Тёмный

" ከይወስዱና እንበር ይምፁኡና?" ታሪክ ትግራይ ብኣንደበት መምህርሙሉወርቅ ኪዳነማሪያም_MemhirMuluwerq Kidanemariam 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Seltene_Girmay
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ሙዑዝ_ግደይ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Muluwerq_Kidanemariam
#ሙሉወርቅ_ኪዳነማሪያም
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መምህር_ሙሉወርቅ_ኪዳነማርያም

Опубликовано:

 

21 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 139   
@user-nc4bt8zl2w
@user-nc4bt8zl2w 2 месяца назад
እንኳን ደህና መጣሽ ወይዘሮ ሙሉወርቅ : ጎበዝ የኢሰፓ ካድር :
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
ሙሁር ናዓኻ ማሃይም ካድረ እዩ አታ ፀቢብ ሕሊና
@user-tu8jm7hn3p
@user-tu8jm7hn3p 2 месяца назад
መምህር ዝብልዉስ ንሙዃኑ ተማሂሪዲዩ ኸ? መንእሰይ ትግራይ ዘጥፈ ብልሳኑ እዩ።
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
ጠቐነ አይትምለኽ
@qelhi7922
@qelhi7922 2 месяца назад
ፍርቅወርቅ
@september626
@september626 2 месяца назад
@@asmelashtesfay5931 azen weyzero mulu werq kemy zebela wehale eyen
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 2 месяца назад
መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም እሱኩም ብሓቂ፣ ዓርሰ እምነትን ነፃነትን ኢሉውን ኩለንተናዊ ፍልጠት ትአምኑም ትሙጉቱን አቦና ስለዝኮንኩም።
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 2 месяца назад
ይበል ሰነ ልቦና ተጋሩ ኣቅንኡኩምና .ኣጀኹም❤
@user-tu8jm7hn3p
@user-tu8jm7hn3p 2 месяца назад
ኣየ መምህር! መንእሳይ ብልሳንካ፡- መንእሰይ ኤርትራ ወጽዩ እዩ፡ ቆልዑን ኣረገወትን እዩም ተሪፎም ንእቶ እንዶ ኣስመራ ኢልካ መንእሰይ ኣወዲእካዮ። ዶንቆሮ ኢለካ ኣለኹ።
@Abebe45
@Abebe45 2 месяца назад
ወንድ ነው ወይስ ሴት ?
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 2 месяца назад
ወይዘሮ ቀለመወርቅ ከነዳይፐርሸ መጣሸ ቀቀቀቀ
@yf3464
@yf3464 2 месяца назад
I have hard time breathing every time I watch him speak 🙈 I really feel like is struggling 😁
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 2 месяца назад
Kibret yihabkum antum kiburat seb meninet hizbina ,hizbi Sabawuian. Memhir Mullu W .Egziabiher edmen tinan yehabka.❤🎉🎉🎉❤
@aazbeyene-sr3jw
@aazbeyene-sr3jw 2 месяца назад
Nwih edme nimemhrna Thank you
@fitsumnegusse9662
@fitsumnegusse9662 2 месяца назад
Mulu Denkoro
@meharitedros4196
@meharitedros4196 2 месяца назад
ኣቱም ሰባት ናይ በሓቂ ዝተመሃረ ሰብ ኣሎ ድዩ ኣብ ትግራይ !!? ወላስ ገለመለ ነነፊሖም መጺኦም'ዮም ዝዓፍሩ ? እዚ ሰብኣይዚ ንነብሱ ከም ምሁር እዩ ዝቖጽራ ። ነገር ግን ዝኾነ ምሁራዊ ትንታነ ከቕርብ ኣይትረኽቦን። ኩሉ ዝዛረቦ ሕሜታ: ኣሽሙር: ጥራሕ ። ኣብዛ ናይ ሕጂ ዘረብኡኴ እንተተዓዚብና ካብ ምሕማይን ምውቃስን ሓሊፉ እንታይ ቁምነገር ኣልዒሉ ? ሓንቲ ነጥቢ እስከ ከልዕል። ንሕና ይብል* መምህር *ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ነማልሶ ኢና ዘለና እምበር ንወስድ የለናን።ይብል!!!! ብልክዕ ንምዝራብ ካብዚ ዝዓቢ መሃይም ኣሎ'ዶ ??? ንዕኻኸ መን ሂቡካ በል ንገረና ? ውራይ ውራይ እንዳኸድካ ሃለውለው ብፍልጠትን ብጭብጥን ዘይተሰነየ ምግምዳሕ እንታይ እዩ ረብሕኡ?። ባዶነት ዝመልአ መምህር ።
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 2 месяца назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍
@messihemulu5531
@messihemulu5531 2 месяца назад
Brilliant,Thax❤
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 2 месяца назад
Yikreta yigebereley imbey dhurat ina dyu elkum hade sebay… I totally agree with him and here is why… Nsikum Tegaru abeyenay zeben ekum tinebru zelekum? Abza Hji gzie Hizby tigray ab kemey kunetat alo ? Kemey elna kabzi tsegem Niwetsie ab kindy b Helikn Tonkolin Ms Hizby Amhara, eritrea, afar, Sudan kemey elna Fikrin Erkin nigebir nirebhana eyu elu zizareb ayreakun intelewu azyom Wuhudat eyom to name a few professor abraha Teklu kaleot elite nay Tegaru gn beka fiction kolel .. it’s a vicious cycle eyu😢 sabawian do wala axumawian inda belka abzebene Stone Age minbar koinu sadly? Roman Empire, Ottoman Empire, bzuhat empires nierom eyom nisatom kimilesu yikeal do ? Impossible so wake up be realistic
@user-rf1wb1yk7h
@user-rf1wb1yk7h 2 месяца назад
😢😢 hemamka gemrka haswi
@Hantiya03
@Hantiya03 2 месяца назад
Long live Memhir Mulluwerq Jigna!
