Тёмный

ይፍቅረካ እየ ፕራንክ ዝፈትዎ ምቃልስተይን አብራሃ ሓወይ🥰🥹🥲 

ዜዱ ጓል ትግራይ YouTube
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

26 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 266   
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 17 дней назад
ክቡራት ኣሕዋተይ ሪኢኩም ከይትሓልፉኒ# ብወላዲትኩም #ሳብስክራይብ ግበሩለይ 🎉🎉
@FreweynlAedhenl
@FreweynlAedhenl 16 дней назад
ገረልኪ ማዓረይ❤❤❤
@WalaaAli-ry2gr
@WalaaAli-ry2gr 16 дней назад
ዋይ ገይረልኪ ዋ ግን ከም ኣማሓሩ ብወላድኩም ኣይትበሊ ጭካም 😂❤
@Mesi1219
@Mesi1219 16 дней назад
ገይረልኪ በርትዒ❤
@almazalema
@almazalema 16 дней назад
ገረልኪ ማዓረይ😍
@ጳውለስ
@ጳውለስ 15 дней назад
ገይርናልኪ
@ሂዋንጋልትግራይ
@ሂዋንጋልትግራይ 16 дней назад
ታይ እኪ ግን ዛይድ ፖራክ እዩ ዘይትብልዮም ድሕር ካምራ ናይብናማን ድኪ ትገብርያ ለኪ ከመይ እያ ዘላ ነገራ ፖራክ ድዩ ዘሎስ ዋላ ጋል ሪመይ😅
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 17 дней назад
ናዜዱ ትኻታተልት ብስም #ወላድተ #ኣምላክ #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ🙏❤
@tsegatsega6520
@tsegatsega6520 17 дней назад
ገይረልኪ መልሲ መዓረይ
@15kmarta
@15kmarta 17 дней назад
ገይኪ መልሲ
@15kmarta
@15kmarta 17 дней назад
​@@tsegatsega6520መልሲ ደምረኪ
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh 17 дней назад
ገረልኺ
@fanatesfay-t7w
@fanatesfay-t7w 17 дней назад
ገረልኪ
@ሊሊጋልኣጉላዕ
@ሊሊጋልኣጉላዕ 13 дней назад
ዋይ መቃልስተይ ያ ታይ ታሪክ ኣለኩም ድዩ😂😂😂
@awet21awet21
@awet21awet21 17 часов назад
😂😂
@Alador1216
@Alador1216 6 дней назад
ውይ ኣብሩሸይ ኩሉ ድዩ ዘፍቅሮ ኣነብቻ መሲሉኒ😢ፍቅረይ ተመጢለ ፍትሒ
@yetewhadoljoch
@yetewhadoljoch 17 дней назад
እቲ ምከራንታ ናይ ዘይድ ተኸታተልቲ ቅድሚ 7 ዓመት እየ ስደት መጺኤ ናይ ብቆልዓይ ወዲ ሰፈረይ መታዓቢተይ ብጣዕሚ ዘፍቅሮ ዘፍቅረኒ ዓርኪ ነይርኒ ቤተሰበይ ብርክብና ብዙሕ ኣይፈተውዎይ በተለይ ሓወይ ናቱ ቤተሰበይ ድልየቶም እዩ ግን ኣነ ካብ ዓዲ ክወፅእ ፍቃድ ኣይነበሮሚ በቃ ወድያው ተመርዒና ሓዳር ክንገብር እዩ ነይሩ ድልየቶም ኣነ ፍቃደኛ ኣይነበርኩይ ሓደ ተማሃሪት እየ ካልኣይ ክዓ ሓወይ ኣይኮንይ ስለዝበለኒ ክልቲኤና ግን ኣይተፈላለይናይ ብድሕሪኡ ኣነ ስደት ወጺኤ ሓወይ እዩ ኩሉ ነገር ወድኡ ዝልኣከኒ ብሕጋዊ እየ ተሰዲተ ምስ ዓርከይ ክዓ ከም እንፀባበ ድሕሪ ሓደ ዓመት ከምዝድውለሉ ተረዳዲእና ግን ኣነ 2 ዓመት ኣይደወልኩን ስልኪ ኣይነበርኒ ብድሕረይ ናተይ ናቱ ቤተሰብ ኩሎም ገዲፋትካ እየ ገዲም እሺ ኣይትብለካን 2 ዓመት ኣይደወለትልካይ እናበሉ ከሊእቲ ከምዝምርዐው ገይሮማ ልክዕ ስልኪ ምስ ገዛእኩ ናብኡ እየ ደዊለ ኩሉ ነጊርኒ ገና ኣይተመርዐውኩይ ከዚ እውን ድልየትኪ እንትውኮይኑ ክሓድጋ ይክእል እየ ኢልኒ ኣነ ደሞ በቃ ምስኣ ቀፅል ኣይደሊ ክሒድኻን ክሓዲ ኢለ ስልኪ ኣጺወዮ ብጣዕሚ ተጎዲኤ ብዙሕ መከራ ኣሕልፍ ብኡ ሰንኪ ከዚ ድሕሪ 5 ዓመት ምስታ ዝተመርዐዋ ኣይተሰማመዐይ እናነበዐ ይቅርታ ሓቲትኒ ናብ ቀደም ክንምለስ ይቅርታ ገይረሉ ግን ኣይምለሲ ኢለዮ ግን ብድሕሪኡ ምስ ማንም ወዲ ፍቅሪ ኣይትሕዘኒ ኢሉ እንታይ ትመክራኒ ክምለሶ ዶ ዋላስ? ምኽርክን ክስካብ ሕጂ ግን የፍቅሮ እየ ምምላሱ ግን ውድቀት መሲሉ ተሰሚዕኒ
