Тёмный

🛑ናሆም ዮውሃንስ (መስተ) ምስ ቆልዑ ኣሸንዳ...ኣብ መቐለ ጓል ኣሸንዳ ፈትየ...መርከብ ቦኒትዋ 

ANGE Up
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 47 тыс.
50% 1

#tigray #ashenda #viral #ኣሸንዳ
🛑ናሆም ዮውሃንስ (መስተ) ምስ ቆልዑ ኣሸንዳ...ኣብ መቐለ ጓል ኣሸንዳ ፈትየ
Like Share Subscribe ብምግባር ፍቕርኹም ግለፁልና። ከምኡውን ሓሳብ ወይ ሪኢቶ እንተሃልዩ ኣብ Comment ፅሓፉልና ወይ ኣብ Telegram @angeupppp ፅሓፋልና።
♥️♥️♥️♥️ የቐንየለይ 🙏🙏🙏🙏
Join this channel to get access to perks:
/ @angeup
🔵 ብተወሳኺ ናይዚ ቻናል Member ተኾይንኩም
✅ ሓደሽትን ብሉፃትን ቪድዮ ቅድሚ ኹሉ ሰብ ክትሪእዎ ትኽእሉ።
✅ ን ኣባላት ጥራሕ ተባሂሎም ዝልቀቁ ቪድዮታት ምርኣይ ይኽእሉ።
✅ ንደስ ዝበለኩም ሰብ ፣ኣርቲስት፣ቤተሰብ፣ኣፍቃሪኹም ኬድና Surprise/Prank ንገብረልኩም ።
✅ Comment ዝፀሓፍኩሞ ብቐጥታ ይምለሰልኩም ።
ከምኡውን ፍሉይ ባጅ ይወሃበኩም።
✅ እዚኦምን ካልኦትን ነገራት ምርካብ ይኽእሉ።
🔥ስለዚ ታይ ትፅበዩ ኣለኹም ሕዚ Join ግብሩ።
Join this channel to get access to perks:
/ @angeup
ኣባላትና ስለዝኾንኩም ብጣዕሚ የቐንየልና።
RU-vid. Ange Up
/ @angeup
🟦 Facebook Account Ange Up
profile.php?...
TikTok
ange__up
vm.tiktok.com/ZM2vTnbbv/
Instagram Ange Up
ange_upp?igshid...
#yadaprank#yadatube#gereemunprank
#trynottolaugh #funny #tigrigna
#gere emun part 141 ገሬ እሙን ክፋል 141 ተበላፂት ክፋል 9 #tigrignaprank#chlako#yadaprank#YadaTube
#gereemun#Gere Emun Part 138#ገሬእሙን138#gereemumentertainment
#tigrignacomedy
#tigrignaprank#gere emun part 140
#gereemunentertainment#ገሬእሙን ክፋል 140
Enjoy and Subscribe now
THANK FOR WATCHING DON'T FORGET TO
SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL ICON 🔔
#gere emun part 141
#gere emun part 140
#Gere Emun 141
#Gere Emun 140
ገሬ እሙን ክፋል 141
gere emun entertainment#ገሬ እሙን ክፋል 140
#new Eritrean tiktok 2023#new Tigrigna tiktok#tigray#new tigrigna music 2023#maggy show#heny emu#yada tube#kezahta#laza tigrigna#gere emun part 140#gere emun 140#gere emun part 139#gere emun part 141#neshnesh#eritrean#etihiopian#tigray#new#tigrigna#ebs#gere emun#j#hlna part 21#hlna 21#ሕልና ክፋል 21#Eri Tv#Hlna 22#Dadi&Mami#star entertainment#ነሽነሽ ቲቪ##new eritrean movie 2023#eritreanfilm2023
yonas maynas comedy,dawit eyob comedy gangster, dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2023, wez tube, Hanza Tube /YH/, Awlo
Media A0 248, ebstv worldwide,Eritrean Movie,
Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New
Eritrean Movie 2023, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi
Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New,
Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus, LTV
World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube,
Hope Music Ethiopia, mer o2eI, Asser Tegaru,
Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi
Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana
Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment,
Wushatena Media, 16 ? Gere Emun, Star
Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding
Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding., eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance,eritrean music, eritrean music 2023, nevw ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, AANt
OD C9 heny emuhenyemu,1 AOD,ONE LOVE channel,couples challengejofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today.ephrem amare, admas music,new eritrean music 2023,ethiopian music 2023,new ethiopian music 2023,amharic movieethiopian comedy.eritrean movie,eritrean comedy.eritrean film,Eri-TV,.New Eritrean movie 2023 new eritrean movie 2023,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today.eritrean movie, eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new.eritrean movie 2022 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2022 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy.yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu

Развлечения

Опубликовано:

 

23 авг 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 183   
@happyofblij6038
@happyofblij6038 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ተሓጊሰ ህዝቢ ትግራይ እንቃዕ ናብዚ ክቡር በዓል ብሰላም ኣብቕዓኩም ብሰንኪ ዞም ወረርቲ ሰለስተ ዓመት ምሳኹም ተሳቕየ ኢየ ሕጂ ነዚ ምስረኣኹ ግን ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ምሉእ ሰላም ክኾነልኩም ከኣ ይምነ። ሓውኹም ካብ ኣከለጉዛይ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 10 месяцев назад
Deqi Akele deamo huxubat meanta endikum❤❤❤❤❤❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 10 месяцев назад
❤❤❤
@ArsuMan-sz7uk
@ArsuMan-sz7uk 10 месяцев назад
ኣከለ ናይ ቁርፂ እዋን ኣሕዋት ኣጆኹም ካብ መቀለ የ ዝፅሕፈልካ ዘለኹ ዞም ኣሕዋተይ
@happyofblij6038
@happyofblij6038 10 месяцев назад
@@ArsuMan-sz7uk ኣጆኺ ኩሉ ግዜ ብሓደ ኢና ምሉእ ሰላም ኮይኑ ክርኢ ከኣ ደስ ይብለኒ ንዓመታ ከኣ ብሓደ ከነሕልፎ ንኸውን
@happyofblij6038
@happyofblij6038 10 месяцев назад
@@lemlemmirach7838 የቐኒየልና መዓረይ ስርዓታት ኢዮም ፈላልዮምና እምበር ዘይሓደ ኢና
@selam3762
@selam3762 10 месяцев назад
ዋአ ታይ ኢኩም ታርኢዩና ለለኩም ናይ ባሓቂይ ናሆም መሰተ አብ ትግራይ አሎ ዋይ ለይንሰምኦ የለይ ዙወዲ ሰበይቲይ ታዲኡ ክገብር መፂኡ ሰበቱ አብ አዲሰ አበባ ተጋሩ ላጠቆመት ተእሰር ዝነበርት ንሳ እንድያ አር ተጋሩ ግደፉ ሰብኩም ፍለጡ ላሓሰሓሰ አይትቀሉ ዋአ አነ አብ ትግራይ ተትነብር እሞ ተዝርክቦ ክቀትሎ ነይር እየ ወዲ ለማኒት
@70wit
@70wit 10 месяцев назад
Eko🙃
@user-lv7tu3sc3d
@user-lv7tu3sc3d 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ናይ ቆጽሊ ሹም እዩ ኣሸንዳ ዝብኢ ኣሸንዳ ብካርያ ከም ዝባሃል ቆፅሊ እዩ ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ እዩ ብመዝሙር ምስጋና ዶሞ ይዋዓል ምክንያቱ ብዘበነ ኦሪት ንደቂ ኣነስትዮ ብሰንክክን ካብ ገነት ተባሪርና ኢሎም የናእስዎን ነይሮም ዳሓር ግን ብእመቤትና ድንግል ማርያም ክብሪ ተመሊስልና በዚ ደማ ኣሸንዳ ደናግል ክብላ ይፍቀደለን እመቤታችን መመኪሕትና ስለዝኮነት❤❤