@user-yj3cf6ei4s
@user-yj3cf6ei4s 2 месяца назад
Axumawian, sabawian, Yaredawian, sionaweyan, Ag'azian... Top No 1 African History 🥇🏆👏👏👏
@luiginov74
@luiginov74 2 месяца назад
@user-sf4rq3sc9s
@user-sf4rq3sc9s 2 месяца назад
❤አምሓርኛ ቃንቃ ናይ ወታደራት ዝተፈላለይ ቤሄራት ቅይጥ ቃንቃ እዩ ናይ ሓደ ቤሄር ቃንቃ አምሓራ ዝባል ቃንቃ አይኪነን#*❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
ልክዕ አለኻ መምህር
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 месяца назад
ስላም ሙቁሉል እዝቢ ትግራይ ስላም ጎረቤተይ መ/ም ሙሉወርቅ ኪ/ማርያም ሙሀራት ተግራይና እድመን ጥእናን ይሀበልና መ/ምሙሉወርቅ ኩሉ ታሪክና ክንገብሮ ዘለና ምክርታት ተቀቢልናዬ 100%100 ትግራይና ሓሳዳት ፀላእቲ ዘይድቁሱላ ብታትሪክናን መንነትናን ግን ትግራይና አይትቁርጠምን ትብርእኖም እምበር ብዝኩናት ተወሊድና ብኩናት ኣቢና ተማሂርና ዞም አትማን አብ ሜሬት ትግርኛ ጥራህ ኩናት ንክንፀንት ንመጀመርያ አብ አምሀራን ኦሮሞ ኩናት ሩኢና 6 ምስወለድኩ መላእክቲ ትግራይና የርእዩና አለው ኩሉ ይግልበጦም አሎ አብ ሂወት ስብ ናይ መጀመርያ ሂወቱ (ታ) ናብራ መርአ እዩ ግን ካብ መርአይ ንላእሊ ካብ መጠን ንላእሊ ዝተሀጎስኩሉ ሂወት ዛንብአኒ ንኢማራት አርብ ዱባይ አምላክ ግልብጥብጥ ፍንቅልቅል ብተፈጥሮ ንካልአይ ግዜ ገና ድማ ከምዘይትከውን ከጥፍአ ስሀራ ስብ ዘይቅመጣ ክገብራ እዩ ፀሎተይ ቀንዲ አብ ዝናይ ትግራይና ፀገም ምስ አብይ ሙስጥር አለዎም ኢለ ግምተይ ስጋብ ህዚ አሎ አብርእይ እዚ selfish emotional ፉክ አብ አክሱም መስጊድ ክግበር እዩ ከምኩሉ አለም ኢሉ መን ኮይኑ ኽዳሚ ናይ ኢማራት ሽርሂ ሙካኑ ካፍቲ ስእሊ ክንርዳእ ንክእል ስላም
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 2 месяца назад
አዚጸማም ናበይ ናበይዩ ዝብልዘሎ ሓንሳብግአዝ ሓንሳብ ብልጽግና ሓንሳብ ኢሰፓክብል መሬት ዓሪቡዎን ፈሺሉን ተሪፉ ገርናው
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 2 месяца назад
❤ Tigray ❤
@user-sf4rq3sc9s
@user-sf4rq3sc9s 2 месяца назад
❤ኢትዪጵያ ዝብል ሽም ፅሊም እዩ ብናይ ግሪክ ቃንቃ ብአኩሱማውን መንግስታት ተሎዎ ዝወፅ ሽም እዩ።❤
@jabirsiraj3744
@jabirsiraj3744 2 месяца назад
Well done.
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 2 месяца назад
These people are funny, but lost.
