Тёмный

"ህወሓት ብፅኑዕ ሓሚማ ደቂሳ እያ ትሕከም ዘላ!" ቃለ መሕትት ምስ ሓላፊ ቁፅፅር ኮሚሽን ህወሓት ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርኣያ 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 107 тыс.
Просмотров 44 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ
#ተክለብርሃን_ኣርኣይ
#ተጋዳላይ_ተኽለብርሃ_ኣርኣያ
#Teklebrhan_Araya

Опубликовано:

 

24 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 158   
@gideonasress7484
@gideonasress7484 4 дня назад
This man looks like a man of integrity, I wish all were like him.
@stpual1
@stpual1 4 дня назад
ተጋዳላይ ተኽለብርሃን አርአያ,ኩሉ ዝገበርካዮ ቃለመሕትት ምስ UMD mediaን ምስ ካለኦት ሜድያ ተኸታቲለዮ,ናይቱ ዝፈትዎን ዘኽብሮን ድምፂ,ስብእና,ሓቅነት,ቅኑዕነት ተጋዳላይ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ድሕሪ 30 ዓመታት ካባኻ ሰሚዐዮ,ብጣዕሚ ድማ ተሓጓስን ተስፋ ገይረ,ምኽንያቱስ አብዙ ዘለናዮ እዋንን መሪሕነት ትግራይን ከማኻ ዝአመሰሉ ቅኑዓት ተጋደልቲ ምርአይን ምስማዓን ካብ ብሱል ጥረ እዩ,ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ።
@loogoo2009
@loogoo2009 3 дня назад
ተፈተወ ተፀልኧ ትግራይ ዘውደቃ ሕውሓት እዩ። 17 ዓመት ቃልሲ ኪሳራ ግዜን ሰብ ሓይልን እዩ ኣምፂእልና። 60ሽሕ ቁሱላት 100ሽሕ መስዋእ 22 ዓመት ዓይነ ዑሙተይ ኪሳራ ጉዕዞ ንትግራይ ገደል ዘእተወ ኣካይዳ ድኹማት ምትዕፅፃፍ ዘይኽእሉ ንትግራይ ናብ ህጊ ኣልባነት መሊሶም ኧእትዬማ እዚ ውፂኢት ህውሓት እዩ። 1ሚልዬን ዳግማይ መስዋእቲ ከፊልና ተሪፍና
@Haftomtubeshow-
@Haftomtubeshow- 3 дня назад
​@@loogoo2009 እዛ ኮመንት ግን ካበይ ኣምጺኻያ /ኺያ 60ሽሕ ስውእ 100ሽሕ ኣካለ ግዱእ እዩ 100 ሽሕ ምስዋእቲ ኣይኮነን 🙏
@goitomnega1982
@goitomnega1982 4 дня назад
አብዙ ሕዚ እዋን ከምዙይ ዓይነት ቕኑዕ መትከሉን ውግንና ህዝቡን ለይጠለመ ጀግና ወድ ህዝቢ thanks.
