Тёмный
No video :(

ዋጋ ዘይክፈሎ ሓርነት የልቦን! 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 32   
@samuaelbrhane6808
@samuaelbrhane6808 Год назад
Well done ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ ደጋጊምካ ክስማዕ ዘለዎ ሓሳባት እዩ።
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 Год назад
Thank you bro you are one of the best teachers ❤❤❤
@user-vf9hd9fy6q
@user-vf9hd9fy6q Год назад
Welcome back my brother from your sister tigrawiti
@furtunatsegay7223
@furtunatsegay7223 Год назад
welcome Adam
@th-ef6me
@th-ef6me Год назад
Thanks Adam very interesting massage
@samuaelbrhane6808
@samuaelbrhane6808 Год назад
Well done
@negashtesfaytemesgen1977
@negashtesfaytemesgen1977 Год назад
Memhrey yekenyelna
@kidaneas
@kidaneas Год назад
Good to see. Adam
@user-oc9ct7ss7h
@user-oc9ct7ss7h Год назад
Good to see you bro ከምትዝበልካዮ ህዝብና ሓደ ጌጋ ውሳኔ ከምዝወሰደን ናቱ ውጺእትም ነዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘለና ጠርዚ ናይ ውድቀትናን ጥፍኣትናን ምስክር እዩ። እዚ ህዝቢ አብ ግዜ ምምሕዳር አክሱምን ቅድሚኡን ዝነበረ እቲ ብራከ ምዕባልኡን ተባላሕነቱን ንዕኡ ኮይኑስ ንዓናም ክሳብ ለይቲሎሚ ንሕቡነሉን ንግልገለሉን ዘለና ክብርታት ዝማሃዘ ሕብረተስብ እዩ ኔሩ። ብድሕሪዚ ግን እንታይ ተለዊጡ እንታይ ቀይርና እንተበልና ዝጠቅም እመስለኒ። ንዓይ ክርእዮ ከለኩ እቲ ዓብይ ለውጢ ኰይኑዝስማዓኒ ምትእትታው ክርስትናን ኮይኑ ይስማዓኒ። እዚ ክብል ከለኩ ክርስትና ጌጋ እዩ ዘይኮንኩ ዝብል ዙለኩስ አራዳድኣና አብዚ ሃይማኖት ጌጋ ከይከውን ክፍተች አለው። ንአብነት ብዝሒ ባዓላት፣ ጠቢብዶ ቡዳዶ፣ ሽግርካ ኮፍ ኢልካ ሓሲብካ መፍትሒ ካብምንዳይ መፍትሒ ካብ ሰማይምጽባይን ካልእን ንሕብረተሰብና ልሙስ ጌርዎ ኮይኑ እስማዓኒ። ብዝኮነ አዳሚኖ እንተ ኪኢልካ ቅድሚን ድሓርን ክርስትና ብመርትዖ ዝተሰነየ አስተምህሮኻ ጆባ እንተቡልካና ጽቡቅ ኔሩ።
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 Год назад
Yes well said.. Eritrean did not have time to heal from trauma 🙏
@Daniel-nr6bl
@Daniel-nr6bl Год назад
Presently surprised to see you. Welcome home! Pro West all the way🤝👍
@t.708
@t.708 Год назад
❤❤❤ des eluni wellcom bro.
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
እንቋዕ ብሰላም ተመለስካና ።
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Год назад
Enkoe be selam mexka adam bro❤❤❤
@gebremedhinwoldu1834
@gebremedhinwoldu1834 Год назад
Welcome brother. Good to see you again.