@user-qm7wo9yj3m
@user-qm7wo9yj3m 2 месяца назад
እዞመሰባት ጺነሕኤልመ ዓለመኒሕናኢናፈጢረናኩበሉናኢዮመ
@user-sf4rq3sc9s
@user-sf4rq3sc9s 2 месяца назад
❤ትግራዋይ = ሳባውያን = አግአዝያን= ሓበሻ =ግዕዝ ፥ ትግርኛ ቃንቃ ፥ እዙኩሉ ሽም ካብ ትግራይ እዩ መበቀሉ መፈጠሩ ፥ ማስረጃ አሎ መርቶኦ። ካሎት መርቶዖ ከምጹኡ አይኩኡሉን።❤
@user-sf4rq3sc9s
@user-sf4rq3sc9s 2 месяца назад
❤አምሓራ ክልል ፦ አገው ፥ ቅማንት ፥ አርጎባ ፥ ወይጦ ፥ ናይ ወሎ ኦሮሞ ፥ ናይ ትግራይ ፥ ወዘተ ቤሄራት ክልል እንበር አምሓራ ዝባሀል ቤሄር ወይ ዞን የለን#*❤
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 2 месяца назад
ሙሉ ወርቂ ስራሕካ ወዲእካ እዚኦም ዝመሰሉ መናእሰይ ኣፍሪኻ ኢኻ እጃምካ ጌርካ ብኣኻ እኾርዕ
@russombaynesagn1266
@russombaynesagn1266 2 месяца назад
🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷
@qelhi7922
@qelhi7922 2 месяца назад
ናይ ስነ-ሃለውለው ዲግሪ ዝሓዘት ወይዘሮ ፍርቂወርቅ ኪዳነማርያም፡ተስፋይ ወድራያ ክምልሰልካ ነጊርዮ ኣለኹ
@user-jz3rz5cs7t
@user-jz3rz5cs7t 2 месяца назад
ህዚቢ ትግራይ ክንደይ ጀጋኑ ኣጥፊክስ ነዚ ለካት ዕጽው ድምጺ ሒዛ ተርፋ እዋይ ጉዳም
@user-bz8cl1xl9d
@user-bz8cl1xl9d 2 месяца назад
ደብተራው ሙሉእ ነሓስ ኪዳነ ሸይጣን ኣየናይ ታሪኽ ነሩክም ዝውሰድ ታሪኽም ደኣ ኣይ ስርቒ ልመና ሕስድና ቶንኮል ምትላል ዓመጽ ቕትለት ዘይ ንብረትክም ምምናይ ምስራቕ ዘይመረትክም ምውሳድ ምጥራር ዘይባሕርኽም ምቑማት ምምናይ ምህራፍ ንስኽም ሲ የኣይ ታሪኽ ነሩክም ታሪኽም ንክውሰድ ኣይ ሊዒሊ ክልተ ሚኢቲ ዓመት እንድዩ ዘለክም ንስኹምን ጥሜትን ንስኩምን ዓጸቦ ብርድኡና ተኣሊሽና እንዳ በልክም ንዓለም ዘጨነቕኩምን ሲ ታሪኽና ከይወስዱ ኢልካ ዛራባ ጉድ እኮ ኣግኒና ኣትም ዝተረገምክም ጎረበት ወግሒ ጸብሔ ዝበስበሰ ስርናይ እትጽበዩስ ኦይ እሞ ንስኽም ብዘይተፈልጠ ሕማም ዝተጠቓዕክም ከመይ ኩስትር በሉ ጣላማት ካሓዳማት ኣህዛብ !!!!!!"
@user-nc4bt8zl2w
@user-nc4bt8zl2w 2 месяца назад
ሙሉወርቅ ጎበዝ አምሐራይ ::
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
መን ትግራዋይ ምስ ቆፀረካ ኢኻ ንሰብ አምሓራይ ኢልካ ሽም ተጠምቕ ዘለኻ?
@powerislife5024
@powerislife5024 2 месяца назад
ተጋሩ ሓቂ ክነግረኩም ማዕረ ህግደፍ ሕዋሓት ያ ኣጥፊኣትኩም ብፍላይ እዚ ሰብኣይ እዚ
@kabkone5196
@kabkone5196 2 месяца назад
Ykrire dyu zelo
@dedueridedu7056
@dedueridedu7056 2 месяца назад
Kolelithim
@sesinna1
@sesinna1 2 месяца назад
ተጋሩ ኣብ 12 ዘመን ጽውጹዋይ ትነብሩ ኸምዘለኹም ዘይምፍላጥኩም ኣብ ገደል የእትዩኩም። ታሪኽ ናይ ኢዛና ምስ ሓው ብመጀመርያ ኽፍለጥ ዝግብኦ በኣብኦም ግሪኽ ብኣዲኦም ሶርያ እዮም። ትግራይ ዝብል መበቆል ተፈጢሩ ኣይፍለጥን። ቛንቛኹም ትግርኛ ዘይኮነስ ትግሓርኛ እዩ። ትግራይ ናይ ጎቦ ሽም እዩ። ኢዛና ምስ ሓዉ ድሕሪ ወንጌል ምእታዉ ተጠሚቆም ኣብ ደብረ ሲና ገዳም ብሓዲሽ ስም ኣብርሃ ኣጽብሃ ተባሂሎም። ንሕና ኤርትራውያን ድላይኩም ሃለው በሉ፣ ጥራይ ኣብ እዛ ዶብና ኣይትጸገዑ። ደመኛ ጸላእትና ስለ ዝኾንኩም ምሳኹም ብጠበንጃን ብመዳፍዕ ድሮን ኢና ንራዳዳእ። ኣነ ዝምነ ከም እቲ ኣመልኩም ክትትኩስልና እሞ እቶም ዝተረፍኩም ካብ ገጽ ምድሪ ምሕካኽ እዩ። እዚኣ ድማ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ስራሕ እያ ንዓና።
