Тёмный

ውድቕቲ ሃገር(FAILED STATE)PROSE BY AWEL SAID PART 2 

Hidmona
Подписаться 156 тыс.
Просмотров 269 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

27 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,6 тыс.   
@user-mr5bv5sw2d
@user-mr5bv5sw2d Месяц назад
ኤርትራ ዘፍርዮቶ ድሮን አወለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንአወለይ ተደንቅ ከምቲ ልሙድ ላይክ አብዚአ
@azebghidey6457
@azebghidey6457 Месяц назад
ኣባ ዱላ ገመዳ ሻዕብያ ዝማርኸቶ ምስ ባዓል ባጫ ደበለ እዩ ረሲዕካ ኣወሊኖ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪🕌🕌🕌😊😊😊👏👏👏
@samze930
@samze930 Месяц назад
Wela etim zixeliewo eyom zednkowo.Ewae Roket zikone meneisey
@BirhaneisaiasIsaias
@BirhaneisaiasIsaias Месяц назад
Awel jigna nezager tewelidkala nezi kula weyto amet zileflefeto ab hade seat riesa tednina
@abrahammengs8163
@abrahammengs8163 Месяц назад
😊😊😊😊​@@azebghidey6457
@BirhaneisaiasIsaias
@BirhaneisaiasIsaias Месяц назад
Aweley natka hanti kal gimbar eya tefris nezi jigna Eritrawi dima natka melikti abey alena nebey nikeyid alona abi bishirat eyumo aytidkem Aweley.
@gbm5905
@gbm5905 Месяц назад
ሕጂውን ከምታ ኣብ ቀዳመይቲ ክፋል ዝበልኩዋ ሓንቲ ላይክ ጥራይ ስለ ትፍቅድ ይሓዝን ግን ኣነ 1000000 ላይክ ሂበካ ኣለኩ ወዲ ስዒድ ኣዝማርኖ🎉
@edenyemane6801
@edenyemane6801 Месяц назад
Naibhaki ❤❤
@user-ec8jq5cv4j
@user-ec8jq5cv4j Месяц назад
Wesikoluu alkuuu
@hagoskesete1787
@hagoskesete1787 Месяц назад
Yeah true
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Месяц назад
ኣብ መብዛሕትኡ ከተማታት ኤርትራ ብዙሓት ኣባይትን ገዛውትን ሰብ ዘይብሉ ጥርሑ ኣለዉ። ብኣንጻሩ ኸኣ ብዙሓት ስድራ ኣባላት ዋርሳይን ሃገራዊ ኣገልግሎትን ኣብ ሰራዊት ዘለዉ ፡ መንበሪ ኣባይቲ ስኢኖም ወይ ነዚ ኣዝዩ ክቡር ዝኾነ ክራይ ክኸፍሉ ዘይክእሉ ኣለዉ። መንግስቲ ኤርትራ ነዚ ፍታሕ ከናድይ እኳ እንተጸንሐ ፡ ስጋብ ሎሚ ግን ቅልጡፍ ምላሽ ክህብ ኣይከኣለን። ስለዚ ፡ ነዚ ኣብ ከተማታት ኤርትራ ዘሎ ሰብ ዘይብሉ ጥርሑ ኣባይቲ ፡ ንስድራ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት እንተዝውዕልን እንተዝዕደልን ፡ ህዝብን መንግስትን ምስተጠቕመ ፡ እቶም ዋናታት ሰብ ገዛ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዘለዉ ውን ምስጋናን ሞጎስን ካብ ህዝቢ ፡ ጽድቂ ኣብ እዝጊሄር ምረኸቡ እሞ ፡ እቲ መንግስቲ ነቲ ዘለዎ ስልጣን ይጠቐመሉ።
@meadigezana
@meadigezana Месяц назад
ኤህ 😢።
@ShmendiMengesha
@ShmendiMengesha Месяц назад
ኣቱም ሰባት እዞም ኣብ ዒስራታት 20/21/22/27/28/30 ዕድመ ዘለና ዋላሓንቲ እዩ ኣፍልጦ ዘይነብረና የቐንየልና ኣወሊኖ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏keep it up
@nystadlokalhyresgastforeni4429
@nystadlokalhyresgastforeni4429 Месяц назад
Mesabo tark tark eyw
@wehazitberhe5951
@wehazitberhe5951 Месяц назад
Zeytenbib abey kitfelit delika hiji kea bibile anbibo mo entay kemzixehafka kirdeaka eyu hawey bruk
@user-ph5pn4bt3r
@user-ph5pn4bt3r Месяц назад
