Тёмный

Raiena....ስለምንታዩ ቅንጸላ ኣብ ልዕሊ ተስፎም መሓሪ 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect differences. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Aga’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.

Развлечения

Опубликовано:

 

27 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 166   
@selam-291.
@selam-291. 15 дней назад
ኣጆካ ተስፎም ኣብ ጎንካ ኣሎና❤❤❤
@gengeb5610
@gengeb5610 15 дней назад
Tesfom you are the most honest person, Came to tigray. We love you brother,hope to see you again in Canada ❤
@user-ou9eq9mt3b
@user-ou9eq9mt3b 13 дней назад
Honest guy
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 16 дней назад
እግዝኣቢሔር ካብ ክፋእ ዘበለ ይሓልኩም
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 13 дней назад
❤❤❤ keep it up men of peace , men of true
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 5 дней назад
ተስፎም ብሉጽ ሰብ ውሑዳት እዮም ዝስቡኻ ውሑዳት ሰባት እዮም ብሉጻት❤ ኣጆኻ 😊
@Tusfai
@Tusfai 12 дней назад
ተስፌ ዛ ኣውራጃ ትብላ ኩሉ ግዜ ደስ ኣይትብለን እያ ኣብ እስራኤል ካብ ኩሉ ዞባ ሓዚኑሉን ቀቢርወን ኣዋጺኡሉን በጃካ ኣካይዳካ ደጊምካ ሕሰበሉ 😭😭😭😭😭
@dawitgg9400
@dawitgg9400 16 дней назад
ተስፎም እታ ሓቒ እንዳነጸረ እዮ እሞ ጉዕዛ ቀጽል ።👌👌👌
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 13 дней назад
ደቂ አስምር አኮሎጊዚይ ኒሃናዬም።።❤❤❤❤❤❤❤።ኒዓናዪቀሪቡ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@smilesmile2096
@smilesmile2096 17 дней назад
GOD bless you 🙏. 🙏 brother 🙏.. 🙏 .
@RaienaMedia
@RaienaMedia 17 дней назад
Same to you
@goblelshaibiya6035
@goblelshaibiya6035 13 дней назад
1 amet beheji entxenihkum..waw..i will be surprized.
@user-xe2lj3qm7n
@user-xe2lj3qm7n 15 дней назад
ወዲ ንጉስ 👑 ጎይታ ሓቂ
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 13 дней назад
ፊቲ ይፈቲቲ ❤❤❤ፊታ ፈቲፈታ ጊዚኡጂዩ።❤❤❤❤❤።
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 9 дней назад
Alem be Ahgure abzeihasebelu nesekum 5 hedmo zelewen werdatate thasebu. 😢😢💔💔💔
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 13 дней назад
Selam yehwatey❤❤
@tebletsafewrki6893
@tebletsafewrki6893 16 дней назад
Ajeka Tesfem hawna ketselelu,❤
@Fache316
@Fache316 17 дней назад
ዓጋመጉዛይ -ኣህባይ እዎ ዕስለ እዎ ሓሰር እዎ ዕሰሉ ኣህባይ ዓሌታውያን😂😂😂😂 ፎእእእእእእእእእ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 17 дней назад
❤❤❤አንታ ወዲ አሃዶይ ነበር ተስፎም! እወ ቅንዕናስ ኔሩካ ግን አብ ህዝብና እቲ አቀዲሙ ንመጥቃዕቲ ዝጋለጽ እቲ ቅኑዕን ገርህን ጸላኢ ዝብሃል የብለይን ዝብል ሰብ እዩ ግዳይ ዝኸውን!! አይሰማዕካዮን ትኸውንምበር እቲ ብሌናይ አብ ራኢና መደቡ ብምቅራቡ ብዙሕ ብአኻ ሕጉስ ከምዘይነበረስ ግሉጽዩ ኔሩ❤❤❤
@gamlak1
@gamlak1 16 дней назад
ወዲ ንጉስ ጸላኢኻ ይቀንጸል። ሃየ ድእ ቀጽል ጽቡቅ ምላሽ ። ዓቢ ኽብረት ።