@Bahgi_
@Bahgi_ 4 дня назад
I have followed Tegadalai Teklebrhan Araya's interviews on UMD, Zara Media Network, Dedebit Media, Horizon Free Media, etc., and I have observed that he is a genuine Tegadalai. Respect to you - ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርኣያ! ❤💛
@surafelmesfin2237
@surafelmesfin2237 4 дня назад
ተኽለብርሃን ናይ መትከል ሰብ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@user-qo6tp9yj8c
@user-qo6tp9yj8c 4 дня назад
ኣቦና ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ሓቀኛ ባዓል ነዊሕ ራኣይ ብጣዕሚ ኢና ናምስግንካ እሞ ኣምላኽ ዕድመንጥዒናን ያሃበልና ። ከምኡ,ውን ንዚይ ሓሳብ ከስመዐና ዛቕረብክልና ዋዕሮ ጋዜጠኛ መዲህን ሓፍትና,ውን ማራ ኢናናምስገነኪ ።በርትዒ ቐፅልሉ❤❤❤
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 2 дня назад
ከማካ ዝበለ የብዝሐዮ ክቡር ኣያና❤
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 3 дня назад
ፅቡቅ ሓሳባት ተላዒሎም መዲ ጀግና ስራሕኺ👍👍ቀፅሉሉ
@Luel-k6j
@Luel-k6j 21 час назад
You are amazing Medhin
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 4 дня назад
መጀመርታ ክብረት ይሀበልና መድህነይ ነዚ ዘርኣክና። ንኣቦና ተ/ብርሃን ግን ኩሉ ዘቀመጥካዮ ሓቂ እኳ እንተኮነ 1ይ. ናይ 1993ዓ.ም ክፍፍል ሕወሓት ነታ ፓርቲ ኮነ ንትግራይ ከምዝቀተላ 2ይ. እቶም ሽዑ ዝተባረሩ ኣባላት ልዕሊ ዝቀፀለ አባል መሪሕነት ተሪሮም ህዝብና ካብ ፅንተት ከም ዘድሓኑ ታሪክ ኣርኢዩና እዩ። 3ይ. አብ ምሁር ትግራዋይ ዘርኣካዮ ትዕዝብቲ ዝተሰሓሓተ እዩ። 4ይ. ሕድሕድ አመራርሓ ህዝቢ ትግራይ አብ ምድሓን/ ውዕል ፕሪቶርያ አብ ምክታሙን ምፍፃሙን ዘርኣዮ ስንፍና መጠን ተገምጊሙ ተዘይ ተፈሪዱ ውሳኔ እቲ ጉባኤ ዝተዛበዐ ሙኳኑ ብገንኡ ተረድኡ።
@abebegebrehiwot1517
@abebegebrehiwot1517 4 дня назад
Great Men we Understand what you are saying, God bless you and your family Sir .
@user-ly5zv7nk6g
@user-ly5zv7nk6g 4 дня назад
መዲ ብጣዕሚ ግድሰቲ ትግራወይቲ ኢኪ ብጣዕሚ ንኮርዓልኪ ጅግና ጋዜጠኛ ኢኪ እሰኪ ንተክለብርሃን ሕዋሃት መንግሰትን ፖርትን ይፈለዩ ክባሃል እንተሎ ህዋሃት ዕረ ጥዕሞ ንምንታይ እዩ ኢልኪ እሰኪ ሕተትልና?
@TeklayGebretatyos
@TeklayGebretatyos 2 дня назад
ቅኑዕ ሰብ
@TsigabGTeklehaimanot-qu3gx
@TsigabGTeklehaimanot-qu3gx 4 дня назад
ብሓቂ ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርአያ ጅግናን ተባዕን ኢኻ ቀፅለሉ
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 4 дня назад
ውጽኢት ናይ ሕማቕ ኣማራርሓ፡ ድኽነት ህዝቢ ትግራይን ምንጻፍ መንእሰያት ትግራይ ኣምጺኡ ። ምእንቲ ስልጣን።
@hailaytsige7944
@hailaytsige7944 3 дня назад
Excellent. I like the correlation: sick versus...
@genigebre2752
@genigebre2752 4 дня назад
ለባም ሰብ ከማካ ዝበለ የብዘሐልና መድህነይ ኣይትጥፍእና
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 4 дня назад
Weyane Tigrai TPLF for eternity ❤❤❤
@mebrahtutsehay9536
@mebrahtutsehay9536 4 дня назад
የቀንየልና መድህን ሓፍትና ጽቡቅ ዘተ ሰሚዕና ደስ ዝብል ኣብ መወዳዕታ ሓደ ዘዕስለና ኣብ ረብሃ ህዝብናን , ሓድነት መሬትናን እኪ ጠጠው ንበል ኣባይ ነጥቢ እያ :: ካልኣይ ውሑስ ምስ ገበርና ንራጋህ ትብል ጽብቅቲ ሣልሳይ ናይ ሚድያ ወነንቲ ( ሰባት ) ሓድነትና ዝዕቅብ ትንታነን ውንጀላ ዘይበዞሖን እንተዝኸውን ልመናይ የቅርብ :: T PLF (መሪሕነት )ግዕዙያት , ቀተልቲ, ቁሸታውያን, ዓሌታውያን, ብጥቅሚ ዝተዐሳሰሩ , mafia group ስለዝኾኑ ኸም ብኣል ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣጥፊዑልኻ ብፃይ ኣይትብሎን ነውራማት እዮም ::
@tirhaswelu
@tirhaswelu 4 дня назад
Telegraphhan Ambay Jigen Weykefetek Thanks 🙏❤️‍🔥👌
@Alchemist917
@Alchemist917 4 дня назад
መንግሥትን ፖለቲካዊ ውድብን ምፍላይ ንፅባሕ ዘይበሃል ናይ ህዝቢ ትግራይ ስራሕ ክኸውን ኣለዎ።
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 4 дня назад
Thanks a lot for informing us what is happening inside Tigray's leadership. He said that "During Meles's time we were thinking to have true Gubae but we were told not to have true Gubae and that lade to the fall off EPRDF. I have difficulties to believe a party which is in intensive care will survive.