ኣወል ሓውና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እምነት ግን ናይ ግል ኢዩ ሃገር ናይ ሓባር ኢዩ ብክርስቶስ ዝመጸ እምነት እምበር ብውልቀ ሰባት ዝምዘን ኣይኮነን ኣብ ዘይትፈልጦ ኣትካ ኣይትዛረብ ብክርስቶስ ዝኣመነ ጥራይ ኢዩ ብመንፈስ ክገልጾ ዝክእል ወንጌል ብስራት መድሓንን ኢዩ ሰባት ጌጋ ክርከቦም ይክእል ኢዩ እምነት ንድሕሪት ኣይመልስን ኢዩ ህይወት ዘልኣለም ኢዩ ዝህበካ እምነትናን ሃገርና ኣይንክሕድን ኢና ዓለም ሓጻር ኢያ ናይዘልኣለም ህይወትና የሱስ ክርስቶስ ኢዩ ንኩሉ ኣይትለክሞ ክርዓትና ኢካ ኣወል ሓወይ
@dawitmekonen323
@dawitmekonen323 Месяц назад
🎉🎉ኣወል ኣወል ኣወል ኣንበሳ ኩሉ ግዜ ሓበን ሃገረይ ኣንቃሒ ኑኡስ ወሎዶ ኤረ ይባር🙏🫶 ላይክ ርገጹ ብሽም ኣወል ደቂ ሓላል መረት🐅🐯🐪🐪🥰🇪🇷🇪🇷💖💥
@tsigezewolde3304
@tsigezewolde3304 Месяц назад
I am proud to be Eritrea. I Love Eritrea. ካብ ኤርትራ ዘይዉልድ አይጭዎን።👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘 I Love you so much Awellno. ዕድምን ጥዕናን ይሀብኻ ወደ ሀዉቦይ።
@TekleweiniMeashu
@TekleweiniMeashu Месяц назад
ካብ ትግራይ ዘይውለድ ኣይጹዋን እዩ ዝበሃል ባርያ ማዓረይ ኣይትጥወዮ እቲ ኣባሃህላ 😂😂
@natsnettsegaimehari9964
@natsnettsegaimehari9964 Месяц назад
ኣነስ ጸጸኒሑ ኤርትራዊት ምካነይ ንኣምላክ የመስግኖ: ካብ ዛ ብርክቲ መሬትን ብሩክ ህዝብን : ተባዕ በሊሕ ህዝቢ ምውላደይ ሕጉስስስስስ ይብል:: ኣወለይ መጽሓፍ ንዓካ ካብ ዛ ሜሬት ዝሃበና ድማ ነመስግን ተባረክ:: ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና : ንጀጋኑና ኣርካናትን ወረስቲ ሃገርን ዕድመን ጥዕናን:: እንተ ናይ ዛ ገስረጥ ሃገር ግን ዕንድዒ ቃላት የብለይን::
@user-jq1ph5qb3g
@user-jq1ph5qb3g Месяц назад
ናይባሓቂ ቡዙሕ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ታሪኽ ኣፍሊጥካኒ ኣወል ጅግና ኣጆኻ ቀጽሎ
@samimehari6771
@samimehari6771 Месяц назад
ኣወሊኖ ጅግና ክመጽእ ከሎ ስነ ኣእምራዊ ሩፍታ ኢዩ ዝስምዓኒ ❤❤❤❤
@Eritrea8144
@Eritrea8144 Месяц назад
Awel jgna
@amanuelandeberhan126
@amanuelandeberhan126 Месяц назад
ኣወል ያ ሆ፡ ህዝብኻ'ኮ መግለጺ ስኢኑልካ ኣነ'ውን ከም ህዝበይ መግለጺ ስኢነልካ❤❤❤ ተ ሓ በ ን ተሓቢነልካ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይጸግኻ❤🙏🏽❤🤲❤ 🇪🇷❤🇪🇷👏👏👏👏❤🇪🇷
@astank9391
@astank9391 Месяц назад
ኣወል ሓዉና ጅግና ከምቶም በሃራት ጀጋኑ ኣቦታትን ኣዴታትና የሕዋትና ኣሓትና ጅግና ኢካ ኣወል ሓወይ ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Месяц назад
ኣወል ስዒድ ጅግና ካድረ🇪🇷💪 ተዓወት ተዓወት ወዲ ሓላል መሬት🇪🇷 💪 ዓወት ምሓፋሽ🇪🇷✊
@user-pf1ls8fh3y
@user-pf1ls8fh3y Месяц назад
ኣቤት ጅግንነት ዝገርም እዩ እዚ ግን ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ብፍላይ ከኣ ነቲ ካብ ፍልጠት ነጻ ዝኮነ መንእሰይ ብሙዚቃ ዝእክብወ ዘለው ለመንቲ 3ተ 4ተ ለቅማጻት እዩም ሓደ ማዓልቲ ???????? ሰነድ ።ኣወል ኤርትራዊ ጅግና 👊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@rezeneghebrezghi5845
@rezeneghebrezghi5845 Месяц назад
😊
@eftereladebas5818
@eftereladebas5818 Месяц назад
አወል ሲዒድ አንበሳ እንቛዕ ድሓን መጻእካ መምህር ህዝቢ ኤሪትራ ንጸላእትና ሕማም ርእሲ መርዘን ቀጽሎ ጥራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷❤️
@radaniber7867
@radaniber7867 Месяц назад
አወል ልክዕ ከም ሽሙ ከም አወል ቡን ንተታኸሰ ብጽፍዒት ሐንቲ ፍንጃል ቡን ተበራብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወዲ አቦታቱ ።❤❤❤።
@habtukiros8717
@habtukiros8717 Месяц назад
ኣወል ጅግና ናዓካ ዝገልጽ ቃላት የብለይን 🅺🅸🅽🅶 👑 በቃ 🇪🇷🎉🎉🎉
@user-ct6tw8yf2f
@user-ct6tw8yf2f Месяц назад
ንጅግና ኣወል የቀኒልና ኣይትበልዎ ምኽንያቱ ጉቡኡ አዩ ዝገብር ዘሎ ንሕና ኽእ ጉቡአና ንግበር ደቂ ሪመይ
@eriasmara4218
@eriasmara4218 Месяц назад
bravo🇪🇷
@solomon56522