@senedtesfamariam3961
@senedtesfamariam3961 16 дней назад
Wedi ngus jigna ajoka dahan tsbuk aleka kubul eyu eziaom sebat ygageyu alewu
@niyatsami6926
@niyatsami6926 15 дней назад
ሰላም ተስፎም ሓዉና ፡ ኣጆኻ ነዞም ናይ ቁሸታት ዝሓስቡ ሸለል በሎም ከም ቀደምካ ኣስፍሕኻ ረኣዮ። ዱሑራት ሰባት ከምኡ ድማ ናይ ህግደፍ ሱሩዓት ኣለዉ ኣብ ዉሽጥና።
@henokgoitom5247
@henokgoitom5247 16 дней назад
Dew keytibil wedi Nigus xegibom eyom eziyom
@gggt5400
@gggt5400 13 дней назад
Tesfom hawena leelaka nie kalesi meniesayat zekalesen zemederan alo enietelo hasot eyou.ajoka jegena eka ,Tefetawi gena kolea eyou aytemaheren kemahar alewo bako eyou tefetawi nie beregad nie hamedu zegoto zelo eyou. Betaemiy awerajawiey eyou
@milliontareke6728
@milliontareke6728 17 дней назад
❤❤❤ keep up the good job bro
@tebletsafewrki6893
@tebletsafewrki6893 16 дней назад
Nay kedem TekalasY 💪💪💪
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 12 дней назад
ኣንድነት
@bashatube8986
@bashatube8986 17 дней назад
Fetari tsilalu yenbrelka Tesfom Hawey❤️
@aiedahaile495
@aiedahaile495 17 дней назад
Good job Mr Tesfom
@tesfayteklu7991
@tesfayteklu7991 16 дней назад
🤩✌️🙏👍
@user-vj6dy9vn1t
@user-vj6dy9vn1t 16 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 9 дней назад
I am very disappointed. 💔💔
@samsonm2011
@samsonm2011 17 дней назад
መርሓባ ወዲ ንጉስ ኩላትና ኣብ ጎንኻ ኣለና ሰልጠነ ሚሊሻ ስርናይ እዩ ነቲ ስርናይ ብዶላር ይወስዶ ኣሎ ከም በዓል ሰልጠነ እወ ብርግጽ ናይ ፖለቲካ መሀይም እዮም እዞም ከምዚኦም ሰባት ኣበይ ከይበጽሑ ኢልካ ሸለል እንተኢልካዮም ኣብ ላዕሊ ደይቦም ሰብ ከጽንቱ ስለዝኽእሉ ሰልጠነን መሰላቱን ብግዚይኡ ፎእ ክባሃሉ ኣለዎም ድሮ እኯ ሰልጠነ ናይ ህዝቢ ገንዘብ ምጥፍፋእ ጀሚሩ ኣብ ጥቕሙ ምውዓል ጀሚሩ ኣሎ: ኣዝማሪኖ ህግደፍ ኣሊኻ ሰራር ኣድጊ ዓዲቀይሒኖ ምምጽእ ከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 16 дней назад
ወዲ ንጉስ በዕልኻ ዘተግረርካዮም ባዕልኻ ኢኻ ትቕንጽሎም። ገጽ ኣይ ትሃቦም ቡኛ👊 ጥራይ💪 መን ንመንዩ ክቕንጽል ተማሃሮ ናትካ ኢዮም መምህር ኢኻ ንስኻ ቀጽል ጥራይ!!💪❤💖❤💖
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 17 дней назад
ወዲ ሓማ ጭደድ ኣንድያሞ ጥራይ ዕጅብ ከይብለካ ኣለና ምሳኻ ተስፎማ💪
@senedtesfamariam3961
@senedtesfamariam3961 16 дней назад
Ayesrhanan eyu elom slezhasebu eyom ajoka tray nska ab metkelka tray kulu nsemio alena eko
@user-ou3ef5ho2p
@user-ou3ef5ho2p 14 дней назад
Tesfom kabti zhalfe zgeberkayo hji tgebro zeleka yikefie, btami yehfir emo wefri selam nderbeyti emni kihgz yeblun endabelka temeliska etiom derbeyti emni nab wefri selam zeymexu elka mzrab nbska atababika kab mrayin,ane ye wesani elka nbska kab mitlal halifu kumneger yeblun
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 13 дней назад
Seb dedzzero eyu zatsd . Keep it up.
