Тёмный

'' ውግዘት ኤፍረም (በልዓም) ብሃ/ስብከት ኤውሮጳ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 124 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

24 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 133   
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f 10 часов назад
Kale hiwet yesmalna 🙏 ab emnetna yexnana Egziabher Amlak ❤
@muluefrezgi-xd2is
@muluefrezgi-xd2is 3 дня назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና። እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ መምህር❤
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 2 дня назад
Egzabiher ztemesgene ykun 🙏🙏🙏❤❤❤
@KahsayMengsteab-xr5yk
@KahsayMengsteab-xr5yk 2 дня назад
Amen🙏🙏🙏🙏
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 3 дня назад
ብጣዕሚ ፅቡቁ ውስኔ እዩ ኩቡር መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንዞም ንባዕሎም ጠፊኦም ንስባት ዝጥፍኡ ርኩስ መንፈስ ዝሓደሮም የርሕቀልና ኣምላኽ ቁዱሳን ብቁዱስ መንገዱ ይምርሐና ኣሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ❤
@lovetube9672
@lovetube9672 3 дня назад
ዶንግዮም ከማን አነስ አዝዬ እዬ ዝግረም ነዚ ዝስዕቡ 😆 thanks ካሳሁን ሓውና 🙏🏽🙏🏽
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 3 дня назад
ቅኑዕ ውሳኔ እግዚኣብሄር ኣዒንተ ልቦንኦም ይኽፈተሎም ኣብ ጸሎትና ንዘክሮ
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
ሳብሰክራይብ ይግበረለይ ህያበይ❤❤❤
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 2 дня назад
Amen
@dfhf8186
@dfhf8186 2 дня назад
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ🤲 ብሓቂ ልቦና ያብም ፈጣሪ ኣምላክ ብሓቂ ይሕዝኑ😥😥🙏
@user-op3fn9nl5k
@user-op3fn9nl5k 2 дня назад
አሜን አሜን አሜን፣ ቃል ህይወት የስምዕልና፣ መምህርና ጽብቅ ትምህርቲይ ትካታተልቲ ከመይ ቅንኩም እካ ብሰላም እተወና ጽመ ሃዋርያት በሰላም ይፈፅመና❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ostirch
@Ostirch 3 дня назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ውሳኒ ኩሉ ክፍለጡ ኣለዎም ብዙሓት ኣለወ መደናገርቲ 😢
@user-bc5ib2yr4o
@user-bc5ib2yr4o 2 дня назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሔር ይመስገን ኽውር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኹም መምህርና100qbig long👏👏👏😍
@marthakidane8329
@marthakidane8329 3 дня назад
Xbuk tmhrti eyu memhrna btaemi nemesgin ab giziue ❤❤❤
@user-xs3mv7ry6u
@user-xs3mv7ry6u 2 дня назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤ኣምላክ ኣዒንተ ልቦናና ይክፈተልና😢
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ❤
@dfhf8186
@dfhf8186 2 дня назад
ኣሜንኣሜንኣሜን🙏
@YrgfHgh-lm8ij
@YrgfHgh-lm8ij 2 дня назад
❤❤❤
@user-bc5ib2yr4o
@user-bc5ib2yr4o 2 дня назад
እግዝኣብሔር ዓይነ ልቦና ይኽፈተለና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና👏😍👏
@tewelde94
@tewelde94 3 дня назад
Welcome
@lwamhabte3890
@lwamhabte3890 2 дня назад
Mhretka habena fetari 😢😢😢
