብ ፀላኢ ንላዕሊ ኮኑ
@brhanteka6259
@brhanteka6259 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂jegena Jena yewelde❤❤❤❤❤❤
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 2 месяца назад
ጽቡቅ ከምዘሎ ኮይኑ ዓብዩ ስሕተት እዩ ኣቦታት ኣይትዕረቁ ማለት ግን ተጎዳኢኮ እቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ህዘቢ እዩ እምበር መራሕቲ የኮኑይ
@Barry-m3w
@Barry-m3w 2 месяца назад
ክቡራን ተጋሩ!! ዝገደደ መጸ! ትግራይ ገዲፉ: ተምቤነ! ተምቤን! ተምቤን ዝብል ድማ መጸ!!!! ህዝቢ ትግራይ ዝኸፍአ ይጽቨዮ ኣሎ!!". በጃኻትኪም ለባማት ተጋሩ ነዛ ጉዳይ ከም ገለ እለይዋ!! እንተተጋግዬ ኣቐዲመ ይቕሬታ ይሓትት: ይጥይቕ!!!: :
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
ተምቤን ትገራይ የኾነይ ደዩ ሓወይ ሓሰብኻ ትዛረብ
@Barry-m3w
@Barry-m3w Месяц назад
እንጣጢዕ ኣይትኹነ ክቡር ሓወይ!!. ተምቤን ትግራይ ኣይኮነትን ዝብል ኣይተጻሕፈን: ዘይተጻሕፈ ምንባብ ጌጋ እዩ::: ዝሓለፈ ይኣክል:: ኣብ ትግራይ ዳግም ሓንቲ ንጣብ ደም ከይትፈስስ ምጥንቃቕ ግን ኣገዳሲ ይመስለኒ:: ምስ ሰናይ ትምኒት!!!.
@brhanteka6259
@brhanteka6259 2 месяца назад
Kewegehe eyu bekalesena ❤❤❤❤❤
@ffff8192
@ffff8192 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉
@teklehaile4908
@teklehaile4908 2 месяца назад
ህግደፋውያን ካብ ህዝቢ ትግራይ ተማሃሩ ፡ ይበል ዘብል ሰሚናር ፡ ዕዉት ኣኼባ ህዝቢ ተምቤን ።
@GetahunHeftu
@GetahunHeftu 2 месяца назад
ሕውሓት አንፃር ህዝቢ ትግራይ እያ
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 месяца назад
እዝኩሉ ሕቶ ህዝቢ ዝሕተት ዘሎ ግቡእን ክምለስ ዘለዎን እዩ ። በጃኹም እዋናዊ ሕቶ ሕተቱ ሓደ ሓደ ሰባት ንደርጊ ዘሞጉሱ እውን ይስምዑ ኣለዉ ።እቶም ኣብ ቅድሜኻ ጠጠዉ ኢሎም ዘለዉ ደቂ ህወሓት እዮም ።
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 месяца назад
Eway
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 месяца назад
Bad governance
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 месяца назад
Wow TEMBIEN YOU NAILED IT.
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 месяца назад
My people brave wow
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 месяца назад
I am from Addis
@tedlatesfay9095
@tedlatesfay9095 2 месяца назад
በዓል ግርማ ዝኮነ ሕዝብ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 месяца назад
ነጋዶ እዮም??? ኻኺቶ እዮም እወ ሓቂ
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 2 месяца назад
😭😭😭😭
@AbuHashu-d8c
@AbuHashu-d8c 2 месяца назад
ሆስፒታል ዘሎ ሕፅረት ርዱእ እዩ ፣ እዚ ንምፍታሕ ተሓሲቡ MSF ብሓገዝ ብነፃ መድሓኒትን ካልእ ኣቕርቦትን ይሕግዝኩም ነይሩ ፣ ህዝቢ ብነፃ ስለ ዝሕከም ኽፍሊት ብዘይ ምህላው ኣታዊና ውሒዱ ስለ ዝበልኩም እቲ MSF ናብ ካልእ ዓዲ ኸይዱ ።
@eyobkassa6795
@eyobkassa6795 2 месяца назад
Where is the question they ask ?
@almazkassa6246
@almazkassa6246 2 месяца назад
Please don’t mention Gebru Asrat very nonsense person. He can to Gotham because he is reflecting that idea
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 2 месяца назад
::👌👌👌👌👌✅✅✅✅✅✅
@Hantiya03
@Hantiya03 2 месяца назад
Wow! Hamey dbele lebam jigna Hizbi!
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 месяца назад
እዚ ኣኸባ ግን ትብዓትን ኣገላልፃን ኣብ ትግራይ ይመስል እዛ ጅግና ደም ኣሞራ ዘለዋ ባንዴራ ኣበይ ኣላ ? ካልእ እቲ ኣኸባ ንአይ ደግፉ ኣነ እየ ህወሓት ትመስል ኣላ ኣስተውዕል ትግራዋይ ።
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 2 месяца назад
Where did all the money that was collected from the so-called "ትካላት" go?
