Тёмный

ፐንሲልቫንያ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ 

VOA Tigrigna
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 353
50% 1

ክፍለ ግዝኣት ፔንሰልቫንያ ካብተን ነቲ ኣብ ዝመፅእ ሕዳር ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ወሰንቲ ዝበሃላ ሒደት ክፍላተ-ግዝኣታት ሓንቲ’ያ።
ስካት ስተርነስ ካብ ክፍለ ግዝኣት ደንቨር ነቲ ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ኣብዛ ክፍለ ግዝኣት ንምዕዋት ዝገብርዎ ዘለዉ ወፍሪ ምረፁኒ ዝጠመተ ፀብፃብ ኣዳልዩ’ሎ።≠
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Опубликовано:

 

22 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
Далее
МЕГА ФОКУС С КАЛЬКУЛЯТОРОМ
00:33
Я читаю переписки сына
00:18
Просмотров 670 тыс.
МЕГА ФОКУС С КАЛЬКУЛЯТОРОМ
00:33