@melawit-melawit
@melawit-melawit 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ማለት ኣዴና ክድስቲ ድንግል ማርያም ዝዓረገትሉ ክቡር መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ በዓልዩ🥰🥰
@slamslam8991
@slamslam8991 10 месяцев назад
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@makdatube8713
@makdatube8713 10 месяцев назад
የቀኒየልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቅ ❤❤፡💛💛❤🤴🤴
@user-ts2no1ff8r
@user-ts2no1ff8r 10 месяцев назад
ተኣምረኛ ህዝቢ እካዕስቲ ናብዚ ኣብቀዐና ተመስገን ኣምላክ ምሉእ ሰላም ይግበረልካ ህዝበይ🙏
@weynotube7
@weynotube7 10 месяцев назад
🥰🥰🥰 ክብሪ ነቶም ሂወቶም ከፊሎም ሂወት ዝሃቡናን ነዛ ብርሃን መዓልቲ ክንርኢ ዝገበሩና ጀጋኑ ይኩን!! መልሲ=ኣሸንዳ ማለት ሳዕሪ እዩ።ማርያ(16) ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝዐረገትሉ መዓልቲ እንትከውን ደቂ እስራኤል ደናግል ደቂ ኣነስትዩ ነቲ ኣሸንዳ(ሳዕሪ)ኣብ መዓንጠአን ኣሲረን ልሰነያሉ መዓልቲ እዩ: ብኡ ም/ት ደማ ኣብ መዓንጣና ኣሸንዳ ኣሲርና ነክብሮ
@user-yp3zm6dh1x
@user-yp3zm6dh1x 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ቅድስት ንማርያም ተመሰገን እግዚአብሔር አምላክ እንኳዕ ደስ በለኩም ተጋሩዋኒ🙏🙏🙏💛❤️✅✅✅✅✅
@hgf6568
@hgf6568 10 месяцев назад
አሸንዳ ማለት ቆፅሊ ኮይኑ ሃይማነታዊ እዩ ናይ አደና ቅድስቲ ደንግል ማርያም ዕርገታ
@heru12169
@heru12169 10 месяцев назад
ጋሻ እየ ግን ሳብስክራብ ጌረ እየ ጀሚረ ወዲዓደይ ንተጋሩ ማ ክነተባብዕ ኣለና ዋ
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
🙏🙏🙏🥰🥰
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
ይቕሬታ Comment ጠፋኡ ነይሩ ኣስተኻኺልናዮ ኣለና 🙏🙏
@frehailu3394
@frehailu3394 10 месяцев назад
ኦፎፎ መርከበይ ፈትየ ሞይተ ኣነ ናብ ካልእ ከይተሓስቡ በዓል ሙሉእ ሕልና ስለዘሎ ክርኦ ብጣዕም ይሃፅፅ ይፈትዎ የድነቆ💘💘💘💘
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ማለት እዝ ብድሕረኻ ዝእሰር ቆፅል እዩ ንክብሮዳማ ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ዕረገታ ሰለ ዝኮነ እዩ ኣሸንዳ ብድሕረካ ኣስርካ ዝድረፍሎ ዳማ ኣዋልድ ኤስራእል ዕንጨት ናኣረየ ነይረን ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ናዓረገት ምስ ረአያ ንሱ ብድሕረአን ኣስረን ናደረፋ ኣፋነይኣ
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 10 месяцев назад
ንሓሰ 16 ዝክበርሎ ደማ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝዓረገትሉ ዕለት ስለ ዝኮነ እዩ
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
👍♥️♥️
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 10 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐና ዝያዳይ❤ ቆፅሊ ኣሸንዳ ብመላእክት እውን ይምሰስልዎ እዮም ኣቦታትና ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብቅዱሳን መላእክት ክትዓርግ ከላ ብኣክናፎም ንጉራን ንምዝጋን እናዋዛወዙ ሒዘማ ዓርጎም ናብ ሰማይ
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሓወይ ናተይ ካብቲ ዝሓለፈ ዓመታት ሎሚ ይሓይሽ ብዝቃደመ ተመስገን እስቲ እቶም ኣሕዋትና ዳሃዮም ሲኢና ኣብ ጭንቀት ዘለና እግዚኣብሔር ኣምላክ ወሪ ሓጎስ የስምዐና ሎሚ ኣብ ስደት ንዓመታ ድማ ኣብታ ገነት ውቅብቲ ዝኮነት ዓድና ክንሐልፎ ዕድመ ይሃበና ፈጣሪ❤
@user-ov1vy3cm2t
@user-ov1vy3cm2t 6 месяцев назад
ብሕልሚ እምበር ብጋህዲ ኣይመሰለንን እዋይ ዝዓደይ እንካ ናብዙይ ኣብቀዐኪ ካብኡ ንላዕሊ ክትደምቂ እውን ይምነየልኪ