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 3 дня назад
Qual hiwot yesmaalna 🙏🏽
@danieltekeste968
@danieltekeste968 2 дня назад
እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን፣ ኣዚዩ ዝነኣድ ውሳነ ካብ ኣቦታት ክሳብ ሕጂ ከማን ተደንጉዩ ጸኒሑ። ንኩሎም ኣብቲ ናቱ ዝሳተፉ እግዚኣብሄር ዕይነ ልቦናኡ ይክፈተሎም ናይ ንሰሓ ግዜ ይሃቦም፣ ኣቱም ህዝበ ክርስትያን ናይ መን ትምህርቲ ንከታተል ኣዚና ክንጥንቀቅ ይግበኣና። ካብ ሓሰውቲ ነብያት ተጠንቀቁ ዝብል ቅዱስ ቃል ብርግጽ ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ሕልናና ወቂጥና ክንሕዞ ይግበኣና ኣምላከ ቅዱሳን ሰላሙ የብዘሓልና
@ManaAbraham-fh1cs
@ManaAbraham-fh1cs 2 дня назад
እዋይ ተመስገን ሕጂ የዕሪፍና ንዕኡ ድማ ኣምላኽ ይምሓሮ
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 2 дня назад
Kalehewt yesmalna zehwe ❤❤❤🤲🤲🤲🙏💐
@alemdesta454
@alemdesta454 3 дня назад
Welcome ክቡር መምህርና 1ይቲ ገና"የ ከዳምጽ📖🎧💙እሺ ክቡር መምህርና ጸጉኡ የብዝሕ "ልኢፍረም ሓውና ድማ ፅቡቅ ኢና ንምነየሉ " አምላክ እግዚአቢሔር ሓቀኛ መንገዱ ይምረሐዮ/ና📖 አብቲ fb ክንስሕቅን ክንፃረፍን ስልጣን የብልናን ብፍላይ ደቂ አንስትዮ ዘለናስ ብጣዕሚ ኢና ንገርም😫ንዑኡ ፅባሕ አምላክ ናብ መንገዱ ምስ መለሶ ከይንሓፍር "መንገዲ ዘዝሰሓተ አይሰሓቅን አይፅረፍን።።።ንባዕልትና ፅባሕ አይንፈልጣን😢😔እሞ ንሰብ ፅቡቅ ንመነ።
@mohammedafroz-fb8ev
@mohammedafroz-fb8ev 3 дня назад
ባቂ ቃለ ህወት የስመዐና ዛሓፍተይ እቲ ኢፍሬም ሓዉና ጊጋ እንተሊይዎ ፆሎት ዳኣ ኢና ክንገብረሉ ዘለና እምበር ክንፃረፍ ኣይፍቀዲን እዩ ምክኒያቱ ንባዕልትና ፅባሕ ኣበይ ከምንወድቅ ስለ ዘይንፈልጥ እቲ ሐዚ ንፃረፎን ንስሕቆን ዘለና ፅባሕ ናባና ከይኮነ ኣይተርፍን እዩ 😢😢😢 ☝️
@mera-vv7br
@mera-vv7br 3 дня назад
NY geleseb libonas bxmi libka ytnkifi nifti zhftey bahki tikl u zblkyo. Ninbsna zhznala yblnan
@user-jw9li3qh8w
@user-jw9li3qh8w 2 дня назад
​@@mohammedafroz-fb8ev ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ። እንተኮነ ወላ ጸሎት እንተ ገበሩ ጸሎት ንገብር ኣለና ኢሎም ኣይኮኑን ዝገብሩ።
@michaelghebrehiwet5477
@michaelghebrehiwet5477 День назад
🎉🎉❤❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 3 дня назад
❤❤😊😊
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 3 дня назад
😢😢❤❤❤
@ola1707
@ola1707 День назад
Kasahun hawey amlak yhagizeka xegu yebzhalka
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡር መምህረይ❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 дня назад
ግዜ ሓሚቑ ዝሐሸ የምፅአልና አብ ጌጋ ጌጋ ማለት ፅቡቅ እዩ አብዙ እዋን እዙይ ንህሌና ዝሰርሕ ሰብ ዳርጋ እናዋሓደ እዩ አብ ጥቅሚ ምድሪ ዝተመስረተ ኾይኑ
@MmMm-hw7nk
@MmMm-hw7nk 3 дня назад
ስሑት ትም/ቲ ንዝምህር ዝኾኘ ይኹን ሰብ ናይ ቤተ ክርስትያን ኣስተምህሮ ኣይኮነን ኢልካ ምፍላይ እንታይ ኣለዎ ፀገም ካልኣይ ከዓስ እቶም በቶም 3ተ ዓበይቲ ጉባኤታት ዝተወጉ ካሓድያን በስሑት ኣስተምህሰኦም ዶ ኣይኮነን ክምለስ እንተኮይኑ ቤተ ክርስትያን ኢዳ ዘርጊሓ እያ ትቅበል ኣይምለስ ንዝበለ ድማ ትፈልዮ(ትውግዞ
@GMTube1621
@GMTube1621 2 дня назад
ተሕዝኑ ኢኩም ውግዘት እኮ ዜና ዓወት ኣይኮነን ሰበር ዜና ረኪብክምዎ ውግዘትስ 😢 እንኳዕ ቤተክርስቲያን ንዓካትኩም ሒዛ ኣይምተረፈት ቤተክርስቲያን እያ እናበከየት ኢያ ትውግዝ ደስ ይብለኩም ኣሎ ብውሳነኩም ፅባሕ ግን ብውሳነ እግዚአብሔር ከይትሓፍሩ ተጠንቀቁ
@ferihaferiha-pq6wf
@ferihaferiha-pq6wf 8 часов назад
ሓቂ😢
@brllabay3842
