Тёмный

ካብ ሓውኣቦይ ዝተልኣከኒ ፍሉይ ውህብቶን 🙏 ውዕሎናን 👪 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

Опубликовано:

 

4 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 342   
@michielehagos
@michielehagos 5 дней назад
ዋይ ኣቢ ክንድዚ ዘመስግን ኣይገበርኩን ነይረ። የቐንየለይ።❤❤❤ ❤❤
@NuedTube
@NuedTube 5 дней назад
Kabzi nlaeli dea tay sbhatey yekenyelna trah
@Samyrh
@Samyrh 3 дня назад
❤❤❤
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 5 дней назад
ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ፉቁራት ኢኩም ❤ግን ኣብ እምነትኩም ስጥማት ኩኑ የቂርያ ፆምስ ረቡዕ ዓርቢ ፆሙ እዩ ዝቡል እምነትና ምስ ይቅርታ ግን ንባዕለይ ደካማ እየ ኣሕዋተይ ካባኩም ፈሊጠ ኣይኮንኩን 👌🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bs8mh6em4x
@user-bs8mh6em4x 4 дня назад
ብሓቂ።
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 5 дней назад
እዡ ብርገር ዠባሃልሰ ታይ አዩ ከመይ ዘብለ አዩ ይብል ነይረ ብርገር ክብሉ ከለዉ ዞም ቶክቶካታ ተጋሩ ለክሰ እዙይ አዩ እዙይ ዳኣ ይፈልጦ አንድየ ነይረ ዋይ ደሰ ባሃል አዩ😂😂 ኢና ጣይታ ገይረኩም ሸሮ ገይረኩም ናባለዓኩም ንዑ ቃጢዋጡ ኣይትብሉዑዋ ብተለይ ናዓኪ ናዓኪ ጥዕይ ዘብለ ምግቢ አዩ ፅብቅ ምአንቲ ፂባ ልነቆላዓሰ ኢና የቅርታ ንፈትወኩም ኢና ካኣ👌🙏🙏❤❤
@AfariKsa-uq6om
@AfariKsa-uq6om 5 дней назад
ኤሚየይ ሸኮር ኣነስ ክፈትወኪ እስኪ 50kእናእትዮም ትብላ ❤❤❤
@Dgdewgsg
@Dgdewgsg 3 дня назад
ገዛ ወለላይ ደስ ክትብሉ ዎውውው ብሰለስተ ጀውል ስብስክራይብ ገይረልኩም አለኩ አነ ንስኩም ከ ገይረኩሙሎም ዶ አሕዋትና አጆኩም ንበሎም 😘🫶
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 5 дней назад
ግና ፆም ኣይከነይ ዲዩ ሓላላተይ
@ssll7812
@ssll7812 3 дня назад
ኣብሲተይ ፀርይቲ ወሓለ ብጣዕሚ ኢና ንፎትዮኩም ቡሩካተይ ግን ማዓዝ ኢኩም ናይ ዓድና እንጀራ ብሽሮ ናበላዕኩም ንሪአኩም ቦርግር ፒዛስ ምሳና ኣሎ እዪ ዋ😅 እንጀራ ዓድና እዪ ናፊቁና ዘሎ
@litshwalslc5478
@litshwalslc5478 5 дней назад
እዛ ፎርኖ ካብዙ ምድጃ ኣርሕቅኪ ኣቀምጥዮ ቦታ ኣይመረፅኪ ፍሊይ ኣብልያ ዝሓፍተይ❤❤❤❤
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 5 дней назад
እንዳ ወለላይ ቡና ላሰተኹም ላተጫወትኹም ኑዑ ኣብ ቀፃል ቭድዮ ❤
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 5 дней назад
አነውን ክብል ኢለ ነይረ እና ሓቃ እያ ቡና ዘርጊሕኩም ናተጫወትኩም ንዑ ዳወለላይ ፅሩዬትትትትትትትትት ክፈትዎም አነስ
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 5 дней назад
@@KhanKhan-kh4im ቡና ክፎትይ ማዓት እየ ፈጣር ብሰላም ዓድና ያእትየና ላትጫወትኻ ቡና ደስ ክብለን ማዓት ❤️😌💚
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 5 дней назад
እንኳዕ ደሕና መፃኹም ክብራተይ እስክ ነዛ ኮሜንት ተንቡ ብቅንዕና ሳብስክራብ በሉለይ👏👏
@UmArsulove
@UmArsulove 3 дня назад
ኣሰይይይ ቡሉፃት እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ሰናይ ከራማት ይግብሮ ዛቤተዋይ❤❤❤ ዓደካ ጠዑም😢