@gezanachannel3463
@gezanachannel3463 16 дней назад
Tesfom jegna teklasay ente beal gebray gen mealtkn texbeya
@ghkh782
@ghkh782 11 дней назад
ከይትገድፍ ኩላ አቃልዓዮም ሕፍረቶም ክወጹ አለዎም ንሕና ኢና አብ ቅድሚት አለና ድብሉ ለያቡ
@fthitekle9354
@fthitekle9354 11 дней назад
Tesfom 🤗
@SelamTewelde-bk9gx
@SelamTewelde-bk9gx 16 дней назад
አጆካ ተስፎም ጅግና
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 12 дней назад
አነ ዝገርመኒ እዚ ተፈታዊ በዓል ስልጣን ድዩ ወይስ ጋዘጠኛ???
@dawitzerzghi8454
@dawitzerzghi8454 17 дней назад
Xbuq hasab hseb
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 13 дней назад
ህግድፍ ኮይኖም ኚማሒረዲ ይቂረብል።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 13 дней назад
የማኒከይ ዝምድና ረኺቡ።❤❤❤❤❤❤❤።
@selamtesfay1834
@selamtesfay1834 14 дней назад
Tesfom hawey tigsti shelel mbal Personal seymwsad malet bzuh seb ab kereba u kabay jemirka.
@gggt5400
@gggt5400 13 дней назад
Aletawi eyou tefetawiy
@goblelshaibiya6035
@goblelshaibiya6035 13 дней назад
Xebuk aleka bro....if they can't privide any proof for saying Monkey to people of Akeleguzay..which is real by the way...simply..they plan to take u out of their way to get rich soon😂😂😂😂
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 13 дней назад
Tesfomey ajoka dehan haki kinzareb kemaka selam zsebeke seb yelen❤❤
@dongolatemalaeatawedi7291
@dongolatemalaeatawedi7291 14 дней назад
Berah hangol
@TsegehannaFkadu-mq7tq
@TsegehannaFkadu-mq7tq 16 дней назад
Selma 🤙🤙🤙👍👍👍
@Blue_2024
@Blue_2024 17 дней назад
Baska ms seltene eyu no ms Wufuy aregit berah
@Fache316
@Fache316 17 дней назад
ድገመሎም ኣህባይ ከም ምዃኖም ይፈልጡ ኢዮም ዕሌታውያን።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 15 дней назад
Sdi drbai
@Hlmey
@Hlmey 16 дней назад
ኣልግስ ክንደይ ትሓምቅ ኢካ ግን ሑልኩስ ኣብ ጸቢብ ተወተፍ ንሕና ብናይ ወዲ ወርቁ ኢና ዘይ ደገፍናዮ ኣብ ሓዘን ኢና ኔርና
@user-cj2nu8ug9e
@user-cj2nu8ug9e 16 дней назад
Nehenah Alena ab Goneka Tesfom arkey!!
@michalefshatsion5489
@michalefshatsion5489 16 дней назад
ተስፎም ጅግና ቀጽሎ ጥራይ ሰማርን & ተስፋይ ኣምጽኣዮም ጥራሕ
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 13 дней назад
Zgerm eyu
@selam-291.