@gereltamidya
@gereltamidya 17 дней назад
@@yetewhadoljochወለላይ መጀመርያ እውን ብናይ ቤተሰብ ድፍኢት እዩ አትዩ ዘሎ ናብዛ ካልኤቲ ምክንያቱ ንስኪ ስለ ዘይደወልክሉ ጠሊማትካ ኢሎም ከሊእቲ ከም ዝሙርዖ ጌሮምዎ አብርእሲኤኪ ጊን ፍቅሪ አለዎ እዩ። ስለዚ ምስአ አይተ ስማዕምዐን ንዓኪ ይቅርታ ኢሉ ኩሉ አዕሊሉኪ ከም ዝተረዳእክዎ ሐዝውን አባኪ ፍቅሪ አለዎ እዩ አነ ዝብለኪ ተፈላልዮም ተኮይኖም ይቅርትኡ ተቀቢልኪ ጨለ በልዮ። ጊን ሓንቲ ነገር ክብለኪ ከም ሓፍተይ መጠን ተመሊስክዮ ብፍቅሪ ድአምበር ንቅርሺ ኢሉ ከይከውን ጥንቃቀ የድልየኪ እዩ። ቅርሽኪ ናብ ወለድኪ ዛምቅርተይ።
@ናቲ-03
@ናቲ-03 17 дней назад
ተክኢልኪ ዕረቅዮ ምስታ መመርዐይቱ
@ንግስቲትግራወይቲ
@ንግስቲትግራወይቲ 17 дней назад
ተዘይ ወሊዱ ተመለሲ እንተወሊዱ ግን ምስዉላዱ ይኩን ከይትምለስዮ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 16 дней назад
@@yetewhadoljoch ብመጀመርታ ሰላም ንዓኪ ይኩን ዛሓፍተይ እና ካብታ መመርዓውቱ ንስኪ ምስ ደወልኩሉ ድዩ ተባኢሱ ስ ዋላ ብናይ በዓሎም ፀገም እዩ ክተፃርዪ ኣለኪ ካልኣይ ወሊዱ እንተኮይኑ እውን ምስ ውላዱ ክከውን ምከርዮ ም/ ቱ ውላድ ብዘይ ፍቅሪ ኣቦ ክዓቢ ፅቡቅ ኣይኮነን ተተካኢሉ ። ብምቅፃል እዚ ሰብ እዚ ምናልባት ብናይ ቤተሰብ ፀቅጢ ምስቲ ታኮይና እያ ዘትድውል ናበለ ዝሓስቦ ተደራቢ በላበላ እንተሎሞ ግድን እዩ ክምርዖ እና ኣነ ከም ሪኢቶይ ተትምሎስዮ ይብለኪ ግን ከዓ ገንዘብኪ ናብ ወለድኪ ማዓረይ💙 እና ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣብኣ ናሃለኩም Subscribe ግበሩለይ 🙏❤
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 16 дней назад
እንተዘይወሊዱ ተመለስዮ ተወሊዱ ግን ግደፍዮ ምስ ሓዳሩ ይኹን:: ግን ተጠንቀቂ ንቅርሺ ክብል ከይኾን ዝምለሰኪ ዘሎ😍
@MadiHen-k3d
@MadiHen-k3d 16 дней назад
ዜዴ የ ናይ ሓፍትኪ ኢቱብ ናሰላም ታይ እዩ ልብል ኢትባ ንገርኒ ሳብክራይብ ክገብረላ ካቡኡለ መንፈሳዊ ክማሃር ምሳኣ ❤❤❤❤❤
@ዜዱ
@ዜዱ 16 дней назад
@@MadiHen-k3d youtube.com/@zzzmam?si=TLkOr8h9ixQ0pIhM
@tsegatsega6520
@tsegatsega6520 17 дней назад
ዚዱ ሽኮር ❤️😂 ኣድነቅቲ ዚዱ ሳብስክራይብ ናገበርኩሙኒ ሕለፉ ብሩካተይ ❤️
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh 17 дней назад
ገረልኺ
@tsegatsega6520
@tsegatsega6520 17 дней назад
@@HsgdgBdbdhh ❤❤🙏
@اللالل-ل8ض
@اللالل-ل8ض 17 дней назад
ንሱእዩ ፕራንክ ጌርኩይ 😂😂😂😂
@rcgtgg5133
@rcgtgg5133 17 дней назад
እኮ😂😂😂😂
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 17 дней назад