@user-tu8jm7hn3p
@user-tu8jm7hn3p 2 месяца назад
ኣበይ እሞ ይጅምሩዋ ኣነስ ገና ኣይጸገብኩዎምን እየ ዘለኹ ከምዚኦም ሓሳዳት ህዝቢ ሪኤ ኣይፈልጥን፡ ኣብ ኤርትራዊ ዘለዎም ጽልኢ መጠኑ ዝሓለፈ እዩ። እጂ ቶግ ተይላ ሓንሳብን ንሓዋሩን ምድምሳሶም ጥራይ እዩ ዘዋጽእ። ነዚኦም ኣጥፊእካ ምጥፋእ ጽድቂ እዩ። ክሳብ መወዳ ዒቅ ኢልና እዩ እቲ ተግናራቶም። ንገለ በጻብዕቲ ዝቁጸሩ ግን ክንልኩሞም ኢና እንታይ ክንገብር።
@september626
@september626 2 месяца назад
Eway azen mama mulu worku zebhala sebeyti kezareba
@jemalsaid6147
@jemalsaid6147 2 месяца назад
🐒📢📢🐒📢🐒📢🐒📢🐒📢🐒📢🐒📢🐒
@wintayehdego2559
@wintayehdego2559 2 месяца назад
እዋይይይይይይይይ ንሕና ንሕና ኽትብሉ. አታ. እንታይ ታሪኽ አለኩም ? ሰረቕት~ ሓሰውቲ. ከም ጀጋኑ ትፍትኑ. ተእውዬ ትግራዋይ አብ ኤርትራ. ብስርቅን. ሓሶትን. አመንዝራነትን. ጥራይ እዬ ዝፍለጥ. ሩጉማት ዘርኢ
@sabasegid2481
@sabasegid2481 2 месяца назад
Yes
@geazinfotech
@geazinfotech 2 месяца назад
barya guzue sle zkonkum ekum 💪💪 wehatyo
@SenaitShaherget-qz7xw
@SenaitShaherget-qz7xw 2 месяца назад
መምህር ሙሉ ወርቅ ክሳብ ሕዚ ብዘዓባ አምሓርኛ ዝበሃል ቓንቃ መበገሲኡ ካበይ ምኻኑ ዘይምትንታንካ የሓሚ ነይረ ሕጂ ክትሓልፍ ተንኪፍካያ አብዝዝቕፅል ብዝበለ ክትንትና የተስፍው
@Snoop465
@Snoop465 Месяц назад
ኣይ ኣብዚ ዘላ፡ሰበይቲ ከኣ እውይ ህዝቢ ትግራይ መራሕቲ ኣይረከብካን እምበር ጅግና ኢካ። ኣይ ካብ መሪሕነቶም ኣይ ካብ ላሃጅኦም ዘረብኦም😢😢
@geezgeez-up9dk
@geezgeez-up9dk 2 месяца назад
ትግራይ "ተሃጋሪ" ካብ ዝብል ቃል እዩ መሠረቱ ትርጉሙ ድማ ሰራሒ ስልጣነ 'civilizer' ማለት እዩ። ዝብሉ አለው።
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 2 месяца назад
Saba malet aden yemen iya.
@dragonfast206
@dragonfast206 2 месяца назад
ልሕቲት: እዛ ሰበይቲ ኣከዳድነኣን ድምጻን ናይ ሰብኣይ።
@user-lj2bm7gz7b
@user-lj2bm7gz7b 2 месяца назад
ሰላም መምህር ዓቢ ታሪኽ ኢኹም ተስተምህሩ ዘለኹም ንህዝቢ ትግራይ ስለ ዝኾነ ስለምንተይ ድኣ ጉራማይለ ቛንቋ ገርኩም ተስተምህሩ፧ ነቲ ዝበዝሕ ህዝቢ ብቛንቋ እንኡ ብትግርኛ እዩ ክሰምዓኩም ዝብህግ ።ታሪኽና ነዕቕብ ዝብል ኣርእስቲ ኢኹም ትገልጹን ተስተምህሩን ዘለኹም ስለዚ ቛንቋ (ትገርኛ) መሰረት ታሪኽ ዶ ኣይኾነን።የሕዋትና ኣፍሪቓውያን ቛንቖኦም ስለ ዘጥፍኡ ቛንቋ ገዛእቶም ይጥቐሙ ኣለዉ ክሳብ ሕጂ ። ነቐፈታ ዘይኮነስ ርእይቶይ እዩ።
@user-pp3im7xk5z
@user-pp3im7xk5z 2 месяца назад
እዛ ሰብኣይ መን ኣሎ ዝፈልጣ ኤርትራውያን ኣውጽኢናዮም ምውዳእ ኣብዮምና ናይ ደገ ካኣ የምጽእ የእቱ ኣሎ ክሳብ ማዓስ ኢና ክጽበ ገለ ክንገብር ኣለና ካብቶም ሕማቅ ተግባሮምን ሓሳቦም ዝተዛረቡ
@sesinna1
@sesinna1 2 месяца назад
