Тёмный

ዕልልልልል ናይ ኩልኹም ዓወት'ዩ፡ ኣብ ገዳም ቅድስቲ ማርያም ዓይላ ናይ ምስጋና ድምጺ ይስማዕ ኣሎ፡ @HIRUT-TV ሂሩት TV 

HIRUT TV
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 60 тыс.
50% 1

እቲ ክኸውን ዘይክእል ኮይኑ ዝስምዓና ዝነብረ በቲ ኹሉ ዝኽእልን ብሓገዝኩምን ኣብ አብ መፈጸምታ በጺሑ ኣሎ። ክብርን ምስጋናን ነቲ ኹሉ ዝኽእል።
ብሓቂ ምሉእ ቪድዮ ርእኹምዝጎደለ ክትእርሙ ቅጽል ዘለዎ ድማ ክቕጽል ከምዘለዎ ክትነግሩና ንላቦ እግዚኣብሄር ምሳና ኾይኑ ሓሳባትና ይባርኽ ብዓቢኡ ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን • ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰ...
ገዳም ማርያም ዓይላ • ደስ ዘብልን መሃርን ግዜ ኣብ ገዳም...
ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።
© Copyright: All Rights reserved. @HIRUT-TV ሂሩት TV
subscribe our you tube channel for more videos
you tube / @datlove
facebook ru-vid.com?even...
twitter / datinot

Опубликовано:

 

12 июн 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 647   
@datlove
@datlove 2 года назад
ደጊም ኩለን ገዳማትና ክንብጸሐን ኢና፡ ግና ካብ ኩሉ ፍቕሪ ኣይንረስዕ ኣሕዋት፡ ኣብ ኮመንት ኣይንጻረፍ ንዝጸረፈ ኣይንመልሰሉ። እቲ ኹሉ ዝኽእል ንዝሃበና ጥራይ ነመስግን። ሃብቲ ቤተክርስትያንና ኣብ ማንም የልቦን እሞ ንሓድሕና ንፋቐረሉ። ነዚ ቻነል ዘዐቢ ዝኾነ ሓሳብ እንተለኩም ቴል 07618536 facebook ru-vid.com?even... twitter፡ twitter.com/DatinoT gmail dattekle@gmail.com እግዚኣብሄር ዘመንና ይባርኽ።
@millionmebrahtumillionmebr4933
@millionmebrahtumillionmebr4933 2 года назад
ኣሜን
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ብሩካት እግዝኣቢሔር ይባርኩም ጸጋውን የብዝሓልኩም
@abrahammengistaab6538
@abrahammengistaab6538 2 года назад
Amen amen
@teklomsbahtu1854
@teklomsbahtu1854 2 года назад
Amen amen amen 🙏
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 2 года назад
ሓወይ ናተይ ንስኻ ኣጆኻ ቀፅል ዓስብኻ ደማ ኣምላኽ ክህበካ እዩ መዘከርታ ፃድቅ ንዘላኣለም ይነብር ይብ መፅሓፍ ቁዱስ ተፃረፍቲ ደማ ዓይነ ልቦና ይኽፈተልና ናይ ልድያ ዝኸፈተ ኣምላኽ
@user-rv9vm2do8p
@user-rv9vm2do8p 2 года назад
ንእግዚአብሔር አምላክና እንታይ ይሳኣኖ ብልወፀ ይተከአልኩ ፍትዋት ኣሕዋተይ ኣሓተይ ክንደይ ደስስስ ልብል እዩ ኣናስ ናይ ብልበይ ሕጉስ ኢለ ተመስገን አምላክ አሜን ክቡራት ወለድና ፀሎትኩም ኣይፈለየና 🙏💒🙏💒🙏
@egzetneegzetne6186
@egzetneegzetne6186 2 года назад
Ufffffff ewyyyy amlak taum. "ነዛ ገዳም ብገለ ኣጋጣሚ በጺሐያ ይፈልጥ'የ። ማርያም ሰነ እዩ፡ንግደት ግድን ምጻእ ክትርእዮ ተባሂለ፡ብስራሕ ኣብቲ ከባቢ ተመዲበ ስለ ዝነበርኩ እየ ከይደ።ነዘን ኣዴታት ምስ ረኣኩ ብጣዕሚ ሓዚነን ደንጊጸን፡ኩሉ ሂወተን ኣተሓሳሲብኒ።ልዕሊ ኩሉ ዘሕዘነኒ ብመንፈሳዊ ዓይኒ'ውን ብዘይ ምምልካተይ እዩ።ግን ብዕድመ ኣዝየን ዓበይቲ እየን፡እቲ ቦታ ዶብ ምስ ምኳኑ ብዙሕ ዝረድእን ዝነግድን የብሉን።ቁሩብ ብመንፈሳዊ ከይደክማ ክድግፈን ዝክእል ኣይነበረን"። @ይዝከረኒ ሓደ ኣበ ምነት ናይቲ ገዳም ኣቦ ከም ዝነበሩ፡ዓዲ ኳላ ክመላለሱ ይርእዮም'የ።ንሰን ግን ንበይነን።ኣብቲ ከባቢአን ሰራዊት ኣለዉ፡ካብቲ ባስካ ማይ ብሓደ እናተካፈሉ ይነብሩ። "ቦ ጊዜ ለኩሉ" ሕጂ ግን ብጣዕሚ ልብና ሓጎስ መሊኡ ክብሪ ንመድሃኒአለም ይኩን። "ንኩልኩም ኣብዚ ቅዱስ ዕዮ ዝተሳተፍኩም ከኣ፡ምስተን ኣዴታት ኮይነ የመስግነኩምን፡ይምርቀኩምን፡ኩሉ ዝተመረቀ ይብጻሕኩም"። እግዚኣብሔር ዘይውዳእ ዘይጎድል ጌሩ ይሃብኩም።ብዓቢኡ ከኣ መንፈሳዊ ጸጋ ይዓድልኩም፡እዚ ተግባርኩም (ዕዮኩም) ጽባሕ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር በረከትን ድሕነትን ዘውህብ ይኩነልኩም።ኣጆኩም ከምዚ ንኩለን ገዳማትና ክንሕግዝ ረዲኤቱን ምሕረቱን ይደግፈና። "ድ/ዳት ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ሂወትኩም ይባርክ ኣምላከ ቅዱሳን" ብዙሕ ዕዮ ይጽበየኩም ኣሎ ኣብተን ካልኦት ገዳማት ውን። ነዛ ገዳም ምስቲ ራሕቅን ዶብ ምኳኑን ብከመይ ከይድኩማ ብጣዕሚ እየ ዝግረም።ነፊዕኩም ደዊለ ከመስግነኩምየ ሓደ መዓልቲ።
@ametehabte9062
