Тёмный
No video :(

ዝገርም ኮንሰርት ሙሉጌታ ማሉዳ ፣ሙሉብርሃን ዋሪ፣ ዜናዊ ሃይለማርያም እና ጆን ኣርኣያ  

ኢላርያ እንተርተይመንት Elarya
Подписаться 15 тыс.
Просмотров 73 тыс.
50% 1

ዝገርም ኮንሰርት ሙሉጌታ ማሉዳ ፣ሙሉብርሃን ዋሪ፣ ዜናዊ ሃይለማርያም እና ጆን ኣርኣያ #hara #tigraymusic #subescrib

Опубликовано:

 

8 апр 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 331   
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 Год назад
ቅድመኹም ይስጠሓኒ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ እንቋዕ ናብዙይ ልምርኣይ ኣብቀዐና ተመስገን ኣቱም ብቋንቋኹም ብመንነትኩም ብዙሕ ሽግርን መከራን ዘሕለፍኩም ኣሕዋትና ሓትና ኣቦታትና ኣዴታትና እንቋዕ ናብዙይ ምርኣይ ኣብቀዐኩም እንቋዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ኣነስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰላም ጥራይ ፀገም ሓላፋይ ኣዮኺ ትግራይ ህዝቢ ኣሎ ሰዓራይ👑❤🙏
@WediWkrolove-bz4dw
@WediWkrolove-bz4dw Год назад
ፈጨጭ እዩምበይ ገና እንጨፍራለን ኮ ኣለ ጌች 😂😂❤❤❤
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ይመልስኩም እምበር ፈሪሕናልኩም😢
@jupiterplanet1316
@jupiterplanet1316 Год назад
ምን አስፈራሽ ሀገራቸው ኢትዮጵያ 🇪🇹 አዲስ አበባ ከተማ ውስጥ ነው ያሉት
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Год назад
አይትፍርሒ መዓረይ 💪💪💪❤️💛🙏
@meri3353
@meri3353 Год назад
​@@user-eh5iv3jq8p ❤
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl Год назад
ኣብ ትግራይ ዘየሎ ነፃነት እዩ ኣብ አዲስ አበባ ዘሎ ::
@selamrar2620
@selamrar2620 Год назад
​@@jupiterplanet1316 ተው ባክህ
@roozroozy6793
@roozroozy6793 Год назад
ብሰላም የውፅእኹም ንዓድኹም የፍርሕ እዩ ጀጋኑ ስረኹም ኣርእኹም ገና ክጭፍሩ እዩም ልበላ ጌቼ ብተግባር ትርእያ ደስ ክብል ❤❤❤❤❤❤
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
እንታይ እዩ ኮሜት ፈሪሕና ትብሉ ሃገርና እዩ እኮ መስለኒ ኣዲስ ኣበባ እኮ ብተጋሩ እያ ኣዲስ ኮይና ኤረትራውያን እኮ ይነብሩ ኣለዉ 😏ተጋሩዋይ ፈጨጭጭጭ በሉ💛💖💪ኣብ ዘለናዮ ኣምላክ ይሓልወና🙏 ደስ ክትብሉ🎉🎉🎉
@meareg59
@meareg59 Год назад
ሃገርና እወ ነይሩ ከዚ ግን ከም ለይሃገርና ልተገረፍናላ ልተአሰርናላ ሃገር ኮይና ሰለዚ ከም ለይሃገርና ሪኢናያ ተጋሩ ኢኩም ለበለት እያ ነይራ ትገርፈናን ትኣስረናን ዝነበረት ሰለዚ ሃገርና ትግራይ እዩ
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
@@meareg59 ይፈልጥ ግን ባዓልና ኢና ስዲ ንሰዶም ዘለና ዓደም እባ ሃገሮም እባ ናበልና መን ናያቶም ገይርዎ እዩ እኮ ድኣስ ፈጨጭጭ ንብለለዎ ኣለና መገዛ ባዓልና ዘዐረናዮ ካብ ካሊእ ሃገር መፂአም ከማን ይነብሩ ኣለዉ።
@wedihaile2335
@wedihaile2335 Год назад
እዩ እንድዩ ግን ካኣ ምስቲ ጥርነት የፍረሐካ እንበር
@user-ve2dn2zz4r
@user-ve2dn2zz4r Год назад
ትግራዋይ ትግራይ ጥራይ ኢያ ሃገሩ ኣዲስ ከይዶም ኮንሰር ምስራሕ ኣይኮነን እቲ ጸገም እቲ ጸገም ኣብ መንጎ ጸላእቶም ትግራዋይ ክህሉ ዘይደልዩ ሓሳዳት ስለ ዘለው
@user-lu2ls1fo8z
@user-lu2ls1fo8z Год назад
ክክክክክክ ኣዲስ ከመይ ኢላ ሃገርኩም ድኣ ሚሽ ሃገር ክትፈልዩ 2 ዓመት ተዋጊእኩም ብዝኮነ ሰላም የውርደልና እምበር ፖለቲካስ ሪኢናዮ ኢና ሰላም ነቲ ምስኪናይ ህዝቢ
@user-wh9sw1cp7n
@user-wh9sw1cp7n Год назад