ሕዝቢ ትግራይ ሓውና ስለ ዝኾነ፦ 1. ደግያት ውበ 3000 ትግረ ኣብ ሮራ ሓባብ ቀቲሉ፣ ንኤርትራውያን ቆሎ ቆልዩ ኣብ እዝኒ እናእተወ ብዙሕ ኤርትራዊ ጸሚሙ። ስለ ዝኾነ ኣበው " ብዘበን ውበ ዝጸመመ ውበ እና በለ ሞተ" ዝብል ምሳሌ ኣረኪቦምና ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጽልእና ቆርጢምና ንዓቢ። ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሙን ሃጼ የውሃንስ ብሽፍታ ኣሉላ ኣባነጋ ኣታሊሎም ጸዊዖም " ንሓማሴን ብማሕላ ንደርሆ ድማ ብጥረምረ " ኣታሊልካ ምቕታል ዝዓይነቱ ኣብ ትግራይ ጸዊዖም ቐቲለሞም። 2. ኣብ ግዜ ሓይለስላሴ፣ ደርጊ ፣ተጋሩ ነጪለባሽ ተቆጺሮም ኣብ ኣስመራ 3000 ኤርትራውያን ጸላም ዓርቢ ቀቲሎም ኣብ ጎደና ጸቲሖሞም። 3. ንደርጊ መሪሖም ገጠራትና ብሓዊ ኣቃጺሎም፣ እምባ ደርሆ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣታ ሻዕውያ እና በሉ 70 ኣረጋውያን ቀቲሎም። 4. ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾኑ ኣብ ውግእ ዓድዋ 800 ምሩኻት ዕሱባት ጣልያን ኤርትራውያን የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮም ቆሪጾም ለቂቆሞም። እቶም ፈረጂ ጥልያን ምሩኻት ድማ ጸላእቶም ስለ ዝኾኑ ኣብሊዖም ኣስትዮም ነጻ ሰዲደሞም። 5 ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾኑ ብ1998 ብዶብ ኣሳቢቦም ውግእ ኸፊቶም ተሰነይ ባረንት የዕንዮም። ብዙሕ ንጹህ ኤርትራዊ ቀቲሎም። 1.2 million ሕዝቢ ኣመዛቢሎም። 6. ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾነ ሕብሪ ዓይንና ባህ ስለ ዘይበለኩም ልዕሊ 100000 ሺሕ ኤርትራዊ ሓብቶም ዘሪፍኩም ብግፍዒ ኣባሪርኩም ካብ ኢትዮጵያ። 7. የሕዋትና ዝለ ዝኾንኩም ኣይተንከፍናኩም ኣይበልናኩም ኣብ 2020 : 12 Rockets ከምቲ ልሙድ ከተጽኑትና ናብ ኤርትራ ወንጪፍኩም ። እዚ ዝፈለጥኩዎ ኣቦታተይ ኮፍ ኣቢሎም ገበንኩም ብኸፊል ተዘንትዩለይ። ደሓን ይእቶ ትምርቲ ምንስቴር ኤርትራ ድማ ኣብ ስርዓተ ትምሕርቲ ኣካቲትዎ ኣሎ መታን ዝተወልደ ወሎዶ ኤርትራ እና ጸልኣኩም ክዓቢ። ኣብ ሳዋ ምስ ከድና ድማ ንቕሓት ዘበርኽን ሓድነትናን ዘጠናኽር 9 ቢሄራት ኣብ ሓደ መኣዲ በሲልና ንወጽእ። ስለ ዝኾነ ድማ ናባና ምስ ተኮስኩም ግብረ መልስና ውጺኢቱ ሪእኹሞ። እዞም ዝወረርኩሞም ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ጽልኢ ኣብ ልዕሌኹም ቆርጢሞማ ኣለው። ናይ ዝዘራክሞ ከም ትዓጽዱ ድማ ናይ ግዜ ጉዳይ ጥራይ እዩ። እዚ ብቐይሕ ኣስምርሉ ተጋሩ።
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 2 месяца назад
ስጉግ ናይ 1998 ኢካ በርግጠኝነት ። ውቤ ጎንደሬ ምበር ትግራዋይ ኣይኮነን። ብከልኣይ ራእሲ ወልደሚካኤል ምስ ጥልያን ሓቢሮም ብዝብል ን 10 ዓመት ተኣሲሮም ዳሕራይ ተፈቲሖም ኣብ ውግዕ ዓድዋ ተሳቲፎም እዮም ዳሕራይ ኣክሱም ይነብሩ ነይሮም። እቲ ሳልሳይ ባድመ ዝጀመርካዮ ውግእ ንስካ ምካንካ ተረጋጊጹ እዮ መራሕትካ ውን ገሊጾምዎ እዮም። ጦርነት እንተሃልዮ ምፍንቃል ግድን እዮ ውግእ ማይ ምርጫው ኣይኮነን ።
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o 2 месяца назад
ኤየ ደቂ ሳዋ ወድቴንቤን ከምድላዮ ይጫወተልከሙሎ ሀደ ሰብ ናብ የመን ንሱዳን ንጁበቲ አብ ኢትዬጰያ ደቂ ሳዋ የርግፈኩም አሎ ተዓወት ሀገረይ እናበለ ዓዎት ንቤርጌድ ንሀመዱ
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o 2 месяца назад
@@asgedombaraki9965 ቤርጌድ ነሀመዱ ትግራዎት ድዬም ?እተዘይኮይኖም ታይ እማ ኮይኖም እዬም ?
@sesinna1
@sesinna1 2 месяца назад
@@user-li4iz2pg1o ኣነ ወዲ ሳዋ ኣይኮንኩን ኣነ ኣቦኦም እዩ፣ ክእርመካ ትግራይ ንሓመዱ ኽትብል ኸይትኸውን፣ ትግራይ ናይ ዘልኣለም ጸላእትና እዮም። ኣብዚ ውረዱ ምጹና እዚ እዩ ትምኒተይ ኣብ ትግራይ ነበልባል መዳፍዕ ደም ትግራዋይ ከም ውሑጅ ክፈስስ እደሊ። I hate Agame with passion. Death to Tigray!!!!