@brllabay3842 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
@ExodusMedia-2024
@ExodusMedia-2024 3 дня назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ውሳኔ!!! ነዊሕ እዋን ክንጽበዮ ዝጸናሕና ውግዘትዩ። ነቶም ብእኡ ዝተታለሉ ኣሕዋትን ኣሓትን እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦንኦም የብርሃሎም።
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ❤
@abnerkem6389
@abnerkem6389 2 дня назад
Very Nice decision ❤❤❤
@MerhawiMebrahtu-uf1st
@MerhawiMebrahtu-uf1st 3 дня назад
Dyi
@missg7480
@missg7480 3 дня назад
ሓቅስ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን..........ምሕረት የውርደልኩም እንዳ ካሳሁን
@DimozBereketab
@DimozBereketab 3 дня назад
Men N men Eu kiwgz ? Memhtey !?
@hamassien323
@hamassien323 2 дня назад
ኣምላኽ ይባርኽኩም እዚኣ ጽብቕቲ ስጉምቲ ጸሚምና ኢና ፡እቲ መእመን ከኣ ቁሩብ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ዶ ኣይሓይሽን።ንምንታይ ኢና ንሰብ ንስዕብን ነምልኽን?እሞ ከኣ ሎጂክ ኣብ ዘይኮነ ነገርሲ ክንሓስብ ኣለና ።ተባረኹ ሓደራ መጽሓፍ ቅዱስና ነንብብ
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k 3 дня назад
Kahanat wuguz do yewgz yu ????
@amanuelhaile7471
@amanuelhaile7471 2 дня назад
Tsbuk zereba Kasahun hawna. Eti zbelkayo nay Betekrstiana nay mrrdae tmnit kea Egziabher semirwo, kulu kab gega mengedu temelisu nab Fkri Amlak zsehabelu gze yerena!
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 3 дня назад
ፅቡቅ መምህረይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@AaAa-lm1ui
@AaAa-lm1ui 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 2 дня назад
well come BTAEMI SENAY SGUMTI EYU ZIGBO SEB EYU AMLAEK GIBRE MELSi NAY TEGBARATU YHABO
@Shewit59
@Shewit59 3 дня назад
Selamat Kasahun hawey, akedimom kidmi miwgazsi geguu kerediewo do fetinom ykonu?
@Sanirey777
@Sanirey777 3 дня назад
Entay elom keredewo kulu zmhro zeygega u
@user-tg1qk7gk3i
@user-tg1qk7gk3i 3 дня назад
አቲ ዝብሎ ኩሉ ጌጋ አዩ
@SurprisedBeignets-hg6nn
@SurprisedBeignets-hg6nn 3 дня назад
Ewe gega dea ane wn yfelto eye ko gn abotatna menfes amlak temerihom kabti seytanawi menfes kewtsiewo ktsieru mo dihri buzuh kia aymlesin eye elu lbu enteatriru ywigez, Kem abotat sik elka bimaedo bvidio bzreakayo tray gn ab miwgaz aybetsihn eyu Miwugaz .alet miflay kab emnet slezkone Kebid slezkone kia
@SurprisedBeignets-hg6nn
@SurprisedBeignets-hg6nn 3 дня назад
Ane entay tetsebiye kabza wugzet kndzi gze rekibna kab gegau nkierem azeraribnayo mmlas abina kblu tetsebe nere gin kemia tbl yelan
@lovetigray7773
@lovetigray7773 3 дня назад
qle hiwet ysmealna 🎉🎉🎉🎉
@semyatalem8320
@semyatalem8320 3 дня назад
Tmrtka azyu xbuq eyu gn bejaka nnay eritrea Church aytxrefelna 😢😢 bzkone yeqenyelna.