@Auroradiv
@Auroradiv 3 дня назад
❤❤❤❤ከማኻ ብዙሓት የድልዩና ኔሮም ግን እቶም ዓሌታውያን ኣየሕልፉኻን እምበር!
@takelehaftom6039
@takelehaftom6039 4 дня назад
Very Smart. Much appreciated for the detail explanation.
@ephremnegatu8106
@ephremnegatu8106 2 дня назад
መድህንዋ I am proud of you but all your interviews are too long ኣብዚ ግዜ ክንድዚ ዝኣክል ሰዓታት ኣብ RU-vid ሰብ ከፍ ኢሉ ናይ ምርኣይ ግዜ፣ ጉልበት ከምኡ እውን ድልየት ግዚኡ ዝጠልብ ኣይኮኑን እና ሓፀርቲ ቁም ነገር ዝሓዙ እንተዝኾኑ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ። With Regards ,
@user-rb9xp2lq2y
@user-rb9xp2lq2y 3 дня назад
Hahaha" ህወሓት ብሂወት ኣላ ፤ግን ደቂሳ እያ ትሕከም ዘላ"😂😂 መስሓቀን ዝኾኑ ስብኣይ😂
@tesfayeberhe8590
@tesfayeberhe8590 3 дня назад
መድህን ለመአንቲ ናይማን ጋዜጠኛ ምኮንኪ 100% አረጋጊፀ። ። ። ❤🙏
@hopelovefaith7913
@hopelovefaith7913 22 часа назад
ናይ እማን ሐቀና ተቃላሳይ፣ እሞ ህዝቢ ትግራይ ንባዕልካ ክትብል በርቲዕካ ተቃለስ።
@kinfesahilu3585
@kinfesahilu3585 4 дня назад
ኩሉ ከም ተጋዴላይ ተኽለብርሃን እንተዝኾን ሕዚ በፂሑና ዘሎ ፀገም ኣይምመፀናን። ቃልሱ ኣብ ብዙሕ ናይ ቃልሲ መድረኻት ተዓዚበዮ እየ።
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml 4 дня назад
መድንገብረስላሴ/ኮርዕዳ/እኪነመስግን/ክቡርወላድናውንነመስግን።
@streetcorner1738
@streetcorner1738 4 дня назад
It’s great to see some Tegaru started to face a reality. A time will come all Tegaru will clearly see TPLF is dead, not in coma.