ተጋሩ ኢና ሰብ ስረ ኢና❤️💛💪 ኣሰይ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ፈጨጭጭ እዩ እበር😁💪💛
@charliecharlie-cz2id
@charliecharlie-cz2id Год назад
Sre dea fetihkuma ko jeljalat
@meri3353
@meri3353 Год назад
@frehailu3394
@frehailu3394 Год назад
😂😂😂😂😂❤❤❤💛💛💛
@mohj145
@mohj145 Год назад
አዲሰ አበባ ዝኩሉ ሓሊፉሰ እዚ ሪኢና ተመሰገን 🙏ብሰላም ይምለሰኩም ጀጋኑ ከሪዕና እና❤❤❤❤
@user-ny6ub3cs1l
@user-ny6ub3cs1l Год назад
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮንሰርት ግን ኣይፀላእኹዋን ናብ ዓዶም ከይዶም ትግራይ ጥራሕ ኢሎም ክደርፉ ፅቡቅ ገይሮም❤😍
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 Год назад
ናይ ጌቾ ቃል ብተግባር ርኢናዮ ኣናብስ ደቅ ትግራይ ደጊሜ ይኣክል ነዞም እእዱግ እንተይ ሐየኹ ዝውሕጡ ማእኸል ሃገር ምእማን የለን ንገዛኹም ተመለሱ ብሰላም
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e Год назад
ኣሰይ ትግራውነት ግን ብሓቂ ኩርዓት እዩ ❤❤❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም እስቲ ይኩን ደቂ ሪመይ በሰላም የምልሱኩም ናብ ብፆቱኩም❤❤
@lilyberhane
@lilyberhane Год назад
ዱቄት የተባለው ፊንፊኔ ላይ ፈሰሰ አሉ። ጀግኖቹ።ግን ልቤ ፈራ።ከእግዚአብሔር ይጠብቃቸው🙏🙏🙏❤️❤️
@masho4931
@masho4931 Год назад
ተጋሩዋይ መጀመርያ ኡኑካዕ ናቡዚ ኣብቀዐኩም ተግሩዋይ ፁሩያት ገበዛት ቀፁሉሉ ብሰላም ናብ ትግራይ ዩምለሱኩም❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@munaara4780
@munaara4780 Год назад
❤❤❤❤ጀጋኑ ገና ክንስዕስዕ ኢና ዝበለ ጌች ብተግባር አርኢኩሙና።💊💊💊💊💪💪💪💪
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Год назад
ዋሪ ወድዞም ሃያ ሁለት ንጋነ ዝበልካስ ሓቕኻ ዲኻ😅😊❤❤❤
@samaraharelm6979
@samaraharelm6979 Год назад
😅😅😅😅😅😅
@Axumawit844
@Axumawit844 Год назад
ግርም ኣብ ድፍዖም ዓሊልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ብሰላም ይምለስኩም❤❤
@zalambessawi
@zalambessawi Год назад
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ዓደይ ማዓረይ
@tgstbrhane
@tgstbrhane Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋኒ ፅሩያት♥💛💪ብስላም ተመለሱ ዞምአሕዋተይ♥♥
@desnetkbrom
@desnetkbrom Год назад
ክብርን ምስጋናን ንስውኣትና ከምኡውን ቲዲኤፍ ብቋንቋና ንምዝራብ ዝሰኣናሉ እዋናት ሓሊፉ ኣብታክሲ ትግርኛ እንተሞሊቋትና ከም ዘይሰብ ገምጥል ኢሎም ይሪኡና ብቻ ክንደይ ሓሊፉ ሐጂገን ርእስና ኣቅኒዕኹሙና ክብሪ ንጀጋኑና🙏🙏🙏❤❤❤
@user-hz4bi6bc4g
@user-hz4bi6bc4g Год назад
ፀላኢ ዓይኒ ይደፈን ተጋሪዋይ
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Год назад
ኣብ ሜድኦም ክልተ ልዜሮ ትግራዋይከ ዋዛዶ ማሉዳ !!😁✊
@user-po1jt1xw2m
@user-po1jt1xw2m Год назад
ተመስገንካ ኣምላኽ ካብ ፍርሒ ወጺኢና ኣብ መድረኽ ኒራኣየሉ ሙሉ ይግበረልና❤❤❤
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 Год назад
ፈጣሪ ብሰላም ይምለስኹም ኣነስ ፈርሐዋ❤😢
@mohammadnajjar4868
@mohammadnajjar4868 Год назад
Amen amen amen❤❤❤❤
@ghwsjet5100
@ghwsjet5100 Год назад
Kelby, nety btmyet zmot zelo gday zeytchneky,
@user-go6kh9em6q
@user-go6kh9em6q Год назад
ብሰላም ተመለሱ ጀጋኑና🙏❤❤