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤❤
@OpshiaOpshia
@OpshiaOpshia 15 дней назад
ላባም ወዲ❤❤😂😂😂❤❤
@ጓልትግራይ-ፐ1መ
@ጓልትግራይ-ፐ1መ 17 дней назад
ዜዱ ዋ ታማ ፈልጠ ዘይትብልዮም ስቅልኪ ትወፂ ናይ ባሓቂ ትገብርዮ ኣለኪ ግዲ🤣🤣🤣
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 17 дней назад
,ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@ዓለምሽጣራ
@ዓለምሽጣራ 15 дней назад
መሳርሕተይ ያ በለት ታይ ዓይነተ ስራሕ ዘለዋ ትመስል 😅
@GsHd-e4r
@GsHd-e4r 16 дней назад
የብለይን ኣየ ኣወዳት 5 ሒዞም ናሃለውስ የብልናን ውይውይ እእእ ግደፉ ዶ ዓርዩ 😂😂😂😂😂😂😂
@fhgf6561
@fhgf6561 14 дней назад
ብጣዕሚ ዝፀልኦ ወዲ ትዕብተኛ
@ትግራይ-ጐ5ኈ
@ትግራይ-ጐ5ኈ 7 дней назад
ደምርኒ
@ኣምላኬ
@ኣምላኬ 16 дней назад
ሓሳዊ እንታይ ድኣ ወሊድካ ኣይናተይ ዝበልካ ለባም ለባም ኣይትጫወት ጋል ደም ኣንቢዕካስ😢😢😢
@ክርስቲያንየኣርሴማልጅ
ዶ😂😂😂
@amoonaa5182
@amoonaa5182 16 дней назад
ewe galey mskneyti aynatey eiluwa keman gal adu zu balege
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 6 дней назад
ጉድ በል ጎንደር ሲንግል እየ ያ ዓበይ ጌጋ 😢😢😢
@Gal__madam
@Gal__madam 17 дней назад
ዋይ ታይ ይባሃል እዚ ከ ጠፊእና ኣቱም ሰባት😂
@ሕልናዊት
@ሕልናዊት 14 дней назад
ታማ ትምሰጥለኪ ዛይድ😂
@RjdhchDjjdh
@RjdhchDjjdh 12 дней назад
ተጋሩዋይ ዛፅሕፍቲ ዚኣ ተንብብ ለኩም ኩለኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሪእኩም ከይተሓፉ ❤❤❤❤🥺❤❤❤
@Negitube9077
@Negitube9077 17 дней назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኪ ዜድየይ ፅብቅቲ😍❤❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 17 дней назад
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤🎉🎉🎉
@ሊሊየድንግልማርያምልጅ
ጉድ በል ጎንደሬ በሉ ኣምሓሩ በሊ ሪእናልክዋ ጉድ ከይገብረኪ 😅
@GsHd-e4r
@GsHd-e4r 16 дней назад
ኣበይ እየ ታቃልሰሲ ባ😂😂😂
@aaff882
@aaff882 16 дней назад
እዛ ፕራንክ ከመይ ድያ ኮይና ናልበካ ተናጊርካ ክሰልጠካ ዘይሰልጠካ መረጋገፂ ድያ ኮይና
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 13 дней назад
እዚይ እማ ተደልዬ ኢያ ሓቃ ኢያ😂
@AAaa-ux4zd
@AAaa-ux4zd 12 дней назад
ሓቂ ግድ ገይራቶ ፖራክ እዩ ትብሎ ኣይደለየትን በቃ ሓቂ ይኩን❤😂🎉😂😂😂
@SeSe-x8l
@SeSe-x8l 11 дней назад
ዋይ😂😂❤❤❤❤❤❤❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 17 дней назад
እንታይ ታርክ አለወ 🙄አምሰሉ እዩ 😷ኣነ ስ ይቅርታ ዳአ እበይ ዘይፈትዎ እጭ 😏🤭
@GGg-v3t
@GGg-v3t 17 дней назад
ዋላ ኣነ ኣወዳት ክፈትዎ ምዓት እየሞ ከምኡ ዝፀልኦ ወዲ ዘይብለይ🙄
@chrfbt475
@chrfbt475 16 дней назад
