Тёмный

ፖለቲካ ዘይተረድኦም ፖለቲከኛታት! - ትሕቲ ሰማይ ትግራይ  

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Подписаться 56 тыс.
Просмотров 4,7 тыс.
50% 1

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this RU-vid Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com/lazatigrigna
www.lazatigrigna.com
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Опубликовано:

 

25 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 36   
@user-pz3rd5nf2o
@user-pz3rd5nf2o Месяц назад
ጎበዝ
@avielavi990
@avielavi990 Месяц назад
Amazing analysis thank you guys better days will come for Tigraian people
@issacharheylu6002
@issacharheylu6002 Месяц назад
Good reflection
@t.b4065
@t.b4065 Месяц назад
ነፍስካ ከይገምገምካ ብዛዕባ ካልኦት ዝግምግም ብጭሕሚ ምንዋሕ ሊቅ ዝመስሎ መሃይም ናይ ናይ ፖለቲካ መምህር ኮይኑ ይነግረና ኣሎ
@medhinsiyum8534
@medhinsiyum8534 Месяц назад
ድሁል ሓሳብ ተሃልዩካ ብሓሳብ ተኻታዓዮ ዓዲ ዝመርሕ እዩ ዝግምገም እንበር ወዲ መረሳ ታይ መሪሑ ኣጥፊኡ ክግምገም እንተ ወዲ መረሳ ተባዕ ነቃፊ ከማኻ ዝበለ የብዝሐልና ካብ ቅድሚ 2 ዓመት ኣሳጋራይ ምኽሪ ሂብካ ተዝሰምዑ ንባዕሎምን ህዝብን መድሐኑ ግና ደናቑር ስለዝኾኑ ክጉሓፉ እዩ ዘለዎም
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 Месяц назад
Do we have a country, a region or a place you assume above the sky?
@user-lx6vg7rz6w
@user-lx6vg7rz6w Месяц назад
ኣማን ፡ናይ ፡ዕማን ኣማን ።
@dawitselemun6124
@dawitselemun6124 Месяц назад
መሃይማት
@michaeltilahun8898
@michaeltilahun8898 Месяц назад
ነውራም።
@GrmaBru
@GrmaBru Месяц назад
አቱም ሰባት ትግራይ ብዘይካ እዞም ክልተ ደናቁር ካልእ ደንቆሮ የብላን ለውጢ ክኮነና
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@BereketBere-kl6bx
@BereketBere-kl6bx Месяц назад
nice to sea wedi meresa
@tirhaswelu
@tirhaswelu Месяц назад
Residency Gemet and pp yhzen
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 Месяц назад
ኪጂመር አባል ዘይኮነ ከመይ ንአባል ይግምግም ወይካአ ኩሎም ተባላሽዮም ተኮይኖም እዎ ካልዕ ክግምግሞ ዘሎ
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl Месяц назад
ህወሓት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸሎ ሕሙም ስርዓት መጨረሽኡ ንተጋሩ የሳቒ ኣሎ :: ህወሓት ኣብ ትግራይ እኳ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ክፈጥር ኣይከኣለን ::
@abrahamkahsay588
@abrahamkahsay588 Месяц назад
Please don't interrupt him
@danaitadam3107
@danaitadam3107 Месяц назад
ማዓስከ ነይሩ ይፈልጥ ፖለቲካዊ ንፅረት አብትግራይ?
@mass-media6445
@mass-media6445 Месяц назад
ፖለቲካ ዘይተረድኦም ፖለቲከኛታት ክትብል ከለኻ ! ንምዃኑ እንባዓል መንዮም አግሂድካ ተትዛረብ ዝሓሸ እዩ።
@mehariredaie591
@mehariredaie591 Месяц назад
ኣይትቸኩለ። ናይ ውሽጣዊ ውድብ ዲስፕሊን ስጉምቲ ምውሳድ ናይ ወንጀል ሓላፍነት ኣየትርፍን። እዙይ ምፍላጥ ይግባእ ይመስለኒ።
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 Месяц назад