@user-zu2zt3sy5z
@user-zu2zt3sy5z 10 месяцев назад
እሹይ ማዓረይ እና ኣሜን ሙቁረይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ሓላለይ ልዓመታ ምስኣቶም ዘክብሮ ይግበረኒይ ካብ ሰደት ተመሊሰ ኣምላክ ኣባይ ሰደተይ ኣሕፅረለይ ዓደይ ህዝበይ ነፊቀ 8 ዓመት ሰደት ባእእእ
@melataskal9201
@melataskal9201 10 месяцев назад
ደቂ ትግራይ ቆሉዑ ኣሸዳኣ ❤❤❤❤
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o 10 месяцев назад
አሸንዳ ማለት ቃል ብቓሉ ተወሲድናዮ እቲ ቆልዑ አሸንዳ አብ ድሕሪተን ዝኣስርኦ ቆጽሊ እዩ❤ እዚ በዓል ዝክበረሉ ምክንያት እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ብሓይሊ ወዳ ካብ ሙታን ተንሲኣ ናብ ሰማይ ዝዓረገትሉ ቅዱስ መዓልቲ ስለዝኾነ እዩ። ኣሸንዳ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ዝኾነሉ ምክንያት እመቤታችን እንትዓርግ ምስኣ ዝነበራ 36 ቅዱሳን ኣንስቲ ቅዱስ ዳዊት ብበገና እናዘመረላ መላእክቲ እናመስገንዋ ሪአን ስለዘመስገናኣ እዩ። ብፍላይ ብኣይሁዳውያን ብኣኻትን በእንተ ሔዋን ተአፅወ ሆህተ ገነት ( በሔዋን ) ምክንያት ካብ ገነት ወፂና እናበሉ ንደቂ ኣንስትዮ ምልክት ሓጢኣትን መርገምን ገይሮም ይንዕቅወን ስለዝነበሩ ነገር ግን ብሔዋን ዝተዓፀወ ብድንግል ስለዝተከፈተ " በእንተ ማርያም ተርህወ ለነ " ብሔዋን ፍረ ሞት እንተበላዕና ብድንግል ማርያም ድማ ፍረ ሕይወት ስለዝረከብና ብፍላይ ንደናግል መመኪሒተን እያ። ሔዋን ቀዲማ ጥንት ኣብሶ (መርገም) ከምዝተንከፋ እምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ድማ ቀዲማ ካብ ጥንተኣብሶ ነፂሃ ስለዝተረኸበት እዩ
@user-hn8yb9ig8j
@user-hn8yb9ig8j 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ማለት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ናብ ስማይ ዝዓረገትሉ ማለት እያ ማይማኖታዉእዩ ባህላዊ እዉን እዩ🙏💘💘
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ማለት ቆፅሊ እዩ እቲ ብድሕሪትና ዝእሰር❤
@user-gv3zh8kn9d
@user-gv3zh8kn9d 10 месяцев назад
አሸንዳ ማለት ናአዴና ቅድስት ድንግል ማረያም እዩ እዚ ማለት ካአ በቲ ናይ ሎሚ ዘይኾነስ በቲ መፅሓፍ ቅዱስ ናይ ደናግል እዩ ባህላዊ ክዳን ኹሕሊ ዓዲ ጠስሚ አሸንዳ ገይረን ይፃወታ ከምናይ ሎሚ የኾነይ ❤ ብዝበለፀ እንኳዕዕ አብፀሐክን
@yergalemtigray4361
@yergalemtigray4361 10 месяцев назад
ደቂ ትግራይ ሸካራታት 💖♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@hiboobi9757
@hiboobi9757 10 месяцев назад
ፅሩይ ቀፅለሉ❤❤
@user-re5uw4oj5x
@user-re5uw4oj5x 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ናይ ኣደና ቅድስት ቁድሳን ድንግል ማርያም ናይ ባዓለ እርገታ እዩ ናይ ባዓሉ ንኹሉ ህዝብ ክርስቲያን ዝምለከት እዩ ብፍላይ ደማ ደናግል ደቂ ኣንእስቲዮ ዓብይ ክብር ባዓል እዩ በጋይላ ዘይኮነስ ብውዳሴ ክኾዉን ኣለዋ ኣወልድ እየሩሳሌም ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ታኣረግ ከላ ብዝማረ በውዳሴ ኣመስግነናኣ የኤን ሰለዚ ኣሕናወን ከምኣታተን ንከዉን ኣለና እዚ ኣብ ሸምጥና ንኣስሮ መቃነት ደማ ድሃዋርያ ቶማስ ዛሃበቶ ማቃነት ናቱ ምሳሌ እዩ ንጥቆሞ ዘለና ብተዉሳኽወን እዚ ብድሕርትና ዞላ ቆፅል ደማ ናይ ቅድሳን መላእኽት ዝገልፅ ምሳሌ እዮ በረከታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኹልና ይኹን ኣሜን፫❤
@gggy1740
@gggy1740 10 месяцев назад
ኣሰይ እንካዕ ሙሉእ ሰላም ወረደልኪ ትግራይ ዓደይ
@efremmulualem-jz3cg
@efremmulualem-jz3cg 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤😍😍😍እወ ወዲዓበይቲ ንዓመታ ድማ ሙሉእ ኣሸንዳ ከም ዝኮን ኣጠራጠርን❤❤❤❤
@fyeriwelegebrel3876