@solomon56522 Месяц назад
መጽሓፍ "ማህደር ኑረ ነቢ" ሎሚ ተማም ተጾሚቃ፥እቶም ዘይንበብናያ ንብባ ፥ጥዕና ይሃበልና ኣወሊኖ❤
@user-rm1fi3py5x
@user-rm1fi3py5x Месяц назад
ኣወሊኖ ጅግና ክበር ንበር ወትሩ ሃገረይ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 Месяц назад
ሕጂሲ ዋእ ወላ ብሕልምና ምሳካ አወት ንሐፋሸ ንብል ንኪድ ጥራይ 🇪🇷 ❤❤
@bqse6142
@bqse6142 Месяц назад
መርሓባ ኣወል ኣወልና ኮኾብና ብሌን ዓይንና ንስኻ ኤርትራን ህዝባን ትውንነካ ምስጢራዊ ህያብ ኣምላኽ ኢኻ ወዲ ህዝቢ ንዓና ማዓር-ወለላ ንሃሱሳትን ዕሱባትን ድማ ሓፋስ-ዕረ ዓይኒ ሓሳዳት ይድፈነልካ ኣይትተዓንቀፈና ኣይትሙተና we love you brother❤🇪🇷❤ ንበረልና ረቢ-ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወት ንሓፋሽ !!!✊🇪🇷✊
@user-nw9bk6lr1f
@user-nw9bk6lr1f Месяц назад
Thank you Awel Seid .❤
@user-oy6pb8gx2o
@user-oy6pb8gx2o Месяц назад
አወል ሰዒድ 🦁🦁💪💪🇪🇷🇪🇷 ሐደ ክንድ ሽሕ ከማካ የብዝሕልና
@RamiJemal-zs4ju
@RamiJemal-zs4ju Месяц назад
መርሓባ ወዲ ኤርይ 💪💪💪ኣብ ግዜ ሰውራ ቅድሚ ናጽነት ወዲ ትኩል ፍርቂ ሓይሊ ሰውራ ይበሃል ነሩ ሕጂ ከኣ ኣወል ስዒድ ፍርቂ ሓይሊ ኤርትራ ።ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teweldeberketab5512
@teweldeberketab5512 Месяц назад
Nay bihaqi kubur haw
@yemG15
@yemG15 Месяц назад
My teacher 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless you. Proud to be Eritrean
@user-xk9ee5zd5k
@user-xk9ee5zd5k Месяц назад
We proud of you awel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hanimami9054
@hanimami9054 Месяц назад
Selam naka biruk awel hawey..ezi tiblo zeleka nay poltica ayekonn..ezi zeblikayo qelsi mise kirstos u ..miknyatu kirstos NY metilale imnte ayekonn.ezi nesika tizarblo zelka imnte kirstos Wen naka waga kefilulka u..silezi awel sedi kulu zeblikayo mihrte kithatlo aleka ...meta hagrna mergme keytimxala abzey tiflto iment afka zahbeka ayetizarb .... yesusi goyeta u🙌
@nohisack7796
@nohisack7796 Месяц назад
አወለይ ጅግና ደሃይካ አይተሐባእ አምበሳየ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ahmedshifo491
@Ahmedshifo491 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@emmanuelw8536
@emmanuelw8536 Месяц назад
Denakur
@Sdeddtd2565
@Sdeddtd2565 Месяц назад
አየ ሰባይ ክንድሽሕ አደ ወሊዳ ትምከን ወዲ ኤረይ ከለኻን ከለካን ምርብራብዩ ዓወት ንህዝቢ ኤረይ
@tedrosberhane6668
@tedrosberhane6668 Месяц назад
Honorary Awel Said I don’t know what to call you. We came to understand though your eloquent speech and deep knowledge of our buried and living history in great excitement and extreme enthusiasm. Awel Said I am very proud to know that you are the most gifted son of the beloved and blessed land of Eritrea. You have surprised everyone who have listened your admiring unwavering true narrations. Awel you have uncovered the hidden mysteries of our country and taught us all the facts which has captivated everyone who loves to listen the unblemished history of Eritrea. I’m very grateful to you. Thank you Tedros