@user-hu2sh3eb4y
@user-hu2sh3eb4y 2 дня назад
Men nenay Eritrea church xerifu xebuk gerka wey gerki semi enat deya koyna zela emo be Eritrea temheder church bemen temerah ala besebe seltan weys bemenfes kidus? Bezi ekua ketmelesu zeykealkum si astewelka/ki tezareb
@user-xv7js7hx7o
@user-xv7js7hx7o 3 дня назад
ታይ ማለት አዩ ወግዝት
@lovetigray7773
@lovetigray7773 3 дня назад
wgzet malt klkul malet eyu
@SurprisedBeignets-hg6nn
@SurprisedBeignets-hg6nn 3 дня назад
​@@lovetigray7773kab emnet orthodox miflay. Malet eyu Ay kristiyann eka malet eyu. Kebid kia eyu
@infinks8320
@infinks8320 3 дня назад
ካብ በተክርስትያን ወፃኢ ክኸውን
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 3 дня назад
ምፍላይ ማለት ኢዩ
@lovetube9672
@lovetube9672 3 дня назад
ውግዘት ማለት ሓደ መዕመናን ወይ አገልጋሊ መሲሎም ከምዚ ናይ ኤፍሬም ቶካሉ ካብቲ ቦትኡ ጸጊግካ ምጉሓፍ አምላክ ካብዝዮም ይሰውረና 😢😢
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k 3 дня назад
Anes bitame ye kasahun zikatateleka nere kab hilek watsika kulatkum kahanat agelgeltn erke selam geberu amselu aytkun👈💔💔💔😭😭😭
@monenmerah2565
@monenmerah2565 2 дня назад
ኣምላኽ ካብ ከምዚ ይሰውረና
@loversofgodthinkbeforethey8677
ጽቡቕ ውሳኒ ነዞም ጠንቋሎ፣ ሕጂ ድማ ካብ ፖኪስታን ናብ ብራዚል ኮለል የብሎም ኣሎ፣ ትካል ክኸፍትሉ ኣዋጽኡ ይብሎም ነበረ፣ ከም እህተ ማርያም፣
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 3 дня назад
*_welcame መምህረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ውሳኔ💜_*
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 дня назад
እንቃዕ ሰላም መፃኩ ክቡር መምህርና ♥️
@natsnettumzghi2952
@natsnettumzghi2952 2 дня назад
Nay Eritrea beteksyan dea niakas wegizatka endya hadnet beteksyan zeytsebku kab ab mwgugaz tiwlu
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 2 дня назад
ውግዘት ናዓኩም ቅልል አዩ ድሕን ኢቲ ዝኽውምን ክትሪኢ ኢና መአወይ ኢኻ ብሕቂ
@user-if6xw9bb8l
@user-if6xw9bb8l 3 дня назад
😢😢😢😢 ይወገዝ ግን ንመጻኢ ከይቅጽልከ እንታዩ ክግበር ዘለዎ ዘይምዝራብ ንባዕሉ ውግዘት ጥራይ እኩል ኣይኮነን ፡ እቲ ዝጎደሎ ናይ ጸገሙ መፍትሒ ንምንታይ ካብ አገልገልቲ ቤተክርስትያን ካህናት ንሕማምን ጭንቅን ናይ ህዝቦም ዘይግደሱ ፡ ሰብ ናብዞም ሰባት ዝከይድ እኮ ስለዝጸገሞ እዩ አረ ኣድህቦ ገሩሎም ንምእመናን 😢😢😢😢😢
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 дня назад
ሳብሰክራይብ ግበረልይ ደቂ እመብርሃን አሕዋተይ❤🎉
@samueltmrtu3530
@samueltmrtu3530 2 дня назад
Bitaemi Xibuq ane biwegeney gele Wihudat sebat asemie ziabeyuni kab gusnetey feliyom
@Drar18
@Drar18 День назад
