Тёмный

ፓስተር ጎይትኦምን ባባ ብጹእ ኣምላኽን ናይ ንስሓ ጻውዒት ንመንግስቲ ኤርትራ ኣቕሪቦም ! ሼር 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 39 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

20 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 73   
@robi4895
@robi4895 2 месяца назад
ክ/ያን አገር የለውም ከዘረኝነት እንውጣ ጌታ በምህረቱ ይጎብኘን በተለይ በኤርትራ ላሉ ቅዱሣን እንጸልይ የጸሎት መንፈስ ይስጠን ጌታ
@millenyemane
@millenyemane 2 месяца назад
⭕Titus 2 ትግ - ቲቶስ 7-8: ካብቶም ተቓናቐንቲ ሓደ እኳ ብዛዕባና ዚብሎ ክፉእ ነገር ስኢኑ ምእንቲ ኺሐፍርሲ፡ ብንጹህ ትምህርቲ፡ ብምርዛን፡ መንቅብ ብዜብሉ ጥዑይ ዘረባ፡ ንሰናይ ግብሪ ዘበለ ርእሰኻ ኣርኣያ ግበር። Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን 29: እቲ ንሰማዕቱ ንበረኸት ዚኸውን፡ ንምህናጽውን ዜድሊ ሰናይ ዘበለ ዘረባ ደኣ ተዛረቡ እምበር፡ ዘይጠቅም ዘረባስ ካብ ኣፍኩም ኣይውጻእ። Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን 30: ነቲ ንመዓልቲ ምድሓን እተሐተምኩምሉ ናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ኣይተጕህይዎ። 31: ብዘሎ መሪርን ነድርን ኵራን ታዕታዕን ጸርፍን ምስ ኵሉ ኽፍኣት ዘበለ ካባካትኩም ይርሐቕ። 32: ግናኸ ከምቲ ኣምላኽ ብክርስቶስ ይቕረ ዝበለልኩም፡ ንሓድሕድኩም ተላዋህትን ተዳናገጽትን ኴንኩም፡ ይቕረ ተባሃሃሉ። ⭕መጀመርያ ንርእሰኹም ተነሰሑ Revelation 2 ትግ - ራእይ ኣነ ልብን ኰላሊትን ዝምርምር ምዃነይ ከኣ ብዘለዋ ማሕበራት ኪፈልጣ እየን።!!!
@millenyemane
@millenyemane 2 месяца назад
@@berhanegebreab3572 እሺ ይቅርታ ተባረኽ🙏
@ghenet461
@ghenet461 2 месяца назад
Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ 3: ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧ 4: ወይስ ከመይ ጌርካ ንሓውካ ካብ ዓይንኻ በሰር ከውጽኣልካስ ሕደገኒ፡ ትብሎ፡ እንሆ፡ ጕንዲ ኣብ ዓይንኻ አሎ። 5: ኣታ ግብዝ፡ ቅድም ካብ ዓይንኻ ጕንዲ ኣውጽእ። ሽዑ ኻብ ዓይኒ ሓውካ በሰር ንምውጻእ ኣጸቢቕካ ትርኢ። Let them fix them self to each other and their advice will come to pass.
@danbr4631
@danbr4631 2 месяца назад
Mogos, I am so proud of You mewarstey! Keep doing the good work of Salvation and Justice!