@loogoo2009
@loogoo2009 3 дня назад
ውድብ ሕዋሓት ብሰላም ንሙሁራት ትግራይ ብሰላም የርክብ ይኣኽሎ 30ዓመት ዕድል ተዋሂብዎ ዘይዓረየ ውዳቅ ፖሎቲካዊ ዓቅሙ ዝወደኧ ጉጅለ እዩ ዜጋታቱ ዝበተነ ዓቃቢ ሰላም ዝነበሩ ገንዘቦም ከዲዑ ጨምላቅ ካሓዲ ውድብ ስዋኣቱ እንተይተረፈ ዝጠላም ጠላም ጀጋኑ ሰለስተ ምዕራፍ እዩ ህውሓት ማለት መስመሩ ዝሳሓተ 1983ዓ.ም። ሓቋፋይ ማዕረነት ዘይብሉ ብኣማኢት ኣሻሓት ለያቡ ሙሰኛታት፣ፅግዕተኛ ኣባል ዝሓቆፈ፣ ውድብ ሕዋሓት ኣሻሓት ነቀዛት ህዝቢ ትግራይ ተፈጢሮም እዬም። ስለዚ ዝዕሪ ኣይኮነን። ሓረስታይ ደርብዪ ኣጭበርባሪ ነጋዳይ ዝሓዘ ዓብዪ ፀገም ናይ ረብሓ ዘለዎ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ዝሓንሸሹ መሪሕነት ዘለዎ ውድብ ኣብ ትግራይ ደጊም ይኾኖ ወንበሩ እንበር ህዝቢ ዝሕሉ መሪሕነት የለን እንዳ ሕዋሓት ፍፁም ስርቂ ኔት ወርክ ባህርያዊ ሕመቅ ኮይኑ ኣሎ። እሞ ዕድል ንስካ ኢኻ ትውስኖ 1:51:05
@zewdeneshamare9782
@zewdeneshamare9782 2 дня назад
Avalem zelw. Cadrtati tgray hcytihgez ygevru alevi❤2:41
@aexum1597
@aexum1597 3 дня назад
Entay eken bsbukatkn etye tegebreo chgury tegele zeytgebralu baelkn tkefa meshak sherafat tkona aleken deky hagere tgray adey mearey 🙏🏾❤
@davidharcot220
@davidharcot220 4 дня назад
ኑሱኹም ንሕዋሓት ክትረግሙ ንሕና ነዚ ቐዛፊ ህግደፍ ኤህ ደአ ኽንብል ኸሪምና😢
@salihAfare-o2w
@salihAfare-o2w 4 дня назад
Salam medhin haftina
@negagetachew974
@negagetachew974 4 дня назад
ሰላም መድሕን - ተቅርቢዬ ኢንተርቢው መብዛሕቲኡ ይሰምኦ እየ። ከማኪ ዝመሰላ ጎበዝ፣ ትዕግስተኛ፣ ፈላጥ፣ ብዘይ ወገናዊነት ትሰርሕ ጋዜጠኛ ስለ ዘይራአኩ በርትዒ ጽቡቕ አለኪ።
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 3 дня назад
"ብሰንኪ ሕወሓት ህዝቢ ትግራይ አብ ፀገም አሎ::" ትኽክል!!! ህዝቢ ትግራይ ተቓለስ!!!
@fkaduabay
@fkaduabay 3 дня назад
ንተኽለብርሃን ናይ ተጋዳላይነት(ወያናይነት)ባህሪ ንኻልኦት ተቃለስቲ መርኣያ ፅንዓትን ህዝባውነትን እዩ!! ዝገርም ኣገላልፃ!!
@TeklayNegash
@TeklayNegash 2 дня назад
ኣየ መድህን ነዞም ገርህታት ብለን ዘለቕለቕ ዝበሎም እናሰሓብኪ ተናዝዝዮም ኣለኺ
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 4 дня назад
ግንቦት 30 ሰነ 30 ኢሎም ናይትኮሚቴ ውሳነ ንህዝቢ ምግላፆም ትኽክል እዩ ። ስቕ ምባል እዩ ጌጋ ። እቱ ሸርሒውን አብ ፌደራል ምኻኑ ይፍለጥ ።
@user-sg5ns6xl7e
@user-sg5ns6xl7e 4 дня назад
she is the voice of Alem/dawit kebede
@WediMehari-it9rj
@WediMehari-it9rj 4 дня назад
❤❤❤❤❤
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 дня назад
ብሕሉፍ ምምፅዳቕ ትርጉም የብሉን ዝኾነ ሰብ ክብሎ ዝኽል እዩ። መፃኢ ኣምቱ ዓቕሚ ተልዩ🎉
@user-fl8dy2zc2u
@user-fl8dy2zc2u 4 дня назад
ፅቡቅ ሀሳብ እዩ ግን እቲ ጉባኤተኛ ንባእሉ ነፃ ኮይኑ ክውስን ይክእል ድዩ
@yemanehgebre
@yemanehgebre 3 дня назад
What a complete circular explanation. The same answer for different questions. I grasped nothing. It looks like Ayte Teklebirhan maybe aspiring to be the next leader of TPLF, which will be a complete disaster.
@Alchemist917
@Alchemist917 4 дня назад
TPLF in Dr. Medhin’s office.