@hfhb8272
@hfhb8272 Год назад
ተጋሩ እዩም ሰብ ስረ እዩም ጀጋንና
@raheldeata8542
@raheldeata8542 Год назад
እልልልልልልልልልልል እስይ እስይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsabethwoldeyesus2691
@elsabethwoldeyesus2691 Год назад
Amazing
@nigsty20nigsty65
@nigsty20nigsty65 Год назад
ፀላኢ ዓይንኹም ይፍሰስ ደቂ ዓደይ መዓረይ ብሰላም ይምልስኩም
@atakltimicheal7735
@atakltimicheal7735 Год назад
ጥንቃቀ እንዳገበርኩም ግን! ብጣዕሚ ደስ ስ ስ ስ ስ ትብሉ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም Год назад
ደቂ ዓደይይይይ ❤️💛💪ጀጋኑ ሰላምኩም ይብዛሕ ድሙቃት ከም ጸሓይ 💛❤️💛❤️❤️💛💛💛💪
@yes6292
@yes6292 Год назад
ብሰላም ይመልሰክም ጅጋኑና አነሰ ፈርሐልከም 😢 ኣሰይ ትግራዋይነት ክብር ምንነት❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤ተጋርዋኒ መክሰባተይ እንኳዕ ካባክም ተፈጠርና ያክ ኣሰይ ❤❤❤❤❤❤ተሓበን ትግራዋይ ኳራዕ ትግራዋይ❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤
@abdumohamed2787
@abdumohamed2787 Год назад
ተጋሩዋኒ ብጣዕሚ አኹሪዕኹምና ብሰላም ተመለሱለይ አሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-mv1en8uu4y
@user-mv1en8uu4y Год назад
እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏ኣሕዋትና💝🥀💝ብሰላም ይምለስኩም🙏
@user-su5qm3te8w
@user-su5qm3te8w Год назад
ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ዉው ዓበድኩ ብስምዒት❤️❤️❤️❤️❤️
@user-nk5dr7qp9j
@user-nk5dr7qp9j Год назад
አደነቻ ከይትሰምዕ ተፈነጂራ ከይትሓደረ🤔😎😎ብሰላም ይምለሰኩሙ🎉❤❤❤❤
@loveyourself2406
@loveyourself2406 Год назад
አዳነችይ አብይ ለይፈቐዲ ዶ ከምዚ ነፃነት ረኺቦም ኢኻ ናይ ፀላዕየይ ፀላኢ ፈታውየይ ኾይኑ እዩ እምበይ። ነገር ግን ትግራዋይ የዋህዩ እሞ አምላኽ ካብ ተንኮለኛታት ይሐልዎም ካብዛ ኮንሰርት ዳሀር ሐደ ትግራዋይ አይጉደለና ብሠላም ይመለሱልና ደከ❤
@JamalAli-oe1nv
@JamalAli-oe1nv Год назад
Wow iam so happy we are tegaru 💛❤️💛❤️💛❤️💪💪✊✊👌👌🏖️🏖️🏖️
@adhanetgebregziabher9488
@adhanetgebregziabher9488 Год назад
ኣሰይ ዓይኒ ጸላኢኹም ይደፈን ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤ ኣነስ ብታሕጋስ ነቡዐ
@ayu5264
@ayu5264 Год назад
ብሓጎስ ነቢዓ ሽረ በልዋ ላይክ የለይ❤️💛⛱🦁💪
@yoditteklemaryamjedu2264
@yoditteklemaryamjedu2264 Год назад
እግዚአብሔር አምለክ ምሳኩም ይኩን በሰላም ትምለስኩም ማርያም ፅዮን ደቂ ዓደይ
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Год назад
እሰይ እንኳዕ ካብ ተጋሩ ተፈጠርኩ 💪💪💪👏👏👏❤️💛❤️💛❤️💛🙏
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Год назад
ጀጋኑ ደቂ ሪመይ እንቆዕ ተኣካከብኩም❤
@mommommommom9907
@mommommommom9907 Год назад
ኣምላክ ብስላም ይመልስኩም ተጋሩዋኒ 😥❤❤
@ayu5264
@ayu5264 Год назад
ላይክ የለይ ተጋሩዋይ🥺💛❤️💪
@ayu5264
@ayu5264 Год назад
ብኣካትም ኮሪዐ❤❤❤💛❤️❤️❤️ ተጋሩ ኢና ስብ ስረ ኢና⛱⛱⛱🦁🦁💪💪
@user-zl7lo5qg4b
@user-zl7lo5qg4b Год назад
ደቅ ዓደይ ማዓረይ💛❤😍😍😍
@bxbbx7087
@bxbbx7087 Год назад
ተጋሩዋይ ሙሉእ ሰላም ይግበረለና ኣምላክ ብሰላም ይምለስኩም🙏🙏🙏
@lovepkl7929