@fyeriwelegebrel3876 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ማለት ሱም ሳዕሪ እዩ። ኣብ ዕለተ(16) ዕርገተ ቅድስት ድንግል ማርያም ደናግል ደቂ ኣነስትዩ ኣብ መዓንጠአን ዝኣስርኡ ሳዕሪ:
@Awetberhe-rt2zl
@Awetberhe-rt2zl 10 месяцев назад
Ange ጎበዝ ኢካ ኣድናቂካ እየ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤
@iopo2749
@iopo2749 10 месяцев назад
ተመስገን ፈጣር ደቅ ዓደይ ሸካርት❤❤❤❤
@lilitylility4864
@lilitylility4864 10 месяцев назад
ተመስገን እምላክ ህዝቢኻ ሓደራ😢❤❤
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 10 месяцев назад
ተመሰገን ዓደይ ውቅብቲ ምለእ ሰላም ይገበሪና🙏♥️❤
@user-ro5li6lj8b
@user-ro5li6lj8b 10 месяцев назад
መቐለ የኾነይ ናሆም አአ እዩ ተረጋግዑ
@user-yh2gi4og8k
@user-yh2gi4og8k 10 месяцев назад
ኣሽንዳ ማለት እማ ናይ ኣደና ቅድስተ ድንግል ማርያም ዕርገታ ዝንገረሉ እዩ ማለትይ ድንግል ማርያም ኣብ ዝዓረፈትል ግዜ ናይ እስራኤል ደቅ ኣንእስትዮ ዕንፀይት ክኣርያ ምስ ከዳ ንእመቤታችን ኣብኡ ምስ ረአይኣ ዕንፀይት ገድፈን ኣሽንዳ ኣብ ሽምጠን ኣስረን ዝወደስኣ እዩ
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s 10 месяцев назад
ብጣዕም ትሓጉሰ ተጋሩዋኒ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@efremmulualem-jz3cg
@efremmulualem-jz3cg 10 месяцев назад
😍😍😍😍❤❤❤❤ብጣዓሚ እዩ ዘቅንእ ንዓመታ ግን ኣይቅረን እግዚኣብሔር ይታሓዎሶ።❤❤
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 10 месяцев назад
Hasab libeka yesmirlka fetari🙏
@user-vj9uh1ji2i
@user-vj9uh1ji2i 10 месяцев назад
ኣሸንዳ 16 ናሓሸ ማለት ናይ ደናግል ናይ ቀድሰት ድንድል ማርያም ዝኣረገትሉ አዩ ።ፍልይ ብዝበለ ናይ ደቂ ኣንእሰትዮ ብነፃነት ዝፃዎታሉ አዩ ኣሸንዳ ወዘተ::::::::🌿🙏🙏🙏
@efremmulualem-jz3cg
@efremmulualem-jz3cg 10 месяцев назад
❤❤❤❤😍😍😍ድጄ ኣሹስ?😍😍ብጠዓሚ እየ ዘድንቆ እኮ።❤❤❤
@TsritiTsriti
@TsritiTsriti 10 месяцев назад
ደቂ ትግራይ❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ፍቕረይ ኾርየ እየ ናይ ኣሸንዳ ኽዳን ዘይገዛእኻለይ
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
ውይ 😧😍😍
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 10 месяцев назад
😂😂😂
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 10 месяцев назад
ብሓቂይ እየ ክክክክ
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 10 месяцев назад
Temsegene Amelake kidusan Nabzi zebtshna fetwate Jeganu Hezebey 💛❤️💛 Enqwa Abtsehekume Abtsena💐🌹🎉🎉🌹💐🎉🌹💐🎉🌹💐🎉🌹💐💛❤️💕💕💕💕💕💕💕💕💕 Tigriay Adey mulue selamki yesemena AMEN 🙏❤️💛😘
@user-vb3uq7lk7q
@user-vb3uq7lk7q 10 месяцев назад
N mezemran kal hywet yesmealna Zmare melaikt yesmealna
@medifkr8731
@medifkr8731 10 месяцев назад
እንኳዕ ደሓን መፃኻ ፍቕረይ💋💋
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
🥰🥰♥️♥️♥️
@suge2370
@suge2370 10 месяцев назад
ten ms nohom zelewa kolau tegaru dyen walas 🇪🇷
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 10 месяцев назад
ይፈትየካ እየ ዝፈትየካ ናተይ ❤️
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
😍♥️♥️♥️
@user-yf4vp4ui5u
@user-yf4vp4ui5u 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@user-wc8xe7ix1z