@hiatalemu2894
@hiatalemu2894 4 дня назад
It’s some what good explanations, but not fully accurate enough. Please TPLF,see the problem of innocent civilians of Tigray.I am very sad 😞 about the conditions of the situation happening in Tigray.
@negahaile5391
@negahaile5391 4 дня назад
ውድብ ሕውሓት ኣብ ሙዝየም ንታሪኽ ትእቶ እብል። ድሕሪ ሕዚ መሕብኢ ሕማቃት እይያ እብል። ሕውሓት ህላውይኣ ምቅጻል ሕዝቢ ትግራይ ካብታ ተጓዕጺጹ ዝነብራ ዘሎ ክናገፍ ዘይምድላይ እይዩ እብል። እቶም ኣብ ውድብ ፖለቲካ ክቅጽሉ ዝደልይዩ በቲ ከሳኽዕዎ ዝደልይዎ ተወዲቦም ሓደስቲ ውድባት ከጣይሱ ኣለዎም እብል። ንሕዝቢ ትግራይ ኩለን ውድባት ብማዕረ ከም ዝብጽሕኦኦን ንመጻኢ ሩፍታ ዝህብን እይዩ እብል።
@Million-27
@Million-27 4 дня назад
ተደሊኻ ከም Lucy ባዕልኻ ሙዝየም እቶም ክቡር ሓው... ሓደ ኮይና ዝኸበደናስ ሑሉፍ ሓሊፍካ ተኸፋፊልና ንፈትኖያ Divide and Rule እዩ ዝንሄ ሓሳብካ ተኽኢልካ Progressive ሓሳብ ኣምፅእ ንህዝብን ንመሬትን ዝጥቀም
@davidharcot220
@davidharcot220 4 дня назад
ሎሚ መድሕን አከዳድናአ አጸቢቕላ ዘሎ መስለኒ ሞዴል ኩኒ መድሕን አብ ሾውኪ ሰፍ ዘይብል ገንዘብ አለዎ አብዚ ዘለኽዎ ዓዲ። ኮንኪ ኸአ ትኾኒ መን ይፈልጥ
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 4 дня назад
ውድብ ክምለኽ ገርካ አተሰራሕ ህዝቢ አብሓደጋ አውዲቁ የብልዖ
@user-vj6dy9vn1t
@user-vj6dy9vn1t 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-lm3dm8vz6r
@user-lm3dm8vz6r 4 дня назад
አቶ ተክለብርሃን የቁጥጥር ኮሚሽን ከነበረ ሕወሓት እንዴት እንዲህ ሊዘቅጥ ቻለ??? መድህን እናመሰግናለን!!!!
@user-mk8wg3kh3f
@user-mk8wg3kh3f 4 дня назад
ተፃረፍቲ ናየቦኦም እዩ በምንም ተኣምር አብ ዝኾነ ይኹን መድረኽን ኣጋጣሚ አብዝረኸቦ. ዕድል ይፃረፍ ልምዲ ስለዝኾነ ከፃረፍ. /ፀርፊ ከፅሕፍ ትረሪኦ. ካብዙይ ተላዒለየ. ምስቲ ፀርፊ መታዓብይቲ እዮም. ዝብለኹ. እዝአወደሓንኩሞ
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 3 дня назад
ህወሓት ኣይሓውን አየሕውን እዩ እቲ ሓቂ
@WediEe-rs7jr
@WediEe-rs7jr 4 дня назад
የዕስ አንደበት
@danaitadam3107
@danaitadam3107 4 дня назад
መድሒን ጅግና በልዮ እዙይ ዝዛረቦውን አይፈልጥን ሪዛይን ክገብር ነይርዎ ፈላጥ እንተዝኾውን። እዙይ ግን ደብል ስታንዳርድ እዩ ዝጥቀም። ተቃሊስካ እንታይ አምፂእኻ እዩ እትሕቶ?