@selam-291. 15 дней назад
ተስፎም ንፉዕ ኢካ!ግን እዞም ናይ ዕለት 20 ብ ተፈታዊ ክቅንጸሉ ከለዉ ድምጺ ኣይኮንካዮምን ልክዕ ከምዛ ናይ ጉጅለ 15 ድምጺ ዝኮኖም ምስ ሰኣኑ ኩሉም ዝጠለምዎም ፡ደሓር ኣብ ነንሶም ዝተመልሰቶም ሕጂ ከኣ ነቶም ናይ 20 ድምጽኩም ዓቂብኩም ሱቅ ምስ በልኩም ኣብ ዝባንኩም ዓሲሊ ሰልጠነ። ❤በንጻሩ በዓል ዓወት ካራ ንስካን እዞም በዓል ሰማር ተስፋይ ዮሴፍ ክትቅንጸሉ ከለኩም ዓወት ካራ ሰብ ኣኪቡ ድምጺ ኮይንኩም ቀንዩ ይሕዋትና ድምጾም ይሰማዕ ናይ ምዝራብ መሰሎም ይተሓሎ ኢሉ ሰብ ኣኪቡ ደቂ ሰራየ ኩሎም ኣኪቡ ድምጺ ኮይኩም ውዒሉ።ስለዚ ንስካ ኩሉ ግዜ ናይ ብሓቂ ተቃላሳይ ምካንካ ዘረጋገጽኩሉ ግዜ ገንዘብ ሓገዝ ኣየድልየንን ማ በልካ እየ እሞ ድማ ሓሚምካ ከለካ ስለዚ በዚ ምክንያት ናይ ቢስነስ ከምዘይኮንካ ከም በዓል ውፉይን ሰልጠንን ከምዘይኮንካ ቅኑዕ ተካላሳይ ምካንካ ቀሎ
@johncongrayohanneskiflay5893
@johncongrayohanneskiflay5893 15 дней назад
Ajoka
@BiniYonas
@BiniYonas 16 дней назад
Tesfom ስራሕካ ቀጽል
@fkreayele3056
@fkreayele3056 16 дней назад
ሐንቲ ከይሰደርኩም ገልጠምጠም አይተብዝሑ
@Blue_2024
@Blue_2024 17 дней назад
Nskan seltenen hade ekum aregit berah
@user-cl1xt8jo4g
@user-cl1xt8jo4g 13 дней назад
Tgagye ayfeltn eye emo eyesus belena
@samtikokesete180
@samtikokesete180 15 дней назад
Our brother you don’t have use TikTok
@OasisPenapel
@OasisPenapel 12 дней назад
ውፉይ ነገሱ ኣብ ከተማ ዳዊት ዝብል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኦሪት ዘፍጥረት ተጻሒፉ ኣሎ
@samuelyohannes8397
@samuelyohannes8397 17 дней назад
Gega sasit ayneberen
@tesfayteklu7991
@tesfayteklu7991 16 дней назад
1:02:33 Great hasab tesfom hawey realy nay Metkel seb eka kemu aynet sebat,yom zedlyuna intedeleyu gn baelom tegonbihom yqre yhtetuka
@selammskulu1
@selammskulu1 17 дней назад
Memhrey ybleka nares hji godilkani bro
@selamtesfay1834
@selamtesfay1834 14 дней назад
Wuffy ab megesha u selo
@lidyatumuzghi204
@lidyatumuzghi204 13 дней назад
ኣመሪካ መሐከሚ ምስ ከበረካ ብነጻ ክትሕከም ኣብ ዩሮጳ ኢካ መጺካ ንወፍሪ ሰላም ኢልካ ኣይ መጻካን ሓሳዊ
@samtikokesete180
@samtikokesete180 15 дней назад
Shaqulot aleka will nxbuq ygbero
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 13 дней назад
እም ኒማኒክዥ ዝምምዲዩ።ሓቁዩ በስቢሳምበር ❤❤❤❤❤❤❤።ኒቶማሲዘመደ።ኩሉ ኀውሪ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አስምር እኲሎጊዚይ የሒዊቱናዩም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 25:33
@BiniamHabte-zn7kk
@BiniamHabte-zn7kk 15 дней назад
Tosfom ab zeygaylaka sasiaca
@SelamAdisu
@SelamAdisu 16 дней назад
