Тёмный
No video :(

“ዝባን ገድሊ” ምስ በለ: ኩሉ ሰብ ጠጠው በለ! 

Algena Culture & Research
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 2,2 тыс.
50% 1

“ዝባን ገድሊ” ምስ በለ: ኩሉ ሰብ ጠጠው በለ!

Опубликовано:

 

10 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 23   
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
ሊንጎ ንካታተለካ ኣለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ
@zeeMe2323
@zeeMe2323 3 месяца назад
Welcome wedi Eri jegna kulu gize Jegnau keep up serve our country 🇪🇷 🙏 ♥️ 🇪🇷
@letinagimie539
@letinagimie539 3 месяца назад
Lingo hawey selam selam abi seb 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
@amanuelmehreteab6082
@amanuelmehreteab6082 3 месяца назад
Thank you and you brought me back to old good days and you made my day. Keep on going and will enlighten our youth what had transpired.
@saraasfa7825
@saraasfa7825 3 месяца назад
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🌹🌹🌹🌹💐
@dkg4657
@dkg4657 3 месяца назад
Thank you for the audio book
@elenamik9214
@elenamik9214 3 месяца назад
Hay jigna lingo❤❤❤
@tirhaszemiceal7475
@tirhaszemiceal7475 3 месяца назад
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
@negodanegode5390
@negodanegode5390 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብሃንቀውታ ንጽበያ ኣለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aumhayat7218
@aumhayat7218 3 месяца назад
Welcome deqi erey selamkum ybzah ayni abaykum ydefen ❤❤❤❤❤❤
@selameyob4258
@selameyob4258 3 месяца назад
welcome
@wedimobaemobae2557
@wedimobaemobae2557 3 месяца назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤ ayani tidiniguyena aloka ❤🎉❤🎉❤
@letinagimie539
@letinagimie539 3 месяца назад
Bikemey nirekbae ebza Book
@Tsegaygebru-yk8we
@Tsegaygebru-yk8we 3 месяца назад
WEL come lingo hawena gigina
@Solomoneritrean
@Solomoneritrean 3 месяца назад
እዱድ ዘመተ ደጋጊመ ኣቢበ ዘይመነኽዋ መጽሓፍ
@shabatshalom693
@shabatshalom693 3 месяца назад
Ewe kemzirideani eti tera egadalay ab hibreteseb respect neruwo e u
@teklitandebrhan5749
@teklitandebrhan5749 3 месяца назад
ሊንጎ ከመይ ቀኒካ ተጋዳላይ ኮንካ ምስ ሂምታን ጅምታን አናተስሃትካ ገድላዊ ሂወትካ የህሊፍካዮ ህጂ ካ ዩቲበር ኮንካ ኣብ ኣመሪካ ትነብር ኣለካ ህጂ ምስ ሕሉፍ ታሪካ ነዚ ዘለካዮ ሂወትስ ትጽበዮ ዶ ነርካ ወይ ብከመይ አኢካ ከተወዳድሮ አቲ ሂወትካ የቀንየለይ