@ftuwigebrezgiabher3192
@ftuwigebrezgiabher3192 Месяц назад
ጅግና በዓል መትከል ነቶብ ብስም ኢትዮጲያ ዝሽቅጡሎም ጀጋኑ ኤርትራውያን ነቂስካ ሓደ ብሓደ ደኣ ኣውጽኣዮም ከም በዓል ዘርኣይ ደረስ እውን ኣለው ። 👍💙❤️💛💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@henokzion800
@henokzion800 Месяц назад
Viva awel seid we love ❤️ u sir keep it up my hero
@msgnamichael4694
@msgnamichael4694 Месяц назад
❤❤❤ መንእሰይ ታሪኽካን መንነትካን ክትፈልጥ ንስዓቦ ነዚ ጎብለል ኣፍሪቃ ኣወሊኖ🎉🎉🎉
@fitsumberhangebregergush7449
@fitsumberhangebregergush7449 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@amaretemesghen4875
@amaretemesghen4875 Месяц назад
እቲ ቀደም ታሪኽን ወለዶን ደሊኻ ብዙሓት መጻሕፍቲ ምግንጻል የድሊ ኔሩ ሕጂ ግን ሰዓቱ ዝኣኸለ ይመስል፡ነዚ ምንባብ ዘይፈቱ ህኩይ መንእሰይ ብዝርድኦ ቓንቓ ብጅግና ስነ-ጥበባዊ ኣወል ስዒድ ግርም መወከሲ ታሪኽን ወለዶን ኤርትራ ተዳልዩልና ኣሎ'ሞ ሰሚዕካ ምሕላፍ ዘይኮነ ዳውን ሎድ ጌርካ ንደቅና ምምህራ እዩ እቲ ዋና ኣርእስቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonasentertainment8744
@yonasentertainment8744 Месяц назад
Yas
@saman205
@saman205 Месяц назад
መርሓባ ሲዒድ ኣወል ሓቢብና ጅግና ነይ ጀጋኑ መምህር ነይ ታሪኽ, ንዞም ማለሊት እዚ ክዉሕዶም ከማን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbelMeliake
@AbelMeliake Месяц назад
ወትሩ ሃገረይ ኣብ ሕማቅን ጽብቅን ብፍላይ ከኣ ነቶም ሂወቶም ብጃ ዝሓለፉ ኣሕዋተይ ኤርትራዊን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤ሕብእ ታሪክና ኣፍሊጥካና ኣወሊኖ ጅግና ወዲ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤
@michaelteweldeberhan6619
@michaelteweldeberhan6619 Месяц назад
መጸ መጸ ካዱር ዝወጸ ኣንበሳ በረካ ጅግና ኣወሊኖ ።🇪🇷1962🇪🇷
@kidaneberhe8275
@kidaneberhe8275 Месяц назад
ተዓወት ኣወል ጅግና ከም ኣቦታቱን ኣዴታቱን፡ እተን ኣነተምህረት ዝተጠቕሳ ናይ ኣብራሃምን ሞጎስን፡ ለሬንዞግን ብግእዝ ሙዃነን ክጥቀስ ይግባእ ምድንጋር ከይፍጠር
@atakltiredi5193
@atakltiredi5193 Месяц назад
ዋዉዉዉ ኣወሊና ጅግና ናይ ብሓቂ ኢካ ትጎልጾ ኣለካ ኩሩዕ ወዲ ኩሩዓት ተዓወት እዚ ታሪክ ተቀዲሑ ዘይውዳኣ እስከ በል ኣንጎድጉዶ ዝዓርከይ ርእሶም ስጋብ ዘሕምሞ ቦሎም እዚ ኢዩ እቲ ታሪክ ኤረትራዊ ኣስተብህል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ሓወበይ
@user-gt6dt1iy3w
@user-gt6dt1iy3w Месяц назад
ናሰና ብሉጽ ኤረትራዊ እንቛዕ ተወለድኪ Awel Sied ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሕንቲ ነገር ግና ኣላ ከተዛኻኽረና ዘለካ እቶም ገዛእቲ ስርዓት ኢትዮጱያ ከራሩኡም ክንዲ ከብትን ኣጣልን ኣጥባት ኣዴታትና ክቖርጹሉ ከምዝቡጉን ከም ዝተላእኩን ከምዝተግበሩን ከተዛካኽረለይ ነዚ ኑኡስ ወለዶ ምኽንያቱ ቲ ተግባር ታንክን ነፋሪትን ሪኢይዎ ኢዩ ታ ነደታትና ኣጥባት ትቖርጽ ዝነበረት ካራ ክትርሳዕ የብላን በጃኻ መዛግብ ተወከስ ነቶም ከም ወርቂ ብሓዊ ዝተፈተኑ ገለ ዉሑዳት ብሂወት ዘለዉ መኣስን ኣበይን ዝያዳ ኣዲታትና ሂወተንን ኣጥባተንን ዝሳኣንሉ ኣጋጣሚታት መሊኡ ኢዩ ዘሎ Awel ጂግና እንቛዕ ሓወይ ኮንካ
@genettewelde950
@genettewelde950 Месяц назад
ጅግና ኣወል ሲዒድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 Месяц назад
እወ እቢ አይግዛእን ንባዕዳዉያን ፋሸሸቲ ከም አቦታቱይ እቢ ትማሊ ከምሎሚ ንመዋእል ንሐቂ ንፍትሒ ሕጂ እዉን ይልሕጸጽ ሰጋ ሰዉአት እያ ማሕላና ዓወት ንሐፋሸ ክብርን ሞገሰን ንሰማእታትና❤🎉🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️💪👍✊👊🌹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️
@meharitekie2863
