▶️ጄይ ዲ ቫንስ ንዝተረቑሕሉ ምክትል ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንት ኣመሪካ ይቕበልንሶም ኣብ ሚልዋኪ ዊስኮንሲን ዝካየድ ኣኼባ ሪፖብሊካን ፓርቲ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ንኣተዓባብዮም ኣተኵሮም ብምዝራብ "ናይ መወዳእታ ተስፋ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ'ዩ" ኢሎም።
6 сен 2024