@ametehabte9062 2 года назад
Amen amen amen
@helenhaile7313
@helenhaile7313 2 года назад
Amen amen 🙏
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 2 года назад
Amen Amen Amen
@awetkibrom215
@awetkibrom215 2 года назад
እግዚኣብሄር ጸጉኡ የዝብሓልኩም ብኩሉ ዝሓገዝኩም ከምዚ ጌርና ኣንተ ተሓጋጊዝና ከመይ ደኣ ጸሎት እዞም ቅዱሳን ስደትና ኣሕጺሩ ብሰላም ናብ ዓድና ዘይመልሰና
@letabtesfa957
@letabtesfa957 2 года назад
Asey des zebil serah deyakon hawuna Eyzabhar xegue ybzhalku fetari
@letabtesfa957
@letabtesfa957 2 года назад
Nkulom. Abtiserah ztestefkum kea bfetar rukobwo
@letabtesfa957
@letabtesfa957 2 года назад
Dykonhawna ezi srah keytekarxo
@letabtesfa957
@letabtesfa957 2 года назад
Berito
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 2 года назад
ኣሰይይይይይይይይይ ተመስገን ኣምላኽ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብቅርሺ ተዘይ ሓጎዝኩ ግና ሓጎስ ተኳፋሊት ኮይነ ድስስስስስ ይበልኩም በረከት መነኮሳት ኣይፈለይኩም ኣጆኹም ቀፅልሉ ፉቁራተይ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኣለና
@ermiashabtom4509
@ermiashabtom4509 2 года назад
Nay bhaqi habtay marey kulu zekili amlak alna bereket nay abotatina monikesat ayfeliyena nikuluna
@mihretabtesfamariam2633
@mihretabtesfamariam2633 2 года назад
Aseyyy Aseyyy Elllllllll Ellllllllllll Ellllllllll
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 2 года назад
*እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ደሰሰሰ ዝብል እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዛሐልከም እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማይ ንፅህ ቤተ ይህነፀልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ✝️✝️✝️
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
*_እንቋዕ ዳሓን መጻኩም ክብራት ኣሕዋትና በረከት ኣቦታትና ኣይፈለየና ብሓቂ ክንደይ ደስ ይበል አቤት ኩላትኩም ብገንዘብ ብሓሰብ አብኡ ከይደኩም ነዚ ዝገበርኩም እግዚአብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣበዘይ ሓልፍ ዓንዲ ወርቂ ይጽሓፍልኩም ብጣዕሚ ተሓጎስ ኣምላኽ ካብ ምቅጻላት ምፍራስ ቤቴ ክርስትያን ሰወሩ ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን የወረደልና👏🕊_*
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 2 года назад
ኣንሲ ብስንኪ ኢደይ ዘይ ምምላእ ኣይተሰተፍኩን ኣነ ሓጉስይ ወሰን የብሉን ልዕሊ መጠን ተሓጐስ ባህ ኢልኒ እቶም ዘበርከቱኩም ደኣ መዓረ ከንደይ ተሓጌስኩም ትከኑ ኢደይ ከመልኣለይ ተሰፋ ይገብር ከማኩም ከወፊ ከምኡ ወን ሓጥያተይ ክቅነስለይ ኣምላኽ ኣቦይ ኣብ ወፍያ ብዙሕ ሓጎስ ኣሎ
@MercyEritrea17
@MercyEritrea17 2 года назад
Elllllllllllll elllllllllllll elllllllllllll እግዚኣብሄር ይመስገን ❤️😍እግዚኣብሄር ንሃገርና ኤርትራን ህዝብናን ንዘለኣለም ይባርኽ🙏🏽💒🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-xt3hf8cx9i
@user-xt3hf8cx9i 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
@selamawittesfazgi9632
@selamawittesfazgi9632 2 года назад
Selam Tesfazgi
@selamawittesfazgi9632
@selamawittesfazgi9632 2 года назад
Selam Tesfazgi
@user-ge8hm7hw8c
@user-ge8hm7hw8c 7 месяцев назад
Aseyyyy Ellllllllllllllllllllllllll Egziabiher amlak xega ab riesi xega yebzhalka Bergkette Nay abotatna ayfeleyena ❤❤❤
@danielkidane5317
@danielkidane5317 2 года назад
ኣሰሰሰሰሰይ ደስ ኢልኒ ገዳማትና ከምዚ ከዓብያ ኮለዋ ናይ በሓቂ እግዚኣብሄር ከመስገን ይግቦኦ ኢዩ ተመሥገን ኣምላኸይ ንሱኹም ካ ቀፅልዎ በርትዑ ጻማኹም ኣብ ሰማይ ኢዩ ሞ ኣምላኽ ምሣኹም ይኹን
