ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ
00:00 መእተዊ
09:17 - ውሽጣውያን ተመዛበልቲ ፀለምንት ናብ መንበሪኦም ምምላስ ጀሚሮም
16:34 - ቢንያም ግርማይ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ ቀዳማይ ወጺኡ -- ታሪኽ ሰሪሑ
22:42- ስደተኛታት ንምሕጋዝ ኣብ ኣመሪካ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ
00:00 - Intro
09:17 - Returning IDPS in Tigray Region
16:34 - Biniam Girmay win third stage Tour de France
22:42 - Run for Refugees event organized by ECDC
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::
9 июл 2024