@merhawiabraham7217
@merhawiabraham7217 Год назад
Eingae biselam mexaka kubir hawey
@sosotime7781
@sosotime7781 Год назад
Welcome back, good see you
@WendyFG39
@WendyFG39 Год назад
ሰይጣናውያን ብኢድ አዙር ከምዚኦም ዝአመሰሉ ገለ ክእለት ዘለዎም (eliets) እናተጠቅሙ፥ አብቲ መዓር መርዚ እናሓወሱ ህዝቢ እናአዳናገሩ ይገዝኡ። እዚኦም መሳርሒ ገዛእቲ፥ ሓመድ ንፍጡር ዝምነዩ፥ ዕላማኦም አብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ንምድንጋር እዪ፥ እምበር አብ ወጻኢ ዘሎስ አጸቢቁ ይፈልጦም እዩ ከደምቲ ገዛእቲ ምኻኖም። እዚኦም መሳርሒ ገዛእቲ፥ ቅጽል ይግደፍ፥ መለሳ ቆሎ ጥጥቆ ዝብልዎም፥ አብ ምቹእ ተቀሚጦም ከብቅዑ፥ ያኢ አብ ጎደናታት ምዕራባውያን ጫው ጫው ኢሎም መፍትሒ ከምጽኡ አይክእሉን። ብፍቃድ ጎይቶቶም ቅጽል ይግደፍ ኮይኖም ክቅጽሉ ይሓልሙ። ገዛእቲ ቀዳሞት አገልገልቶም በዓል ኢሰያስ ይአርጉ ስለዘለው ነዚኦም፤ ሚድያታት ይኩኑ ኩሎም ቀንዲ ተዋሳእቲ እዚ ዘይበሃል ገንዝብ እናተዋህቦም፤ መንእሰያት እናአገደዱ ዓመት ዓመት ከምዚ ዝበለ ታዕ ታዕን ጸለልን ይብሉ። ህዝቢ ሕራይ ገሩ ከምዘይፈልጦም ያኢ ከታልሉ። ንነፍሶም እዮም ዘታልሉ ይብልዎም። ግን ገዛእቲ ስቅ ክብሉ ስለዘክእሉ፤ ዝኮነ ምድንጋራት ክምህዙ ስለዘለዎም እዩ። እምበር ኤርትራውያንሲ አብቲ ባዕልና ዝመስረትናዮ ቤት እግዚአብሄር እኻ ክነቀድስ ዝተከልከልና ኢና። ንአገልገልቲ ከም ድላዮም ተቆጻጺሮም ቤት አምላኽ ናይ ሰብ (ሰይጣን) መሳርሒ ገሮምዎ አለው። አብ ቤት አምላኽ ክይተረፈ አትዮም ህዝቢ ነጻ ኮይኑ ናይ ፈጣሪኡ ነገር ንከይገብር ዘርዚርካ ዘይውዳእ አምላኽ ዘይፈትዎ ተግባራትን በደላትን ይፍጽሙ። ፈጣሪ ንፍጡሩ መከራን ግፍዕን መግዛእትን ይአክል ይበለና አሜን። ድሕሪ ደጊም ምዕራባውያን ነጻ ዝኮነ ፖለቲካውን ሲቪላውን ማሕበራት ክነቅውም ክፍቀደና አለዎ፤ ማለት ዘረግቲ ብሕጊ እናአለካ። አሳናዳእቲ (organizers) ብሰብ ሞያ ሕጊ ምዕራባውያንን ደቂ ሃገርን ዕላዊ ናይ ማሕበራት ፍቃድ ይኩን ካልእ ዘድሊ አማሊኦም አብ ወጻኢ ዘሎ ህዝቢ ምውዳብ። ፈጣሪ ንኩሉ ከም ቅኑዕ ፍርዱ ፍረ ተግባር ይፍረድ፤ ንውጹዕ ህዝቡ ድማ ሓጥያትና ይቅረ ኢሉ ንዘለአለም ናጽነትናን፥ ሓርነትናን፥ ሰላምን፥ ራህዋን፥ ብልጽግናን ይሃብ። አሜን።
@mhreteabgebrezgi5341
@mhreteabgebrezgi5341 Год назад
❤❤❤❤
@backagiansa579
@backagiansa579 Год назад
Adam welcome back ❤
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 Год назад
ርትዓውን ቅቡልን ተባዕን ዘረባ!
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Год назад
አምላክ ንመንእሰይ ይርአይ
@masho4931
@masho4931 Год назад
ኣዳም እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ጠፊኢካ ነርካ
@massawa1885
@massawa1885 Год назад
Adam tefiekana eko nay dhan dika Xbuk medeb
@anmeb6220
@anmeb6220 Год назад
ካብ ከምዚ ዓይነት ለባም ዘረባ ምስማዕ፡ ጸርፊ ናይ ኣዱ ብሌና ክሰምዕ ዝብርሆ ድንጉር ሕብረተሰብ ብምብዝሑ፡ ንቓልስና ዝዓበየ ሽግር ኮይንዎ ኣሎ። ስለዚ ብሞት ኣሕዋቱ እውን ዝመሃር ኣይኮነን።
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 Год назад
ሰላም ኣዳም!። ነቲ ክፉት ፍልጠት ዝጸምኦ ኣእምሮይ፣ብህየሳ ንኽሓስብን ክመራመርን፥ ኣብርሆት ( enlightenment) ስለዝመገብካኒ ብልቢ አመስግን!። ❤
@user-tf9iz3cj5s
@user-tf9iz3cj5s Год назад
Memherey tefiekani neaba active kun abzi kunetat xaerekum ekoyu nezi menesey ab kemzi abxihewo ab mehrti mehfas aytelagesu
@samuaelbrhane6808
@samuaelbrhane6808 Год назад
Fano do belka kkkkkk nay behaki fanotatttt
@unitedforlife2473
@unitedforlife2473 Год назад
Adamino txs. Kurb dmxi gn tihitatna
@henoktekle341
@henoktekle341 Год назад
Wudish eya
Далее
Construction site video BEST.99
01:00
Просмотров 341 тыс.
ОБЗОР ПОДАРКОВ 🎁 | WICSUR #shorts
00:55
Construction site video BEST.99
01:00
Просмотров 341 тыс.