Тёмный

ግልብጥብጥ ማእኸላይ ኮሚሽን ቁፅፅር፣ ኤርትራ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከልኪላ፣ ዕላማ ግጅለ ፅግዕተኛን ብቆስን ብዅናት ኣፋራሪሕኻ ጉባኤ ምዕንቃፍ 7/24/2024 

Tigrai Online
Подписаться 138 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

15 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 64   
@seidedris3325
@seidedris3325 2 месяца назад
እቲ ጉጅለ ቁፅፅር መራሒ ክውገድ ዘለዎ ለማስ ኣገልጋሊ ፒፒ እዩ።
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 месяца назад
ንማከለይ ኮሙቴ ሕወሓት ከምዘይምረፅ ስለዝፈለጠ እዩ ጀውጀው ዝብል ዘሎ ተክለብርሃን ጋህታፍ
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 2 месяца назад
እዚ ጊዜያዊ ምምህዳር ባዕሉ ዝፃህፎ እዩ ዝመሰል ሰለዚ ትግራዋይ ተባራበር ንቃህ ከይተረዳአካ ትብልፅግ አለኻ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 месяца назад
Tafesse: ርኢቶኻ ኣይተረደአኒን ኣፀሓሕፋኻ ኣይግድን።
@seidedris3325
@seidedris3325 2 месяца назад
ፒፒ ጦጵያ ክወሩና እይክእሉን ህወሓት ጉባኤ ስለ ዝገበረት። ተደኪምና ክወሩና እዮም ግዜ ሓሊዎም ጦጵያ በላዒት ሰብ ስለ ዝኮነት
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j 2 месяца назад
ናይ ሓደ ውልቐ ሰብ እንተኾይኑ ንምንታይ እቶም ዝተረፉ ወጺኦም እዚ ናይ ውልቐ ጉዳይ ስለዝኾነ ኣይክለናን እዩ ዘይብሉ ?
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r 2 месяца назад
Let's wait a few days. We will see that.
@shambleweley
@shambleweley 2 месяца назад
❤❤❤❤
@gebremedhinkassadrar425
@gebremedhinkassadrar425 2 месяца назад
Thank you my nother
@MebeeWelday
@MebeeWelday 2 месяца назад
❤❤❤❤❤ሠላም ሓውና
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 месяца назад
ብሓደ ጋህታፍ ተክለብርሃን ናይ ጌታቸው ጉጅለ ብምኳኑ ብዚኦም ዝዕንቀፍ ውደባዊ ጉባኤ የለን ተኽለብርሃን ጋህታፍአፍ ዘንቢል!!!!!!!!!
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 месяца назад
Tsge:- አያናX. . . ኣያና አx . . .ኣ ዝሐቆነx . . . .ዝሓቆነ ሐX . . . ሓ ሰሩ በቆልX . . .ሱር በቆሥ
@lovleytigraye
@lovleytigraye 2 месяца назад
አብ ዓብይ ቃልሲ ትርከብ
@kokebtarekegn1232
@kokebtarekegn1232 2 месяца назад
ኣንታ በጃኻትክምንዶ ክሳብቲ ተበትኑ ዘሎ ህብና መርበቱ ክሳብ ዝኣቱኳ ተፀበይንዶ?
