Тёмный
No video :(

ኲናት ኢትዮጵያን ሻዕብያን፣ ብወገን ዓሰብ ዝጽጋዕ ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ... 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 1,2 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 12   
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 10 месяцев назад
🙏👍👍👍👍
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 10 месяцев назад
ከም ኣወልን ከምኡ ዝበሉን እዮም ሓዊ ዝእጉዱ ዘለው ግን ሰላምን ራህዋን ንውፅዒ ህዝቢ
@elsaelsa4777
@elsaelsa4777 10 месяцев назад
Ktet Eritrawi!!! 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 hagerka ahlifka aythab😢
@EriMoralMedia
@EriMoralMedia 10 месяцев назад
😂😂😂
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 10 месяцев назад
ክክክክክክክክክክክ ሃገሪካ ኣውሕሰ ኣበይ ዘላ ሃገሪ ቀደም ናብ ክልል ዝተመለሰት
@fikrteame6769
@fikrteame6769 10 месяцев назад
Akkkk hgi kea wedi maryam hazina ketfu enber ezom ewurat lbi da nabey kkedu💔💔💔💔
@fggb468
@fggb468 10 месяцев назад
ክተት ሃገራዊ ወደባት ዓደይ ከይድፈር😮😮
@EriMoralMedia
@EriMoralMedia 10 месяцев назад
😂😂😂
@EriMoralMedia
@EriMoralMedia 10 месяцев назад
እዚ ቪድዮ ግን ዝኾነ ምልክት የብሉን። ወረ እቲ ህንጻታትስ ናይ ቀዳማይ ዓለም ከተማ እዩ ዝመስል።
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 10 месяцев назад
ሓደ ትግራዋይ ንባሕሪ እሉ ዝሞውት ትግራዋይ ክህልወና የብሉን ንባሓሪ እልና ንክፊሎ ዋጋ እውን ፊፅም ፊቁድ ኣይኮነን ግን እትይ ችግሪ ብንኪ ዕንቅፅና ሻዓብያ እትይ ኩናት ከይውላዓ ክብዲና ሓቅፊና ንሓዲሪ ኣለና ሻዓብያ ካብ ዕሪቂ ዝግበሪ ትግራይን ኢ/ያን ሓደ ዓመት ኣቁፅሩ ክሳብ ሀዝ ኣብ መሬት ትግራይ እዩ ዘሎ ሎሚ ካዓ ኣብ ዛላምበሳ ታዓልም ይገብሪ ዊዕሉ እዝይ እዩ እትይ ዘፊሪሕ ልእላዊ መሬትና ክንመልሰ እሎም ኩናት ከይክፊቱ ኣደዳ ሻዓብያ ከይንኾን እንበሪ ሰለ ባሕሪሰ ኣይምልከተናን ዝምልከቶም እንተሃልዩ ባዓሎም ባሕሮሞ ይመልሱ
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 10 месяцев назад
ንሕና የፋል ንኩናት እና ንብል ግን እትይ ዑሰብ ህግደፊ ግን ኢዱ እዩ ግን እትይ ዝሕዝን ንሳቶም ዘይኮኑሰ እትይ ምሰኪን ህዝቢ እዩ ክብድ ዋጋ ክከፊል ወዲ ዲኽ እዩ ክሞውት ማዓዝ እሞ ደቆም ክጠፊኡ ኮይናም
@meharitafere67
@meharitafere67 10 месяцев назад
ካብ በዓል ከተማ ወዲ ሰውራ ማዕበልን ካልኦትን የድሕንካ እዚኣቶም ካብ ተዋጋኢት ላም ከማን ኣይከላኸሉን ክክክክክ
Далее
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
Просмотров 2,6 млн
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
Просмотров 2,6 млн