@solomonsolomon5826
@solomonsolomon5826 2 месяца назад
አታለሙስ ገለ ክንሰምዕ ኢና አወይ ግዜ። የአይንህ ጉድፍ ተመልከት
@natsnetaraya6026
@natsnetaraya6026 2 месяца назад
Tebareku goyta yrdana❤
@negistimehari6245
@negistimehari6245 2 месяца назад
ButI I tell you who hear me: Love your enemies. do good to those who hate you. 28 bless those who curse you. Pray for those who mistreat you. If believe him go pray by God words and clean ur heart ok Luke 6:27 28
@EsakoEsako-xd8dt
@EsakoEsako-xd8dt 2 месяца назад
ሞጎስ ሓሳዊ ጸሎት ግበር ከማካ ፔንጠ ኢና፡ን እሱር ሓሊካ ተኮንካ ካብ ኣብ ቲክቶክ፡ዩቱብ።ኣትኢካ ሰብ ተናኩት ን ገንዘብ ክትብል ኣብ ክድሜ ጌታ ጸሎ ክርስትያን ሃገር፡ዓዲ፡የብሉን ን ክርስቶስ እዩ ዝነብር ስለዚ ጸሊ
@hgmeskel6597
@hgmeskel6597 2 месяца назад
Hizibe Eritrea Amente Eritreawiyan kabizom hasweti pente teteniqequ
@meazatesfamicael2346
@meazatesfamicael2346 2 месяца назад
Moges tebehal hansab abe polotica hansab manfasawe neskan nebaelka Tanasahie Aboy bexeamlake kea Nesha nebaelu yeadelyo kexarafe zewele meherat yegbaralkum
@tessfayared110
@tessfayared110 2 месяца назад
የትኛው ሀይማኖት ነህ ዬቱብ ነጋዴው የፓለቲካ አብኪው ሱቅ አፍ አጋሜ
@abrahamwgerges
@abrahamwgerges Месяц назад
👍👍👍👍👍
@EsakoEsako-xd8dt
@EsakoEsako-xd8dt 2 месяца назад
ከም መንፈስዊ ክትጽሊ እዩ ዝግባካ።ን መራሕትኩም ውን ጸሎዩ እዩ ዝብል ቃሉ ሶ ንስካ ኣምሰሉ ሓንሳብ ኣማኒ ሓንሳብ ፖሎቲከኛ ዳ ኮንካ ከም ነፋሒቶ ሕብርካ ዳ ከየርካ ኣይግድን።ሽግርና ንሕና ኢና ንፈልቶ why ግን ስርዓት ህግደፍ ሓትያተኛ ትገብዎ ሲንጋፖር ክንገብራ ኢና ዓዲ ኢሎም ተበጊሶም ሓሳዳት ወያኔ ከኣ ሽግር ፈጢሮም ኣይትከውንን እያ ኢሎም ኣሚሪካን ኢሮጳን ገለን ሒዞም ክሳብ ሕጂ ሽግርና ኮይኖም ይነብሩ ኣለዉ።ንስካ ውን ሓደ ሽግርና ኢካ።
@Wendmu-h7b
@Wendmu-h7b 2 месяца назад
ጅስ ነጅስ መንፈሳዊ ዝበሃል የለን መጋበርያን ፖለቲካዩ ሓቅ ተሃልዩካ ነዚ ነጅስ ኣረጊት ሰብ ኢልካ ከተቅርብ ኣይምከኣልካን ዝጸንሓ ሃይማኖትና ይኣኽላና ሓድሽ ሃይማኖት ኣይንደልን ኢትዮጵያ እብምንታይ ኣላ ኣይ ንሶም እንድዮም መካዕበቲ ሃብቲ ጌይሮሞ ህዝቢ ገንዘብ ኣብ ባንክ ንሚልዮን ክኣትወኩም እናበልካ ቡክኩም ኣምጽኡ እናበሉ ዘጸልልዎ ዘለዎ ንሰብ
@freweinimehari2482
@freweinimehari2482 2 месяца назад
❤❤❤
@tracetsehaye434
@tracetsehaye434 2 месяца назад
Polotikegna
@elsatecle5822
@elsatecle5822 2 месяца назад
Kemti Ngus Selomun Zbelo Nxelmat Gzye Alewo Nbrhn gzye Alewo. Naygdn Eyu Brediet Amlak KBERH.