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 2 года назад
ደስ ክብል ሓጎሰይ መግለፂ የብሉን በረከቶም ይሕዴሬና ክብራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም እግዚአብሔረ ኣምላክ⛪⛪⛪💒💒💒😍😍😍ሓፍትኩም ሰምሃል ካብ ትግራይ ግን ኩሉ ግዜ ይካታተል እየ ኮሜንት ግን ፅሐፈ ኣይፈልጥን😘😘😘😍😍👏👏👏👏
@genetkifle1970
@genetkifle1970 2 года назад
Ellllllllll Elllllllllll Ellllllllllll
@genetkifle1970
@genetkifle1970 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞
@user-pf6oh4cx6v
@user-pf6oh4cx6v 2 года назад
እልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመርገን ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏
@sabateklay4890
@sabateklay4890 Год назад
ኣስይ እልልልልልልልልል ኩልግዜ በዛ ገዳም ካብ ዝርእያ ብጣዕሚ ድቃስ ኣይነበረንን እንቅዋዕ ኣብዚ በጽሔት ጥራይ ኣብዚ ገዳም ብኹሉ መዳያት ዝተጻትፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏💕💕💕
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 2 года назад
እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ እዞም ጀጋኑ ወትሃደራትና 🇪🇷🇪🇷ክኣ ሃገር ጥራሕ ኣይኮኑን ዝካላኸሉ ዋላ ንህንጸት ሃገር እዮም ዝዓዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d 2 года назад
ተመስገን ጎይታ🙏🙏🙏🥺
@user-dp6gc7ft3t
@user-dp6gc7ft3t 2 года назад
ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እግዚኣብሔር ይመስገን🥺😘🙏እግዚኣብሔር ኣምላክ ጉልበትኩም ይተክኣልኩም እመ ብርሃን ኣብ ዓንደ ወርቅ ትጽሓፈልኩም ብሩኻተይ
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 2 года назад
እግዝኣብሔር ይመስገን ብሐጎስ በኽየ ኣደይ ማዓረይ ሰራዊትና ጽላልኪ ኣምብርሎም ንሃገርን ህዝብና ሐልውልና
@rahasetbahre1456
@rahasetbahre1456 2 года назад
Aseyyyy temesgen amlake enkae des belekum abotatey adetatey kbri namlak ykun❤️💒
@awetabraha5539
@awetabraha5539 2 года назад
Aseyyyyyyyy Temesgen Amlak enkae des belekum abotatey adetatey kbri namlak ykun
@hirutmobae8003
@hirutmobae8003 2 года назад
Aseyyyy temesgen amlak enkae des belekum abetatey kbri namlak ykun
@selamasrat4945
@selamasrat4945 2 года назад
ዕልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኸይ ስለ ኩሉ ነገር: እቶም ነዚ ኣብዚ ዘብጻሕክሞ ኻ እግዝኣብሄር ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ይሃብኩም ኣብ ዓንድወርቁ ድማ ይጻሓፈልኩም : እግዝኣብሄር ስደትና የሕጽሩ ኣብታ ብርኽቲ ሃገርና ገዳማትና ንበጻሓሉን ንባረከሉን ጊዜ የምጻኣልና 🙏🙏🙏
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 2 года назад
😭😭😭😭 ተሓጊስ ካብ ሓጎስ ዝተበገሰ እየ ነቢዐ, እንቃዕ ተሓገስኹም ብሩኩት ኣቦታት ኣደታት ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል 🙏🏾🙏🏾 እንቃዕ ነዚ ሬአና ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና, 🙏🏾ኣሜን
@tsegaeyob7787
@tsegaeyob7787 2 года назад
አሰይይይ አመላክ ጥዑም ክብርነ መሰጋናን ንዐካ ይኩን ናየተን ዝተረፋ ገዳማትና ከምዚ የስማዓና
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 года назад
ኣሰይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ነዚ ዘርኣየና እግዚኣብሄር ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ንኣኩም ከኣ መፈጸምትኡ የርእኩም ጸግኡ የብስሓልኩም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤❤❤❤❤
@haderakelati1160
@haderakelati1160 2 года назад
እልልልልል ገዳም ዓይላ ኣሰይ እንኳዕ እቶም ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ተሓጎስኩም !!!