ብሰ/ወ ካሳሁን ብዘይካ ዚ ብስም በተክርስትያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝግብርዎ ዘለዉ ኣሕዋት ገዳም ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ዝምዝምዝዎ ጉልበትን ንዋትን መንእሰያትና ጀሆ ሒዘሞም ዘለዉ ሰባት ከምኡ ውን ዘየለ ናይ ገንዘብ ምዝመዛ በቶም መራሕቲ ሃይማንት ናብ ዝኸፍአ ይኸይድ ኣሎ እሞ ቁርብ መጽናዕቲ ወሲኽኩም ከተቕርብዎ ንላቦ።🙏
@user-rn6mi7pm1t
@user-rn6mi7pm1t 2 дня назад
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@HaileWerede
@HaileWerede 2 дня назад
ማእርግ ዘይብሉ ኸ ይወገዝ ድዩ? ካልዕ ስም ምጥቃም ዶ ኣይመሓሸን
@hamassien323
@hamassien323 2 дня назад
እዋእ ንምንታይ ሕጂ ነዚ ኣጋንንቲ ዘምልኽ ሲ ምስ ፕሮቴስታንት ምምስሳልኩም ዓገብ፡ፕሮቴስታንት ኣብ ሓደ እየሱስ ክርስቶስ ይኣምኑን ሰለስትነትን ሓድነትን ስላሴ ይኣምኑ ኢዮም፡ስለዚ ኣርሙዋ
@tsegahizkias4114
@tsegahizkias4114 2 дня назад
Ane Zegermensi nemntey eyou eti seb zesebo zelo. Kal hewet yesmana enda bele. 😭 Metshaf kudus sile zeynebeb eyom eti seb. Metshaf Kudus mermuru eyou zebel. Nay 2,yehwat deki hawebey alewa zesebo abenani mesma.
@robi_chita8009
@robi_chita8009 2 дня назад
Alemna nkesar eya tdgf amlak tray aywegz wgze
@user-gd8uy1cx6w
@user-gd8uy1cx6w 3 дня назад
ኣወ ካሳሁን ሃወይ ሃንቲ ፍረወይኒ ትብሃል ካብ ሱኡዲ ከማን ከኢዳ ኣንኪልል ትብል ኣላ
@jftgdt4444
@jftgdt4444 3 дня назад
❤❤😢
@user-tg1qk7gk3i
@user-tg1qk7gk3i 3 дня назад
ጹቡቕ ተበግሶ
@mohammedafroz-fb8ev
@mohammedafroz-fb8ev 3 дня назад
😂😂😂
@user-ol1ru5ep6h
@user-ol1ru5ep6h 3 дня назад
Selam memhr kashun,ykbrkan yketatlekan ye abti xbuk kbelka ye abti neay giega koynu zterayni kngreka dma gbu u bhaki ygzabier u zfws ab seb hadiru wn yfws u kem dki mzamuru goyta malet u welka ab zi gzie kebid entoken knu agelgali ktrekb ;Ezom abona Daniel dma bzaba gnzeb xega alwom kab manm seb santim aykbelun dehar eta ntom xbkti zbla nger dma kurebu dmun sgun nay goyta wsedu zbl abo u agelgalì kfu mnfes mechem krbu aybln u .....
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 3 дня назад
Xibk memhrey ❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 3 дня назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም መምህርይ
@Natnael7594
@Natnael7594 День назад
መሳኺን ኣነ ዝገርመኒ ዘይሰማዕካዮ ዘይረአኻዮዶ ይዝረብ እዩ እግዚኦ መኃረነ ክርስቶስ ካልእ ትምህርቲ ዘይትምህሩ ኩሉ ግዜ ሰብ እንዳምጻእኩም ምውቃስ ድዩ ትምህርትኹም ኣፍኩም መሊእኹም ከምዚ ኢልኩም ትዛረቡ ዘለኹም ዳሓር ዳኣ መልሲ ከይትስእኑ ከይትሓፍሩ
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 2 дня назад
Meas eka ktmr ketenesh akilka werewedi were hizka mmxae koynka we know who you are bro.
