ኣብ ፖለቲካ ጸጋማውን የማናውን ዝብል ኣበሃህላ እቲ ዝለዓለ መሰረታዊ መፍለዪ ኮይኑ ጸኒሑ`ሎ። ግን ንከምኡ ዝበለ ስነ-ሓሳባዊ ደምበታት ንምግላጽ ስለምንታይ እቲ ከምኡ ዝበለ መፍለዪ ቃላት ከም እንጥቀም ሓሲብኩም ትፈልጡ`ዶ? እዚ ኣበሃህላታት`ዚ ቅድሚ 200 ዓመታት ኣብ ፈረንሳ ንዝነበረ ናይ ለውጢ ምልዕዓል ንምግላጽ ተባሂሉ ዝወጸ ቃላት ምዃኑ ምስ እትፈልጡ ትግረሙ ትኾኑ።
Развлечения
11 май 2024