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 2 месяца назад
Baba buxui amlak nailu nesha katu ygbai
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 месяца назад
❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ጸግኡ የብዛሓልካ ❤❤❤ ኣሜን ንንሳሓ ስለ ዝጸዋዕኩሞ ኣምላክ ክብሪ ይሃብኩም ንእሰያስ ድማ ምስ ኣምላክ ንምዕራቅ ሰናይ የሕስቦ ካብ መገዲ ጸልማት ምስ ዲያብሎስ ምጉዓዝ ብብርሃን መገዲ ምስ የሱስ ክመርጽ ኣምላክ ምሕረት ይልኣከሉ ህዝብና ሰላምን ርግኣትን ቅሳነትን ፍቅርን ክረክብ ❤❤❤❤ ጽቡቅ ጻዊኢት ኣምላክ ይሓግዝኩም።❤❤❤።
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 месяца назад
❤❤❤❤❤ ጽቡቅ ኣለካ ወደይ ሓቂ ❤❤❤ ጽቡቅ ጻዊዒ ❤❤❤❤።
@Mixedchannel-h6f
@Mixedchannel-h6f 2 месяца назад
You are right Bro
@hallowiegehts477
@hallowiegehts477 2 месяца назад
Nay nebsikum mermuru
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤።
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 месяца назад
ኣሜን ❤❤❤❤
@TibletsMichael
@TibletsMichael 2 месяца назад
Amelak bmhretu ytemtena mhret ygberelna yaklekum ybelena
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw 2 месяца назад
ኣብ ዓዲ ዘለና ህዝቢ ኤርትራ ምስ መንግስትና ኣለና ንስኻ ንባዕልኻ ጽቡቅ ክትነብር እንዲኻ ሃዲምካ ከምቶም ዓደይ ኣደይ ኣየድፍርን ኢሉ ዝሓለፉ የሕዋትና ንስኻ ሕጂ ክትዋራዘ ሓዱሽ ኣጀዳ ወያነ ሕጂ ድማ ብሃይማኖት እቲ ምድርባይ እምኒ ኣብቂዑ
@naodasmerom4900
@naodasmerom4900 2 месяца назад
💜💫💜💫💜
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile 2 месяца назад
አምልክ ይሕግዝኩም ጽውዕትኮም ይስምዕዮ
@yohanaeritrea9235
@yohanaeritrea9235 2 месяца назад
Nebska kab dnkurna netsa awtsee mskin
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 2 месяца назад
አታ 😂😂😂🎉😂😂😂 ንመንኢኩም ከተታልሉ ሽርሕኩምን ተንኮልኩምን ነነብስኩም ይግበረልኩም ሐሰውቲ ሰረቅቲ ሌባ አመጸኛ ።። ግዜኩም አኪሉዘሎ እስኩም ኢኩም ጉሒላቲት ።። በዝ ረሳሕ አፍካ ትሐርአሉሉካ በአለገ በጄ ሕግደፍ ጋሕ በሉ ።። ሸይጣውንቲ ።።
@brhanalem5387
@brhanalem5387 2 месяца назад
ሞግየ እሞ ምስቶም ዝረግሙ ኮይንካ ከም ቀደምካ የሱስ ዘይትሰብኽ ምርዳእ እኳ ኣቢዩና
@አመተ
@አመተ 2 месяца назад
ኣየ ፖለቲካ ቤተ-ክርስትያን ሓደ ብሓደ ድኣ ምጹ ብመጀመርያ ንስኩም ተነስሑ ተፋቀሩ ካብ ፖለቲካ ውጽኡ ኣየ ብጹ ድኣ እቲ ጸርፊቅድም ግደፍ ንባዕልካ ተነሳሕ በሎ ንባዕልኩም ተራገምቲ መንግስቲ ኤርትራ ረዝን ዝጠቅምን ዘይጠቅም ረዚን። ንስኩም ፈኪስኩም ዝተረከብኩም ተነስሐሑ
@DelaySelam2000
@DelaySelam2000 2 месяца назад
ብዘይ ሕጊ ሰብ 30 ዓመት ዝኣስርሲ ረዚንዩ ትብሎ ኣለኻ ?? ፎኪስ ዳኣ ከመይ ዝበለ እዩ ንዓኻ???