@user-wc8xe7ix1z 10 месяцев назад
𝙨𝙚𝙡𝙖𝙢 𝙨𝙚𝙡𝙖𝙢 𝙜𝙖𝙨𝙝𝙖 𝙚𝙮𝙚 𝙢𝙜𝙚𝙯𝙖𝙠𝙪𝙢❤❤❤
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
Welcome 🤗♥️♥️♥️
@dassshdfg698
@dassshdfg698 9 месяцев назад
❤💛😊
@saaraaraya5413
@saaraaraya5413 10 месяцев назад
👍👍👍🌹🌹🌹
@bayegere838
@bayegere838 10 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Eden976
@Eden976 10 месяцев назад
Tnx God for everything ❤
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
♥️♥️♥️👍👍
@user-pe2zp5tt8v
@user-pe2zp5tt8v 10 месяцев назад
❤❤❤❤
@sabadesta52
@sabadesta52 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 10 месяцев назад
አሸንዳ ማለት ናይ እመ ብርሃና ዕርገታን ትንሳኤን እናዘከርና እንክብሮ ብዓል እዩ ከም ናይ አዴታትና ክዳን መቀነት ጌርና ተከዲና አሸንዳ አሲርና ምክንያቱ እቲ መቀነት ሃወርያ ቅዱስ ቶማስ አብ ሃገረ ህንዲ ስብከት ኔሩ ብደመና ተፃዒኑ ክመፅእ እንከሎ እመ ብርሃን ክትዓርግ ከላ ዝረአየ እሞ እቲ መግነዝ ድማ ምስክር ከም ዝሃበቶ እሞ እቶም ቅዱሳን ሃወርያት ተካፊሎም አብ መስቀል ናይ አቦታትና ዝአስርዎ እዩ እቲ ቆፅሊ አሸንዳ ድማ ቅዱሳን መላእክት ንእመ ብርሃና እናወደሱ ከም ዝዓረገት ዘመልክት እዩ❤አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያ ዝዓረፈትሉ 21 ጥሪ ዝተቀበረትሉ 14 ነሓሰ ዝዓረገትሉ / ዝተንሰአትሉ 16 ነሓሰ ሰለዚ ሃይማኖታዊ ሰለ ዝኮነ አማን ብአማን ተንሰአን እመ ብርሃን እናበለና ንእመ ብርሃና ንውድስ ካብ ብዙሕ ብውሕድ እዩ ሰናይ ቅንያት አሸንዳ ናይ እመ ብርሃን በረከትን ረዲአትን ይሕደረና ሰላምን ፍቅርን ንኩሉ ዓለም❤❤❤
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
👍👍♥️♥️🙏
@user-ty6lz9sd9g
@user-ty6lz9sd9g 10 месяцев назад
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-mf5rv1lr7p
@user-mf5rv1lr7p 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛
@ter930
@ter930 10 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛
@samerhmahlet
@samerhmahlet 10 месяцев назад
❤❤❤😍😍😍
@user-vg6lo8nn2y
@user-vg6lo8nn2y 10 месяцев назад
❤❤❤
@sameras2432
@sameras2432 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 10 месяцев назад
❤❤❤❤️🙏🙏🙏
@user-pu5md4nt7u
@user-pu5md4nt7u 10 месяцев назад
ዓይንና
@hanateklay-ox2fl
@hanateklay-ox2fl 10 месяцев назад
🥰🥰🥰❤❤️❤️😊
@fortune8949
@fortune8949 10 месяцев назад
It was 👍 Neameta yabtsihane
@makdatube8713
@makdatube8713 10 месяцев назад
❤❤❤💛💛💛🤴🤴
@tsegatekle3373
@tsegatekle3373 4 месяца назад
Away hsret
@rigbyrigby5599
@rigbyrigby5599 10 месяцев назад
💞💞🙏
@berihu07
@berihu07 10 месяцев назад
ኣሸንዳ ናይ ቖጽሊ ሽም'ዩ። እቲ ቆጽሊ ኣሸንዳ ወኻርያ፣ ኣሸንዳ ዝብእን ኣሸንዳ ሰብን እናተብሃለ ድማ ይጽዋዕ።🎉
@user-ig2il2rx5j
@user-ig2il2rx5j 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤😍😍😍😍
@waskan2494
@waskan2494 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@bayegere838
@bayegere838 10 месяцев назад
💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟
@tfoudawit6855
@tfoudawit6855 10 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️