@user-gs8zp9yf4p
@user-gs8zp9yf4p 2 года назад
ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሓልካ ሓውና ከምዚ ገርካ ጸገማት ገዳማትና ተካፍል ዘለካ ቀጽሎ ሓውና ንዓና ከኣ እግዚአብሔር ረደእቲ ሽጉራት ይግበረና እግዚአብሔር ይመስገን ኣሜን
@futsumteklemariam3177
@futsumteklemariam3177 2 года назад
ናይ ብሓቂ ትሓጉሸ ኽብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ንልዑል ጎይታ ይኩኖ እንታይ ይሳኣኖ ከምኡ ድማ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብረከታን ጣዕማን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን። ከምዚ ዓይነት ሰናይ ነገር ክትርኢ ከለካ ልብካ ደስ ይብሎ። ኣነስ ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ናይ ብሓቂ። እቶም ግዜኩም ሰዊእኩም ከይተሓለልኩም ክሳብ 'ዚ ደረጃ ንክበጸ ዘበርከትኩም ድማ እግዛቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም። እግዛቢሔር ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣኣብ ዘለናዮ
@tezfayzewde
@tezfayzewde 2 года назад
ሓጎስና ወሰን የብሉን ነዚ ዘርኣየና እግዝኣብሄር ይመስገን ኣብ ሕጂ ውን ኣብ ጎንኩም ኣለና ።
@merhawibokre3018
@merhawibokre3018 2 года назад
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ኩሉ ክበጽሕ ብሓይልካ አዩ ሞ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን አቶም ብገንዘብ ይኩን ብጉልበት ዝሓገዝክም ከኣ ባኣምላክ ርከብዎ ኣብ ዓንደ ወርቂ ይጸሓፈልኩም ብጣሚ ዝሑጉስ ስራሕ አግዚትነማርያም ምሉእ ሂወትኩም ብርሃን ትግበረልኩም
@user-pd6xr7hj9l
@user-pd6xr7hj9l 2 года назад
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ክትህቡ የንብርኩም ንኹሉኹም ኣብ ዓቢ ሰራሕ ዝዉኣልኩም ❤🇪🇷❤🇪🇷
@Pokedude902
@Pokedude902 2 года назад
ቃላት የብለይን ታሕጋሰይ ክገልጽ ድያቆን ሓወይ ።
@dngleywahseydngleywahsey4351
@dngleywahseydngleywahsey4351 2 года назад
ቃላት የብለይን ሓጎሰይ ክገልጽ።
@kusunemntoynski3376
@kusunemntoynski3376 2 года назад
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልል ናይ በሓቂ ደስ ዘብል እመብርሃን ሰማያዊ ቤት ኣብሊጻ ትስሓልኩም. ንዓካ ድያቆን ሓውና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፥ ጉልበትካ የጽንዕ።
@ghebremeskeltesfaldet2052
@ghebremeskeltesfaldet2052 2 года назад
ነዚ ዘርኣየና ቅዱስ እግዚኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይዂኖ።ኣዝዩ ዘሕጒስ ቅዱስ ቅንኢ ዘሕድር ቅዱስ ዕዩ ።እቶም ዝሃብኩምን ኣብ ኩሉ ዕዮ ዘተሳተፍኩምን ክንደይ ተዓዊትኩም።ከማኹም የማስለና።
@tsegaykidane2110
@tsegaykidane2110 2 года назад
ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ 🙏🙏🙏❤
@shewityontan3548
@shewityontan3548 2 года назад
ኣሰይይይ አግዛብሄር ይመስገን አንቃዕ ሓጎሰኩም /ክን ነቶም ነዚ ክበጽሕ ብኩሉ መዳያት ዝጽዓርኩም ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም ተመስገን ኣብ ዓድና መጺና በረከቱ ንካፈል ይግበረና መድሂንኣለም
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ነዚ ዘርኣየና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን እዞም ኣዳለውቲ ብፍላይ ድማ (ሂሩት tv ) ኣብነታዊ መንእሰይ ኢካ እሞ ንሕና ካብ ተሐጎስና ሉኡል ፈጣሪና ይሕጉስ ኣሎሞ ድስ ይበልካ ፥