ማርያምን ሓሻዊ እዩ እኮ መተለሊ
@fhgf6561
@fhgf6561 14 дней назад
ኣነ እዉን ክፀልኦ ማዓት እየ ወረቀት ብከመይ ይወፅእ ኢለ ደዊለሉ ምልዓል ኣቡዩኒ ምስ ፀረፍክዎ መሊሱለይ ጉሳይ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 9 дней назад
አረ. ሕማቅ. ዘራባ ታይ ኣምፀኦ ደቂ ዓቤትዋይ
@YasinAli-x9p
@YasinAli-x9p 9 дней назад
ኣብ ጥፉእ ኣይትናገር ክፉእ ኾይንና እምበር ዝዋና ትዕብተኛን ድዩ ናይ ኢድካ ኣይትሰኣን ላህማም ክፉእ ተርኢት
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 9 дней назад
ኣየ ዜዱ. ቅብጥ😂
@KerosTkly
@KerosTkly 16 дней назад
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ሎሚግን ፎሪስኪ 😂😂😂😂ብክብሪ ባዕሎም ዝሓቱ ኣይታኣሞኒይ ፍቅረይ በለኒ😂😂😂
@azebhailu8937
@azebhailu8937 17 дней назад
ተጋሩዋይ ሓቦ እስከ በሉ ሳብስክራይፕ በሉኒ ሓላላተይ🤲🤲🙏
@ajibajib7989
@ajibajib7989 17 дней назад
@@azebhailu8937 ገይረልኪ ጋልዓደይ ጎብዚ
@RjdhchDjjdh
@RjdhchDjjdh 12 дней назад
ገይረልኪ ማዓረይ እስኪለ ግበርለይ ❤❤❤
@እግዚአብሔርእረኛዬነ-ጠ9ጀ
ለባም ወዲ❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 17 дней назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@tigraweytiQueen
@tigraweytiQueen 16 дней назад
ምቅናይ ድዩ😂😂😂😂
@bitigaltigray
@bitigaltigray 15 дней назад
እወ
@ልድያኡዉሎባሃፉት
@ልድያኡዉሎባሃፉት 13 дней назад
ኣይ ፍልጥኻስ😂😂😂😂😮😅
@ቲጂ-አ6ሐ
@ቲጂ-አ6ሐ 17 дней назад
ዳሽ ምላእ ያ 😂 ኣቱም ናይ ዛይድ ተከታተልቲይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ ❤😊
@Tgiray
@Tgiray 9 дней назад
አቶም ፅቡቃተይ #ሳብስክራይብ ባ በሉና ይዕቢና በጃኩም 🎉❤
@gereltamidya
@gereltamidya 17 дней назад
ዋየየ አይ ፈጣሪ አቦይ ሓደራካ ሓቅነትካ ግለፆ
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 17 дней назад
ደምርኒ ህያበይ ❤
@bitigaltigray
@bitigaltigray 15 дней назад
ኣይ ፈሊጥክሰ 😁😂😂
@mommom1880
@mommom1880 15 дней назад
ዜዱ ፍቅርይይይይ😁😁😁🤭
@M.tT.y
@M.tT.y 16 дней назад
😂😂😂😂😂😂😂ሓቂ ተምስልዮ እለኪ
@Haymitube23
@Haymitube23 16 дней назад
Chelebleb dyu zbel zu edris🤭 Tay eiki tkonleki Ata hafyey
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 13 дней назад
Nay behaki lebam
@MolayJan
@MolayJan 17 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዛይድ ሽኮር ፍቅሩኩም የብዛሕ ❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 17 дней назад
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤🎉🎉
@MuramMuram-s2r