@senhitsenhit
@senhitsenhit 10 месяцев назад
🥰❤️🥰❤️🥰❤️
@user-nr2ps1pq6j
@user-nr2ps1pq6j 10 месяцев назад
ኣሰይይይይ🎉💋💊🔰
@SalamahHakami
@SalamahHakami 10 месяцев назад
በርትዕ ሓወይ🤴❤️
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
🥰😍😍
@user-hf4vb2hi8z
@user-hf4vb2hi8z 10 месяцев назад
ደቂ ትግራይ ሽካራት🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ur3xs8dn4b
@user-ur3xs8dn4b 10 месяцев назад
ሰላም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-cy5bw3wh1f
@user-cy5bw3wh1f 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mosho-ve1yg
@Mosho-ve1yg 10 месяцев назад
💞💞💞💞😘😘😘😘😘
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 10 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@azebtigray6298
@azebtigray6298 10 месяцев назад
🥰🥰🥰🥰
@hfhf526
@hfhf526 10 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✌️✌️✌️✌️
@YfGsf-zv9tt
@YfGsf-zv9tt 10 месяцев назад
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@user-uw5ub3vu9b
@user-uw5ub3vu9b 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@michealehaile989
@michealehaile989 10 месяцев назад
🥰🥰🥰❤❤❤❤👌👌👌👌
@yohanaissac9982
@yohanaissac9982 10 месяцев назад
Nahomey fqri❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 10 месяцев назад
❤❤❤❤🎉
@hfhd2156
@hfhd2156 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤💛❤️💛❤️💛❤️💛
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@ShhhHhh-xd1jd
@ShhhHhh-xd1jd 10 месяцев назад
❤❤❤❤💖💖💖💋💖
@user-co8mr6xn7m
@user-co8mr6xn7m 10 месяцев назад
አሸንዳ ማለት ነየ ትግራየ ባህል ሰለነ በትለየ ደቀነሲቲዮፍሉየ መልክዕ ገይረን ትቆኒን ትካሒለን ዘትፈላለየ መጋየፂ ገይረነ ዘወፃል ዕለትአየ
@tsegat6873
@tsegat6873 10 месяцев назад
ብጣጣዕዕሚ ስለ zfetekuka Sub Gereka Qexlelu
@angeup
@angeup 10 месяцев назад
🙏🙏🙏🥰🥰
@user-rq5je5mp5f
@user-rq5je5mp5f 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@venushagos-qb1vn
@venushagos-qb1vn 10 месяцев назад
🥰🥰🥰🥰🥰💛❤️💛❤️💛❤️
@arefainealem9233
@arefainealem9233 10 месяцев назад
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@kahsaygebru9798
@kahsaygebru9798 10 месяцев назад
ትግራዋይ ንጽቡቅ ዝገበረሉ ዝሽንድሕ ማለት እዩ
@dahlak3739
@dahlak3739 10 месяцев назад
ክብሪ ንትግርኛ
@user-yt3jf6xz6j
@user-yt3jf6xz6j 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@fyu7tt457
@fyu7tt457 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪🏖🏖🏖🏖🏖🏖💯💯💯💯
@fyu7tt457
@fyu7tt457 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯🇻🇳🇻🇳🇻🇳💯
@dawithaile94
@dawithaile94 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Conquering fears and slippery slops on two wheels!
00:18
你们会选择哪一辆呢#short #angel #clown
00:20
Не поймаю говоришь? ;)
0:55
Просмотров 2,8 млн