@se4111
@se4111 2 года назад
ታካታተልቲ ናይ ዚ ሻነል በጃኩም ላይክ &ሳብስክራይብ ብምግባር ነታባብዓዮም ጽቡቅ ንዝሰርሕ ሰብ ምትብባዕ ንልመድ ሶሪ ደፊረ ተኮይነ
@autikoszsmu
@autikoszsmu 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኢግዚኣብሐር ይመስገን ጽቡቅ ስራሕ ደስ ዘብል ዓስብኩም ብሰማይ ይጽናሕኩም ንኩሉኩም ተሳተፍቲ ናይ ዚ በረከት ዘይተሳተፍኩም ድማ ከምዚ ከማይ ዘለኩም ልብና ብፉቅሩ ከፊቱ ክንሳተፍ ኣምላክ ልቦና ይኮዓልና ናይ ብሓቂ
@rhstishmangus804
@rhstishmangus804 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልል እንቃዕ ደስ በለክን ቅዱሳን ኣደታትና ንዓና ክኣ በረከት እዚ ቅዱስ ገዳም ይክፈለና እግዚአብሔር ብኣካል እንሳለመሉ መዓልቲ የምጽኣልና ንዘውጻእኩም ክኣ ምርቃ እዞም ቅዱሳን ይብጻሕኩም
@dawitanday9023
@dawitanday9023 2 года назад
አሰይይይይይይ ዕልልልልልልል ፡ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እንኮዕ ሓጎሰና ፡አጆኩም ንዝተረፍ ውን አብ ጎንኩም አለና ፡ እመ አምላክ በረከታ ይክፈልና ፡በረክት ናይዘን አዴታትን፡አቦታትን በርከቶም ይክፈለና አሜን ።
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏
@selamdawit8323
@selamdawit8323 2 года назад
Amen amen amen
@negassiteklezghi3212
@negassiteklezghi3212 2 года назад
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ዘርኣኻኒ
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 4 месяца назад
ሓወይ ኣበይ ሸነኽ ኢዩ ዘሎ ገዳምና, በረኸት ክንሳተፍ ናይ ግድን ክንበጽሕ ኢና ብሓይሊ መድሓኒና 🤲🤲
@edeng.kesete3747
@edeng.kesete3747 Год назад
Egziabheir amlak zitemesgene yikun. Enquae hagosekin kiburat adetat🥰. Tselotkin ayfelena. I just pray to Lord days and nights to go back to my beautiful country and visit all holy gedamat hagerna with my family🥰🥰🥰
@hadgugebremkael9253
@hadgugebremkael9253 2 года назад
ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጉልበትጉም ተጽናዓዮ ቡርካት ስድራና
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 2 года назад
🎗🇪🇷🎗🇪🇷🇪🇷The Action Give back is our tribute to Eritrean 's Martyrs , Eritrean Defense military thank You. Thanks for sharing Hirut TV. 👍
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 2 года назад
እልልልልልልልልልል ደስ ይብል አምላኽ🙏🏾 ይመስገን ነዚ ዘርኣየና 🙏🏾። ከም ርኢቶ በጃኻትኩም ፖሎፎን ግበርሉ ንቁርን ጸሓይን ክከላኸለን ምስራሕ ዘይተረፈ ጽቡቕ ክኾነለን ይቕረታ አብ ብዙሕ ገዳማት ኣይገብርሉን እዮም 🙏🏾🇪🇷
@m.g5295
@m.g5295 2 года назад
ኢልልልልልልልልልልልልል ፈጣሪና እንታይ ይሳኣኖ ክብርን ምስጋናን ን እግዚአብሄር አብ ንእግዚአብሄር ወልድ ንእግዚአብሄር መንፈስቅዱስ አቦታት ኣዴታት ጸሎት ኩም አይፈለየና ዘሎ ናገንዘብ ጸገም ክንሕግዝ ድሉዋት ኢና የቀንየልና
@gebrihiwetgebremeskel9568
@gebrihiwetgebremeskel9568 2 года назад
ዕልልል ዕልልልል ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን 🙏🙏🙏🙏የሕዋት ከኣ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዓንዱ ወርቁ ይጸሓፈልኩም ኣማላድነት ናይ ቅድስቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን.