@sesinna1
@sesinna1 2 месяца назад
@@asgedombaraki9965 ትግሓርኛ ብዙሕ ኣይርድኣንን፣ እንተኾነ ግን እስኹም ትግሓሩ ኣብ 12 መስፍናዊ ክፍለ ዘበን ስለ ትነብሩ ቛንቛኹም ኣይርድኣንን።ንሕና I.Q 98 ፣ ናትኩም I.Q ድማ 55 እዩ ስለዚ ኣጫማና ኾንካ ለፍልፍ
@letebrhantesfa7777
@letebrhantesfa7777 2 месяца назад
Hasawi memhr
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 2 месяца назад
@sesinna1ምስ ዓርማም ምዝራብስ ግዜ ምብኻን ኾይኑ ረኺበዮሞ ገዲፈዮ:
@fissehabeyene1558
@fissehabeyene1558 2 месяца назад
Brliant Memihr Muluwerk..with all your wisdome i wish you stick on all your intelectual & leave all your support you giving to those who delet our proud history; tplf
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
ባዜን ሮምሃይ ትንሳኤ ትግራይ አብ ምብራኽ ታሪኽ ቀዳሞት ወለድና ብምፅሓፍካ ነምስግነካ ካልኦት ኩሎም ከከም ፍልጠቶሙን ሞዮኦሙን እጃሞም ከበርክቱ ድማ ንምዕድ ( ትግራይ መፋጥርቲ ቀዳሞት መናብርቲ ዳሕረዎት ኮይና ፀኒሓ እያ እሞ ናፍቲ ዝነበረቶ ብራኺአ ንምምላስ ኩሉ ትግራዋይ ይቃለስ
@yacobweldu3683
@yacobweldu3683 2 месяца назад
ኣብ ታሪኽ ኣረይቲ ኩዕንቲ ኣምበጣ በሊታ ሰረቅቲ ሓሳዳት ተዘይኮይኑ እንታይ ብራኸ ዩ ኔርኩም
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
ጊላ ህግደፍ ይርዳአኻ ጓሓፍ
@yonnastsehaye8277
@yonnastsehaye8277 2 месяца назад
ኩሉ ፍኦ ኢሉኩም ረሳሓት ርእሲ. ዝገርም ነቲ ሓድሽ ወለዶ ረሳሕ ሕሉፍ ታሪኽ ክትምህሩ ምፍታን ሓደ milion መንእሰይ ኣጥፊኻ ብዓል ወ /ሮ ሙሉወርቅ ጠቃር ሓንጎል ተሓተቲ እዩ!!!!
@kidanehaile5036
@kidanehaile5036 2 месяца назад
Kkkkk natna mehur donkoro
@YemaneHalefom-ez2tf
@YemaneHalefom-ez2tf 2 месяца назад
ኪዳነ ወልድ ክፍሌ ብግሪክ ቋንቋ ምዃኑን ናይ ግብሪ ስም ምዃኑን ብዝኧምን ገሊጸምዎለዉ።ገብረ ዮሃንስ ገብረ ማርያምውን አብ ግሪክኛ ኢንሳይኮለፒድያ ከምዝረኸብዎ ገሊጸምዎ ኢዮም።አብ ግሪክ ቲኦሎጂ ዝተምሃሩ ኢዮም።አብ አ.አ.አለዉ።ጋዜጠኛታት ብሂወት እናሃለዉ ደሊኺም ሕተትዎም።አብ ቤተክህነት አድራሻ ትረኽቡ ኢኹም።ምሁር አንባቢ ጸሓፊ ፈላጥ ኢዮም።
@medhanyehaile5072
@medhanyehaile5072 2 месяца назад
Eritrea ke?????
@tiguhhero
@tiguhhero 2 месяца назад
ናይ ኣገዉ ዝበሃል የለን:ጌጋ...ኣሪጎም እዮም መስለኒ!!
@user-ce5ey4ej4q
@user-ce5ey4ej4q 2 месяца назад
መሊእኻ ከይሰማዕኻ ኣይትፍረድ
@user-ti6fh4fb9i
@user-ti6fh4fb9i 2 месяца назад
Azaf ubut kelbi fetikn xelin Etho. Ekin. Tirawi kilawi ሰብ ብቻ ጥራይ እዩ. Tigrawi. ዓጋመ. ማ. ሓሳዊ ረሳሕ ፉንፉን. ዘይንሃቱ ዝምነ. ሑሱር ብነሰ ምትሓት ዝሳቐ ዱሁል ፍጥረት ሰብ. እዩ
@mihretabyemane8847
@mihretabyemane8847 2 месяца назад
Gumama kemaka xemam ysemeaka ember muhur seb naaka zseme yelen
@samiman1498
@samiman1498 2 месяца назад
Nesakum neza naye heja ekom tezakro Enhan Eriterwe Gen kab Geza negaseta jemaro Abe lelan zefaftem ENA nezaker Gena nesakom demar Abutetan Alo 🤣🤣🤣
@michaelnugussie6023
@michaelnugussie6023 2 месяца назад
በቃ ብጽውጽዋይ ክነብሩ በጃኺ አብ ባይታ ዘሎ ኩነታት አስተምህሪ
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Месяц назад
ሓዲግ እይትፈልጥን ኢኻ kedab
@Nakfa2024
@Nakfa2024 2 месяца назад
Identity crisis zbluka kemzi eyu.... nhna kedamot nhna... nhna .... ab alem kem zelekum zfeltekum seb kemzeyele tetfeltus kemay nebskum ab mrkab mhagezekum meslekum..... so sad nskum txawetlu hzbis
@habtomxegayhabtomxegay4286
@habtomxegayhabtomxegay4286 2 месяца назад
እንታይ ክትብል ስለ ዝደለኻ ኢካ እዋ ጸማም ሓደ ደርፉ
@wedidenden
@wedidenden 2 месяца назад
Deceiving is a perfect profession in a poor Tigray region of Ethiopia. Your deceptive life style is really beyond anyone's intelligence imagination.