@አመተ
@አመተ 2 месяца назад
@@DelaySelam2000 እንታይ ገበን ኸምዝገበሪ ኣይትፈልጥን ኢካ ንህልፈት ክእሰር ከምዚ ክእል ኣይትፈልጥን ኢኻ ድቁስ
@PaemllaPamu
@PaemllaPamu 2 месяца назад
ሞጌ ለምቅነስ ኣይግድን።ቅድሚ ዓመት ክልተ ዓመት ዝተሰርሐ ቪድዮ ከም ሎሚ ዝኣወጅዎ ጌርካ ሕጂ ግርም እናበልካ ተምጾ ዘለካ ቪድዮታት ኣባካ ዝነበረኒ እምነት ኣጉዲልዎ ኣሎ።እንታይ ከም ዝብለካ ኣይፈልጥን ክፈርደካ ውን ኣይደልን።
@tracetsehaye434
@tracetsehaye434 2 месяца назад
Weregba
@KhanAli-j3w1q
@KhanAli-j3w1q 2 месяца назад
ክጸርፍዎ እንዳውዓሉ ክሰምኦም ድል??ወላ ንስኻ ክርስትናኻ ምስፖለቲካ ተአሳሲሩ ርእስኻ በጽልኢ ተበላሺዩሎ።ጽልእኻ ክትሃብእ አይከአልካን አነ አማኒዬ ንእግዚአብሄር ይአምን።መንግስት ኤርትራ ብለህ ህማቕ ይገብራሎ ግና ካብኡ ንላእሊ ብሽም ክርስትና ፖለቲካ ክትሰርህ ጽልኢ መንግስት ስለዘለካ ጥራህ ክትጻረፍ ትውእል አለኻ አካሂዳኹም 100% ጌጋ እዩ።ጴጥሮስ እቲ ዘቕተሎ ዘእሰሮ ቄሳር ኔሮ ከሎዩ ንመንግስት ተገዝኡ ኢሉ ጽሂፉ።አነ ተአሲረ እፈልጥዬ ብሰንክ ወንጌል ጊና ጽልእይ ብጸርፊ አይገልጽን ልእሌና አምላክ ንህዝቡ ይሃሊ።
@taddesetewelde7147
@taddesetewelde7147 2 месяца назад
Kid rukus...
@afewerkisium986
@afewerkisium986 2 месяца назад
Silence in the face of evil is itself evil
@tessfayared110
@tessfayared110 2 месяца назад
የሐይማኖት ሰው መስለህ የፓለቲካ ጨዋታህን ለሊላበለው አደኛ ጆንታ መሆንህ እርግጥ ነው አሁን አፍአለኝ ብለህ አትክፈት ወሪያም
@wediadi6788
@wediadi6788 2 месяца назад
ለባም ሰብ፣ ስምዑዎ እስከ ኣንቱም ሃላያት፣ ፍትሒ፣ ሕጊ ምእማን እምበር ኣብ ትሕቲ ሰብ ተምበርኪኽኩም ፣ ንኣረሜናዊ ስርዓት ኢሳያስ ምምላኽ ግደፉዎ። ካብ ድሑር ባህርኹም ውጹ፣ ንሃገርኩምን ንህዝብኹምን ንመጻእቲ ወለዶታትኩምን ሕሰቡ።
@ፍቕሪክርስቶስ
@ፍቕሪክርስቶስ 2 месяца назад
ክቡር ሓው ኣብ ኤርትራ ልዕሌኹም ዝከበረ ሃይማኖት ኣይነበረ ግን ኣብ ኩሉ ሃይማኖይ ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ኣብ ውሽጣ ኣቲኹም ንብዙሓት ተሳድድዎም ኔርኩም ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ከሊእክሞ ኔርኩም፡ ኣብ ድላይኩም እመኑ ጸገም የለን ፈራዲ ኣምላልኽ እዩ ግን በደልኩም እመኑ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኣይሕሶን እዩ፡ ፓስተርኩም ባዕሉ ተኣሚኑሉእዩ፡ ስለዚ ቅድም ንስኹም ተነስሑ፡
@saronbereket3463
@saronbereket3463 2 месяца назад
ezi teblo zeleka wuxue hasot eyu wengel misbak kali eyu ni orthodox kea kal amlak ayenbibu ni amlakom ayfeltun eyom silezi filetu kal anbibu eyom zibeliwom ember kali zibelom yelen orthodox eyom keman kindey oente asadidom enda xerefiwomrn enda aeseriwomen so haki firedu hasot xbuk aykonen
@ፍቕሪክርስቶስ
@ፍቕሪክርስቶስ 2 месяца назад