@user-wu3yk9cg7c
@user-wu3yk9cg7c 2 года назад
እግዚአብሄር አምላኽ ንኤርትራ ንህዝባን ከምእውን ንገዳማታታን ይባርኽ
@rtrt9276
@rtrt9276 2 года назад
ከከከ ኩሉ ልበይነይ ልኾንኩም 🤣
@user-xx5mg8dm1d
@user-xx5mg8dm1d 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕውት ስራሕ፡ከምኡ ገርካ ንካልእ ገዳማት ጽቡቅ ገርካ ከተላልዮ ተስፋ ይገብር ድያቆን ሓወይ፡ከም ኣብነት ወቀዳማይ ኣምጺእካያ ዝነበርካ ገዳም እንድርያስ ዕፉን ካብ ኩሉ ሓዲግ ኢዩ እሞ ።ክርዳእ ዘለዎ ኢዩ፡
@tewoldegebrewoldi9241
@tewoldegebrewoldi9241 2 года назад
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ዓወት ዓወት እግዝኣቢሄር ጥዑም ንዝሃብኩም ሃብተ ሰማይ ይሃብኩም ወላዲት ኣምላክ ኣብ ዝኸድክሞ ጠሊ ዘለዎ ጽላል ተንብረልኩም።
@yacobhaile7915
@yacobhaile7915 2 года назад
ዕልልልልልልልልልልልልል እመብርሃን ባዕላ ትመርቅኩም ቡሩካት
@user-up7tp8il3u
@user-up7tp8il3u 2 года назад
እግዚአብሔር አምላኽ ይኽበር ይመስገን ነዚ ዝገበረ ሰላም ንሃገርና ብጸሎቶም ገዳማውያን ስድራ ሰላሙ ይሃበና
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m 2 года назад
ተመስገን
@weinitsegay1794
@weinitsegay1794 2 года назад
Amen Amen Amen
@yordanostukuabo4542
@yordanostukuabo4542 2 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
@haderakelati1160
@haderakelati1160 2 года назад
ኣዴታትና ብጹቡቕ ክንሪኤን ደስስ ይብለና !!!
@user-uy8vh5iz5h
@user-uy8vh5iz5h 2 года назад
Amlak xega yabzhalkum nkulkum
@millonphoto811
@millonphoto811 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልል ብሀቂ ደስ ዝብል ስራኽ እዩ አምላኽ ፀግኡ የብዝኸልኹም እደታተይ ተሀጉሼ ምስረአኹኽን ብጸሎትኽን ዘኽራና!!!!
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልልል እሰይ ብጣዕሚ ጽቡቅ
@yowhnafikra9250
@yowhnafikra9250 2 года назад
ተመሰገን ተመሰገን ተመሰጓ
@frelisanabew
@frelisanabew 2 года назад
ስለ ኩሉ እግዚአብሔር ይመስገን፡ ነዚ ክውን ንክኸውን ዝገበርኩም፡ኣምላኽ ዓስቢ ቅዱሳን ዝኸፈለ ይኽፈልኩም። ብሓቂ በዓል ቻነል'ውን ዓቢይ ሥራሕ እኻ ሰሪሕካ፡በረኸት ቅዱሳን ኣይፈለኻ። እተን ካልኦት ገዳማት ድማ፡ዘሎ ጸገማተን ናብ ህዝቢ ክተብሎ፡እግዚአብሔር ይሓግዝ።
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 2 года назад
እንኳዕ ሓጎሰና ገዳማውያን ኣባታትናን ኣዴትታትናን ይሕዋትናን ኣሓትናን። 1ይ ዜና 22 :19 ሕጅስ ልብኹምን ነፍስኹምን ንምድላው እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ምለስዎ። እቲ ታቦት ኪዳን እግዚኣብሄር እቲ ቅዱስ ኣቓሑ ኣምላኽን ናብታ ንስም እግዚኣብሄር እትስራሕ ቤት ኪኣቱስ፡ ተንስኡ እሞ ነቲ መቕደስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስርሕዎ። ታቦት ቤተጽዮን ታቦት ኪዳነ ምሕረት ታቦት ማርያም ዓይላ ትሰርሑ ዘለኹም ካብ እግዚኣብሄር ክስርሓልኩም እትደልዩ እግዚኣብሄር ይስርሓልኩም። ናይ ሓደራ ቃል ኪዳን ዝኾነት ኣዴና ማርያም ጽዮን ከምኡ ውን ሃገርና ኤርትራ ናጽነታ ዝረኸበትሉ 16 ግንቦት ኪዳነ ምሕረት መዓልቲ እዩ። ስለዚ ተሓጉስና ክንውዕል ይግብኣና። ኤርትራውነት ክቡር መንነት ዝብሃል ከምዚ ዓይነት እዩ እምበር። ብጣዕሚ ንሕብረተሰብናን ባህልናን እምነትናን ክገልጽ ዝኽእል ከምዚ ዓይነት ሓሳባት እዩ። ንሃገርና ኤርትራን ህዝብናን ኪዳነ ምሕረት ብኪዳና ትሕልዋ ትሓልወና።
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@habenzeru6320
@habenzeru6320 2 года назад