@MuramMuram-s2r 17 дней назад
ኣይ ስቅስቲ በቃ ድዩ ወዲኡ ብሐደጊዘ❤❤🎉😂😂😂
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 17 дней назад
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉
@SadddGsfg-gh8ze
@SadddGsfg-gh8ze 13 дней назад
ይገርም እዩ ኮ🤣🤣🤣
@Topg-v4b
@Topg-v4b 16 дней назад
መቃልሰትይ ያ😂😂😂😂😂😂😂
@SarahAbirahim
@SarahAbirahim 17 дней назад
ለባመይ ሃመይኻ ልበለ ያብዝሓዮ❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 17 дней назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@TgffGfg7-rw4ut
@TgffGfg7-rw4ut 16 дней назад
ተሰኪፍካ እምበር ዓይኒ ካብ ልቢ ኣይትበልፅን ልቢ ሓንቲ ግዘ እያ ዓይኒ ዘይብልካ ክትነብር ትክእል ኢካ ነስተውዕል
@hagos-v9w
@hagos-v9w 14 дней назад
ኣየ ክልተ ገህታፍ😀😁
@ZxZx-f3s
@ZxZx-f3s 11 дней назад
ሎቁማፅ ክልተ ሓደ
@اللالل-ل8ض
@اللالل-ل8ض 17 дней назад
ዳሽምላእ እየ ኒኩ ያ😂😂😂ይመትኩም ደቂ 💊💊💝💝💝💝💞💞
@BirKahsay-q6g
@BirKahsay-q6g 17 дней назад
ዋይ ዜዱ ፍቅረይ በለን 😂😂😂
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 17 дней назад
ደምርኒ ማዓረይ ❤❤
@RgetiRgeti
@RgetiRgeti 17 дней назад
ታይዩ በሽቐጥቐጥ ትብለኺ😂😂
@Bobo-oe7df
@Bobo-oe7df 12 дней назад
😂😂😂😂😂😂
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 17 дней назад
ናዜዱ ተከታተልቲ Subscribe ግበሩለይ ብስም ቅዱስ ሚኪአል 🙏💚💙 ዜዱየ ለባም ሰብ
@ዜዱ
@ዜዱ 17 дней назад
@@Frutu-e4h እሺ
@ዜዱ
@ዜዱ 17 дней назад
@@Frutu-e4h ገይረልኪ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 16 дней назад
@@ዜዱ ዜዲየ ሓፍተይ ለባም ሰብ የቅንየለይ 🙏💚
@Fds543
@Fds543 16 дней назад
ለባም ወዲ ሃምኣኻ የብዘሖዮ❤❤❤
@ክርስቲያንየኣርሴማልጅ
መቃልስተይ ያ 😂😂😂😂😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 15 дней назад
ዜድየይ
@ነቢላንድ
@ነቢላንድ 17 дней назад
ሳብስክራይብ እንዶ ግበርና ኣሕዋተይ❤
@صباحالخير-ه1ر
@صباحالخير-ه1ر 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hggbgg6760
@hggbgg6760 17 дней назад
ኣቱም ሰባት እዙ ሰብ እዙይ ቡዙሓት ደቂ እንስትዮ ዘብኪ ዘሎ ሓደገኛ ሰብ እዩ
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 17 дней назад
አረ ዝብክያ ኣይረአናን ዝሕገዛ እንበይ ❤😊
@hggbgg6760
@hggbgg6760 17 дней назад
@@hadasshshay3636 እሞ ዝራኣና ኮ ንፅዊ ኣለና
@hggbgg6760
@hggbgg6760 17 дней назад
እሞ ዝረኤና እኮ ኣለና
@gereltamidya
@gereltamidya 17 дней назад
​@@hadasshshay3636ተዘይረአኪ ዝረአና ( ዝበፅሐን) አለዋ እሺ ልቢ አዕቢና እምበር