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 2 месяца назад
Leba beal klte mlhas nay esepa kadre
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 2 месяца назад
ቅርሺውን ዝፈልጠካ እዩ ዘለቅሓካ ኢሉ ግን እሙን እንተኾንካ እዩ ዘለቅሓካ መአድኻ ገዲፍካ መአዲ ዘይናትካ እንዳጠመትካ እንኳይዶ ከለቅሓካ ንክርእየካውን ጸሊእካ እዩ ኩሉ ከባቢኻ ዓፋር ኣምሓራ ብሀገር ደረጃድማ ጎረቤት ኤርትራ ብሰንኪ ሕቡእን ሕማቅን ታሪኽኩም ጥልመት ስርቂ ሓሶት ኩሉ ከባቢኩም ከም ፌራ ፈንፊንኩም ካብ ጌጋ ዘይምሀር እንተሎ እዚ ህዝቢ ዘይኮነ እዚ ጉጅለ ውሑዳት እዩ ጥዑም ናብራ ንኽነብሩ ናይ ሓሶት ታሪኽ እንዳነገርካ ሓደሽቲ ጉሓላሉ መናእሰይ ንምፍራይ እዩ ሎሚ ካልእ መዓልቲ እዩ ኣብ ሎሚ ንበሩ በዓል ኣይተ ውሑዳት ጉሓላሉ
@halib-mentelhalibay1359
@halib-mentelhalibay1359 2 месяца назад
Aye Tegaru. You guys are jokes, people who never Learn from history
@siyummahmud438
@siyummahmud438 2 месяца назад
ከመይ ደኣ ትግርኛ አርትራን ትግርስይን ሓደ
@user-rf1wb1yk7h
@user-rf1wb1yk7h 2 месяца назад
Haswi argit shut up 😢😢
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 2 месяца назад
Eway hintiktik zereba... m ane meye??? Eway niska etay muluwork
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 2 месяца назад
Wedi mongo allrounde expert.😂
@Harnet23
@Harnet23 2 месяца назад
Weizero muluworke falso naymuhur denkoro.
@yohanesmhretab7775
@yohanesmhretab7775 2 месяца назад
ኣየ መምህር ሙሉወርቅ ጽንጽዋይ ናይ ትግራይስ መዓስ እዩ ዘብቅዕ?
@kebekebarino6103
@kebekebarino6103 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂 where are you living guys
@BirhaneTesfamarym
@BirhaneTesfamarym 2 месяца назад
አነስ ብዛዕባ እዚ ምሁር ዝበሃል ሰብአይ ይገርመኒ እዩ። እቲ ሓሶቱ ዘገርም እዩ። እቲ ንሱ ዝአለሞ ክፍአት ረሲዑ ብሓሶት ዝነብር ደንቆሮ ምሁር። 1 ንግስነት ሳባ ካብ ባሕሪ ወጻኢ ግዝአት አይነበሮን 2 ኢትዮጵያ ዝበል ቃል ተጋጊኻ አሎኻ ትርጉሙ ዝሓረረ ገጽ ማለት እዩ። 3 አኽሱም መበቆል ትግራይ አይኮነን ግዝአቱ ሰፊሕ ዝነበረ አብ ኢትዮጵያ ወሰኑ ዝነበረ ግዝአት እዩ። አቱም ሰባት እቲ ሓሶት ተጋሩ መወዳእታ ዘየብሉ እዩ። ሓንቲ ሓሶት ታሪኽ ዘለዋ ትግራይ ከም ዓባይ ሃገር ገይሮም ብሓሶት ታሪኽ የባላሽው። ዘዘይመሬቶም ዝዝርፉ ዓለት ከለው ብሓሶት ምንጪ ታሪኽ ኮይኖም ይዛረቡ
@robileyob8917
@robileyob8917 2 месяца назад
ኣብዚኣ ደሎ መምህር ድዩ ተማሃራይ ይገርመኒ እዩ ነዛ ትግራይ ከመይ እዩ ዝሓስባ ምሁር ደንቖሮ ዝበዝሓ ዓዲ ንሕና ኤርትራውያን ኢና በዚ ዲኩም ንኤርትራ ንምብትታን እዩ ሓሰውቲ ኣይትሕሰብዎ ኣኽስምኩን ሒዝኩም ጥራይ ኪዱ ሓሰውቲ
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 2 месяца назад
ኣታ ወያል ሰብኣይ ኣይትኸይድን ዲኻ ናብ ስዩም መስፉን ወድታ ጉማማ
@fikruaraya3026
@fikruaraya3026 2 месяца назад
ዕትሮ ንዕትሮ ፡ ዕትሮ ኣይብሎን ክትብል እንከለኻስ ኣገው ዕትሮ እዮም ዲኻ ትብል ዘለኻ መም ዕትሮ? ስም ንሕና ኣውጺእናዮ "ዓቚ ማለት ማይ ማለት እዩ!" "ሹም ማለት ክኣ ነገስታት" ማለት እዩ እሞ ዓቖሹም ወይ ኣኽሱም ካብኡ መጺኡ እንተኢሎምኻ ፡ ኖኖ ብትግርኛ እዩ ከምዚ ማለት ክኣ እዩ ዘይትብል ከም ምሁር መጠን። ኣይፈልጥን እንድዒ እንዳበልካስ ነቲ ሰብ ክንዲ ተንቅሖ መሊስካ ተደንቁሮ?