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 5 дней назад
ኤማየይ ቀበጠይ💛❤😍😍 ግን ሓደ ነገር ክነግረኪ ንዓና ስደት ዘለና ብዙሕ ንማሃሮ ካብ ኣብ ዓዲ ኮይኑ ቢድዮ ዝሰርሐልና እዪ ፅቡቅ እዩ ኣቀራርባኪ ግን ንኣብነት ክትሰርሒ ከለኪ እትጥቀምዮም ቀመማት መሊእኪ ንገርና ህያበይ ኣናእሽተን ኮይና ተሰዲትና ኣብዚ ዓቢና ሓዳር ዝፅበየና ብዙሓት ኢና ሻላ ኣዕራብ እኳ ብዙሕ ናተምሃርና ኢና ግን ምስ ናይ ዓድና ብጣዕሚ ስለዝፋላለ 💛❤😍ምስ ሰናይ ይቅርታ💛👏
@NuedTube
@NuedTube 5 дней назад
ችግር የብሉይ ዛሓፍተይ ከምኡ ክገብር እዩ 🙏
@jfjfjjfjjgjfigiigigi4666
@jfjfjjfjjgjfigiigigi4666 5 дней назад
ገነ ፆም እዩ ትበሉዑ ክለኹም ኻዓ አማትብኹም በሉዑ በጣዕም እየ ዝፍትውክም❤
@tdf8017
@tdf8017 5 дней назад
ኣቢየይ ዋሓለ ኣንስቲ ከማይ ዝፈትወክስ ይህልዶ ይኮን❤
@SERWNA941
@SERWNA941 5 дней назад
Baby ጎቢዙ ብጣእሚ ደስ ይብል ተመስገን family ደሐን እዮም ያው እስካብ ከዚ ብስልኪ ኢና ንራከብ ፀለና ደሐን እዮም ተመስገን .
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 5 дней назад
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይዓድሎም 🙏❤️❤️❤️ሽጉርቲ ንፋስ ዘእቱ መስኮት እንተዘይ ሃልዩዎ ክችንኩም ግድን እዩ ከቃፅል ግን ቅድሚ ኩሉ ሊሒፅኪ ኣብ ክልተ ምቅል ምቅል ኣቢልኪ ኣብ ማይ እለክዮ ይቅንስ እዩ ❤
@najesthalu2883
@najesthalu2883 5 дней назад
ዋ ናይ ሐዚ ድዩ ግን ፆም እኮ እዩ ንምታይ ዘይትፆሙ ኣይብልን ምክንያቱ ምናልባት ናይባዕለኩም ምክንያት ይህልወኩም ነገሩ ግን ነቲ ተመልካቲ ናይ ሓጥያት ምክንያት ከይትኮኑ ኣነ ንባዕሉ ቅር ኢሉኒእዩ
@Almi589
@Almi589 4 дня назад
ደምረኒ❤
@user-jl2fr5nx9w
@user-jl2fr5nx9w 5 дней назад
ብነብሰይ እየ ንቅሕቲ ጓል ዝፈቱ😂 ኣብዚሔ እየ ዝፈትወኩም ሙቁራት❤❤❤
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 5 дней назад
አብሱ ሹኮር ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም። ዓድና ቤተሰብና ኽረምቲ ብጣዓሚ እየ ናፍቀ አብሱ ምቅርቲ ግን እግዝአብሔር አብ ልበሎ ምርኻብ አይተርፍን።
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 5 дней назад
ኤሚየ ብጣዓሚ ደስ ክትብሉ ዉሕልና ይበል ዓድና እማ ብጣዓሚ ንናፍቅ ኣለና ግን ናይ እንጀራ ጉዳይ ኮይንና
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 5 дней назад
ክረምት ብጣዕሚ ናፊቂና 😢😢😢
@yyghhu9146
@yyghhu9146 5 дней назад
ኣነ ኩሉ ግዜ እየ ዝግብርልኩም ሳፕራይዝ😁🥰❤
@letshegidey2935
@letshegidey2935 5 дней назад
ናይ ዘይቲ ቁጠባ ግን ተመችክኒ 😂 እስቲ ዓድና ሰላምን ፈቅረን የውረደልና ሞ ንሮ ውድነት ተቀነሰልና ❤❤🎉🎉
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 5 дней назад
አብሰላተይ ናተይ ዘለኩም ርግዓትን ዘለኩም ፍቅርን ሓሌትን ምክብባርን ጨመርአያ ዝመፅእ ወለዶ እዩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሐው ቦኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ብዝወፀ ይተክኣሉ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@rahel2963
@rahel2963 5 дней назад
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ❤❤❤
@ተመስገን
@ተመስገን 5 дней назад