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 3 дня назад
ኣምላከ ቅዱሳን ተነሲሖምሲ እቲ ጌጋ መንገዲ ሓዲግና ናብ ቤትና ተመሊስና ኢና ኢሎም ምስክርነት ዝህብሉ ግዜ የቕርበልና መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹምለይ ❤❤❤
@akberetandemariam1231
@akberetandemariam1231 2 дня назад
ንዓኩም እዩ ንሳሓ ዘድልየኩም ንሕናስ ተነሲሕና ካብቲ ናይ ዓለም ወጺና ኢና ንዓኩም ካአ ዓይነ ልበናኩም ይክፈተልኩም😂😂😂😂
@akberetandemariam1231
@akberetandemariam1231 2 дня назад
ንስኩም ኢኩም ጌጋ መገዲ ትከዱ ዘለኩም
@user-bp6nu2uf2h
@user-bp6nu2uf2h 3 дня назад
ሰላም ናኻ ይኩን ክቡር መምህር፡ መጀመርታ እዚ ሰብ ቃል ክርስቶ እንብር ቃል ናይ ኣጋንንቲ ኣይማሃር እዚኣ ክትእረምላ ኣልካ ለይትን ማዓልትን እንድዩ ሰብ ጽሎት ከግብር ዝሓድር ዘሎ ከመይ ኣቢልካ ጋኒን ትብሎ እንት ኪኢልኩም ኣርድእዎ እንበር ምውጋዝ ኣቅሊልካ ዝርእ ኣይካነን ደጊሙኩሙ ሕሰብሉ ካስሁን ሓወይ ካላኣይ ድማ ኣድይ ማርያም ጋል ኣኮሎ ጉዛይ እያ ምባል ዘወግዝ ጎዳይ ኣይኮነን።
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 дня назад
It is so sad about this Gdames in Ethiopia and Etege Mariam. Who I know, told them don't take your medical that Doctors gave you. Just believe the Gedam. As a results some of them died,which is sad. Where can they finding Protestant. Protestant don't believe in nonsense !!
@-gabrielabsari6458
@-gabrielabsari6458 3 дня назад
Nskas wguz endika ms aboka shinoda 😢
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 3 дня назад
Men wegizwom, abona Antonios aqo n Eritrea zelewu wegizemom iyom halifom, mshkinay nay abona Antonos qala tehsom zkedu wgzet khlfu aykalun iyom
@samsomzerom4988
@samsomzerom4988 3 дня назад
ብስርዓት ሂግደፍ ክከውን ይክእል ኢዩ ብኣምላክ ግን ንጹህ ኢዩ ብዘይ ሕግን ስርዓትን ዝውግዝ ከኣ ውግዘት ናብ ርእሱ ኢዩ ዝምለስ ይብለና ፍትሃ ነገስ ስለዚ ክቡር ሓው ስሚዒትን ርዲኢትን ይፋላለ ኢዩ ኣስተውዕል
@-gabrielabsari6458
@-gabrielabsari6458 2 дня назад
kemu garkum texenanu😅
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 3 дня назад
ፅቡቅ ተበግሶ እዩ አባናም ንከምዚኦም ዝበሉ ክንቀሐሉ ዝግባእ ግዜ እዩ።
@rishant9980