@YyYu-cb5yb
@YyYu-cb5yb 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@salem4041
@salem4041 16 дней назад
ዜዱ ሸኮር
@CLf-kg7gb
@CLf-kg7gb 16 дней назад
ኣጥፍእክኒ ሰባኣይ ዋይ አረ 😕😕😕😕
@muludesta1912
@muludesta1912 15 дней назад
እጭ
@UfYd-g9c
@UfYd-g9c 17 дней назад
እንድዒ አበይ😂😂 የፈለጥኩኹን😂
@DestaAraya-m1i
@DestaAraya-m1i 17 дней назад
ምቅናይ ሓረካት ዓይነይ kkkk😂
@MeryNarea
@MeryNarea 16 дней назад
ታይ እኪ ኩሉ ግዘሰ ፕራንኪ እዩ ዘይተብሉዮም
@okok-rg9xm
@okok-rg9xm 17 дней назад
ሓካኪት ታማ ትሓክኪ ኣለኪ ዜድዋ ሓፊርኪ ድዩ 😁😁😁🤣😜
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 17 дней назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@okok-rg9xm
@okok-rg9xm 17 дней назад
@@AseTeklberhan ኢለኪ መኣረይይይይ 💚💚💚😜
@gereltamidya
@gereltamidya 17 дней назад
እወዶ ትረክብያ ድሓር ኚኚኚኚ ከይትብሊ ተጠንቀቂ ዝሓፍተይ😁😁
@Bobo-oe7df
@Bobo-oe7df 12 дней назад
🥰🥰🥰🥰🥰
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 17 дней назад
ዋይይይ ዝቆልዓ ጥዑይ አዩ ዝብሃል ታይ ድኣ ኮሜንታተር ወሪድክም😮😅😅😂😂🤣
@gereltamidya
@gereltamidya 17 дней назад
ባዕሉዩ ነገር አምፂኡ እምበር ገበኑ ሸፊናሉኢና ፀጊሙና እውን የበልናይ
@ጋልኣፅቢፃዕዳ
@ጋልኣፅቢፃዕዳ 16 дней назад
ሳብስክራይ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ
@TmesgenTgray
@TmesgenTgray 16 дней назад
💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 17 дней назад
ብጣዕሚ እየ ያ ዝፍቅሮ 😜😂😂😂😂🤦‍♀️
@genimar2564
@genimar2564 9 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ
@ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ 7 дней назад
❤❤❤❤😂😂😂
@MakthMalth
@MakthMalth 14 дней назад
🎉❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉🎉❤🎉❤❤🎉🎉❤🎉❤❤❤❤🎉❤
@سلامهحبشي-ك3ب
@سلامهحبشي-ك3ب 15 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HrPl-m8c
@HrPl-m8c 16 дней назад
ዋይ 😂😂😂😂😂😂
@Brhan-u1s
@Brhan-u1s 17 дней назад
ምቅናይ ኣምሰሉ ኢካ ወላድ ፀጋ እዩ ካዓ ትብል ካሕዳም ታማ ታዝወለድካያ የናተይ ዝበለካያ 😢 ፈጣሪ ትፈርሕ ድካ ንስካ ለ
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 17 дней назад
ደንቆሮ እዩ 😂😂😂😂
@ajibajib7989
@ajibajib7989 17 дней назад
ዋ ከምዚከ ኣሎ ድዩ ኣነካዓ ናድነቅክዎ ፀኒሐ😢
@SxIh-xy5ds
@SxIh-xy5ds 17 дней назад
ምድናቅኪ ጠጠው ኣብሊ😂😂😂​@@ajibajib7989
@genet3442
@genet3442 17 дней назад