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
ድምፂ ንዓይ ጥራሕ ድዩ
@MeryamGEREZIHER
@MeryamGEREZIHER 2 месяца назад
ፅቡቅ አሎ ድምፂ
@Barry-m3w
@Barry-m3w 2 месяца назад
አቤት ሊቃውንቲ!!!!????. እቶም ካብ ዝበልካዮም ንላዕሊ ዝሓሹ:- ከም በዓል ዶ/ር ተስፋይ ቸንቶ: ኢንጅነር ግደይ: ኣስፈሃ ሓጎስ: ኣጽብሃ ዳኘው: ስብሓት ገ/እግዚኣብሄር (ምስ ኣሕዋቱ): ተስፋይ ኣለማየህ: ኮ/ል ፍስሃ ደስታ:ዋላ ሓንቲ ጌጋ እኳ እንተገበረ: ጸጋይ በርሀ (ሃለቃ ጸጋይ) : ደ/ር ኣርከበ ዑቕባይ: ወዘተ ኔይሮማ ወይ አለውዋ::: እምበር ትርኪ ምርኪ???.ሕጂ ነቲ ክቡር ህዝቢ ትግራይ ምንዓቕን ምዕሻውን ምድንጋርን: ብሹሙ ም ሽቃጥን ይኣክል!!!!
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 месяца назад
ስሚንቶ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 месяца назад
ፓርቲ ናይ ፓርቱ ተተሰርሕ
@KdusAregawi
@KdusAregawi 2 месяца назад
ጆጋኑ
@RobelFissaha
@RobelFissaha 2 месяца назад
ኣታ ኣበ መከተ ዝነበረ ከም ዑቁር ሓይሊ ሽሙ ከልዕልዎ ዝፍንፍንዎ ዘለዉ ኣብ ምልዓል ን ምስላፍን ዓብዪ ተራ ዝተፃወተ ከም ሎጀስቲክ ዝኩሉ ደጀን ሰራዊት እናበልካ ንወዲ እኑኡ እናኣሰረ ናብ ግምባር ዘስልፍ ዝነበረ ሕዚ ሽሙ ረሲዖሞ
@TesfalemGebre-vz3yn
@TesfalemGebre-vz3yn Месяц назад
መን ክምልስ ትሓቱ???
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
ህዝበይ ሓላል ለባም ፀዋር
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 месяца назад
ዋንኡ ዘይፍለጥ እርዳታ
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 2 месяца назад
TPLF አብ እዋን ስልጣኑ /አብ 27ዓመት/ አብዝባሓል እዋን ንተምቤን ጥራይ አይኮነን ረሲእዋ ብሓፈሻ ንትግራይ ረሲኡ አብ አ/ አ ዓሪዱ ኩሉ ምእባለን እብየትን ንሽዋን ኦሮምያን እዩ ነይሩ መወዳእቱኡ ጆኖሳይድ ንትግራይ ሒዙ መፂኡ አፍቲ እንሔናዬ ሕዚ እኒኤና ሕዚ ኽ እንታይ አደቦም ፓለቲከኛታት ትግራይ? ትግራይ ከድሕንዋ ዶ ናብ ደልሃመት ከውርድዋ?
@GetahunHeftu
@GetahunHeftu 2 месяца назад
ዝሓሸ ተጠቃ ኸባቢ አሎ
@Adulisawi
@Adulisawi 2 месяца назад
Abyet chiwnet ezi hzbi 😊😊
@DoofenSchmerz-ok2qq
@DoofenSchmerz-ok2qq 2 месяца назад
Zigerm..hizb..tigiray..maaalet..hizib..temben..Eu..beim.. adinnkekum...jegunu..dekialula
@belbibdid7143
@belbibdid7143 2 месяца назад
It's interesting how there is no Tigray flag to be seen in sight, I wonder why?
@aregaiw
@aregaiw 2 месяца назад
Good observation?Populism is really being reflected like what happened to Abiy.The participants are intentnally selected. Very sad may be the Tigray Flag is considered as TPLF.
@Functionalism-n7l
@Functionalism-n7l 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ዞም ኣሕዋተይ ናተይ
@aregaiw
@aregaiw 2 месяца назад
ፅቡቅ ዩ። ግን እቲ ፀገም አብ ተምቤን ጥራሕ ድዩ? ምናልባት ምስታ መከረኛ ዓድዋ ዶ ይኾን ተወዳድርዋ ዘለኹም? ዓብዩ ዓዲ ካብ መቀለ ቀረባ ምዃናንን ካብ መቀለ 2+መንገዲ ምህላው ፅልዋ ክህልዎ ይኽእል ዩ፣ዝብል ግምት አለኒ። ንምዃኑ ልምዓት ብመን ድዩ ዝመፅእ? መንግሰቲ ክውቀስ እንተኾይኑ ብመሰረተ ልምዓት ይመስለኒ። ምናልባት ደቂ ተምቤን አብ መቀለ የልምዑ ከይህልው?
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 2 месяца назад
Mertash yemele
@nmariam123
@nmariam123 2 месяца назад
tehagusen
@MezgebeGereziher
@MezgebeGereziher 2 месяца назад
እማን
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 месяца назад
ኣታ እዙ ሰብኣይ ተፀሊሉ ድዩ ?ህዝቢ ተምቤን ይሰምዕ ኣሎ ድዩ ?ዘይሰምዕን ዘይርእን ኮይኑ እምበር ውቕሮ ኣውራጃ ኣይነበረትን ድያ ? ዓድዋ ኣውራጃ ኣይነበረትን ድያ ? እዙ ሸብኣይ ግን ምሽጥሩ ይፈለጥ ትግርና እውን ይሓዋውስ ኣሎ ታዓዘብዎ ።
@saba-nj6nf
@saba-nj6nf Месяц назад
Tplf komal n hezbi Temben ab shgrom eyom zehbrw
@belbibdid7143
@belbibdid7143 2 месяца назад
Have the peoples at this discussion seen what populism has done in Ethiopia or even tigrays neighbours to the south west? Or do they want to be Ethiopian so bad that they do not care?
Далее
ХУДШИЕ ВЫБОРЫ в США
13:20
Просмотров 530 тыс.
ХУДШИЕ ВЫБОРЫ в США
13:20
Просмотров 530 тыс.