@rishant9980 3 дня назад
እዋይ ተመስገን አነስ ተጨኒቀ ነረ እንታይ እዪም ስቅ ኢሌም ዝርእይዋ ዘለው እብል ነረ ተመስገን ሰዐቡቱ በጃኩም ልብናን አእሙረናን ንክፈቶ ክቡር ሐውና የቀነልና
@tsigesolomon2667
@tsigesolomon2667 День назад
😂😂😂
@user-dy4ly4is1b
@user-dy4ly4is1b 3 дня назад
ፅብቅ ውሳነ እዩ
@lidiahabte3354
@lidiahabte3354 2 дня назад
እዞም ትብሎም ዘለኻ ጳጳሳት ደኣ ውግዛት እንድዮም ንባዕሎም😂😂
@user-dx5en2dj2k
@user-dx5en2dj2k 3 дня назад
ኩሉ አብ ዩትዩብ ዝዛረብ ሰብ ውሸጣዊ ነውጺ ዘለዎ ጥራይ እዩ።ብትኽክል ንተዋህዶ ሃይማኖት መሲሉ ዝዛረብ የለን።
@user-ol6gh2ps8c
@user-ol6gh2ps8c 3 дня назад
ኩሎም ጠንቆልት ኢዮም ዝሓይሽ የብሎምን
@mohammedafroz-fb8ev
@mohammedafroz-fb8ev 3 дня назад
❌❌❌❌❌❌
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 2 дня назад
ብሕቂ ደፍረ ኢኻ ሽይጢ ክታብ
@eritreanyem
@eritreanyem 2 дня назад
ኣቶ ካሳሁን ንባዕልኻ ተሃድሶ ኢንዲኻ ንስኻ ኢኻ ውጉዝ ብተዋህዶ።
@trhasgide6583
@trhasgide6583 2 дня назад
ክክክክክክክክክክ መን እዩ ድውግዘና ኤህ መሳኪን ተሕዝኑ ነቲ ካብ ሰማይ ዝወረደ መስቀል ታቦት ሲ በየናይ ዓቅሞም በፍጹም ኣይትሕሰብዎ ተክእልኩም ኣርክቡና
@trafalgerdwaterlaw4184
@trafalgerdwaterlaw4184 2 дня назад
ከማኻውን ካሳሁን ካብፖሎቲካ ውጻእ ክትስማዕ
@user-jm2en6gi4e
@user-jm2en6gi4e 3 дня назад
ዶንግዮም ከማን ምክናቱ ሱር ክሳብ ዝሰድድ ሕጂ ቡዙሕ ጻዕሪ ክሓትትዩ ግን ጽቡቅ ተስፍስዩ ግን ጽቡቅ ገርካ ምምርማር ከድልዩ ንካሎት ብናይ እግዛብሔር መንፈስ ዝሰርሑ ከይልከም ብሱባኤን ንኣምላክ እንዳሓተትካ ክኽዉን ኣለዎ ቅል ሂወት የስማልና መምህር
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 2 дня назад
ብሕቁ ኢኻ ተሕዝን
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 2 дня назад
Anta senef nay snufat nbaelka wguz tay wguz ktbl eka sinodos Ertitrea do yfelteka eyu kasahun ede dembe tekawemti gujile aba Mekars endika Efrem hawna dea teneshun qurobun sgedun xmun elu do ere tiumuka wey neti blbi nebiu ms hzbu zehabo amlak akniuka deb serihu aynka egziabiher nay edka ykfelka ms seabtka neti bamlak zwerede nwayate kdusan telagixkan aquashishkan eka entenhna emo zmexe ymxae abta amanawit tewahdona hizna knmrsh ena .
