Тёмный
No video :(

ወዲ ትካቦ ክልምን? ሓገዝ የድሊ ስለዘሎ gofundme ንኽፈት፣ 2ይ ክፋል 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 25   
@DesA12346
@DesA12346 11 месяцев назад
ሰላም ኤማ፤ እዛ ትብላ ዘለኻ ትኽክል እንድያ፣ ኣብ ናይ ወዲ ትካቦ ግን ጌጋ ዘለካ ይመስለኒ ምኽንያቱ ቅድሚ ኩሉ ኣነ ከም ዝሰማዕክዎ ወዲ ትካቦ ዘይኮነ ሓግዙኒ ኢሉስ ከም መተባብዒ ኢሎም እዮም ንሓግዞ ኢሎም እቲ ምክንያት ከኣ ህግደፍ ኣንጻሩ ብብዝሒ ጎስጊሶም ዳርጋ ምስራሕ ከሊኦሞ ነይሮም ኣብ ዝባሃለሉ ደረጃ ኣዉሪደሞ ነይሮም፣ ከም ተወሳኪ ዉን ከምቲ ዝበልካዮ ዉን ርእሶም ኪኢሎም ንካልእ ከይሕግዙ እቲ ስርዓት እንድዩ ጠንቂ ኮይኑ ዘሎ ንዑኡ ንምእላይ ከኣ ዓቅሙ ይገብር ኣሎ። ከፊኡ ዘሎ ናይቶም እቲ ስርዓት ጽቡቕ ኣሎ እንዳበሉ ዝልምኑ ዘለዉ ኢዩ። ብዝተረፈ ብዙሕ ግዜ ጽቡቕ መደብ ኢኻ ተቅርብ ቀጽሎ።
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 11 месяцев назад
Indeed, I agree with you brother. I was surprised to see weditikabo asking for gofundme. He is one of our best singers and as you said, they should be supported by organising concerts.
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኣጂካ ቀጽሎ ድማ ይብለኻ።
@ermiasafewerki5234
@ermiasafewerki5234 11 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 11 месяцев назад
True men
@Debas97
@Debas97 11 месяцев назад
ኣኽ ገፋውንድሚ ከይ በልዓኩላ ክጠፍእ እያ☺
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 11 месяцев назад
💙💙💙👍👍💪💪💪
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 11 месяцев назад
💙💙💙💚💚💚💙💙💙💙💙
@Fili12258
@Fili12258 11 месяцев назад
ሰላም ክቡር ሓው ፡ መደባትካ ኣዝዩ ጽቡቕ እዩ ቀጽሎ ኢኻ። ሕቶይ ፡ ንወዲ ትካቦ ሽሙ ጠቒስካ ፡ ነቲ ብሕማም ምኽንያት ዘታለለ ሰብ ሽሙ ምጥቃስ ንምንታይ ኣይደለኻን ?
@yordag9538
@yordag9538 11 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙💙
@temenow
@temenow 11 месяцев назад
Selam Amanuel , The fund raising for Wedi Tikabo was not done by him. He never asked for it. It was created by Abraham Tesfalul and the reason was made clear to the public. The reason was to motivate and thank Wedi Tikabo for what he has done in Art. Please try to address your topic clearly and don't mix it.
@tigezana3605
@tigezana3605 11 месяцев назад
ሰላም Temenew; ትኽክል ወዲ ትካቦ ኣይኮነን ሓቲቱ። የግዳስ ንወዲ ትካቦ ክሕገዝ ክተባባዕ ተባሂሉ ዝተገበረ፣ ብርእይቶይ ትኽክል ኣይኮነን። ምስ ጥዕኑኡ ምስ መዩኡ ሰሪሑ ብቀሊል ከምጾኦ ዝኽእል ገንዘብ፣ ብልመና ክኸውን ኣይነበሮን። ብዙሕ ካብ ገዙኡ ዝተዛናበለ፣ ብዙሓት ጠዋሪ ዘይብሎም ክተባቡዑን ክሕገዙን ዝግበኦም ህዝቢ ከለዉ፣ ንበዓል ወዲ ትካቦ ንበዓል ኪሮስ ገንዘብ ምውጻእ ትኽክል ኮይኑ ኣይስመዓንን።
@erhjkb
@erhjkb 11 месяцев назад
Yegrem eyu
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 11 месяцев назад
Ema I like what you do ❤ brother 💙🙏🏽🛖🌿
@Galaxy_S304
@Galaxy_S304 11 месяцев назад
ናይ ኤርትራ ሰነ ጥበባውያን ኣብ ሚድያ መጽዬም መምልማን እምበር ንህዝቢ ሕክምና ክሰሩሑ ዶ" ቤት ትምህርቲ ኣይንሕሰቦ እዮ
@lmuielnebirezene600
@lmuielnebirezene600 11 месяцев назад
Abza ni Ermile gega aleka. Cinema Roma zeykone Cinema Impero eu. Mikniyatu ni Hamamatia (ni mahber menisey)silezikonet Cinema Impero.
@GEO.16
@GEO.16 11 месяцев назад
ዝርድኦ ህዝቢ ኣይኮነን ኢሳይያስ ዝተጋሰሶ ርእሱ ክሕግዙ ዝግብኦም ሓጉዙና ይብሉ ፡ ተመሊሶም ድማ ንዝረግጾም ኢሳይያስ የምልኹ ፡ ንመን ይሕግዝ እቲ ህዝቢ ኣይፈልጥን ኢዩ ፡ ሰረቕቲ ኢዮም ዝጻወትሉ ኣይሰምዕን ኢዩ ውን ።
@habteghebre785
@habteghebre785 11 месяцев назад
Widdr eyu ezom deleyti fthi snetibebenatat kijimrwa alewom gofundme
@genettecle6461
@genettecle6461 11 месяцев назад
Btami zehfr eyu ab Eurpan USA koynom hagez katu keleu
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 11 месяцев назад
Aas u are saying, it is embarrassing. Begging un necessary. A person who are in America and Europe !! Before we boasting who we are, think wisely. There people who suffering agony of diseases and poverty in our communities.
@mileteyemane2781
@mileteyemane2781 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤😊
@amanueltsegai9331
@amanueltsegai9331 11 месяцев назад
ሰላም ኤማ ፡ናይ ወድ ትኳቦ ጸገም ኔርዎን ኣይነበሮንከ ኣጽኒዕካ ዲኻ?ምናልባት ብጥዕና ተሸጊሩ ኔሩ ከይከውን ንምባልየ።
@tigezana3605
@tigezana3605 11 месяцев назад
ሰላማት ኤማ፣ ጸገም ኣይነበሮን ክተባባዕ ኢሎም ዝተገብረ ኢዩ።
@lion78adu63
@lion78adu63 11 месяцев назад
Abza nay wedi tkabo gega teredieka alo
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 месяцев назад
ደገፍቲ ህግደፍ ፡ በቲ ኣብ እስራኤል ዘጥረይዎ ሞያዊ ተምክሮን ገንዘብን ፡ ነቲ ዝፈትዉዎ ህግደፍ ንምሕጋዝ ናብ ነፋሪት ተሰቒሎም ናብ ኤርትራ ክኸዱ ይቃዳደሙ ኣለዉ ፡ ዝበሃል ሓቂ ኣለዎ ድዩ፧ ወይስ ኣይፋሎምን ፡ ናብታ ንካናዳ ትኸይድ ዘላ ጥራይ እዮም ብኽያት ኣሰንዮም እናለምኑ ክስቀሉ ዝልምኑ ዘለዉ ?
Далее
ዮአዳን (ክፍል 23)
30:49
Просмотров 347 тыс.