@meharitekie2863 Месяц назад
ሰላም ዝኸበርካ ሙኩር ሰነጥበባዊ ኣወል ሓውና በቲ እተቕርቦ ልቢ ዝትንክፍ ስምዒት ኤርትራዊ ገጥ ዘብል ኣዝዩ ሓያል ምልእኽቲ ልባዊ ምስጋና ተመስጦ በታ ንእሽተይ ዓቕመይ ንስኻ መምህር ናይዚ ወልዶ ክብለካ ይደፍር ዕድመን ጥዕናንውን እንዳተመነኹ ብዝልዓለ ክትቅጽሎ ይላበወካ ።
@seniorthodoxorthodoxnzelae245
@seniorthodoxorthodoxnzelae245 Месяц назад
Awelino jigna edmen tenan yhabka fetari 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ኣወሊኖ ሓወይ እዚኣ ስ ዋላ በቲ ቋንቆኦም ዘይትሰርሓሎም መታን ክሰምዕዎ።
@elsaabraham2671
@elsaabraham2671 Месяц назад
Wow 🇪🇷 is lucky Country, because Eritrea children is Intelligent and heroes I am proud 🇪🇷🙏
@TsiTsi1904
@TsiTsi1904 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤proud of you
@erikbrhane9798
@erikbrhane9798 Месяц назад
አቤት❤❤❤ ትረካ 🎉🎉🎉አቤት❤❤❤ ክእለት 🎉🎉🎉ናይ❤❤❤አወለይ🎉🎉🎉ግጥሚ❤❤❤ድግም🎉🎉🎉ድግም❤❤❤ድግም🎉🎉🎉ይሕሽኒ❤❤❤አወሊኖ ፊኖ አዝማሪኖ ናይ ዓለም
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 Месяц назад
ኣወለይ ኣብ ልብና ዘሎ ብዘይ ይጽንሓለይ ብትን ብትን ኣቢልካ ከተውጽኦ ከሎኻስ ይጠራጠር ከምዚ ትማል ቅድሚ ትማል ብሓደ ውዒልናን ዝተረዳዳእና ኮይኑ ይስመዓና ሓደ ልቢ ክብሃል ብግብሪ'ዩ ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@forsatv3905
@forsatv3905 Месяц назад
ሓሳዊ😂
@user-uo8pr3oj5g
@user-uo8pr3oj5g Месяц назад
@@forsatv3905ሽምታ ሾርሙጣ ኣዴኻ ድዩ ጽቡቅ ሌላ
@teklalegese4981
@teklalegese4981 Месяц назад
😂😂😂😂
@MiliTekleab
@MiliTekleab Месяц назад
😂😂😂😂😂shm adiu dyu​@@user-uo8pr3oj5g
@ketemahaile2493
@ketemahaile2493 Месяц назад
ስዲ ​@@forsatv3905
@Ma1991eri
@Ma1991eri Месяц назад
አወል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይህብካ ንዓካ ዝገልጽ ቃላት ዮሎን!!🇪🇷🙏🇪🇷💪🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷❤️
@self-motive
@self-motive Месяц назад
ኣወሊኖ ኣብ ዝቕጽል ስራሕካ ዲጋታትና ክንላለ ናይ ኩለን ደረቕ ስእሊታት ምስ ኣስማተን ገርካ ክተምጽኣልና ይሓትት ናይ ኩሉ ህዝብና ሕቶ ድማ እያ ❤🇪🇷✊✊✊✊✊✊
@nazrawittewelde6033
@nazrawittewelde6033 Месяц назад
Thank you so much and God bless you🥰🥰🥰🌺🌺🌺👌👌👌💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomonsamuale6495
@solomonsamuale6495 Месяц назад
🇪🇷 አወል ጀግና ኤርትራዊነት የሚያኮራ ማንነት ጨዋ ህብረተሰብ ፍቅር የሆነ ህዝብ ታሪኩን ለማያውቁ አሳውቃቸው እኛና ህዝባችን አወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰👌
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 Месяц назад
ኣወል ጅግና ሳላካ ሕሉው ኩነታት ዓለምና ብቓላትካ ነቒሕና መጽሓፍ ከየንበብና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂 thank you I am proud of you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selammehari8885
@selammehari8885 Месяц назад
Awelino thank you so much bkyat eko mexina ezi tarikna well done. ❤
@user-jo8lx5co5v
@user-jo8lx5co5v Месяц назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃካ ኣወለይ ጅግና ጎይታ ሃገሩ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb Месяц назад
ንኪድ ጥራሕ መን ዲና ንሕና እግዝኣብሄር፣🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣላህ ዝቀብኣና ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 Месяц назад