ዋይ ከሙዚ ዉን ኣሎ ድዩ ወይ ሰብ😮
@hggbgg6760
@hggbgg6760 17 дней назад
ኣምሰሉ ጥራሕ ኡዙ ሓሳዊ ለቅማፅ
@AwAw-b7l
@AwAw-b7l 17 дней назад
ጉዱ ገሪኪዮ 😂😂😂
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 17 дней назад
ደምርኒ ህያበይ ❤❤
@KhanG-nj3gi
@KhanG-nj3gi 16 дней назад
😁🥰
@YoDaha
@YoDaha 16 дней назад
ሓፈርና ወተሰከፍና 😂
@ZxZx-f3s
@ZxZx-f3s 11 дней назад
ሓሳዊት
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 17 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Juandb-dn6vi
@Juandb-dn6vi 15 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@سارهمحمود-خ4س4ذ
@سارهمحمود-خ4س4ذ 16 дней назад
እዚ ድኣ ማዓስ ፕራንክ ኮይኑ ናይ ልብኪ እንዳተዛረብክስ😂😂😂😂
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 16 дней назад
ስጋኪ ገሪሙኒ እኮ😂እዩ
@AqSgenet-gb2tp
@AqSgenet-gb2tp 14 дней назад
ክፅሕፋ ናበልኩ ስ ቃድምክኒ 😂😂😂😂😂
@JfhJf-kp9ze
@JfhJf-kp9ze 13 дней назад
🙄🙄🙄🙄😂😂
@hfhdhdfhh395
@hfhdhdfhh395 17 дней назад
ይጉተትኪ ክንደይ ጎይታዋይ እዩ 😂 😂😂
@ዜዱ
@ዜዱ 17 дней назад
😃😅😅😅
@ZaydHegos
@ZaydHegos 17 дней назад
ሰብስክራይብ ግበራለይ ማዓራት
@DhvCbdv
@DhvCbdv 17 дней назад
entay eyu ezuy hji
@amoonaa5182
@amoonaa5182 16 дней назад
kelte hade
@JfhJf-kp9ze
@JfhJf-kp9ze 13 дней назад
🤭🤭🤭🤭
@fhdegudt6666
@fhdegudt6666 15 дней назад
😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
@JfhJf-kp9ze
@JfhJf-kp9ze 13 дней назад
😂😂😂😂
@kuluNsenay21
@kuluNsenay21 16 дней назад
ወዲቁ ተዝፀንሕ የመልዓልክወይ
@MargteklayiY
@MargteklayiY 17 дней назад
ወይው😅😅😅😅😂
@rdhgigrurr9567
@rdhgigrurr9567 13 дней назад
ክልተ ጋሕፋት
@Salam-x4c
@Salam-x4c 17 дней назад
ወዮው🤣
@SaSa-qx9qi
@SaSa-qx9qi 16 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂
@Ysmya
@Ysmya 17 дней назад
Zediye fiqir
@GGg-v3t
@GGg-v3t 17 дней назад
እቲ ድምፁ ከፅልእከ😔
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 17 дней назад
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉
@GGg-v3t
@GGg-v3t 16 дней назад
@@ይርጋጓልትግራይ ገይረልኪ ዛሓፍተይ🙏
@Mench-w3t
@Mench-w3t 17 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Купил КЛОУНА на DEEP WEB !
35:51
Просмотров 2,5 млн
Купил КЛОУНА на DEEP WEB !
35:51
Просмотров 2,5 млн