ብጣዕም እየ ዝፈትየኩም ❤❤❤❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቁራተይ❤❤
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 5 дней назад
ንሓዉ ኣቦኪ ወስኩ ይሃቦ ፈጣሪ❤❤❤❤ዳንኡደይ ለ ብርትዑ ደስ ባሃሎ ስድራ እኩም❤❤❤❤
@Almi589
@Almi589 4 дня назад
ደምረኒ❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 5 дней назад
በለስ ናፍቅና ጥራሕ ካብኡ ለ ማይ ናወቅዑ ብና ምስታይ ዋላ ኣንሕ ንፈትወኩም ኢና 😊
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 4 дня назад
ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤
@HhHh-ii3hv
@HhHh-ii3hv 5 дней назад
ክፈትወኩም ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 5 дней назад
ልሓዎቦኪ ብለውፆኦ ይተከአሉ❤❤❤ ንስኩም ውን ደስ ባሃልቲ ኣነስ ላታሓጎስኩ ደስ ላበለኒ እየ ዝከታተለኩም❤❤❤❤❤
@jfudyr4497
@jfudyr4497 5 дней назад
ኣቃራርባኺ ደስ ከብለኒ ወለላይ🥰
@user-ci1cj3ei6d
@user-ci1cj3ei6d 5 дней назад
ኤሚ ግደፍና ዓደና ኣይተናፍቅና ድብርቲ ኮይኑና🥺😍ብሉፃት ስድራ ናሰሓቅኩሙ ንበሩልና😍😍😍😘
@hgf6568
@hgf6568 4 дня назад
እሚየይ ጎብዝ ፍቅርኩም የብዘሐዮ
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@user-hs2jf2zi1m
@user-hs2jf2zi1m 5 дней назад
,ኤሚየይ ሽኮር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 5 дней назад
Amy tehztoki kulu des behali eyu pranken vlogen teserhewo kea betami eyu des zebleni gobezu🙏🙏🙏🙏
@Brktitube
@Brktitube 5 дней назад
ዋዋዋዋ🎉ዋዋዋ❤
@kdstiKidu-bu7qt
@kdstiKidu-bu7qt 3 дня назад
woww ከቻብ ና ማይኖዝ ለ እኒኦ ለውጢማ ኣሎ ኣብ ዓድና ❤
@Mesiye-b1r
@Mesiye-b1r 2 дня назад
ቅዲሚ 6 ዓመት ኣትሒዘ ነሩ
@NuedTube
@NuedTube 2 дня назад
ታይ ማለትኪ አዩ ጋለይ
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 5 дней назад
ፅሩያተይ❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 5 дней назад
ሙቁራተይ እንኳዓ ብሰላም መፃእኩም🙏🙏❤ ናፊቀኩም ካዓ ቀኒየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SaddFsdf-xi9ec
@SaddFsdf-xi9ec 5 дней назад
ዝፈትወኩም ስድራ ❤
@michielehagos
@michielehagos 5 дней назад
ወሓለ!!!
@RdIh
@RdIh 5 дней назад
ቡሩካት ስድራ❤❤❤
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 5 дней назад
❤❤❤❤❤ ምቅርተይ
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 5 дней назад
እሰይ ፁርያት ብልወፀ ይተከአልኻ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ልዋሃቢ ይሃቦ❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 дней назад
ደምርኒ
@MhretTades
@MhretTades 5 дней назад
ናፊቀኩም ቀንየ❤❤❤
@ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ
ምስ ይቅርታ ኣሕዋተይ ፆም እዩ😢😢😢😢😢😢
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 5 дней назад
Congratulations ❤️ ❤❤❤❤.