ተመስገን ፈጣሪ ኣዝዩ ደስ ዘብልን ዘሐጉስን ስራሕ በረከትኩም ይክፈለና ናይ ቅ/ድ/ማርያም ኣማላድነትን በረኸታን ብ ቃልኪዳና ትሓልወና ።
@abrhiwadebru2401
@abrhiwadebru2401 2 года назад
Amen amen amen
@arsiemanegash8210
@arsiemanegash8210 2 года назад
Amen amen amen 🙏
@selinahailetecle5564
@selinahailetecle5564 2 года назад
AMEN AMEN AMEN aseyyy Ellllllllllllll dese zebele be EGZABEHER rekebwo xamkume 🤲🤲🤲⛪⛪⛪
@selamukbazgi1854
@selamukbazgi1854 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዘጥፍእክሞ ይተከኣልኩም ኣደታተይ እድመን ጥእናን ይሃብክን ይሃብኩም ንኩሉኩም ኣብኡ ዝተሳፈኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mebriyetadush2070
@mebriyetadush2070 2 года назад
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እንቛዕ ደስ በለኩም ኩቡራት ወልድና ብ ጸሎትኩም ኣምላክ ኣይጋደፈና።
@teameghebrhiwet1013
@teameghebrhiwet1013 2 года назад
Amen Amen 🙏💖
@letebrhantewelde8642
@letebrhantewelde8642 2 года назад
ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩ ፍቁራት ኣሕዋትና በረከት ናይ ድንግል ማርያም ዓይላ በረከት ናይ ዘን ቅዱሳን ኣደታትና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g 2 года назад
እግዛብሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ፧ህዝቢ ኤርትራ ለዋህ ፈቃር ሃገሩን ሃይማኖትን ዝፈቱ ንሰልዲ ዘይበቅቅ ህዝቢ ኢዩ 🇪🇷✝️✝️✝️
@luwamyoutube2533
@luwamyoutube2533 2 года назад
Aseyy elllll elllll elllll elllll 🙏🙏🙏
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 года назад
ክቡር ሓውና ሰለቲ ዘካፈልካና በረከት እግዚአብሔር በረከት ቅዱሳን አይፈለካ ዲያቆነይ ዛ መዝሙር ሊንክ አቀምጠልና ተተካኢሉ
@abititemesgen5849
@abititemesgen5849 2 года назад
Temesgeneley d. dat
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 года назад
@@abititemesgen5849 እሺ የቀንየይ
@selamtesfay8911
@selamtesfay8911 2 года назад
እግዚብሄር ይመስገን ደስ ዝብል ርኢና ፈጣሪ ኣብዚ ዝየሳተፍኩም ኩሉኹም ብጉልበት ይኹን ብሓሳብ ብገንዘብ ፈጣሪ ዕጽፊ ዕጽፊ ይሃብኩም ብርክኹም ይጽናዕ ክንደይ ተዓዲልኩም ነዚ በረኸት ምክፍልኩም።
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 2 года назад
amen amen amen
@haileas4538
@haileas4538 6 месяцев назад
ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ህያዉ ጎይታና
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 2 года назад
Amen.amen Amen
@helenmehari3640
@helenmehari3640 2 года назад
እግዛኣቢሄር ኣምላክ ጸሎተንን በረከተንን ኣይፈለየና ንገበርቲ ሰናይ ከኣ ጸጋኡ የብዝሓልኩም
@user-ne7lx2ly1h
@user-ne7lx2ly1h 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@dsorthodox
@dsorthodox 2 года назад
ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ዕልልልልልል እታ መድራዊት እየሮሳሌም ተሃኒጻ መስ ራእኹም ሓጉስየ ወሰነ ይበሎነ ተልፎን ዘልዎ እተ ሃይልዮ ድማ ከስዶለ ይመህጸነ ።
@teklesenbettekeste309
@teklesenbettekeste309 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ንኣምላኽ ኣብሰማይ ሰላም አብ ምድሪ ይኩን.ብጣሚ ደስ ዘብል ነገር ዩ.