@solomonmeressa
@solomonmeressa 4 дня назад
ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብ ገፁ ራኣዮ፤- ባዕሉ ዘምፅኦም ናይ ሐዚ በለፀኛታት ስም ውድብ ህወሓት ብደም-ህዝቢ ናይሎሚ መራሕትና መልክ-ገፆም ከመይ ኣሎ-ደቂ-ስቲም
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 4 дня назад
Tegadalay Teklebrhan Enkae bselam metsaka jigna Ayana 👍
@hiatalemu2894
@hiatalemu2894 4 дня назад
I have advice to Medhen. Can you please follow your own style like your own natural beauty: natural hair,nails etc. you are amazing when you follow your natural beauty. Thank you.
@SuperHailay
@SuperHailay 3 дня назад
@@hiatalemu2894 This is an idea hub platform not a beauty context fora. Look her thought not her personality.
@user-fw8it1cm3r
@user-fw8it1cm3r 2 дня назад
Edmen tienan yhabelna ayana kemaka zbelu seb elaman metkeln yedlyo ntigray hzi ewun eta zelatkum tsebab gize tetekimkum nhzbkum awutsewo nay tarik tehateti ekum 100 amet nzeytnebru.
@zafuamare7710
@zafuamare7710 3 дня назад
ኣታዓባብያ እያ ልዕሊ ኹሉ። ክብሪ ይግባኣኻ ተጋዳላይ ተኽለብርሃን።
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 4 дня назад
ሠላም መዲሂን ዋዕሮና🖐
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 4 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ብመንግስቲ ደረጃ ዶ ክመሓደር ኣይክእልን እዩ? ብውድብ ጥራሕ ዲኹም ትመሓደሩ።?
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 дня назад
Tegaru issias mas doctor abi koynu Chechen eu
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 4 дня назад
ጹፉፍ!!
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 4 дня назад
መድኅን ምስ ሕዋሓትድዩ ፍቕሪ ሒዚኪ። ሕውሓት ግብኦም ፈጺሞም ተሰዊኦም እዮም። ስለዚ ሕዋሓት ምባል ገዲፍኪ፡ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ክገብር ኣለዎ ኢልኪ ሕሰቢ።
@tesfaygideyofficial4753
@tesfaygideyofficial4753 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 4 дня назад
ካብ ሰበሰልጣን ትግራይ እቲዝሓሸ ግልጽል አቢሉ ሕማም እቲ ውድብ ንህዝቢ ዝነገረን ዘፍለጠን ካብፓሎቲካዊ ሸጣራ እውን ዝሐሸ ኮይኑ ይሰመዐኒ ሰራተጅካዊ ዕንወት ወይ ውድቐት አብ ውድብ ከምዘሎ ነጊሩና ዳሐን ይእቶ
@yemanehgebre
@yemanehgebre 3 дня назад
Why did Ayte Teklebirhan failed to discharge his responsibility of safeguarding TPLF’s Bylaw when the Generals intervened in TPLF’s Central Committee meeting, which compromised the Bylaw of TPLF? This tells me that Ayte Teklebirhan is not neutral either; his [in]action here manifests he supports the group of Mongerino, Alem and Debretsion. It is a very linear logic.
@SibhatKiros-bt7gj
@SibhatKiros-bt7gj 3 дня назад
24:43 ህወሓት ሓሚማ ይብሉ ኣለው ። ቁፅፅር ኮሚሽን ኮይኖም መን ኣሕሚሙዋክምልሱ ተዘይኪኢሎም ? ኣብዛ ሰዓት ከምዚ ዓይነት ሓሳብ ምንፅብራቁ ንምንታይ ተደልዩ ?
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 4 дня назад
Weyane bizinue hamima ala gin himama gena aytefelten
@hafteselasialazar2910
@hafteselasialazar2910 3 дня назад
hawu ndebrexyon mesleni welab
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 4 дня назад
Hiji diyu network tefettiru 20 amet abey neyrika kisab hezi
@zafuamare7710
@zafuamare7710 3 дня назад
ለይባ ተዘይኮንካስ እትፈርሖ የብልካን ኣብ ዓዲ ሃልው ኣብ ደገ ነፃ ኢኻ።
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 4 дня назад
halew ketew zkone gize do getemeka hzbey beziatom kitimrahis aymtegebeakan neyru😭😭
@user-ze9qk1hx3q
@user-ze9qk1hx3q 4 дня назад
መድህን የቅንየልና እዩ ዘይንፈልጦ ተፍልጥና አለኺ።
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 дня назад
ንተሓሕት ወያነ ቀትልዎም ብዙሓት ውድባት ቀትልኩሞም መስታ ዊን ኣለዎ እዩ ክቕየር ኣለዎ.