@lovepkl7929 Год назад
ኩሎ ሓሊፋ ፀሓይ በሪቃ
@user-hj4nl4yy4h
@user-hj4nl4yy4h Год назад
ተጋሩዋይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ረመይ❣️❤💛🙏 ብሰላም ይምለስኩም ናብታ ሓላል መሬትና ትግራይና ❤💛🙏 ክብሪ ን TDF y my king ❤💛💛❤❤❣️❣️❤💛
@ariayahuluf6131
@ariayahuluf6131 Год назад
መጀመርያ ክብሪን ሞጎስን ን TDF ብኣኻትኹም ትግራይ ኾሪዓ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪 ብቅልፅም ደቃ ብሰላም ይመለሰኹም እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ ትግራይና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@abebafkri975
@abebafkri975 Год назад
እስይ ጀጋነ ደቂ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ብሰላም ይምለስክም💘🙏
@maadimaadi9203
@maadimaadi9203 Год назад
ግዘ ንኹሉ ዩ ዋ ተመስገን 😢ሓደ ሰብ ተራእዩ ዴቭ ምሃለወ ምስቶም ዝናፈቆም ምተራኸበ ዓኽኽ😢
@user-qo4ux5nm4e
@user-qo4ux5nm4e Год назад
ኣበይሞ 💔😥
@rgat440
@rgat440 Год назад
ዘመን ከም ቅጫ ተገምጢላ😊❤❤❤❤
@hagosgebreziher1839
@hagosgebreziher1839 Год назад
ኣብድፋዕም ኮንካ ዓልል ጅግና ወዲ ትግራይ
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 Год назад
ተጋሩ ኢና ሰብ ስረ ኢና ኣሰይ ጀጋኑ ፈጨጭ እዩ እበር💪❤💛💪
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Год назад
ጀጋኑ መን ከማኹም ደቂ ሓራስ ነብሪ ቃላት የለን ንዓኹም ዝገልጵ እንካዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ተፈጠርና።አብታ ሓላል መርየትና አሸንዳ ምስ ህዝብና ክነሕልፋ ኢና።ሰላምኩም ይብዛሕ ሙሉእ ሰላም ይግበሮ።❤🧡👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Год назад
Wowwwww Aseyyyyyy elelelelelelel Deki Adey jeganu Enqwa Nabzi Absthekum Temsegene Amelake kidusan tetenkeku Hadra💪😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@abeshalove2007
@abeshalove2007 Год назад
ellllll...Tegaru ahwatna deki jeganu dhri eti kulu chigirn skayn mekeran Fetari enkuwae nezi ariayena! enkuwae nabzi abzihakum hagosekum!gn zeyidekesu zelaeti slezelewukum btaemi enate tenkekkum. etom bzuh..tblun X tgebrun zneberkum sebat gn hferu!Tegaru ahwatna kulgze abgonkumlona nberulna jeganu.❤💛🇪🇷👏👏🙏💕
@azebnegash5515
@azebnegash5515 Год назад
ተጋሩዋኒ እንካዕ ላቢዚ ኣብቀዐኩም ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይማሕርኹም❤❤❤🙏
@tesfaymamo3244
@tesfaymamo3244 Год назад
I proud of you my people ❤ ❤❤
@yacoubgames4648
@yacoubgames4648 3 месяца назад
yene wudochi siwedachu❤❤❤❤joniye yene mari tigray Ethiopia le zelalem tinur
@freweynidesta
@freweynidesta Год назад
ኣኣ ድዩ ፈጣሪ ይሓልኩም ጀጋኑና ❤❤❤❤❤
@birugemechu653
@birugemechu653 Год назад
አቦ ድምቀት ናችሁ እኮ አይመቻችሁ መጪው ጊዜ ለሁላችን ሰላም ይሁን
@BdNd-dh4if
@BdNd-dh4if Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓላዊኩም ይኩን ጀጋኑና
@destahelo5231