Thank you Awel.We are like you are ours .Long live.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@amangebrehiwet9841
@amangebrehiwet9841 Месяц назад
I love how u teach us politics 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habenyemane8979
@habenyemane8979 Месяц назад
Aweley moter nayzi welodo eka kabaka bzuh ena nmahar jigna 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@Manutd76
@Manutd76 Месяц назад
ነቅፌታ ኣለኒ ይቅሬታ ናይ ምሕረትኣብ ሚኪኤል(ረባዕ)ደርፊ ተጠቂምካ ኣብ ምስጋና ብዘይምጽሓፍካ ክትእረም ኣለዋ ንዝመጽእ ብዝተረፈ ቀጽሎ ኣወል ጅግና 🇪🇷🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 Месяц назад
Abey emo keidwo nay hawu eyu.....Tegaru ekua b' difret kiderfuwo ywielu alewu....💔
@dawithalie6457
@dawithalie6457 Месяц назад
Edit zegeberu eka tehatom eziea
@Manutd76
@Manutd76 Месяц назад
@@haregeweinihabte2483 ya ንሱ ዳኣ ግና ሞራል ክኾኖ የ ኮ
@huruy8808
@huruy8808 Месяц назад
ቀጽሎ ቀጽሎ ታርኽና ብዙሕ ጎዲልዎ ሎ ኤርትራዊ ርጉእ ሰሪሑ ዘግርዕ ሞጉቱ ዝረትዕ ተቢዑ ዘትብዕ ጸፊዑ ዘስምዕ
@abrishwedi9922
@abrishwedi9922 Месяц назад
Great job Awela!❤
@Debas05
@Debas05 Месяц назад
ኣጆኻ ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣብ ኩሉ ስራሕካን ሂወትካን ይደግፍካ፣፣ ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@terhasmehari6491
@terhasmehari6491 Месяц назад
You are one of the best. Great job for sharing a vital our history. And exposing our enemies agenda and their hidden evil 👿 actions. Peace and prosperity to Eritrean people and Victory for our EDF. ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kubromamanuel5954
@kubromamanuel5954 Месяц назад
የቀንየልና ኣወል ከምእውን ነቶም ምሳካ ዝሰርሑ ዘለዉ ብጾትካ ብዙሕ የምስግነኩምም ።ካብ ኤርትራዊ ዘይዉለድ ኣይጭዋን! ❤❤❤
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Месяц назад
Hagerey Eritrea 🇪🇷 ♥️ halal meret Thanks Jigna Awel
@EsayasKudus-yk6hv
@EsayasKudus-yk6hv Месяц назад
Good job awel ❤keep it up
@wabneganzwab6330
@wabneganzwab6330 Месяц назад
እንቛዕ ተወለድካ ኣገናዕ ጅግና ወድ ኤሬ ተዋሳኣይ 🇪🇷 ገጣምይ 🇪🇷 ጸሓፊ 🇪🇷 ደራሲ 🇪🇷 ተጫራቃይ ተዋዛያይ ከምዝኾንካ እየ ዝፈልጥ ኔሬ መምህር እሞ ናይ ታሪኽ መምህር ምዃንካ ኣይፈልጥን ኔሬ መምህር ብመምህሩ ዓለምለኻዊ መምህር ምዃንካ ብስራህካን ብጻዕርኻን ኣሪእካና ባጀላታት እንተተደርዲሩ እንታይ ክኣብሱ ፋልሶ ወድ ፋልሶ ሪእናን ተኣዚብናን ሃደ ካብኦም ዶር ኣብይ ክባሃል ሰሚእና ናትካ ግና ክንዮ ኩሉ መግለጺ ዘይርከቦ እዩ የቐንየልና መምህረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zufanasmalash8012
@zufanasmalash8012 Месяц назад
Wow he is The Best person God bless all Eritrean people 🙏🙏🙏🙏🙏👍👍💪💪🇪🇷🇪🇷♥️♥️
@samyohannes8431
@samyohannes8431 Месяц назад
king of artists Eritrea long life for you and for your family 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Shank You God Bless You
@NohFixum
@NohFixum Месяц назад
🎉🎉🎉መርሓባ ኣወሊኖ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 Месяц назад