@@saronbereket3463 ክሳብ 1995 ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ይመላለስ ኔረ ካብቲ ዝነበርናዮ ቤተክርስትያን ነዓና ኣሳዲዶም እቶም መናፍቃን ኣትዮሞ ኡይ ክብሎ የምስዩ ኔሮም ዘይትፈልጦ እንተኾንካ ስቕ በል፡ ኦርቶዶክስ ተኣምኖን ትገብሮን ትፈልጥ እያ፡እምነትካ ከይፈለጠካ ብናይ ካልኦት እምነት ትግረዝ ንስኻ ኢኻ፡ ናትኩም ቤት ጸሎት ክንዲ ትኸፍቱ ኣብ ቤተክርስትያንና ነዓና መሲልኩም ኣቲኹም ኣይትረብሹና፡ ቅኑዕን ዘይቅኑዕን ኣምላኽ ይፍረደና፡ ኣነ ቅኑዕ እየ ምባል ትዕቢትን ሓጢኣትን እዩ፡
@saronbereket3463
@saronbereket3463 2 месяца назад
@@ፍቕሪክርስቶስ othodox emo tigebro tetifelit do ni Yesus gedifa dedhri kalot amalekti kolel tibel ala mexhaf kidus zekaxelu eko othodox tewhado eyom nerom nifelto ena eti tarik ne kali ikum ketshiwuwo tikelu
@ፍቕሪክርስቶስ
@ፍቕሪክርስቶስ 2 месяца назад
@@saronbereket3463 ክቡር ሓው እተን ሽዑ መጽሓፍ ቅዱስ ዘንደዳ ኣዴታት እየን ስለዝሓረቃ እየን፡ ጽቡቕ ኣይገበራን እዚ ድማ ኦርቶዶክስ ኣይትቕበሎን እያ፡ ግን ዓለምና ንርእያ ኣለና ጥፍኣት ህዝቢ ሰይጣናዊ እምነትን በዚሑሉ ኣብዘሎ ንሕና ነንሕድሕድና ንካሰስ ሰብ ዘይነድሕን፡ ልብና ኣይትረር፡ ደሓር ድማ ኦርቶዶክስ ምስ ካቶሊክ፡ ሙስሊም ይኹን ከንሻ ብፍቕሪ ሓቢራ አእምነታ ሒዛ ትጎዓዝ ኣላ። ንስኹም ግን ኣብ ቤተክርስትያና ኣቲኹም ስለትርብሹዋ ትቃወመኩም፡ ኣብ ቤት ጸሎትኩም ግን ኣይትመጸኩምን እያ፡ ስለዚ መንፈሳዊ ሰብ ልቦንኡ ዓቢን ክኸውን ኣለዎ፡ ስለዚ ነዛ ኦርቶዶክስ ሰላም ሃብዋ፡ንነብስኩም ኢልኩም፡ ግን ቡዙሓት ኣለዉ ካብ ጴንጠ ብመንፈሳዊ ጉዕዞ ዝጎዓዙ፡ስለዚ ከም መንፈሳውያን ንከባበር፡ እቲ ፍርዲ ግን ናይ ኣምላኽ እዩ፡
@Sewit2354
@Sewit2354 2 месяца назад
ኣይግድን በበይኖም ጌርካ ከተምጽኦም ነይሩካ ከምቶም ኣቀዲምካ ዘቅረብካዮም ኣገልገልቲ። ገሊኦም ኣገልገልትስ ብሓቂ ከማና ምንጋፍ የድልዮም ኣሎ ኣብ መስመሮምን ጻውዒቶምን ክኣትዉ። ሕሰቡሉ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያናት፡ ከተጽርዩን ከተናግፉን ከሎኹምሲ በቶም ጥቃኹም ዘለዉ ጀምሩ።
@biniamghebreselassie92
@biniamghebreselassie92 2 месяца назад
Ara Rema emtay eka konka
@abrahalyearefe3261
@abrahalyearefe3261 2 месяца назад
ንማካኑ እዞም ሰባት ናምንታይ እዩ እምነቶም ንስሓ የድልዮን ኣየድልዮን ኣባት ነብሱ ሓትዎ በር ታዎት ዮም እዞኦም ብዛዕባ ምንሳህን ካሊእን ዝዛረቡ
@negistimehari6245
@negistimehari6245 2 месяца назад
Please If you have time go spend ur time praying to much taking nonsense
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 2 месяца назад