@solomonmeressa
@solomonmeressa 4 дня назад
በቃ
@BereketBere-kl6bx
@BereketBere-kl6bx 4 дня назад
selam medhin
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p 3 дня назад
አየ መድህን ንኹሎም አዛሪብክዮም ሐቀኛ እዚ ሰብ ዚ አምጺኺ እንበር ገለኤም ንባዓለይ የ ተጋዲለ ዝብሉ ኮዮም ሕጂ ካአ እመኒ አይትእመኒ ንህዝቢ ትግራይ ኢሉ ዝቃለስ የለን ንባዕሎም ዩ
@GirmayMesele
@GirmayMesele 3 дня назад
ዝሓውና አዕምሩዑ ክምርመር አለው ናይ ህወሓት ቁፅጽር ኮምሽን ሓላፍነቶም ይፈልጢ እዮም እዚ ግን ሀቁን ሓሳቱን ፈላሊዩ ከቅምጥ አይኸአለይ እዚይ ሓውና ዝፅቦዮ ነገር ከምዘሎ እዩ ዝትረደእኹ መስመረ ህወሐት ዝገደፎ እዩ ዝመሰል
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 4 дня назад
🙏🙏🙏🐅🇻🇳💪💖💖💖🥰🥰🥰
@tesfa20052
@tesfa20052 3 дня назад
ግን ዕድለኛ ኢኻ ክሳብ ሐዚ ምፅናኻ ሖሖት እኮ ከማኻ የትፈትውን.............
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 3 дня назад
ተክለብርሃን ሰለሞን ሓቅኻ ፖለቲካ ሓላፊ ነይሩ። ጻድቃን ኣይዓለመካን እግዚኣብሔር ጎይታሓዳሪነት እያ። ዝዓለምኩኻ ኣነ ኣስገደ ገብረሰላሴ እየ ናይቲ ታዕሊም ሓላፊውን ኣነ ነይሩ። ስለዚህ ተክብለብርሀን ኣብታሕታይ ማይጨው እናሀለኻ ብዙሓት ዝሕትትኻ ኣሰራራሓሓታት ነይሮምኻ እዩ። ዝጠንካሮርካሩ ጊዜ ጽቡቕ ነይርካ በቅድሚ 1987 ዓለም ምን ግን ከም ሀገርካ ነይርካ ኣብጸረዲሞክራሲውን ተወሰኢ ነይርካ።
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 дня назад
ክቱር ተጋነነ ዘረባ ባህሊ ኮይኑ፣ ሓቀኛ ተቓለሰረቲ ከምዘለው ምኽሓድ ባህሊ ኮይኑ።
@solomonmeressa
@solomonmeressa 4 дня назад
ዝዛረቦ ዘሎ ተግባሩ እዩ ነዊሕ ዕድመ ይሃቦ
@ZekariasZeke-yn9ul
@ZekariasZeke-yn9ul 4 дня назад
ህወሃት ካንሰር
@AwetSultan-j7s
@AwetSultan-j7s День назад
Wedi hizbi
@mokietewolde1360
@mokietewolde1360 День назад
ሕማማ ላፈለጠት ታዩ ትብልላ ሕማማ ማ ሻዕውያ ተይኾነ አይቀርን ሻዕውያ ይፍውስን ይቀትልን እሱ ማ ጽቡቅ ገይሩ ላፈለጠ ሓቂ ክጸዊ ኣይደለየን።
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 3 дня назад
ሕወሓት ብመሠረቱ ናይ አወዳድባ ፀገም እዩ ሓኒቑ አደዳ ጉጅለ በላዕቲ ህዝቡ ኮይኑ:: አወዳድባኹምን ክፍፍል ስልጣንን ምትዕርራይ ህፁፅን አገዳሲን እዩ::
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 3 дня назад
Power/ authority distribution that could ensure check and balance of power is the only way to counter check autocracy, against which leadership of TPLF used to work.