@user-oy1bm3oh9u
@user-oy1bm3oh9u 5 дней назад
Wow🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏
@AaAaa-hu7kn
@AaAaa-hu7kn 5 дней назад
ናፊቅናኩም
@wskn2913
@wskn2913 5 дней назад
አነስ.ክፋተኪ.ማዓረይ❤❤❤❤❤
@TesfamichaelAbraham
@TesfamichaelAbraham 2 дня назад
ሓፍተይ መደባትኪ ጽቡቅ እዩ ግን ኣብ ቓላትኪ ኣምሓርኛ እይትሓዉስሉ እኩ ኩሉ ግዜ ትግርኛ ክትዛረቢ ከለኪ ቓላት ጥንቅቅ በሊ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 5 дней назад
ኤምየ እቲ ገዛኹምሲ ካብ ገዛና ይጽብቕ ኣፍሪቃ ዘይመስል ገለ ዓይነት❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 4 дня назад
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏
@amekaa1044
@amekaa1044 День назад
ብሓቂ ክፅብቅ ገዝኦም ቀደማይ ዓለም ዘለው ይመስሉ አብ መቀለ ፅብቅ ገዛውቲ ናሃለወስ አብ ቀረፃ ግን አየምፅዎን ዋላ ዞም ድራማ ዝዋሰኡ. አ/አ እካ ፅብቅ ይቀርፁ እዮም
@user-hx6sg2yt6t
@user-hx6sg2yt6t 3 дня назад
ኣይትጥፍእና💜🤒
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 5 дней назад
my family ዝፈትወኹም ዳ ወላለይ❣️🥰
@Mko-ol5gp
@Mko-ol5gp 5 дней назад
ቡልፃተይ😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@HdgeSggd
@HdgeSggd 5 дней назад
ክንደይ ተኻሪክዮ ገዛ ኣቢየ
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 5 дней назад
Fikrkme,yebzhey,meikrty❤❤❤❤
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 5 дней назад
ስጋ ሕማም እዩ ኣይተብዙሑ ❤😂❤😂😂
@gfgffy8060
@gfgffy8060 2 дня назад
ኣንበሳ እኪ ምቅርተይ ዋሓለ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 5 дней назад
ክቡራት ስድራ❤❤❤❤
@user-sf2ip3ek4w
@user-sf2ip3ek4w 5 дней назад
kemey wuelkum atum shkorat❤❤❤🎉🎉
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 5 дней назад
Zfotyekum ❤❤fkrkum&hadarkum ybarkrlkum amlak ❤❤❤ des behalti baby le amlak yebyelkum❤❤
@netsanethaylemariam5490
@netsanethaylemariam5490 5 дней назад
Wow 👌 ❤❤😊
@MarabanaMarabana-v4l
@MarabanaMarabana-v4l 5 дней назад
ሳብስክራይብ ሐግዛኒ
@user-nv2yu9gx1l
@user-nv2yu9gx1l 5 дней назад
Shahi resieki ami😂😂😂
@user-bk3qy6xn1k
@user-bk3qy6xn1k 5 дней назад
Shkorat❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 5 дней назад
ሙቁራት ሓዳርኩም ይባርኮ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
@aligeygeltagry5122
@aligeygeltagry5122 3 дня назад
Waw🥰🥰🥰🙏
@SaraSara-ed3yj
@SaraSara-ed3yj 5 дней назад
አብሳአላ ማዓረይ እቲ አበካዶ አጣቃቅሙኡ እባ ንገርኒ ይቅርታ እና ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩሙ
@user-sp6jm5xf1m
@user-sp6jm5xf1m 4 дня назад
Dhri camera blie nebla ena😂😂😂 Fact eyuko✌️ Gn kfetwwkum welelay btaemi ekum des tblu hadarkum ybarkelkum🙏🥰
@user-ol7xn2ku2j
@user-ol7xn2ku2j 5 дней назад
Absiye ❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 5 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ ብወላድትኩም ከይታሓልፉነ❤🎉😢
@user-ns8qj9we9y
@user-ns8qj9we9y 5 дней назад
ወለላታት
@Good5yyu-fk6wy