@destahelo5231 Год назад
እሰይይ ጀጋኑና ፈጣሪ ይሓልኩም🙏❤️💛
@AaAa-cx5pm
@AaAa-cx5pm Год назад
❤❤❤❤
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 Год назад
ትግራዋይ ምብርካኽ ዘበት እዩ:: ኩርዕ እዩ እምበይ ብትግራውነትና ንዘለኣለም ንሕበን💛❤✊ብ TDF ❤👈
@Sara-ml3le
@Sara-ml3le Год назад
ፀላእኢኹም ዓይኑ ይፍሰስ ተጋሩዋይ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@gshdbhd6590
@gshdbhd6590 Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋኒ እንኳዕ ላቢዚ ኣብቀዐኩም
@tgrawayhale-rp4rz
@tgrawayhale-rp4rz Год назад
Maluda tegadalay nska trah jegna tederefka yeteemelka.mulubrhan ewun.❤❤❤👌
@t.habtom5500
@t.habtom5500 Год назад
Tigirawaynet beka lademeke Kem werki liked eyou tigirawaynet yehabin tigiraway mukan yekuri ❤❤❤❤❤👤🧠💛💛💛💛💛
@shewittesfay161
@shewittesfay161 Год назад
ተጋሪዋይ ደመይ ከምዚ ከማይ ኣሎዶ ሪእዩን ሰሚኡን ምጽጋብ ዝኣበዮ ❤❤❤❤❤❤❤
@Awet229
@Awet229 Год назад
እምበር ረመፅ tdf❤❤❤💊💊💊💊💪💪
@almemu1214
@almemu1214 Год назад
በሉ ቀልጢፍኩም ነናብ ቦታኩም ዞም አሕዋተይ ምንም ክብል አይደልን አብዙይ❤
@nadernegash827
@nadernegash827 Год назад
እንዴት አላወቅንም እዚሁ ተዘርፍጠን 😅😅😅😅😅❤❤❤❤
@user-in6mh9rg4w
@user-in6mh9rg4w Год назад
ብሰላም ይምለስኩም❤❤
@Marymary-ob2ly
@Marymary-ob2ly Год назад
ሰላምኩም የብዛሓዮ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤
@meri3353
@meri3353 Год назад
እንካዕ ንዚ ኣርአየና ተጋሩዋይ
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f Год назад
ፈጣሪ ይሓልኹም ጀጋኑና
@hemoo_sl9005
@hemoo_sl9005 Год назад
ተጋሩዋኒ ሙሩፃት ዘርኢ ፍትሕ እስከ በሉልና💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪
@awetgebreslase6710
@awetgebreslase6710 Год назад
Gena yichefralu 👉gecho kal bitegbar✊✊✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🥰🥰
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 Год назад
ሓዛዶ ሓዛዶ ትግራዋይ ዋዛዶ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ከመይ ዲኩም መቅሰናት
@jerryhabeshawit6276
@jerryhabeshawit6276 Год назад
አብ መሬቶም💃💃💃💃
@swswots6782
@swswots6782 Год назад
ኣሰይ ደቂ ዓደይ ወለሎ ዞም ኤክስ ላገበሩ ነበሩ ልዙይ ምስረአዩ ታይ በሉ😊❤❤❤❤❤❤❤❤
@msraq
@msraq Год назад
ሕርርዩ'ምበይ
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Год назад
ኣዳነች ኣበቤ ዓዲምኩምዋ ትኾኑዶ😂😅😅😅
@raheldeata8542
@raheldeata8542 Год назад
ክክክክክክክክ
@hwhshhsgwhwhhhs6756
@hwhshhsgwhwhhhs6756 Год назад
አይይ አምላኽ ምሳኹም ይኹን🤲🤲 ኮሪዕናልኩም ጀጋኑና ወድዞም ኢጠቀብያ ዘኹርዕዋ ዝነበረ ትግራይና ዘኹርዕዋ ተመችያትኒ ዋሪ💋🥰🥰🥰
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
አብ ድፋዖም ዓልልልልልል ❤❤❤❤
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ፈጨጭ እዩ እምበይ ተጋሩዋይ❤❤💊💊🏖🏖🙏
@halefomhalefom1210
@halefomhalefom1210 Год назад
Unnecessary.