@gelau777
@gelau777 День назад
መድህን ደቂ አንስትዮ እናተደፈራን እናተቀተላን እየን😢😢ብዛአባ እዙይ ፕሮግራም ዘይትሰርኺ ንምታይ?😢አብት ውግእ እዋን ናይ ህወሓት መራህቲ ይደፍሩ ከምዝነበሩ አፅቢቂኪ ትፈልጢ ኢኪ😢ክትዛረቢ ግና አይተደልይን😢ካሊእ ዝትደፈራን ዝተቀተላን ደቂ አንስትዮ ዝምልከት ሰላማዊ ሰልፊ አብመቐለ እንታገበረስ ንስኪ ግና ፃእዳ ተክዲንኪ፣ ቀለም አብ ከንፈርኪ ተላኪኪ ክትቀርብስ የህዝን😢😢
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 дня назад
ማርግካ ስለ ዘይፈልጦ ውድብ ድኣ ክብዚ ሓሊፉ እንታይ ክገብር ደልካህዝቢ ተለክሙ.
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 4 дня назад
ራያ ወልቃይት.. ኣቲኻ ብ ከመይ ትመሓድር.. እቲ ዝኸበደ. ን ፋኖ ኣምሓራ ወልቃይት.. ትቃወምት ተቃለስቲ.. ብ ከመይ ትኸላከሎ? One million dollar question እዩ!!!
@danaitadam3107
@danaitadam3107 4 дня назад
አታ ናይታይዋን ነገር እትፈልጦ ነገር የለን ናይ ሕዋሓትካ ግበር
@dawitabraha1649
@dawitabraha1649 2 дня назад
እምበር ፡ ተጋዳላይ ፡ አብ ፡ ዝሞተ ፡ ተስፋይ ፡ ተሰፋ ፡ አስኒቃኒ።
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 4 дня назад
😭😭😭HWHAT 👺😭👹☠️😭😭😭👺☠️👹
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
Very useful discussion that can be educational to political parties in power and in the opposition not only for Tigray but in countries beyond. TIGRAY. TPLF'S performance is unrivaled in the region. 1. You've brought socio economic transformation miracles to Ethiopia; unlike what your counterpart has brought to Eritrea? 2. You've galantly fought and won unjust wars. Waged against your people by narcissistic dictators; 3. There's always talk about transparency and rule of law in Tigray. That's unknown and unheardof eleswhere. Again Tegaru will show the world miracles against all odds.
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 2 дня назад
ኩሉ ጡሉል እዩ ዝተዛረብኩሞ። ክብሪ ኣለኒ ንዖም። ሓንቲ ቅር ዝበለትኒ ተመጊዲሩ ዘሎ ህወሓት ፃዓዱን ከምቱ ንዝተመግደረ ሕሙም ህጊ ዘውፅኡሉ assisted dying ከብቅዕ ኣለዎ። መድሓኒ የብሉን።
@meharigebre4470
@meharigebre4470 День назад
ናይ ጥቅሚ አፈላላይ ዘለኩም መሲሉ ተረዲኡኒ፡፡ ካብ ደመወዝ ወፃኢ እንታይ ዝከውን ገንዘብን ሃብትን ኢኩም ደሊኩም፡፡ ኩሉኩም1፡፡ እንተ መድሂን ግን ጠርጣራው ይልአከልኪ፡፡
@wewe5688
@wewe5688 4 дня назад
ህወሓት ክትእለ አለዋ ኢልና ቕድሚ 6 ዓመት ክንዛረብ ኮለና ባንዳ ትብሉ ነርኩም ሕደጉ ንህዝቢ ሕዛቶ ከትወድቕ እያ አካይድአ ሕማቕ አሎ ተበልና አይሰማዕኹሙናን አብ መወዳእታ ብ1000000ዝቒጸር መንእሰይ አጥፊአ ንህዝቢ ንችግር ጥምየት አቃሊዓ ሕጂ ትልኽ ትብል አላ ሞት ሲኢናታ፡ ንሱኹም ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ሓደ እዩ ኢልኹም ክብ ምቕባር አድሕንኩማ አለኹ፡ ሕጂ እንታይ ትኹን ንሕና ወዲእና ኢና ዋላ ትቐጥቕጥኩም አንሰምዕን ኢና 4።
Далее
когда повзрослела // EVA mash
00:40
Просмотров 2,4 млн