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 дня назад
ኣነመቆሬስ እኮ ውጉዝ ኢዩ እድሕር ምውጋዝ እንተኾኑ ኤርሮም ኣበነ መቆሬስ ካኣ ብናይ ኤርትራ ዝተወገዘ ኢዩ
@mskinhagerey
@mskinhagerey 2 дня назад
ዝከበርካ ሓውና ካሳሁን ዋላኳ ህልኽ ዝዓይነቱ ነገር ተለኩም ሲኖዶስ ኤርትራ ሕጂ ምውጋዛ እንታይ ስለ ዝኮነት እያ ?ደገፍቲ ስርዓት ተለኹም ካባይ ረሓቁ ስለዝበሎም ዲዩ ወላስ ሕጂ እያ ፈሊጣቶ ?ደሓር ከኣ ውጉዝ ዶ ይውግዝ እዩ ካብ ሲኖዶስ ኤርትራስ ናኤፍረም ትበልጽ ብፍላይ ምስ ኤፍረም ዘለካ ጉዳይ ፊት ንፊት ላይፍ ዘይትራኸቡ ነዚ መእምን ብኹሉ ግዳይ ትገብሩዎ ኣለኹም፡፡
@Habrom1988
@Habrom1988 День назад
ሲኖዶስና ውን ከም መንግስትና ኮይኑ ከም ሃመማ ኣብ ዘይምልከቶም ጉዳይ ምእታው።ታይ ይምልከቶም?ኤፍሬም ካብ ኦርቶዶክስ ውጹእ ዩ፡ስለዚ ታይ ይምልከቶ ሲኖዶስ? ታይ ግዜን ገለን ኣይወስድን ትብል መዋእል ወሲዱ ብሕጂ ውን ክወስድ ዩ።ካልእ ኮፍ ኢሎም ክዘራረብ ቦታ ስለ ዘይረኸቡ ዮም ዶ ኢልካ?መዓስ ተፈላልዮም?ብሓደ ኮፍ ኢሎም ዶ ኣይኮንን ንሓድሕዶም ተፈራሪዶም?ምስዞም ኣብዚ ዘለዉ ተኮይንካ ከኣ ኩሉ ግዜ ዶ ኣይኮኑን ኣብዚ ይውዕሉ ዝሓድሩ ዘለዉ?መጺኦም ክንዘራረብ ኢሎም ዘይዕድምዎም?እቲ ውግዘት እምበር ቀሊልሎም።ወጊዘካ ኣለኹ ምባል በዚሑ።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 дня назад
ናይ ፖሎቲካ ኣይኮነን ንኣብነት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሓጥያት ሓሊፉዋ ዝበሉ ቁዱስ ጅወርጅስ 7ግዜ ኣሞተን ስእሊ ስላሴ ኣየድልን ዝበሉ ኣባ ማቆሬስ ዶ ኣይኮነን? ነዚ ኸ ስለዚ ነዚኦም ከም ተወገዙ ኣይፈለጥካን ድኻ እዞም ናይ ኤስትራ ስኔዶስ ዝምርሑ ከይትሕወሱ ከይትጽውዕዎም ዝበሉ ለቀነ ኣብ ሆላድ ከ?
@raheltelnatkadelenerekifla2580
Kasahun zey tigedefo ezi wedi nsu yheyshe kabzom aboletika atom zelewu abotatna nsus Ab nshe leli 40 she seb ms amlake ataarikuwom
@merhawithagos9990
@merhawithagos9990 День назад
ብስኖዶስ ኤርትራ ዘይምሃደር ዘበለ ኩሉ ውግዝ አዩ። ኣብነተርቆስ ንባኢሎም ውጉዝ ኢዮም ካብ ሃይማኖት ፕለትካ ኣውጽዎ ፈላልይዎ መኢምንናን ዘምሃድርኩም ዘለው ተሃድሶ ኣለልዮውም።ኣብ ጉዳይ ፕሎትካ ከም ድላዩ ኢዩ ሰብ። ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት ግን ኣስተውዒሉ መኢመናን።
@merhawithagos9990
@merhawithagos9990 День назад
ንምንታይ ኢኩም ሰብ ተደንግሩ ኢቲ ትምሃደሮ ዘለካ ንባኢልካ ውግዝ አዩ ምስ ኣውነ መንቆርዮስ ኢንድካ ትምሃደር ።መእመናንን ኣይትልክሙ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ከይፍርደኩም
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 2 дня назад
ትሃዲሳ ግና አብታትካ አዩም
@MerhawiMebrahtu-uf1st
@MerhawiMebrahtu-uf1st 3 дня назад
ከለክም ውግዝት ኣክ
@Samuel-tl6ut
@Samuel-tl6ut 2 дня назад
Welcome
@Azms-ic5or
@Azms-ic5or 2 дня назад
❤❤❤
Далее
Recycled Car Tyres Get a Second Life! ♻️
00:58
Просмотров 3,5 млн
10 ንድሕሪት ዝጎታኻ ነገራት ኣለሊ
14:51