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 2 года назад
ክብሪ ን ልዑል ፈጣሪ።ኣዲታትና እንቑዕ ግዝያዊ መዕቆቢኽን ተማሓይሽልክን።ኣብዚ ንዝተስታፉ ካአ ኣምላኽ ጽግኡ የብዛሃሎም።ኣዝዩ ድስ ዝብል ተመስገን ተመስገን።
@helenmulubrhan8964
@helenmulubrhan8964 2 года назад
Aseyyyyyyyy btami des yble temesgen amlakeyyy nezi nkfxem zebkaekyom kbrn msganan nka ykun hawatey zwxakmu amlak ytekalkum sele eti kulu hagezkum amlak yefexmekum
@user-yn7xf3lr7v
@user-yn7xf3lr7v 2 года назад
ኣሰይይይይይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዝወጸ ይተክኣልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ዓምደ ወርቁ ይጽሓፈልኩም በረከትኩም ይሕደረና መፈጸምትኡ የርእየና ፈጣሪ ኩልኣለም ኣሜን፫
@erihalal3290
@erihalal3290 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን🌿💙🌿💙🌿🙏🌿💙🌿💙🌿🙏🌿💙🌿💙🌿🙏🙏🙏
@natitibereket1281
@natitibereket1281 2 года назад
Asey anqa hagosena abotanan adidatna anka des belekum. Nezi kkewn zgeberkum yehwat kea amlak fre xarkukm yhabkum temesgen sle kulu negere amlakey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍🙏😍
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 4 месяца назад
ብጣዕሚ ተሓጉሰ ደስ ዘበል እንቃዕ ኣቦታትና ኣዴታትና ነዚ ረኣዮ, መዘምራን ሓወይ ንዓካ ዊም እግዛቢሄር ሰጉኡ የብዛሓልካ, ዓቢ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ
@merhawitgurja9650
@merhawitgurja9650 2 года назад
Aseyyyy abzi bereket ezi ztesatefkum xelotn amaladnetn kdsti kudusan dngl maryam ayfeleyekum zewxakmo ytekalkum 💒💒💒💒💒💒🙏🙏
@aseghedechhaile7740
@aseghedechhaile7740 2 года назад
ክብርን ምስጋናን ይኩኖ እቲ ለዋህ አምላክና
@mhretabsbhatu1440
@mhretabsbhatu1440 2 года назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ ብሓቂ ማርያመይ አንኳዕ ነዚ ኣርኣኽና አቲ ክንጽበዮ ዝጸንሓና ነዚ ዩ ሞ አዚ ዝገበረ አግዝኣብሔር ኣምላኽ ስብሃት ይኹኖ ። አግዝኣብሔር ኣምላኽ ነዚ ተሪፉ ዘሎ ድማ ኣብ መፈጸምትኡ ከብጽሓና ከምቲ ኣቐዲምና ዝገበርናዮ ንበረከት ኽኾነና ሕጂ ድማ በብዘለናዮ ከምኡ ንግበር ። አቲ ኩሉ ዝኽአል አቲ ኩሉ ዝህብ ካብ አግዝኣብሔር ኣምላኽ ሰማያዊ ዓስቢ ክህበና ዩ ።ብድጋመ አንኳዕ ደስ በለና ኣመስግኑለይ ንቕድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣደይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@akberetzeru8441
@akberetzeru8441 2 года назад
ኣስይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልል ገዳም ማርይም ዓይላ አብዚ ማህናጽ ቤት ኣብጽሑ ክብር ናኣምላኽ ዩኪን
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 года назад
ኣሰይ ኣሰይ እንቋዕ ደስ በለኩም ህዝበ እግዚኣብሄር ብናትኩም ብሩኻት ጾሎት ኢና ብሰላም ንነብር ዘለና ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ዝሃበ እዚጊ ይሃቦ ንኹሉኹም እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪ ❤️❤️❤️🌿🌿🌿🕊️🕊️🕊️
@rutahayle4562
@rutahayle4562 2 года назад
wawwwww so sweet , kexiliwo
@hadnetknfe2430
@hadnetknfe2430 Год назад
Amen Amen Amen 🙏 kal hewot ysmalna 🙏
@tesfagh354
@tesfagh354 2 года назад
ብጠዓሚ ደስ ዘብል ስራሕ !! ነቶም ነዚ ክውን ንምኻን ብገንዘብኩም ይኩን ብጉልበት ዝተሳተፍኩም ኣምላክ ጉልበትኩም የጽንዓዮ ከማኩም የማስለና ዝክርዕ ስራሕ ።
@almaznegus5067
@almaznegus5067 Год назад
Deacon hawey Tebarekheley! Your heartfelt hard work is paying off! May the Lord continue to bless you so you can do his work forever and ever amen😇🙏🏽
@mussiewediqeshi9726
@mussiewediqeshi9726 2 года назад
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ኣምላክ ምሳኹም ዩኽን ብጣዓሚ ተሓጉሲና ኣምላኽ ጡዑም፡፡🙏🙏🙏
@angesommesfn3994
@angesommesfn3994 2 года назад
ተመስገን ኣምላኽ🙏🙏🙏
@wegahtarezene6385
@wegahtarezene6385 2 года назад
Temesgen amlakey zewxaekumo egziabher ytekialkum yhwatey ane win akmey kiwfi ab kemey kisedo ykiel yhwatey tehababeruni 🙏🤲
@funnyclips2903
@funnyclips2903 2 года назад
Eweyyy endi kalati ywhdeni Nkzarebi gn egziabher ymesgen. Zhabkum kea exfin dribin yhabkum,etom zeygeberna dma nabu yebkeana ,🙏
Далее
ВОТ ЧТО МЫ КУПИЛИ НА ALIEXPRESS
09:35
Просмотров 475 тыс.
ТРОЛЛИНГ СКАМЕРА СТАНДОФФ 2
00:59
ሀይልን ትቀበላላችሁ
31:50
Просмотров 190
ВОТ ЧТО МЫ КУПИЛИ НА ALIEXPRESS
09:35
Просмотров 475 тыс.