@Good5yyu-fk6wy 5 дней назад
ድሕረ ካሜራ ንበልዖ ትበል 😂😂😂😂😂ክወድቅ ከሎ ❤️❤️❤️emiye
@Dgdewgsg
@Dgdewgsg 3 дня назад
ድሕሪ ካሜራ ክትብል ድሕሪ ካሜራ ዚትብል ኮሞት ከንባቢ ሓደ ታይ አዩ ድሕሪ ከ አለ ተይ ሕስብኩ 🤭😅😅😅
@mamusha536
@mamusha536 5 дней назад
በርገር ቑርሲ ዋይ ዓድና ገና ዩ ኒኦ መኮረኒ ሩዝ ቁርሲ ቐደም ነይሩ ግን ምሳሕ ወይ ድራር ተዝከውን ፅቡቕ
@NuedTube
@NuedTube 5 дней назад
Nana kemeyu eilna aynemartsn zrekebnayo eina moors
@ksaksa4270
@ksaksa4270 4 дня назад
አጆኹሙ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 дня назад
ደምርኒ🙏😍😍
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤ኣበይ ኮይኑኩምባ ትሰርሕዎ👏♥️♥️♥️♥️ ክፎትዎኩም ወለላታት😁👏👏♥️♥️♥️♥️
@HdgeSggd
@HdgeSggd 5 дней назад
ክንደይ ተኻሪክምዎ ገዛ ኣቢየ
@AG-py4xd
@AG-py4xd 5 дней назад
We love you family ❤ Uncle Sbahat thank you Correction Tigrigna Kezkizu X Zhilu 👍 You need 2 plates when you eat ❤ We love you Your fun from Atlanta Georgia
@NuedTube
@NuedTube 5 дней назад
Thank you dear 🙏
@tsegatsega7776
@tsegatsega7776 5 дней назад
ደቂ ነይ ትመስሉኒ ኣነስ ኣብዝሐ እየ ዝፈትወኩም ❤ ዛናይ ክረምቲ ጉዳይ ግን ኣይተናፍቅና ኤሚ ሽኮር 😁🤣
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 5 дней назад
ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉
@mmn7636
@mmn7636 5 дней назад
እድኪ ይባረኽ ኤሚየ ❤❤ሓዳርኩም ይባረኽ ብርኻት ሰድራ ❤❤❤🎉🎉
@user-md6yv9zo4i
@user-md6yv9zo4i 4 дня назад
ታኣዩ ዝልቃብኣቶ ማይነዝ ድዩ ዋላ ጅብነ
@NuedTube
@NuedTube День назад
Ewe
@amekaa1044
@amekaa1044 День назад
ማይነዝ እዩ ዝመስል
@MahletMahlet-ij4ox
@MahletMahlet-ij4ox 3 дня назад
Waw❤❤❤❤❤❤
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤wow ❤❤❤🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 дней назад
ሳብስክራይብ ግበራለይ ናይ አሚ አድነቅትብወላድትክን❤
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 5 дней назад
❤❤❤❤
@fsehagmeskel904
@fsehagmeskel904 4 дня назад
Wowwww❤❤❤🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 дня назад
ሳብስክራይብ በልለይ❤
@user-qv1xf9df6n
@user-qv1xf9df6n 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 5 дней назад
ሙቁራት ስድራ❤❤❤
@user-tl8tv6fi8x
@user-tl8tv6fi8x 5 дней назад
ችዝ ታይ እዩ ማዓረይ
@zufangaltewahado7247
@zufangaltewahado7247 5 дней назад
ጅቡን ይመስለኒ
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 5 дней назад
❤❤❤
@tlgray4660
@tlgray4660 17 часов назад
❤❤❤❤❤
@user-mm3vt9oi6j
@user-mm3vt9oi6j 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሽኾራት
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube 5 дней назад
💕💕💕💕
@user-qr8um4cp5l
@user-qr8um4cp5l 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@amlsuame-hw1sh
@amlsuame-hw1sh 3 дня назад
🎉🎉🎉🎉❤❤
@aass4281
@aass4281 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
ትግርኛ tiktok
11:54
Просмотров 8 тыс.
 ቀልድታት እንዳ ጌሬ እሙን
11:40
Просмотров 36 тыс.