@genygen5351
@genygen5351 Год назад
Asey kulu zeyEgimom ezom jeganu Tegaru, selamkum ybzah, eliiiiillll ab eta himbirtom eya ember 🥰🥰🥰
@tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
ፈቅደን ብናንራቹ ጅንታዉ አሸነፈ ብሎዉ ይጨፍራሉ አለች አዳነች 😂😂 ጌች ገና ይጨፍራሉ ሳላ tdf ኹሉ ንርአ አለና❤❤❤❤❤
@user-hv2qu6tl2w
@user-hv2qu6tl2w Год назад
ተጋሩዋኒ💛❤
@afeworkhagos7672
@afeworkhagos7672 Год назад
ተጋሩ ጀጋኑ💪❤
@user-pw1jt6mr5g
@user-pw1jt6mr5g Год назад
ብሰላም ይምለስኩም ዞምአሕዋተይ ብሉፃት ምስ ተመለሱ ዘይምለቅክምዎ😢
@meri3353
@meri3353 Год назад
ብሓቂ
@yonikiros9177
@yonikiros9177 Год назад
ኩሉ ብቃልሲ ዓይኒ ርኢኹም ስሚኢትኩም ውሒጥኩም ኣብ ድፋዖም እትዕልሉ ጀጋኑ!! ትግርዋይ ምዃን ዓብይ ምሽጥር'ዩ!
@rahelkassa5952
@rahelkassa5952 Год назад
ብሰላም እተዉ አንበሳ ትግራዋይ እንኳንስ ካባኩም ተፈጠረ ❤❤❤❤
@JhBb-lx2ex
@JhBb-lx2ex Год назад
Fetari msakum yukun bselam temelsu jeganwani ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊
@fhffhdh5011
@fhffhdh5011 Год назад
ኣጀኹም ኣቱም መቅሰናት ጀጋኑና TDF❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meritigraweyti2778
@meritigraweyti2778 Год назад
ታሓቢናልኩም ደቂ ሓላል መሬት ሰሰናዩ ናዓኩም
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh Год назад
Omg . Antum natey simetey kigelits ayikalikun jigninetikum habokum hibretkum wenekum EnkuAe Deki Tigray konkum. I love you so much Guys ❤️💕💛❤️💞
@didshsh2
@didshsh2 Год назад
ዓይን ፀላእ ይደፈን ጀጋኑና አጆና እቃዓ እዝይ አረኩም💋💋💋
@bg9694
@bg9694 Год назад
አንበሶች ተጋሩ መጨፈር ሲያንሳችሁ ነው! እራሳችን የገነባናት ላይ በርቱ I love you TDF
@yonasmariam4040
@yonasmariam4040 Год назад
😂😂😂😂😂
@samaraharelm6979
@samaraharelm6979 Год назад
ተጋሩ ጀግኖች
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
ኣብ ዳሶም ዓሊሎም ደቂ ወይን ሰይይይይይይይ❤💛❤💛✊✊✊✊😂 እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ስለቱሓሙትኩም ግን ገሪሙኒ ይመቸኩም ትግራውነት ኩቡር መንነት💋💋💋💋💋💋💋💋❤💛❤💛❤💛😍😍✊✊✊✊😊
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 Год назад
ትግራዋይነት ክቡር መንነት 👍👍👍👍👍
Далее
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
Просмотров 16 млн
ТАЙНЫ И ЗАГАДКИ ИНТЕРНЕТА 2
41:37
ሜሮን ሳት ዝርርብ ምስ ዳሃላክ
46:49