ህወሓት ከም ፖለቲካዊ ውድብ ናይ ባዕሉ ኣባላት ባዕሉ ብዘቐምጦ መዐቀንን መበገሲ ነጥብታትን(reference) ገይሩ ናይ ምግምጋም ውድባዊ መሰል ኣለዎ።ነዚ ዝሕግዞ ኮ/ቴ ምቁቛም ይኽእል እዩ።ካብዚ ተበጊሱ እገለ ፀገም ኣለዎ እገለ ፀገም የብሉን ክብል ይኽእል እዩ ናይ ውሽጡ ጉዳይ ማለትዩ እዚ ሒዙ ናብ ናቱ ጉባኤ ይቐርብ።ኣብዚ ጉዳይ መንግስቲ ወይ ናይ መንግስቲ መሓውር ክኣቱ ኣይግባእን።ህወሓት ጥዑይ ድዩ ሕሙም ውድብ ኣይብልን ዘለኹ።ከም ፖለቲካዊ ውድብ ግና ናይ ባዕሉ ውሽጣዊ ኣሰራርሓ (Intraparty system)ክኽተል ይኽእልዩ።ብኻልእ መልክዑ ብሙስና ይኹን ብካልእ ብኣባላቱ ኣብ ህዝቢ ዝበፅሐ በደል ኣሎ ኢሉ እንተኣሚኑ ጥቆማ ኮለመረዳእትኡ ናብ ፖሊስ ክሰዶ ይኽእል እዩ ወይ ካልእ ሰብ ዝፈልጦ ወንጀል እንተሎ ነቲ ኣባል ክኸሶ ይኽእል እዩ።እምበር ንምንታይ ብፖሊስ ኣይተፃረየን ኣይብሃልን ናይ ውሽጢ ፓርቲ ጉዳይ ስለዝኾነ።
@MrTaddis
@MrTaddis Месяц назад
እዛ ገበን ትብፅሓኩም እያ ይመስለኒ ወይስ ኮነይ ኢልካ ምሕምዛቕ እዩ።
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 Месяц назад
ኣዴታቶምን የሕዋቶም ክድፈራን ክቕተላን ክከላኸል ዓቕሚ ዘይብሉ ኣካል ኣብ ትግራይ መልሓሱ ኣንዊሑ ይልፍልፍ ፡ትግራይ ሕማም ነብሳ ዝጻወተላ ዘሎ ክልል ።ልማኖ እምበር ፖለቲካ ኣይናትኩምን ያ ደቂ ኣሉላ መታለልቲ ክክክክክ
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Месяц назад
፦ ወዲ መረሳ ታይ እዩ ዝብለና ዘሎ? ስርቂ አሎ ምስ ፀላኢ ምስላፍ አሎ ፀረ ዲሞክራሲ መሊኡ እዩ። አብቲ ማእኸላይ ኮሚቴ። አየናይ ጥዑዩን ዓቅምን ገለልተኛን ፖሊስ እዩ ከፃርዮ? ንዘረብኡ ተኾይኑ ግዜ መሕለፊ እዩ።
@tigrayhumor
@tigrayhumor Месяц назад
ላዛ ትግርኛ ዝብል ቀይርዎ ።
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Месяц назад
፦ ወዲ መረሳ ዘይኽእሉ ተኾይኖም ይውረዱ ኢልኻ መን ይረከቦም ዘሊልኻ ዶ ይውረድ እዩ። ዘውርድ ህዝቢ እዩ። መጀመርያ ዝመርሕ አቀሚጡ። እንታይ ገምጋሙ እዩ። ፦
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Месяц назад
፦ እታ ክልተኹም እትትንትንዋ ዘለኹም ፀገምን መፍትሕቲቱን ዘይፈልጥ የለን።እቶም መራሕቲ ልዕለኹም ይግምግሙን መፍትሒ የቀምጡን እዮም። ኹሉ ሓሳብኹም ዘራይ እበር ፀገም ህዝቢ ዝፈትሕ አይኮነን።
@YosephG.Selassie
@YosephG.Selassie Месяц назад
ኣነስ'ኳ ንኣማኒኤል ኣሰና ምስ ፀረፍክሞ ሚዛነይ ቀኒሰ
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 Месяц назад
አማኑኤል አሰና ካብ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ አይበልፅን
@YosephG.Selassie
@YosephG.Selassie Месяц назад
@@walkthewalktalkthetalk6371 ብረብሓ ተመፂናማ ማዕረ ዲያስፖራ ተቃሊሱ ግን ድማ ሕማቅኮ ኣይተዛረበን
@negazerue7820
@negazerue7820 Месяц назад
ክሳብ ሕዚ አብአ አለኻ ?
@YosephG.Selassie
@YosephG.Selassie Месяц назад
@@negazerue7820 ባዓል ውዕለታና ኣይንረስዕ ሰብ ተተጋግዩ ኣቅሪብካ ትነግሮ'ምበር ኣብ ሚድያስ ???
@solomongebremariam4944
@solomongebremariam4944 Месяц назад
ናማንካ ድዬ ወዲ መረሳ አቤት ትንታነ በዛካ ህፈር ፖለቲካ ዘይትፈልጡ ንሱኩም ኢኩም ሃደ ፓርቲ ገሚግሙ ናይምፅራይ መብት አለወ ንስኩምሰ አብቲ ገምጋም ታይ ተባሂሉ ታይ ትፈልጡ
@selamselam8094
@selamselam8094 Месяц назад
አንታ ደንቆሮ ፖለቲካ ዘይፈልጡ እኮ እዬም ን 30 ዓመታት ዝዘመርዎ ከም ህጻን ክትዝምር ጸኒሕካ ሎሚ ብክሳድካ ምስታሐነቅካ ተረዲኡካ ደንቆሮ . ድሐር ካአ እቲ ቀዳማይ ጸገምኩም ሐሶት ሐሶት ሐሶት እዮ
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Месяц назад
፦ አይተፃረየንን ተይልኻ ባዕልኻ እቲ ሓቂ አቀምጥ ወዲ መረሳ ንስኻ ስለዘይተሓወስኻሉ ካሊእ ሰብ አየፃርይን ማለት ድዩ? ኮፍ ዝበለ ሰማይ ቀረብኡ። ዝግምግም ሰብ መዓስ ፀጊምና
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Месяц назад
ንዐርስኹም ደናቑር ፖለቲካ ለይርድኦም ዑዉር ንዑዉር ዑቡዳት።
Далее
Идея под заказ😂
00:20
Просмотров 168 тыс.
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Идея под заказ😂
00:20
Просмотров 168 тыс.