😊❤❤❤❤
@Hlmey
@Hlmey 16 дней назад
እስከ ተኣለየልና መጸጸጽ ኣይ ንደልን ኣለና ሕጂ መላጥ ህበይ እኮ ኣይ ብርሃኒ ኣልግስ ከልቢ ዓለም
@rodi7201
@rodi7201 14 дней назад
Ajoka tefom hawey giezie teqeyaray eyu nkulu kfatom gieza keghdo eyu
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 16 дней назад
ሰላም ተስፎም ሰዓብቱን ተስፎም ማለት ህድእ ኢሉ ዘይከይድን ምዕድካዩውን ዘይሰምዕን ዋላ ሓደሓደ ግዜ ጽቡቕ ሓሳባት ዘምጽእ እኳ እንተኾነ ካብ ግዜብ ግዜ ኣረኣእይኡ ዝጋላብጥ ሰብ እዮ ንነገራት ኣቐዲሞም ናበይ ይኸዱውን ዘየስተብህል ምስኮነ ጠራዕራዕ ዝብል ከም ኣብ መቑሎ ዝቁሎ ዘሎ እንጣጢዕ እዩ ኣቐዲመ ኣነ ይጽሕፈሉ ነይረ እዩ ግን ኢግኖር ይገብሮ ነይሩ ንሓሳባትይን ርእይቶይን ብዓል ሰልጠነ ይኹን ሰዓብቶም ንልዕሊ ዓሰርተው ሓሙሽተ ዓምታት ኣንጻር ህዝቢ ሓማሴን ንጽንተቱ ክጉስጉሱ ከለው ተስፎም ምስኡም እዩ ነይሩን ዓገብ ውን ኣይበለን ምስዞም ጸበብቲ ዓሌታውያን ዝኾን ቁምነገር ክስራሕ ኣይከኣልን እዩ ሕጁውን ተስፎም ይኹን ሰዓብቱ ልቢ ግበሩ እዚኦም ጽልኦምን ቅርሕንቶምን ምስ ህግድፍ ዘይኮነስ ምስ ህዝቢ ሓማሴንእዩ ካብ መጋበርያኦም ምኳን ነብስኹም ኣብሕኑን መቃልስትኹም ኣለልዩን ንህዝብኻን ንዓድኻን ክጥፍእ ዝህንደድ ስብ ንዓኻውን ኣይክምሕረካን እዩሞ ተስፎም ልቢ ዓድግ ዋላ ብተሌፎን ክረኽበካውን ድሉው እዬ እንተ ልቢ ኣጥሪኻ
@በረኸት
@በረኸት 17 дней назад
ኣጆካ ተስፎም ጥራሕ ጉዕዞኻ ቀጽል ቀስ ኢሉ ክርድኣ ኢዩ እዛ ኩብኩብታ፡ በደህቲ ሕቶታት እንዳ ገበርካ ሕተታ ንኹላ ጥራሕ ብዝያዳ ናብ ገብራይን ጃንሆይን ዝቀንዐ ብዝያዳ።
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 17 дней назад
ተስፎም በጃኻ ካብ ስምዒትን ወጺኻ ህድእ ኢልካ ምሕሳብ ከድልየካ እዩ!!! ኩሉ ኣበርክቶኻ በዚ መልክዕ እዚ ንድሕሪት ኣብዚ ክትበጽሕ ሓሲበዮ ኣይፈልጥን!!!! ምስ ዉልቅዊ ጽልኢን ባእሲን ኣይተታሓሕዞ!!!
@tesfyewelye5341
@tesfyewelye5341 16 дней назад
Wedi Ngus jigna ajoka tiray ezom ahbay aytgedeslom
@berihawala7828
@berihawala7828 15 дней назад
ካብ ዓለም ለኻዊ ናብ ኣውራጃዊ ክትወርድ ምርኣይ የሕዝን
@sami85berhe18
@sami85berhe18 16 дней назад
God job
@abrahambeyene3913
@abrahambeyene3913 15 дней назад
Wrong it is private party
@jorgotfanus5230
@jorgotfanus5230 16 дней назад
Tesfom, ቁሩብ ትሕሱ ኣለካ 1) ዶ/ር ነጋሲ ኣንጻር ዉፍይ ወይ ሰልጠነ እንታዩ ወሲኑ? 2) ከምቲ ንዓካ ዝነበረካ ሕቶታት ንዓዓቶም ዝነበሮም ሕቶታት እንታይ ትፈልጥ 3) ወፍሪ ሰላም ንብ/ንሓሙ ክድግፍ ዘይፍቐዶ እንተ ኮይኑ ፡ ስለምታይ ከም መሻርቲ ሰላም ይዕድሞ ኔሩ
@temesgengebregergshio402
@temesgengebregergshio402 16 дней назад
Ezom tesfom tekalu eyom niseltene resah melihas hizomis adi kiatiwa yihasiba alewa emo hizibina haytatu zaydu melusu dahar ka wufuy keytelielo rietos entay malet eyu megenber kab hikekeni kihakeka rihaku
@Fache316
@Fache316 17 дней назад
ኣለና ምሳኻ ወዲ ሓማ ጅደድ