@seidedris3325
@seidedris3325 2 месяца назад
ጉባኤ ውድብና ህወሓት ክካየድ ኣለዎ። ሌያቡ ክብቱንና ይሰርሑ ኣለው ሲዒርና ንውፃእ።
@TigrayTigray-p7s
@TigrayTigray-p7s 2 месяца назад
ብምልየናት መዲቡ ኣብይ እሕመድ ይብትኖም ኣለኹ ንስንሳቶም ንኽባሉዑ ኢሉ እዩ ብድሕሪት ኮይኑ ስለዚህ ግልፂ እዩ ስለህ እቲ ምሽጥር ኣቃሊዖም ንህዝቢ ትግራይ ክገልፁሉ ኣለዎም
@AgameTigray
@AgameTigray 2 месяца назад
ብአፍ ታሪክ ሙቅጻር አየዋጽእን ፣ እንድር ዘይዓቐብካዮ። ህውሓት አፍደገ ትግራይ ጋህ አቢላ ከፊታ ጸላእቲ ዓዲሮምላ። አይትዛረቡ ፣ አይትጽሐፉ ፣ አይትሕተቱ ፣ ንህውሓት አይትንቀፉዋ ድዩ ዝባሐለለይ ዘሎ! እሞ ንህወሃት እንበይተይ እምበይተይ በሉዋ ዲኩም ትብሉ ደለኩም? ህዝቢ ትግራይ ንህውሓት አሚኑ እንታይ ረኪቢ? ሐደሚልዮን ህዝቢ ጠፊኡ ፣ 140 ሽህ ደቂ አንስትዮ ብግፍዒ ተዓሚጸን ፡ መሰረተ ልምዓት ትግራይ ዓንዩ ፣ መናእሰይ ትግራይ ተበታኒኖም ፎቆዶ ሊብያ ማንም ዕረብ ይአስሮምን ይቀትሎምን አሎ። ሰብ ብምንታይ ትፈልጦ? ብስሩሑን ፣ ብፍረኡን። ናይ ህውሓት ፍረ ንህዝቢ ትግራይ ዘርበሐ ፖሊሲ ፍረ እንታይ ኢዩ? 64 ሺሕ መላምል ተጋሩ ንደርጊ ንምስዓር ሂውቶም ሐሊፉ ፣ ክንደይ ክ'ዓ ሰንኪሎም ። ህውሓት እዚ ኩሉ መስዋእቲ ጠሊማ ፣ ብደም ጀጋኑ ትግራይ ኢትዮጵያ ሐኒፃ ፣ ትግራይ ተረሲዓ። ን27 ዓመት ትግራይ ካብ ኩለንት ክልላት ዝደኸየትን ፣ ትግራይ አብ ቅድሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብክፉእ ዓይኒ ክትጥመት ተገይራ፡ ህውሓት ብደንጎላ ተባሪራ ናብ እታ ዝረሰዓታ ትግራይ ክትምለስ ተገይራ። ህውሓት ሞትን፣አውያትን፣ብክያትን፣ዕንወትን፣ደቂ አንስትርዮና ብጭካነ ምድፋርን ሒዛ መጺአ።
@destagebreslassiehadera8497
@destagebreslassiehadera8497 2 месяца назад
ብስሩ እስካ ታይ ኢዩ ዓላማካ ህዝቢ ትግራይ ምስ ዘፅነቱ መላምል ደቂ ህዝቢ ሓዝ ክህዝ ምስ ፀላኢ ገጢሞም እንትዋደቁ ብድህሪት ጥይት አብዘየግንዮም ቦታ ኮይኖይኖም አብ መላማል ህጡንቲ ሳቦታጅ ዝገብሩ ዝነበሩ ወረስቲ ዑና ዲካ ትድግፍ ዘለካ ብጣዕሚ ተሳሓሂትካ ፡፡ ከብ ትህዝቶካ ከምዝተረዳእክዎ አፍቲ አኬባ ዝነበርካዓይነት ኮኒካ ክተዉግዕ አይግባእን ብስሩ ተወዲቦም ዝአቱዩ ሰረቅቲ አየድሉዩናይ ንደሊዮ ኹናት እዉን የለን፡፡ ስለዙይ ካብ ናዓካ ንተጋዳላይ ተክለብርሃን ንአምን ፡፡ መኒካ ተከፋለላይ ባንዳ ችድ ሐሻዊ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
እሞ ህዝቢ ትግራይ ናይ አብይ ፍከራ ፈሪሑ በአብይ አሕመድ ክርገፅከ ይፈቅድ ድዩ ?
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 месяца назад
ዝተሠባበረ ፅሑፍ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
አጆም ተጋሩዋኒ አብይ ናብ ጦርነት ዘእቱ ምኽኖያትን ቁመናን አይብሉን።
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 2 месяца назад
ኩቡር አያና አብይ አሕመድ ዝኣመነ ማይ ዝሐቆነ እዩሞ እቶም ስሩ በቆል ንሕጂ ይመስለም እንበር ተጠውያ እታበትሪ ናብኦም እያ ግን ህዋሐትን ህዝብትግራይን ንቕድምት 🙏🙏🙏ብልጽግና ምምርካክ ዘበት ትግራይ ትስዕር 🙏❤️🙏
@kemal4775
@kemal4775 2 месяца назад
ዕላማ ተቓወምቲ ትግራይ ናፅነት እንተኾይኑ ንህወሓት ቦቂሶም ኣብትሕቲ ፒፒ ኾይኖም ድዮም ከዕውቱ?