ኣወሊኖ ኣምበሳ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ!! ሓንቲ መኣረምታ ፣ እታ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ዝተቀትለላ ዓመተምህረት ብግእዝ(1967) እያ ተሃሂላ ዘላ፡ብ 1974 ፍረንጂ ተባሂላ ክትእረም ኣለዋ ምድንጋር ከይትፈጥር። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz Месяц назад
ሰተት የለን ጽቡቅ መኣረምታ ታሪኽና ምፍላጥ የድንቀካ❤❤❤❤❤ጅግና
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Месяц назад
ዛንታ! ዓባየይ ድምቃ ኪዳነ ውን ብወዲ ዓስከሪ ዝፍለጥ ወዳ ጽሃየ ሓጎስ፡ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ብዓል ጽዓዘጋ፡ ንኣሜሪካ ብ60ታት ክምሃር ክከይድ ተወሳኪ ተሓባቢርዎ፡ እናበለት ከተዕልል ቆልዓ ከለኩ፡ ሕጂ ቀቁሩብ ይዝከረኒ፡ ተጋዳላይ ጽሃየ ብ70ታት ኣብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ ዝተሰውአ ኢዩ። ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@simdela4785
@simdela4785 Месяц назад
​@@dawitgebrat1878❤
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 Месяц назад
አወለይ ድቃስ እንድየ ስኢነ ደጋጊመ ክሰምዓካ ከማይ ዲኹም ኢለ እንተሓተትኩ ኩሉና እንዲና ከማኺ በሉኒ ኢትዮጵያዉያን ትግርኛ እምሃሩ አለዉ ከአ ሰሚዔ ዋላ ይመሃሩ በየናይ ርእሲ ክርድኦም ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
@kiflmariammengteab7280
@kiflmariammengteab7280 Месяц назад
ኣወሊኖ ጂግና ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኢግጊኣብሄር❤❤❤❤
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 Месяц назад
ነዞም ኣብ ናይ ሓሶት ታሪኽ ዝነብሩ ጎሮቤትና ዓቢ ጽፊዒት አዩ ከምኡ ውን መምሃሪ አዩ ቀጽሎ፡፡ ናይ ዘርኣይ ደረስ ታሪኽ ኣብ ቀጻሊ ንጽበ፡፡ ምሰጋና ይግብኣካ፡፡
@HulufOkbazgi-by6pr
@HulufOkbazgi-by6pr Месяц назад
ኣወል ስዒድ ካልኣይ ጊዜ ይጽሕፈልካ ኣለኹ🙋‍♂️🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪 👏👏👏👏 ብድንግሉ ተቐሚጡ ዝጸንሐ ሞ. ታ ሓበነይ ኣደይ ኤ🇪🇷ን ታርክ ኣቦታተይ እሞ ከኣ ብልፊ ሰረቕቲ ታርክ ገለ ገለ ኣጠምዝዞሞ ምጽናሕ ታሪኽ ኣይምሕርን ኢዩ ከም ዝብሃል ሓቅነቱ ብኣካ እንክንዝቶን ንማስ መድያን ምውጻካን ታርክ ኣቦታተይ ዓው ኢልካ እዚ ኢዩ ኣብ ዓለም ተገሩ ዘይ ፈልጥ ምባልካን ጅግና ኢኻ ኣኩሉ ቪድዮታትካ ሓጎስ ዝስማዓኒ ኣወል የመግነካ 🇪🇷🐪❤️🙋‍♂️✊🏿️ ሪጋላ ሕክያ እያ እዚኣ :እዞም 4 ኣቦሓጎታተይ ን omer maktar ወዲ ልብያ ሓኒቖም ዘረከብዎ ንኢጣላውያን .ኣብ ልብያ ኢዩ ሓደ ዓቢ ወታደር ይሕዘና ሞ ታዋይ ኢኻ ይብለኒ ኣነ ከኣ ኤርትራዊ እየ ዝብሎ ሞ. ንሱ ሓራካትን ዳገብረ ኤርትራውያን ኣብ ውግእ ሩጉማት ኢኹም ክሳብ ነቲ ንምክሓሉ (omer) ምሓዝ ዝበጻሕኩም ሓደገኛታት ዝበለኒ.ኣነ ከኣ ብውሽጠይ ዘይትሓዝ ሕዝኒ እንበር ንዓካስ ኣነ ዶ ኣሰር omer ምስዓብኩካ ይብል s.m.hawkum eye kab lbya ::
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb Месяц назад
ኣምላክ ምሳካ ይኩን ፣🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@selama3139
@selama3139 Месяц назад
Love the way you 'ወዲ ሓውቦይ' Great Job!!!!❤❤❤ Keep it coming. Thank you.
@selinaeyo7105
@selinaeyo7105 Месяц назад
Awell Said is unapologetically Eritrean!!!!!!!!! He is unapologetically speaking The Eritrean Truth, Eritrean History, and preaching Eritrea is For Eritreans ONLY FOR Eritreans. Awellino, I don’t know what to say may God give you long and healthy life so you will continue to teach us our history. Wetru Awot Ne Hafash!!!!!