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 3 месяца назад
ATUM AREGAWUYAN TEGADELTI BI AKUM BI FAS BI GOZOMO MIKTAL ZINEBERE YIKIXIL HADEMTI ERI NAI ISAIAS DIKALA TRAY KOINA
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
ታሪክና ኣይትፈልጦን ኢካ ክትምሃር ፈትን
@lebbebofficial8545
@lebbebofficial8545 3 месяца назад
እዚ እውን "ዝባን ገድሊ" ክኹነን ኣለዎ : : ሊንጎ ተቕርቦ ዘለኻ ውጹእ ሓቂ : ዘይተቓመመን ዘይተገማድሐን ታሪኽ ገድሊ : ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ንውሉድ ወለዶ ነባሪ ስራሕ ወይ ነባሪ ሓድጊ ትገድፍ ኣለኻ : : ነዞም ከነኣእስዎ : ዘይነበረ ክገብርዎ ኢሎም ዝርህጹ ከከም ዝጥዕሞም ንለኣኽቶምን ኣሉታዊ ስምዒታቶምን ከርውዩ ከም መውጺ ትሃኖም ጀላሊሖም ዘቐርብዎን ንዕኡ ሰሚዖም ዝኣምኑን ዝስዕቡን እዚ መደብካ መርዚ እዩ : : እዚ ብውሑዳት ብጽልኢ ናይ ውልቀ ሰባት ዓዊሮም ምስ ነብሶምን ታሪኾምን ዝተባእሱ ተጋደልቲ ነበርን ኣበርክቶ ዘይነበሮም ኪኢላታት ተዛረብትን : ክኢላታት ፈብረኽቲ ታሪኽን ተባሒቱ ዝኸረመ መድረኽ : ኣብ ፍሉይ ግዜ (መድረኽ) ንብዙሓት የዋሃት ዘእመና ናይ ሓሶት መላሕስን ክዕጸፋ የን : : ልቦና እንተሎ ድማ ክመሃራ ወይ ክእረማ እየን : : ንሰውራን ገድሊ ኤርትራን ዘይምስሉ ክህቡ ዝጸንሑ ተጋደልቲ ነበርን ዘይነበሩ ናይ ዘረባ ጨለታትን ዝሓንክሉ መድረኽ ዝመጽእ ዘሎ ይመስለኒ : : ምቅልቓል ናይ በዓል ንስኻን ከማኻ ዝኣመሰሉ ሙኩራትን ምያውያንን ተመራመርቲ ታሪኽ ክበዝሕ ኣለዎ : : ሊንጎ ኣቕሊልካ ዘይረአ በደላት ተጌሩን ይግበር ኣሎን : : * "ሳሕል ወሪድና እንታይ ኣምጺእና " * "ብምጋለይ ተጣዒሰ ንህቢ ይቅሬታ ክሓቶ'የ " * "ደቂ ኣንስትዮ ንመርወይ ስምዒትና ተባሂሉ ይምደባልና ኔረን " * " ሓለፍትና ክመጹና እንከለዉ ደም ሰብ ኢና ንቅርበሎም ኔርና " ወዘተ .. .. .. .. .. .. ወዘተ . . . . . . . . ዝብሉ ነውራማት ተሰሚዖም እዮም : : ከምዚ ንስኻ ትዕደሞ ንውርምናኦም ክገልጹ ተዓዲሞም : : ኣብ ግዜኡ ተጣቒዑሎም : ንዖኦም ሰሚዖም ዝኣመኑ የዋሃት ድማ ኣብዘየድሊ ሓሸውየ ኣትዮም ሓሽውሸው ኢሎም እዮም : : እዚ ውሑድ ዝጠቐስክዎ : ክም ሓላፊቶ ዘረባ ዘይኮነስ መጽሓፍቲ ተመጽሒፉ : ኣብ ቪዲዮታት ናይ ዝተፈላለያ ቻነላት ተሰኒዱ : ዕንኳር ናይ መጻኢ ከይከውን : ናይ መጻኢ ወለዶ ኣብ ክንዲ ምዕባለ መጻኢኡ ዝገብር ነዚ ክርዳድ ከጻሪ ግዜ ከይጠፍኦ ሓቀኛታት ጥራይ ይዓንብቡ : : እዚ ዓይንኻ ዓሚትካ : ኣንጻር ንጹህ ተጋዳላይን መወዳድርቲ ዘይብሉ ሰውርኡን ህዝብን ሃገርን ዝግበር ኩሉ ከኩፉኡ እውን "ዝባን ገድሊ " ክኹነን ኣለዎ : : ዘይነበርካዮን ዘይወዓልካዮን ምዝራብ "ዝባን ገድሊ" ክኹነን ኣለዎ : : ነዚ ተተሓሒዝካዮ ዘለኻ መደብ : ነቲ ሓቂ ምስሊ ገድልን ህዝቢ ኤርትራ ክሰምዕን ክመሃርን ዝደሊ ዓቢ ዕድል እዩ 'ሞ : ብዝለዓለ ስጉሚ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ : :
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 3 месяца назад
AB AGELGILOT TEKETKITKUM GIDAYAT HIJI AB DIASPORA NENHIDKA MIKITITAL ISAIAS DIKALA YIGOS ATUM YEEDUG XULULAT SHAME HAFRINA BIAKUM
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
ናትና ኣይኮንካን ሕልናካ ዘዕረብካ ሓድሽ ዲጂታል ወያነ
Далее
ሓደ ሚልዮን ትግራዋይ
5:42
Просмотров 976