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 2 месяца назад
ተጋዳላይ ተክለብርሃን ንሓደ ናተይ ዝብሎ ጉጅለ ዝድግፍ ዘሎ ጥዕና ዝጎዶሎ መግለፂ እዩ።
@kemal4775
@kemal4775 2 месяца назад
5 ምኽንያታት ኣብይ ንህወሓት ከምብሓዱሽ ክትመዝገብ'ምበር ኣፍልጦ ክምለሰላ ዘይደልየሉ፡ 1. ፈራሚ ውዕሊ ፕሪቶርያ ህወሓት እዩ - ሕዚ ዘሎ ህወሓት። ፈራሚት ህወሓት ሞይታ ሓዳሽ ህወሓት እንትትምዝገብ ሓደ ፈራሚ ስለዝመውት ውዕሊ ፕሪቶርያ'ውን ይመውት። ኣብይ በዚ ኣቢሉ ኣጀንዳ ትግራይ ካብ ዓለምለኸ መድረኽ የውግድ። ብኹናት ዘይተሳኸዐ ዕላምኡ ብሽርሒ የዕውት። 2. መቐፀልታ ናይቲ ንህወሓት ብሽም ዲሞክራሲ ኣብ ክልተ ገሚዕኻ ከምታ ንኦነግ ዝገበሮም ንዝድግፎ ጉጅለ ሕጋዊ ኣፍልጦ ብምሃብ ነቲ ኻሊእ ሓይሊ ብሕገወጥነት ብምኽሳስ ንምጥቃዕ ሕጋዊ ባይታ ንምድልዳል፤ 3. ህወሓት ትሓትቶም ታሪኻዊ ሰነዳት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ካብ ኢህአዴግ ትሓትቶ ገንዘብን ካሊእን ንምምካን፤ 4. ታሪኽ ህወሓት ኣብዚ ጠጠው ንምባልን ንሕሉፍ ታሪኽ ህወሓት ንምድምሳስን፤ 5. ትግራይ ንፒፒ (ከምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ንኦርሞ) ክትግብር ምግባር፤ በጠቓላሊ ንህወሓት መቕሀሚ፡ ንትግራይ ካልኣይ ከምዘይትልዓል መድቆሲ ውጥን'ዩ። እዚ መቐፀልታ ናይ ትማሊ ውጥን ፅንተት ትግራይ እዩ። ስለዚ ትግራይ ንውዕሊ ፕሪቶርያ ዘፈፅም ዕንቱር ኣመራርሓ የደልያ። ዋላ መላኺ ዓቕሚ ዘለዎ ዘይሕሽከር መሪሕ የድልያ። ህልውናኣ እንተረጋጊፃ ውሽጣዊ ዲሞክራሲኣ ንምዕራይ ካብ ቁፅፅራ ወፃኢ ኣይኸውንን። ናፅነት ይኹን ኻሊእ ተስፋ ይህልዎ። እንተዘየለ ብተኣዛዛይ መሪሕነት ሃለዋታ ኣሕሊፋ ምስሃበት ግን ምርጫታታ ብፍቓድ ኣዘዝታ'ዩ ዝውሰን። ስለዚ ብፅንዓት ንፕሪቶርያ ዘፈፅም ጠንካራ መሪሕ ውድብ ዋላ መላኺ ይኹን ምህላው ልዕሊን ቕድሚን ኹሉ ክርአ ዝግባእ ።
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 2 месяца назад
ትግራይ ብናይ ዐብይ አሕመድ ሳምባ ክትንፍስ ድያ ማለት ድዩ ዘሕፍር እዩ ኣብይ አሕመድ ትማሊ እንዳፎከረ ኣምስዩ ሕዚ ድማ ጉባኤ ሕወሓት ኣናዊሔ እየ ዝብል መግለፂ ምውፆኦም ኣዝዩ እሕዚኑኒ እዩ ኣብይ ኣሕመድ ትግራይ ንኽበታትን ሓያል ስራሕቲ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ኣብዚኣ ህዝቢ ትግራይ ስማዕ ክትውስን ዝግበኣካ ንስኻ ስለዝኾንካ ክትካታተሎ ይግበኣካ ዘሕዝን ዘሕዝን
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 2 месяца назад
Abiy ahmed ali eko ni getachew reda zmerexu mntan klaeko eyu ok fahfah ablwom alo nimeraht hiwaht getachew reda telalak abiy eyu
@selamyihun8102
@selamyihun8102 2 месяца назад
Great analysis 🧐
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 2 месяца назад
✅✅✅✅✅✅✅✅⛱⛱⛱
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 2 месяца назад
Godoletat hiwahat ni ado tigray aytekatatelan ayraeyan aysananaen eyu sinfna hiwahat akeba akeba amet mulue akeba ydbreka ni hizb tigray aytegedeslun eyom silezy hizb tigray seliewom alo himakat meraht senefat abiy ahmed demo dkmetom tetekmu ni getachew reda telalak geyrwu alo abiy bikurumtu ysihkena alo.