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 12 дней назад
እቲ ውፍይ ዉን ጽቡቅ ጥረሕ ምዝራብ ቅንዕና አይኮነን እሰያስ ቀደም አብ ሜዳ ከሎ ጽቡቅ ጥራሕ እዩ ዝዛረብ ነይሩ ልቢ ህዝቢ ስጋብ ዝሕዝ ህዝቢ ውን ተአኪቡ ይሰምዖ ነይሩ።
@zabebatoaom4690
@zabebatoaom4690 15 дней назад
💞💞💞🙏💐💐👌👍
@Raki1204
@Raki1204 16 дней назад
Fooooo mara akifka zirba waga yeblun 10 Amet ane ab paltok yeflteka kitzareb tiray🤔🤔🤔🤔🥺🥺🥺
@loveghe
@loveghe 17 дней назад
ብመልሓስካን ኣተሓሳስባኻን ባዕልኻ ኢኻ ትጽንጸል ዘለኻ:: ጬጉራፍስ ባዕላ ሃሪማ ባዕላ ተእዊ::
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 12 дней назад
ተፈታዊ ንኹሉ ብቅንጸላ በጺሕዎ አሎ እንዳ ተፈለጠ ይኸይድ አሎ።
@amanuelpaulos6974
@amanuelpaulos6974 16 дней назад
ጉዑዞኻ ቀጽል እዚ ወሎዶ እዚ ካባኻ ብዙሕ ተማሂሩ ብሕጂ ውን ክመሃር እዩ።
@bigsami5410
@bigsami5410 17 дней назад
ቶስፎም ሓወይ ቀደሙ ዘይ ተካል ውላድ ኼንካ እንበር ምስ ኣህባይ ዶ ቃልሲ ኣሎ ዩ ምስ ብዓጽሚ ካሓስባ ዝዉዕላ ጋወኑ ሕጂ ውን መቃልስትካ ፍለጥ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 16 дней назад
😂😂ናይ ውጩ ፕሮፋይል ጌርካ ከም'ዚ ኢልካ ክትዛረብስ ኣይትሓፍርን! ወዲ ንጉስ ከምዚ ከማኻ ደንቆሮ ኣይኮነን።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 16 дней назад
ንስኻስ ደይ ብኣውራጃኻ ትዛረብ ዘለኻ ኣይትሕሽዎ ኣይትሓምቅዎ ።ግዳ ተዋስኦ ግደፍ ኩሉኹም ኣውራጃውያን ኢኹም ኣብ ሃገራውነት ተሓቢእኽን ተሽክዖዖ ሰብ የለን ።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 15 дней назад
Omg beja deki Akeleguzai exf belu
@hdmona7727
@hdmona7727 15 дней назад
Agameguzay ይህባይ
@dawittewelde4126
@dawittewelde4126 15 дней назад
መንዩ ክቕንጽሎ ነዚ ሳልሳይ ክፍሊ
@surafailtesfazion179
@surafailtesfazion179 16 дней назад
ከሳብ ሲኦል ተአቱ ቀጽሎ አይጉዳይናን እዩ ብአካ ዝወግሕ የለን።
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 17 дней назад
ካብ ሕሉፍ ተመኩሮታት ይኹን ተነጽሎ እንተዘይተማሂርና እመነኒ በዚ ንኸዶ ዘለና ግዜ እትረፍ ነዛ ዓባቅ ውድብ ጥዕና ዘለዋ ዲሞክራሳዊት ውድብ ክንኣሊ ዓቅሚ የብልናን:: እዚ ባህሪ ውሽጣዊ ሓርነት እዩ::
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 14 дней назад
ብዘይካ ተግርርርር ካልእ እንታይ ታሪኽ እለካ:ነታ ተግርርር ከማን ካብ ፍልጠትን ምርምርን ወይ ታሪኽን መበገሲ የብልካን ካብ ተግርርር ሓሊፍካ ካልእ ታሪኽኻዊ መበገሲ ወይ ትንታናዊ ፍልጠት የብልካን :: ድሓር ንዓኻ መን ክቅኑጽለካ ባዕልኻ ተቀንጺልካ ዘለኻ ::
@mestewalie6479
@mestewalie6479 15 дней назад
ብሓፈሻ ንህዝቢ ሓማሴንን ህዝቢ ሰራየን አብ ልዕሊኡ ተንኮል ዝእለም ዘሎ እዩ ሓፂር
@semere8059
@semere8059 16 дней назад
ተስፎሞ ኣጇካ
Далее
Ручка из шланга, лайфхак
00:11
Просмотров 16 тыс.
Пов: папа в семейном чате
0:13
Просмотров 2,7 млн