@elsat792
@elsat792 Месяц назад
One ☝️ Eritrea 🇪🇷 First , and 9 Tribes Forever! Eritrea 🇪🇷 for Eritrean’s! God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷! Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@asmarah3174
@asmarah3174 Месяц назад
1:08:26 ዛንታ ኣውዓሎም ኣቦታትናን ኣቦሓጎታትናን ኣዘንትዮምልና ኣየጉደሉ ኣይወሰኹ ኣወለይ። የቐንየልና። ጥልያን ደጋጊሞሞ ኣዉዓሎም! ክብሉ። 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤።🇪🇷❤🇪🇷
@roseekt4799
@roseekt4799 Месяц назад
GOD BLESS YOU AWELINO🙏 GOD BLESS OUR BELOVED COUNTRY ERITREA 🇪🇷 💞🇪🇷💞🏆🇪🇷💞🇪🇷
@gw4841
@gw4841 Месяц назад
መርሐበ አታ ብርሃን ገጱ አታ ልቢ ጠልጠል ዘብል ልቢ ሕማም ዝፈጥረሎም አስመርካሎም ብኣእዋኑ አኮለስካዮም ሕጂ ግርም ነሕናስ አንሕለልን አብ አሶሮም እዞም ጠላማት ንኪድ ጥራህ አወል ሲዒድዕድመን ጥዕና ይሃብካ ሐዊ ትቃጵል መልሲ ግርም ግርም ሕጂ ቃው ቃው 🇪🇷🐅🇪🇷🐅🐅🐅🌹🌹👏👍💪
@menasieskwg7453
@menasieskwg7453 Месяц назад
Awelino the most influential man of the year ኢለዮ ኣለኹ❤
@yonastsegay1163
@yonastsegay1163 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Wawww abzi alo tarik abatatna bnxur hrkrak deyblu, lbka zeresrs, koraxat seb zna ,manta tbetek tarikum nzelalem ab werki kenenbrom ena🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awel ka edmen teanan yhabelna zterefe fltetka ysesn. Eritrean Hidmona entertainment ka bteami tmsgenu deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@elsat792
@elsat792 Месяц назад
Aweley, Eritrea 🇪🇷 heroes!, thanks 🙏 brother, for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏✅💯🌹💕🇪🇷🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕✊
@selamtuquabo-girmazion3068
@selamtuquabo-girmazion3068 Месяц назад
አወል ጅግና መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 Месяц назад
Ewiyyyyy anes n Amlak zemesgno Eritrean mukuaney❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letinaasefaw807
@letinaasefaw807 Месяц назад
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ብሌን ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ዝኮነ አወል ሐውና ዕድማ መዋእል ያሃብካ አምላክ አጁካ በርትዕ አንበሳ ጅግና ❤❤❤❤
@danielasmerom1917
@danielasmerom1917 Месяц назад
ወዲ መሬት ጅግና ወዲ ሃገር መርሓባ❤❤❤
@user-if9sj1po7x
@user-if9sj1po7x Месяц назад
🦁🇪🇷 💎❤️💎🇪🇷 ዎዉዉዉዉ አወል አንበሳ ቃላት የብለን የብለይን መንፋዓትካ ክገልጾ እሞ አነሲ ጂግና ወዲኤረይ አንበሳ ጥራይ እየ ዚብለካ አምላክ ይባርካ 🇪🇷🦁🇪🇷🦁💎🇪🇷💎❤️
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 Месяц назад
Eritrea live for ever god bless eritreaEritrean defence fource is heroic 🇪🇷
@user-dr6km1ij7m
@user-dr6km1ij7m Месяц назад
ኣብሽር ኣወል ሰዒድ. ❤❤❤❤ ተጋሩ ነዞም መራሕትኩም በዚ ኣወል ዝህበኩም ዘሎ ሓበርታ ሕተትወም ነብስኹም ሕጸብዎ
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 Месяц назад
ኣወል ስዒድ ጅግና ምስጋናና ወሰን የብሉን ንኩሉ ፍትፍት ኣቢልካ ነጊርካዮም እዝኖም ደጊፍካ ኣስማዓዮም እዚ ናትካ መልእክቲ እዞም ኣብ ስደት ዝዓበዩ ቆልዑ ታሪኮም ክፈልጡ ብእንግሊዝ ተዝትርጎም ክንደይ ምሓገዘ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-rs8rc4zx9n
@user-rs8rc4zx9n Месяц назад
ናይ በሓቂ ታሪኽ ክዝንቶ ጥራይ እዩ ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ኣወሊኖ ፡ንበሪ ክበሪ ኤርትራ ሃገረይ።🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 Месяц назад
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Месяц назад
I am proud to be Eritrean !!!! God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 Месяц назад
ዓደይ ዓዲ ምስጋድ ብመልክዕ ቪድዮ ድሕሪ 8 ዓመት ዘርኣኻኒ ኣወል ስዒድ ሹክረንሌክ ያ ሓቢብና ታሪኽ ይገንጸል❤
@mahlettewolde4439
@mahlettewolde4439 Месяц назад
Awel ambessa!! You are an amazing artist, and your talent is beyond measure. Keep it coming🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank you wedi rimey❤🇪🇷🥰😍
@meseretfufa5190
@meseretfufa5190 Месяц назад
Thank you so much Awolino you are the best ever we respect you thanks again❤❤❤❤❤❤
Далее
would you eat this? #shorts
00:29
Просмотров 1,9 млн
መንዪ ቀታሊ ? 5/16/2024
Просмотров 403
ሽዑ'ኸ  ብ ኣወል ስዒድ PART 2
43:09
Просмотров 221 тыс.
To the end 😱
0:37
Просмотров 16 млн
If animals glitched IRL
0:18
Просмотров 16 млн
Этот Кот! 😡 @Lana_Lama_Animation
0:14
Просмотров 4 млн