@fantayegebremariam8349
@fantayegebremariam8349 2 месяца назад
ናይ ጣልያን አየር መንገዲ ናብ ኤርትራ በረራ ክትጅሞር እያ ይብሀል አሎ
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j 2 месяца назад
ክንደይ መንገዲ ኣየር ድየን ናብ ኤሪያጥ ጀሚረን ብሰንኪ ሕማቕ ምሕደራ ክኣ ፈቲና ተቛርጽ
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 2 месяца назад
💊💊💊⛱⛱⛱✅✅✅✅
@mekonnengurmesa4121
@mekonnengurmesa4121 2 месяца назад
መንግስቲ ኤርትራ ንህዝቢ ኤርትራ ሓሲብሉ አይፈልጥን እዩ
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb 2 месяца назад
TOL❤❤❤❤
@yemaneyohannes862
@yemaneyohannes862 2 месяца назад
Please refrain from commenting something you don't know. Other, Abiyi can deport Eritreans in Ethiopia, going back to Iseyas slavery.
@alenegirmay6116
@alenegirmay6116 2 месяца назад
የበል ሐውና ጅግና
@abrahalyearefe3261
@abrahalyearefe3261 2 месяца назад
ንምኻኑ እዞም ህውሓት ዝብሃሉ ካብ ምዓስ ውዑል የኽብር ካብ ምዓስከ ጹኑዕ መርገጺ ሕጁ ይፈልጥ ካጉባኤኸ ወጺኡ ይፈልጥ ድዪ ወርሒ መጸት ኣብጽሓይ ዝበረቀትሉ ትርጉ ዘይብሉ ጉባኤ ህዝቦም ብሰራዊቶም ይቅተልን ይዝረፍን ይጭወን ንሶም ኣይግዶም ሓላፍነቶም ንምሕላው ብጀካ ኣብጉባኤ ኣለና ተዘይ ኮይኑ እዙይ ኣፍሪና ወይ መንገዲ ሰላም ሒዝና ሰሪሕና ዝብሃል ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ሕጂ ተኾነውን ንረብሕኦም ድኣንበር ንህዝቢ ዝኸውን ጉባኤ ከምዘይ ኮነ ክርድኣኩም ኣለዎ
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 месяца назад
ዑሱብ ባንዳ 👎👎👎👎👎👎👎
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir Месяц назад
ኣቀራርባኻ ደንዚዙ ድንዙዝ
@teweldehabtemichael1856
@teweldehabtemichael1856 2 месяца назад
😅
@gimjaamare509
@gimjaamare509 2 месяца назад
Thanks Tigrai on line for your truth clarification. Sorry for Kebede Assfa against his own people. And DDR to dismantle weapons .
@MesfinAbay-u8t
@MesfinAbay-u8t 2 месяца назад
Teklebrhab last ti.e had I tried with Dade et the uay his .not tplf to me you canceled
@semirberhe7592
@semirberhe7592 2 месяца назад
TIGRAY TSIER ❤️💛
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 месяца назад
እዚ ተክለብርሃን አርአያ ዝባሃል ሰብአይ ዓጅርውጀው ኢዩ ዘብዝሕ ፍርሕ ትብዕ ባሃላይ ዝተዓስብ ይመስል.