@Candace11-11
@Candace11-11 2 месяца назад
ታሪኽን መቦቆልን ትግራይ ካብ ቁርኣን: መፅሓፍ ቅዱስ: እስካብ ግብፂ: ዓረብያ: ሜሴፖታንያን ደቡብ ኣሜሪካን ተዘርጊሑ ዝርከብ ታሪኽ ምኳኑ ብመረዳእታ ምቕራብ ይከኣል እዩ:: ትግራዋይ እንተነቒሑ: እንተንቢቡን እንተመርሚሩን ታሪኽ እስራኤል ታሪኽ ትግራይ ምኳኑ ክግንዘብን ከረጋግፅን ይኽእል እዩ::
@user-gj5cs5mt9z
@user-gj5cs5mt9z 2 месяца назад
Kkkkkkkk
@hadishdirar8029
@hadishdirar8029 2 месяца назад
ኣታ ኣንበጣ ዝኾንካ ምሁር ታሪኽ ትግራዋይ : ኣንበጣስ ክሓልፍ ንቕድምኡ ለኪሙ ይሓልፍ : አንተ እስኻን ጉጅለካን ግን ዝንቡዕ ታሪኽ ሰንድኩምን ምሂርኩምን ንህዝቢ ትግራይ ካብ ከባቢኡ ህዝብታታ ነጺልኩም : ኣብ ሓሸውየ :ጽልኢ :ቅርሕንቲ : ውግእ: ተነጽሎ ውዘተ...... ሸምምክምዎ ትሓልፉ ኣለኹም : አንተኾነ ግን ኣይትረሱዑ : ቁኑዓትን ሓለይቲ ህዝብታት : ምሁራትን ኣረምቲ ጉጉይ ታሪኽን ሓሶትን ኣርሞም : ናይ ከባቢና ህዝብታት : ብሰላምን ሕድሕዳዊ ምክብባርን : መሰላቶምን ሃገራዊ ክብሮምን ሓልዮም : ካብ ናይ ወጻኢ ኣገልገልቲ ምኻን ወጊዶም : ኣብ ሰናይ ቅንዕናን ምትሕግጋዝን ዝተመርኮሰ ጉርብትና መስሪቶም ብሰላም ከም ዝነብሩ ኣይጠራጠርን :: አንተ ናይ አዞም ምሁራት ኤና በሃልቲ ዝዘርእዎ ኣብ ናይ ገሓፍ ትርኽ ከም ዝገሓፍ ኣይጠራጠርን ::
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 2 месяца назад
He always looks tired,weak vvioce and pessimistic face.
@axumsabeantube
@axumsabeantube 2 месяца назад
ኤርትራዊ ዝበሃል መንነት የለን ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ድማ ኩሉ ናይ ቤጃ ነይሩ። ነገስተ ኣክሱም ድማ ይገዝእዎም ነበሩ። ኣብዚ ሃለውለው ትብል ዘለኻ ኤርትራዊ ኣበይ ትምደብ ? ኣዱሊስ ሚና ናይ ኣክሱም ነይሩ። ኤርትራዊ መበቆልካ ኣበይ እዩ ?
@user-tu8jm7hn3p
@user-tu8jm7hn3p 2 месяца назад
ወይ ጉድ ትግራይ ብሃጸያውያን ኣምሓሩ ትግዛእ ዝነበረት ሒጂ ዓጀው ተበልካ መን ክሰምዓካ? ሃጸ ዮውሃንስ ብትግርኛ ዶ ተዛሪቡ ይፈልጥ እዩ? ሕተት! የማሃር!
@samiman1498
@samiman1498 2 месяца назад
Danekor nebhagotetan tegaze entanrkas Nan ketgazan tehaseb At Denkor 🤣🤣🤣
@user-yg8rv2de1x
@user-yg8rv2de1x 2 месяца назад
ይሄ ሰውዬ ፆታው ምንድነው ⁉️
@ZerayElfu
@ZerayElfu 2 месяца назад
😂😢😢😮😮😅😮😅😮😅😮😅😮😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊sq bel hasawi tgrawy malet da resah SDI telamat tgermu ekum hasewti 😮😢😮😢😅😮😢😅😊😂🤯🤯😲🤯😲🤯🤯😲🤯🤯😲🤯😲😲🤯🤯sqeske be resah hasawi resah SDI hasawi 😢😢😂😂😢😂😢😢😮😮😮😢 zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfeshfash weyani tgray telamat hasawi 😮😢😮😢😂😂😢😮😢😮😅
@user-tf6es1jb4x
@user-tf6es1jb4x 2 месяца назад
ኣብ ዚኣ ዘሎ ለኻት ሰብ ኣይ ነዚ ህዝቢ እንታይ ይብሎ ኣሎ መንነትኩም ኣይትፈልጡን እሞ ጥሒነ ክሰርሓኩም እየ ድዩ ዝብሎም ዘሎ።ተጋሩ ጎሓፍ ተደፊኡኩም
@daivex6068
@daivex6068 2 месяца назад
እዚ ኣጭበርባሪ ሰብኣይ
@user-rf1wb1yk7h
@user-rf1wb1yk7h 2 месяца назад
😢😢 hemamka gemrka haswi
Далее
What turned out better to repeat? #tiktok
00:16
Просмотров 4,5 млн
Luiza Rasulova #luizarasulova
00:37
Просмотров 1,8 млн
What turned out better to repeat? #tiktok
00:16
Просмотров 4,5 млн