Тёмный

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵VOATigrigna Daily Show 5 July 2024 

VOA Tigrigna
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 1,8 тыс.
50% 1

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
00:00 - መእተዊ
01:26 - ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ዓለምን ዓለምለኸ ማእከን ገንዘብ ተካይዶ ልዝብ እንተተዓዊቱ 10.5 ቢልዮን ዶላር ከምትረክብ ቀ/ሚ ኣብይ ኣፍሊጦም
11:01 - ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኵዕሶ እግሪ ዓሊ ሱሌማን ተዓዋቲ ዝበለጸ ኣመዝጋቢ ሸቶ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኮይኑ
14:35 - ኤርትራ - ሰለስተ መንእሰያት ሓድሽ ኣገባብ መረዳድኢ ‘ቋንቋ ምድህሳስ” ኣማዕቢሎም
00:00 - Intro
01:26 - Ethiopia to get $10.5 bln if IMF, World Bank talks succeed, PM says
11:01 - Eritrean player in Ethiopia nominated as top scorer
14:35 - Eritrea- DEAF AND BLINK COMMUNICATION
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #Alisuilieman #asmara #youth #election2024
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Развлечения

Опубликовано:

 

9 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
Далее
100❤️
00:19
Просмотров 4,9 млн
Gere emun part 184 | ገሬ እሙን ክፋል 184
41:01
Поймал редкий кадр🤨
0:22
Просмотров 1,2 млн
Дед и новая машина😁
1:00
Просмотров 4,4 млн
Дед и новая машина😁
1:00
Просмотров 4,4 млн
Русалка
1:00
Просмотров 3,2 млн