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r 2 месяца назад
He was good person before. I don't know what happened to him recently. He was the first crisis the Pretoria agreement and its delegation.
@shambleweley
@shambleweley 2 месяца назад
😂
@Peaceonearthforall
@Peaceonearthforall 2 месяца назад
We, as genocidal war survivors and as Tegaru, please keep eye and ear on what is happening about Tigray.
@ZufanJegher
@ZufanJegher 2 месяца назад
እዛ ናይ ክብሪ ጃኬት ተጋዳላ ወያነ እትብል እንተ አሙሊካ ሽምካ ወተሓደ ትባሓል ከምቲ አቢይ ዝበላ ስለዚ ጸኒሕኩም ተቃለሱ ሓቢርኩ ምእንተ ሕዝቢ ሕሰብ ንጸላእ መንገዲ አይትኽፈቱ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 месяца назад
ኣብ ኣመሪካን ኢሮፓን ዝብሩ ተጋሩ ዝተሳተፊሉ እዩ፡ ፀገም ህዝብይ ትግራይ ምንም ዝየገድሾም፡ ክፊለጡ ኣለው፡
@brhanumohammedsaid1088
@brhanumohammedsaid1088 2 месяца назад
The problem is not "bokes" it is the provisional Tigrian administration that is led by Getachrew Reda
@michaelberwo5314
@michaelberwo5314 2 месяца назад
Fara
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
እኒ በአል እዚኦም እዮም ውሽጢ ውሽጢ ነገር ከባርኡ ዝፅእሩ ዘሉ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 месяца назад
በአልX . . .ብዓል ከባርኡX . . .ክባራዕ ዝፅእሩX . .ዝፅዕሩ ዘሉX . . ዘለዉ
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r 2 месяца назад
TOL, you have analyzed the integrity commission of TPLF, and you said well. I don't know what happened to Tekleberhan Araya. He was one of respected, well deciplined members of TPLF. He had something last year and different now. Even in his interview with Medihen, G/selase wasn't pleasant. If, I remembered well; he the one asked clarification about Pretoria agreement and critics Peritoria delegation. So why does he flip 180 degrees? Anyhow, TOL you observed what i observed, too. Thanks
@tigistnigusie-tf3jz
@tigistnigusie-tf3jz 2 месяца назад
ንስኻውን ግልቡጥ ኢኻ አኒ ምንጆሪኖ ብርስቲ ሒዘሞ ዘለው ውድብ ውደባ አይኮነትን፡፡
@AfoBelay
@AfoBelay 2 месяца назад
አንታ ዳሐን ሚዲያ ይመስለኒ ነይሩ። ሻዕቢያ አብ ኢትዮጵያ ከም ድላዩ ከይገብር እንኮ ዝፈርሖ ንሰራዊት ትግራይ እዩ። ኩናት እንተተላዒሉ ሻዕብያ ምስ አብይ ኮይኑ ንትግራይ የዕንዋ ብድሕሪኡ ምስ አምሐራ ኮይኑ ናይ ፍርቂ ማዓልቲ ኩናት ጌሮም ኢትዮጵያ ይቆፃፀሩ አታ ዑና ሕወሐት ማለት አለምን ሞንጆሪኖን እንትመርሕዎ እዩ ህወሐት ዝፈርስ ካዓ ጌታቸው ን ፃድቃንን ተመሪሖሞ እዩ።😂😂😂😂😂
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
ተኽለ ብርሃን ሕማቅ ኪድ ውፃእ
@ታራፊክ
@ታራፊክ 2 месяца назад
ተጋሩ ዋኒ እዚ ትግራይ ኦን ላይን ዝባሃል ትግራዋይ የይኹኒይ ላደናገረና እዩ ዝኒዩ ።
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w 2 месяца назад
ስለ ህዝቢ ሓልዮት ዘይብልኻ ሰልፍሽ!!!!
@MrymN-i7c
@MrymN-i7c 2 месяца назад
❤❤❤
Далее
ROBLOX TRAND AGAIN. Part 7☠️🗿🙋🏻‍♀️
00:16
When Khabib dropped Conor McGregor 👀 #nocommentary
00:59
ROBLOX TRAND AGAIN. Part 7☠️🗿🙋🏻‍♀️
00:16