ብሩኽ ሓውይ ንስኻ ኣብ መኪና ኣነ ካፈ እቲውን ከምኡ ኣብ እንዳ መጋየጺ ኰና ዝኰነን ዘይኰነን ክንልፍልፍ እንዳወዓልና ድኣ፡ እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ክስደድ ቅንኢ ይሓድሮ እምበር ከመይ ደው ክብል። "ንስኻ ግና ናብ ሕልፍኝካ እቶ ብድሕሬኻ መዕጾካ ዕጾ" ዶኣይኰንነ ዝብል ቃል ኣምላኽ፧ ሰለነገስታት ጸልዩዶ ኣይብልን እዩ፧ ነቶም ሕሱማትን ሕያወትን ሰበስልጣን ተገዙኡዎምከ ኣይብልን ድዩ፧ እንተ ተኻኢሉስ ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ ኸ ኣይብለናን ድዩ፧ ጤልሲ ክፍኣ ዘይከደነትስ ጭርኣ ጢል ኣቢላ ትኸይድ ይብሉ ። ሕወይ መጀመርያ ንሕና ኣካይዳና ነማሓይሽ ንመለስ። እንተዘይ ኰነ ኣክሰስ ናይ ኢንተርነት ረኺብና እንተ ጥዒምዎስ እንተስ ሓሲምዎ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኣይንበጽብጾ። ንገዛእ ርእስናን ደቅናን ኣብ ጽቡቕ እና ነበርናስ ሕጂ ኲናት ክኸውን እዩ መገዲ ኣየር ስለምንታ ይቃረጽ እዚ እቲ ዝምልከቶ ኣካል ኣልዎ ኲናት ከይክፈት ናብ ልፍኚ እቶ ነቲ ብሕብእ ዝሰምዕ ኣምልኽ ለምናኦ ተማሕጸኖ ።
@DelaySelam2000
@DelaySelam2000 2 месяца назад
አሞ እንድሕር ንመራሕትኹም ተኣዘዝዎም ዝብል እንተኾይኑ ደኣ ዘይትእዘዞም ንምንታይ ሓዲግካዮ ወጺኻ ዘይትእዘዞ?
@biniamghebreselassie92
@biniamghebreselassie92 2 месяца назад
Ata bejaka menfesawi srah trah sbel
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 2 месяца назад
Hasawi
@asmerethaile3545
@asmerethaile3545 2 месяца назад
ንስሓ ኽክክክኽ
@hiwetvrifreeghebregziabher6395
@hiwetvrifreeghebregziabher6395 2 месяца назад
Hi
@sarajoh313
@sarajoh313 2 месяца назад
😂😂😂😂
@i-hd1fy
@i-hd1fy 2 месяца назад
ኣድጊ ንሓመዱ ኩን እንዶ እሞ ኢድ ኤርትራዊያን ክትርእያ።
@adonaybarniebarnie3797
@adonaybarniebarnie3797 2 месяца назад
Denqor kulu gezie denqor eu
@DawittesfuHaill
@DawittesfuHaill 2 месяца назад
በመጀመሪያ ዝከበረ ሰላምታይ ያቅርበለካ እትብሎ ዘረባ ናይኩልና ድሌት እዬ ።🙏🙏❤❤👍👍
@GeberhiwetZegse-qr5qi
@GeberhiwetZegse-qr5qi 2 месяца назад
ጀግና ተባረኽ ግን መንግስትና ትብል ቃል ተጠንቀቕላ መንግስቲ ክሳብ ሕጂ ኣይተኽልናን ብሕጂ ሰላማዊ መንግስቲ ንህዝቢ ን ኣምላኽ ዝክብር ንጉስ ይሃበና ። ኣብ ኤርትራ ህዝብና ኣብ ታሪኩ ኢዋ ዘይፈልጥ ዉርደትን መከራን ረኺብና !!!
@Wendmu-h7b
@Wendmu-h7b 2 месяца назад
ትግራዋይ ድኻ 😅
@negistimehari6245
@negistimehari6245 2 месяца назад
ButI I tell you who hear me: Love your enemies. do good to those who hate you. 28 bless those who curse you. Pray for those who mistreat you. If believe him go pray by God words and clean ur heart ok Luke 6:27 28
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
Далее
Шоколад приходит на Землю.
00:23
Просмотров 135 тыс.
Мечты, которые сбылись♥️
00:17
Просмотров 560 тыс.
ብዛዕባ ጉዳይ ነብይ የማነ
17:12
Просмотров 7 тыс.